ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
I feel good when I see Eritreans like Zecarias very calm and smart. ❤Thanks again Yoela ❤
እዞም ኤርሳት: ኸምዚኦም ቐቢሮም: ጓሓፋት የምጽኡ:: ዮኤል thank you❤
የቐንየልና ዘካርያስ ገሪማ! ፋኑስ ነትዎርክ!ከማኻትኩም ( ሓቂ ዝፈትዉ ) ዜጋታት ይብዝሑላ ኤርትራ !!! ኣነ ደስ ኢሉኒ እየ ዝሰምዓኩም።
የቐንየልና ዘካርያስ፡፡ ንቅሓትና ዝዓቢ ኣብ ምዝርራብን ሓሳብና ምግላጽን እዩ፡፡ ከማኻ ኣብ ስደት ኣብ ጎንና ከም ዘለኹም ምፍላጥና ዓቢ ተስፋ እዩ።
Thank you Yoel and Zecaris Good contribution Zecerias and interesting topic .
የቀንየልና ዩኤል ከም ባዓል ዛኪ ቡሉጻት ትቕርበልና ስለ'ዘለኻ።ዛኪ ኣዝዩ ቡሉጽ ሰብ'ዩ።ናይ 6 ወርሒ ኮርስ ሂቡኒ ኔሩ ኣዝዩ ኣዝዩ ኩሉ ግዝየ ኣብ ጎድንና ክህሉ ዘለዎ ዩ።
የቐንየልና ሓውና ዩአል ነዚ ኩሉ ትጉስጉሶ ዘለኻ ህዝብና ንክሳ👍ነ።ሓውና ዘካርያስ ገሪማ ክ ኣ ዝብላዕ ዘረባ'ዩ ዝዛረብ ዘሎ። ህዝቢ አርትራ መስተውዓልን ሰማዕን ኣእምሮ ይሃቦ። ትክክል'ዩ ኣብዚ እዋን'ዚ ሓቂ ዝዛረብ ዘይኮነስ ለባምን ኣንዊሑ ዝጥምት ሰብ'ዩ ዘድልየና ዘሎ። Wellsaid ሓውና ዘካርያስ ገሪማ👍🌹
Thank you
ዮኤሊኖ ኣዝዩ መሳጢ መደብ :ኣይትጥፍኣና ዛኺ ነብሲ:ብጣዕሚ ኢና ንናቓቓሓሉ መደብኩም ነመስግነኩም
Extermely interesting and educational
I like him
ብመሰረት ቃል ኣምላኽ ወንጌል ምስባኽ ፍሉይ ቦታ የብሉን::Romans 10 (ትግ) - ሮሜ17: እምብኣርሲ እምነት ካብ ምስማዕ እያ፡ ምስማዕውን ብቓል ክርስቶስ እዩ።👇👇👇👇👇👇👇👇👇 ኣምላኽ ብስም የሱስ ክርስቶስ ጥራይ ምስ እትልምኖ ዩ ተቕባልነት ዘለዎ: ከምኡ እውን ኩሉ እንገብሮ ዘበለ:ብስም የሱስ ክርስቶስ ጥራይ ክንገብሮ ከምዘለና መጽሓፍ ቅዱስና ብርግጽ ዩ ዝዛረብ:እዚ ኩሉ ስለምታይ እንተ ኢልና ድማ:የሱስ ክርስቶስ ጥራይ ዩ:ቡቑዕ መስዋቲ ኮይኖ:ኣብክንዲ ደቂ ሰባት ናብ ኣምላኽ ንገዛእ ርእሱ ዘቕረበ::ቆሎሴ 3:17:ውንጌል ዮሃንስ 14:13-14 John 1 (ትግ) - ዮሃንስ12: ነቶም እተቐበልዎ ዘበሉ ዅሎም ብስሙ ንዚኣምኑ ግና ውሉድ ኣምላኽ ኪዀኑ መሰል ሃቦም።Luke 4 (ትግ) - ሉቃስ8: የሱስ ከኣ፥ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ስገድ፡ ንእኡ በይኑ👈ኸኣ ኣምልኽ፡ ጽሑፍ እዩ እሞ፡ ካባይ ርሐቕ፡ ሰይጣን፡ ኢሉ መለሰሉ።From Jesus christ👇Don't go left or right.Say always Jesus christ is Lord,
2 bluxat, I have a big respect for you guys!!
Niskatkumsi enqe nazi hizbi kenkum❤🎉
Wow ne zi wedi kisemio keleku fissaha yisimeani🤩he’s so brilliantly🧠🎓
ዩኤል ሓወይ በቲ ተቅርቦ መደባት ኩሉ ጊዜ ምስ ዓገብኩ ኢየ እሞ ፣ ብዝያዳ ድማ እዚ ምስ ዘካርያስ ገሪማ ተካይዶ ዘሎኻ ዘተ ፣ መሳጢ ኮይኑ ረኺበዮ ፣ ጎይታ ይባርኽኩም
Zaki btami hayal tentani.thanks more yoel .
