Dehay Eritrea ህወሓትን ህግደፍን ይራኸቡ ድዮም? ደሃይ ኤርትራ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 9 ก.ย. 2024
- Dehay Eritrea ህወሓትን ህግደፍን ይራኸቡ ድዮም?
ደሃይ ኤርትራ ምስ ዶር መብራህቱ ኣተወ ብርሃንን ሓው ሰንጋል ወልደንሰኤን ብዛዕባ እዋናዊ ጉዳያት ሃገርናን ከባቢናን ተዘራሪብና ኣሎና ምክትታልኩም ንዕድም፥
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
30 ሓምለ 2024
#bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #WolaytaMusic #Eritreanmusic #bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #oldtigrignaclassicalmusic
ደሃይ ኤርትራ!
ደሃይ ኤርትራ
እዛ 270 ሽሕ ወታሃደራት ኣለዉና ምባሎም ንታህዲድ እያ እምበር ሓቅነት የብላን። ንባዕሎም መግቢ ዘይብሎምስ ን270 ሽሕ ወታሃደራት ካበይ ኣምጺኦም ይምግቡዎም ኣለዉ? እዚ መቐጸልታ ናይቲ ናይሓሶት ሪፖርት ንሰርሕ ኔርና ዝብልዎ እዩ።
💙Aye Eritrawiyan nay hagerkum guday ftah ktemxeu geda nmeseyat hagizkum nhzbkum kab zelehalemawi xntet zeytedhnwo tegaru gudayom bahlom alewuwo💙🙏🏻🙏🏻
Dr. Mebrahtu's pragmatic analysis reflects his deep knowledge he has amassed.
ሰላማት ድሃይና ናይብሓቂ ጽቡቕ ትንታነ እዩ ይኹንምበር ሓዊ ሰንጋል ቁሩብ ማዕረ ኤርትራን ትግራይን ምራዩ ዘይሚዛናዊ ኾይኑ ረኺበዮ ኣባና ናይ ምዝራብ መሰል ኣብዘይብሉን ፖለቲካዊ ውዳበታት ዘይብሉን ክንሱ ነቲ ኣብትግራይ ዘሎ ፖለቲካዊ ባይታ ከምዘይረኣየን ዘይሰመን ዐን ኮይኑ ሃሊፍዎ ኣብዝ ሒጂ እዋን ኣብ ኢትዮፕያ ትግራይ ጥራይ እዩ ናይ ፖለቲካ ነቀፈታታትን ካልእን ዝትግበር ዘሎ
I don’t know how anyone compares politics of Tigray with politics of Eritrea which is issias there is no such politics in Eritrea zero:::
Did you mean Tigray got better political environment, waging endless ethnic wars against Tigrayans & other Ethiopian ethnic groups inside & outside of Tigray?
It's too bad you had no idea that Tigray is disintegrating.
Greeting from Adi halo🇪🇷 to Moscow 🇷🇺 not to ክልል ትግራይ💊 😅
ምዓስ ሕጊ ኣኽቢሮም ይፈልጡ ሕውሓት? ታሪኾም እውን ኣይፋልን ዝብላ ክልተ መልሓስ ሒዞም ክመጹ እዮም ዝፍለጡ።
ልቢ ትግራይ ጥውይዋይ ብዘይ ምኽንያት ኣይተባህለን።
ልቢ ትግራይ ዝብል ስም ኣይምተዋህቦን መገዲ ከረን።
እዋእ ምስ ህዋሓት እንድዩ እቲ ውዑል ፕሮቶርያ ፈሪሞሞ እቲ ዘፍረሶ ኣብይ እኖድዩ እንደገና ተመዝገቡ ዝብል ዘሎ። ኣብዚ ሰንጋል እዩ ሲሒቱ ዘሎ። ኣብ ሓደ ክሊ ንምምሕዲር ባዕላ እታ ክሊ ክትመርጽ ዘሎዋ። ዋላ ምርዳእ ዘይብሉ ሕጊ እኮ ቁዋም እዩ ከማእክሎም ዘሎዎ። ከምቲ ዉዕሎም ብቊዋም ዝተሞርኮሰ ዝብል መረዳእታ ዘሎኒ
❤❤❤❤❤
😢
2] ክሊቲኦም ዑዱማት ግምጣላት ሻዓብያ እዮም?
very matured analysis dear brothers 🙏
ጽቡቕ መበገሲ ምይይጥዩ ቀጽሉሉ።እዋናዊዩ።
After 50 years of TPLF's ethnic wars against the Ethiopian, Eritrean & Somali people, the bitter truth is Ethiopia is broken apart into conflicting ethnic islands, permanently isolating Tigray.
Therefore, Tigray will continue to pay the consequences of TPLF's ethnic wars & the price of TPLF's miscalculated adventure, disintegrating the TPLF..
"'THE GAME IS OVER"! PIA
Entay yietiuka bezaeba tegaru eritreawi entekonka
ኣንበሳን ድሙን ብምንታይ እዩ ዝወዳደሩ?
Kehadti hagetom
ናይ ክልቲኦም ሓሳብ ተኸታቲለዮ። ዶ/ር መብራህቱ ግን ካብ ታሪኽ ዝተማህረ ኣይመስለንን። ሕጂ’ውን ምስ ትንሳኤ፣ ኣሰና (ዓድዋ) ቲቪ ሸኾርተት ክብል እዩ መሪጹ። ኤርትራውያን ዘድልዮም ዶቦም ሓንጺጾም፣ ልክዕ ከም ጅቡቲ ምስ ጎረባብቶም ብሕጊን ስርዓትን ምልፋን እዩ። ኤይድስ ዘለወን ባሪስታታት፣ ንኤርትራ ቡን... ከይኣቱ ምክልኻል፣ ጠራሮ ኣብ ከባቢ ባድመ፣ ካርታ ዓባይ ትግራይ፣ 100 ሺሕ ኤርትራውያን ሕብሪ ዓይኖም ስለ ዝጸልእዎ ብግፍዒ ኣባሪሮም፣ ኣብ ኤርትራ መንግስቲ ምቅያር፣ ኣይ ሰላም ኣይ ዂናት ጌርካ ኤርትራ ምብዳም ዝሓለነ ሓውና ምባል ንኤርትራውያን 100 ዓመት ንድሕሪት ክትመልስ ምፍታን እዩ። ሰንጋል ከም ዝበሎ “ካብ እንቛቁሖ ተመን ጫቚት ኣይትጸበ
መአረምታ ! ካብ ህግደፍ ፍታሕ ምጽባይ !?
ከምቲ ሓው ሰንጋል ዝበሎ ! ካብ ናይ ሐርገጽ እንቋቅሖ ርጊቢት ምጽባይ ማለት እዩ ንምባል እዩ።
ጽቡቅ ሐሳብ ዶክተር ❤🎉
ኣብ ኤርትራ ፖለቲካዊ ሰልፊ ኣሎ ድዩ?? ኒይ ሓደ ጉጅለ ብሽምገህግደፍ ቀጸላነት ናይ ህዝባዊ ግንባር ብረታዊ ገድሊ መሪሑ ዝመጸ ንስልጣንጨውዩ ዝሓዘ ከም ሰልፊ ዶ ይቚጸር እዩ ገሪሙኒ ኣሎ፣ ፖለቲካ ብኸምዚ ክትንተን ኣይነበሮን
ካባኽሽ ዝማሀር የለን
እንትም ሰባት ሕምድ ብልዕ ምስትግራይ ክትሰማምዑ ካብምሕሳብሲ ብዛዕባ ኤሪትራ ግዳ ዘይትዛረቡ ዘዘሊልኩም ምስትግራይ ክትሕውስን ካብትሐስቡ ድሁላት
19:42 Behafescha poltica nay tegaru mara abwilqawi rebha zitemorkese mikuwanu kitsereo axegami yegebro.
I think the tigrian politicians and some scholars are not in a position of doing what they supposed to do in prioritizing the real issues they have right now. Instead of talking about democracy; political ideologies and so on… they should united working day and night for the implementation of the South African agreement with in the time frame of agreement and let the people return to their home and secured Tigray regional boundary as it was before. Second, with all the problems tplf has, now is not the time to talk about power struggle or the party’s policies. Tplf leadership need to united and fight for the party legalization as it was before. Then they can do whatever they want with the party’s configuration later on.
Open expert discussion could be possible solution ..let's learn and grow togther
ተጋዳላይስ ተጋዳላይ ደኣ!!
ላምሲ ብኢዳ ዝቐርባስ ብእግራ ትሓክኽ ይበሃል።
ተጋሩ ቅድሚ ጎረቤትና ምባልካ ኣሕዋትና 'ዮም። ጎረቤትና ትበሃል ኢትዮጵያ'ያ።
ተጋሩ ኢትዮጵያን ዘይኮኑን? ብሓይሊ ካብ ሃገሮም ከተውጽኦም ደሊኻ።
@@efremyemane205 ቅድሚ ምሕሳብካ እንተ ተዛሪብካ ንገዛእ ነብስኻ ክትጉዳእ ኢኻ!
ተጋዳላይ ሻዕብያ ዋላ ድግሪ ይሃልዎ፡ ቁጽሪ ሓደ ደንቆሮ እዩ፡ (emotional intelligence) ዝብሃል የብሉን፡ ኩሎም ስንኩላን ኣእምሮ እዮም።
@@sofoniasdaniel5547 ብራቮ! ንሕና ኣይንሕመቕ ሶፊ! ሻዕቢያ ኣብ ልዕለና ዘውረዶ ዕንወት ይኣክል! ንመጻኢ ትውልድና ጥጡሕ መንገዲ ክንጸርገሉ ንቃለስ።
Kkkkkkkll hjie tezarebe Elka deka, tigray Ethiopia ksab zkonet gorebetna enta blwa abey eyu xgem,
It's real Discussion!!!
ገለኹም ርእይቶ ክትህቡ ከለኹምሲ ዘየማዕብል ዘይሕግዝ ናይ ህልኽን ባህ አይበሎ ይመስል።
ንዕዘበኩምን ንፈልጠኩምን አለና።
Kkkkkk
Nay enda men yehbayn Denaqurn eyom meliomi ezi social media bejaka....?
Yes Dr. Mebrahtu
I agree with you
ን 33 ዓመት ህግደፍ ንህዝቢ ኤርትራ
አደንቅሮም ህዝቢ ኤርትራ ደንቆሮ ኢዩ መንግስቲ ክሰርሕ አይበቅዔን
ሰለለዚ ቅዋም አይንደልን ኢና ይብል መንግስቲ ህዝባዊ ግንባር
Kem higdef jigna ab alem yelen higdef see mis weyani yihwatka tiqoxrom Dr mebrahtom Kea tibehal abet zero timhirt
ሕማቃት ተንተንቲ ፖልትካ ዘይ ስነፍልጠታዊ ፍልጠት
።እኤርትርራ ብጆኖሳይድ ዝኽሰስኩም ወላሕንቲ ሞራል የብልኩምን ። ካባኹም ዝማሀር ኽሐዲ ጥራይ ።
ሎሚ ኩሎም ጽቡቛት ሓሳባት
ሰላምስ ሳሚ
እዛ ዝቀረብካያ ኣርእስቲ ከይተመለሰት ኢኻ ዕጺኻያ እሞ ኣይዓገብኩላን።ኣርማ።
ኤርትራ ሰብ እናሀለዋ ሰብ ዝሰዓት አዲ፤ እዚኦም እናሀለዉ ሓደ እቡድ ሰብ ኢሳያስ ይፃወተላ።
ጽቡቕ መብርሂ እዩ ግን ስልጡን ህዝቢ ከይሓስካዶ ስልጡን ፖለቲካ ክህነጽ ይከኣል እዩ? ምኽንያቱ ንህዝቢ ዘማእከለ እንተኮይኑ ማለተይ እየ።
ክቡር ሓው ሳሚኤል !
ብትገብሮ ዘለኻ አዝዩ ዝነአድ ስራሕ እንዳአድነቕኹኳ ! ንምንታይ ኢኻ ኩልጊዜ ነቲ ዓቢ አርእስቲ ሐጺር ጊዜ እንዳሀብካ ሰማዒን ተኸታታላይን ዝተማለኤ ርድኢት ከይረክብ ትኾልፍ ዘለኻ ?እስኪ ሐብረና።
ጉባኤ ኽገብሩ ሕጊ የፍቅደሎም እዩ እዚ ኸአ ዓንቀጽ 31 ምርአይ ይከአል እዩ
ኤክስፓየር ዝኾነ ትንታነዩ. ጌታቸው ውን ኢንርቢው ኣካይዱሉ ብዙሕ ተለዊጡ ኣሎ.
ከከከከከከ ኣየ ሰጋል ካብሓውካ ዘይትመሃር ደቂወልደ ትሳኤ መአስኹመ ትልቡሙ ንኤርትራ ክተጸልሙ ድቃስ ስእንኹም እሞሓውካ ኣብእሱሩቤት ንስካ ኣብስጀት በሊኹም ክተርፉ እኹም እበር ተምጽዎ ለውጢ የለን ሰጋል ከዳዕ ከከከከከከ👎👎👎👎👎👎👎👎👎
ሃው ሰንጋል ሕጽር ኣብሎ ዘረበኸ ክጥዕም ።
What are you talking about you guys 😂😂😂
ያኣኽለና በሉ ዕላል ነቆርጾ ብአፍካ ምጥቃው ከምቶም ተበላጾ ደጊም ኣኺሉ እዩ ተዓጽዩ መዓጾ ንስኻትኩም ኣብ 20 ዓመታት እንታይ ኣምጽኹም ይእማን ዝድርብዩ ክብርታት ሃገርን ሕብረተስብ ዘፍሩሱ ፈጢርኩም ውጺኢት ናትኩም እዩ ። ሕጅ ግን እታ ኣደኹም ወያነ መይታትኩም ንሳቶም ጽሐይ ዕራርቦ ይአትው ኣለው ህዝብን መንግስትን ኢረትራ ድማ ወጋሕታ በርሃው ይብል ኣሎ
ንዝሓለፉ 2 ዓመታት ኤርትራውያን ብመሰሎም ተደጊፎም ኣብ ዝገብርዎ ምትእኽኻባት፣ እናመጹ ብበትርን እምንን ክጋፍዑ ከለዉ ዓገብ ምባል ዝሳኣንኩም ሰብ ጸገብ ቐለምን ጸጋ ዕድመን ሕጂ ተንተንቲ ፖለቲካ ኮይንኩም መጺኹም😢 ሰብን ህዝብን ተለኪሙ እምበር ኣብ ስደት ክትበልዩ ይግብኣኩም ኢዩ።
ኩሎም ተጋሩ እንድዮም 😂
አገዳሲ አርእስትን አገዳሲ ትንተናን እዩ።እንተኾነ ሕጂ በጃካ ንብርጌድ ንሐመዱ አጠናኺርካን ሐጊዝካን ምኻድ ንይአክልን ነዘን ዉዱቓትን 50 ዉዱባት ሒዝካ ፍታሕ ምጽባይ ከምቲ ነው ወንጀል ዝበሎ " ካብ ናይ ሐርገጽ እንቓቑሖ ርግቢት ምጽባይ እዩ ። ንባዕሉ እቲ ይአክል ዝበሀል አብ ሚላኖ ኢጣልያ ተአኪቡስ ናይ 4 ዓመት ናይ ህዝቢ ገንዘብ ሕሳቡ ከማን አየቕረበን አየስመዓን ! ስለዘይገበረ !
ንዓይ ግን ውዱባት ኤርትራን ህግደፍን ወደ እዮም።
ብርጌድ ንሓመዱ ዝብሃል ውደባ ኣሎ ድዩ? መን ይመርሖ? ዘሕዝን ኤርትራውያን ስጋብ ሕጊ ፖሎቲካ ዘይምፍላጥና እዩ። ብርጌድ ንሓመዱ ማለት ዕላማ ይኹን ራእይ ዘይብሉ ናይ ዓዋሉ ምትእኽኻብ እዩ። ኣብ ኤርትራ እቲ እንኮ መድሕና ፥ ድሕሪ ውድቀት ኢሳያስ እቲ ዝመጽእ ካብ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትታ ዝወጽእ መሪሕነት እዩ።
ዝተበታተኑ ህወሓት ነበር ደአ ንልጅ አብይ ሓሊፎም ምስ መንግስቲ ኤርትራ ዘራኽብ እንታይ አለዎም።
There are no poles to lean now for those few fragmented and factions former weyane.
Fragmented elkayom 😂😂😂😂😂
እንታይ ንመሀር ክትብል ከለኻስ ንመኖም ኢኻ ትሓትት ዘለኻ ?ንሻዕብያ ዲኻ ንመንግስቲ ኤርትራ ክንቅይር ዝብሉ ዘለዉ?ንህግደፍ እንተኾይኑ ዝመሀሩዎ የብሎምን ጉዳይ ትግራይ ከምዚ ከምዝመጽእ ይፈልጥ ስለዝነበረ ብ Game over ስለዝተዓጽወ።ነዞም አቅሪብካዮም ዘለኻ እንተኾይኑ ግን ዝመሀሩዎ ሓደ ንጹር መምርሕን ሓሳብን ዘይብሉ መጻኢኡ ውድቀት ምዃኑ ፈሊጦም ሀለውለው ከቋርጹ ።መልሲ ውዕል ፕሪቶርያ ከምታ ፕረዚዳንት ኢሳያስ ዝበላ ዝፈልጡዎንዝተመያየጡሉን ነገር የለን ፈርም ተባሂሎም ፈሪሞም ንሳያ እታ ሓቂ።ሳላሳ ዝኾኑ ውድባትኢና በሀልቲ ስርዓት ክንቅይር ምባል ካብ ብዕራይ ጸባ ምሕላብ ማለትዩ።
ሰንጋል ክዛረብ ከሎ ኣብማዕከል ኣቲኻ ንዶክተር ሃቦ ይስልችው
መቸም ቁምነገር ክትሰምዑ ዓቕሊ የብልኩምን።
ዝለወጥካዮ አለካ ዱዩ አቶ ስንጋል ኮፒ ፒስት😆
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ሕቶን መልስን ነይሩ ።
Mengal cenawi kondaf agame....ghena kitsilel ika.....wedi mebelel
You are Racist , Ignorany & Shame for your family
ጭፍሉቅ ባሪያ ጋኔን ዓዲ ሃሎ 😅
@hailewolde1816 agameguzai cenewuti komalat funfunat fitret....1 million agame ab tihti gudgad alewu...ab kereba ghize keterkibom ika...kuenti mearey
@@eriblood803
ገፋሕ ምጥራ ብስብስ
@@hailewolde1816 eta cenawit ghembi teref drone adeka b timet timewut ala
ሰንጋል ድፉን ርእሱ ደደብ
Old and useless former eplf goons.
Kkkkkk