ነመስግን
I felt like am listening to Abraham Afwerki's interview. Dmxu nayzi hawna nay Abraham Afwerki ytiem. Rest in peace Abraham Afwerki 🕊
❤❤❤❤ Bravo zio wedey
ማራ ለባም ሰብ የቀንየልና ክቡር ሓው ኤርትራ ኣብዚ ሎሚ ግዜ ፡ ዝግ ድሕሪ ሓደ ዋንጭ ዝዓይነቱ እዩ ዘድልያ ዘሎ እንበር እቲ ካልእ ሲ ሓንሳእ ኣባጎብየ ሓንስእ ማንቲለ ኬና በጺሕናዮ ኢና🙏🙏🙏🙏 ሕጂ ከምዚ ናትካ ቃንዛ ሰብ ተረዲእዎም እሞ ሕጂ ኸ ቃንዛና ከይድገም ብሓንሳእ ሓቢርና እንታይ ንግበር ዝቡሉ እዮም ዝድለዩ ዘለዉ
አብ ፖለቲካ ሓቂ ዝባሃል ዘረባ የለን ።ፖለቲካ = ጎባጥ ጥውይዋይ ሽርሒ ጉርሒ
5000K Likes
ዘሕዝን ዩ Erisat ነቲ ናታ mastermind ዝነበረ ንህግደፍ ኣብ ውሽጢ ዘንቀጥቀጠ ዘካርያስ ገሪማ ቀቢራ ነቶም ዕሱባት ምውታት ሬሳ ዝኾኑ ትግራይ-ትግርኚ ተምጽኣልና ኣላ።
ክቡር ጋሻ ዕዱም ፋኑስ ብዙሓት ሰባት ዕርቂ ዝካሓነ ጽልኢ የለን።ብፍላይ፡መንሽሮ ዝኮነ፡ ሕዱር ጽልኢ፡ዝረፈደ ጉዳያ፡የለን!!!! ምባል እቲ መግዛእቲ ቅኑዕ እዩን &ኔሩን ሳዕቤንውን ፡አይገደፈን!፡ዶ አየስምዕን ድዩ???ንአብነት በአሉ ግርማ አብ ኦሮማይ ትብል ብልጽቲ ስርሑ፡""" እንግሊዝ ዓባይ ብርጣንያ አብ ኤርትራን-ኢትዮጵያን፡ ዝገደፎቶ እንሓደረ፡ዝኖቱግ ታይም ቦምብስ ገዲፉልና እዩ።'''''''ይብል፡እሞ፡""""ከምቲ እቲ ግድል እንታይ ምኳኑ ምፍላጥ፡ፍርቂ፡መልሲ እዩ ።""" ዝበሃል ምስላ አሎ።'''''knowing the equations is half answers.''''''''ውግእሕድሕድ፡ከም ዝሑል፡ኩናት /ናይ ቃላት/ቀጥታዊ ወይ አሽሙራዊ አገባባት ሜላታት።የለን ዝብሉ ወይ ካብቶም"""" ኩናት ዘይወዓለ በሊሕ፡እዮም?።''''ወይድማ፡ንሳቶም ስለዘይተተንከፉን ዝለዘፈለጡን ኤርትራዊያን ስኒት እምበር ዕርቂ አየድልዮምን ምባል።የስደምመኒ አነ። እሞ እዚ ስንክልናን ዕንወትን ሲ መዘንግዕ ካሜራ ዋዛ ናይ """አፕሪል ፉልስ ደይ'''ድዩ !??ወይ ድማ ናይ ኢሰያስ አፈወርቂ ዝደረሶ ተከታታሊ አብ ክውንነት ዝተሰረተን ናይ ኢሰያስ ፍሉይ አጀንዳ ዘለዋ ድራማ እዩ ዝካየድ ዘሎ አብ መሬት ኤርትራ ስግብ ለይቲ ሎሚ???/??
Wedi gerima midinigar gidef, haki tzaribca aytiflitin.
Besenjka henak guahaf😂media kab lomi unsubscribe gereya aleku
ሓቂ ቅበርዋ :: ንሓቂ ተቀቢርካያ ተመሊሳ ክትቀብረካ ክትቀብረኩም እያ:: እቲ ተቅርቦ ዘለኻ ምኽንያት ኣብ ሞንጎ ኣሕዋት ቅቡል ኣይኮነን::*እቲ ብዛዕባ ህዝቢ ኤርትራ ተባኢሱ ኣይፈልጥንዩ ትብሎ ዘለኻ ግና ጽቡቅ ኣለኻ ምኽንያቱ እተን ውድባት ዝፈጠርኦ ባእሲ ግና ኣሎ እተን ውድባት ድማ ደቂ ህዝቢ እየን ሓቂፈን ኔረን :በቲ ኮይኑ በቲ ጉዳይ ኤርትራ ከቢድ እዩ ::
ሰብ ተጸይነ ኣይፈልጥንየ? ለኽባጥ፡ ኣብቲ ኣብ ክረምቲ 2019 ዝዞረቐ ናይ Zoom ኣኼባ ኤሪሳት ደኣ መን ዲዩ ዝጻረፍ ኔሯ ኣታ ረሳሕ ጭናዊ እግሩ።
Agame wela ezamedia keman nay agame eya maletu mes hade sekram wedi tsemakut agame kendzi lekumetsemets foooeee
ሓደ ካብቶም በላዕቲ ሳዐሪ !!
ቁሩብ ነቂሕካ ዶ ትኸውን 1 ዓመት ሓሊፉ
@@robelmehari8613Amet geru tezey neqihu mo dagmay kfter alewo😂
I feel good when I see Eritreans like Zecarias very calm and smart. ❤
Thanks again Yoela ❤
እዞም ኤርሳት: ኸምዚኦም ቐቢሮም: ጓሓፋት የምጽኡ:: ዮኤል thank you❤
የቐንየልና ዘካርያስ ገሪማ! ፋኑስ ነትዎርክ!
ከማኻትኩም ( ሓቂ ዝፈትዉ ) ዜጋታት ይብዝሑላ ኤርትራ !!! ኣነ ደስ ኢሉኒ እየ ዝሰምዓኩም።
የቐንየልና ዘካርያስ፡፡ ንቅሓትና ዝዓቢ ኣብ ምዝርራብን ሓሳብና ምግላጽን እዩ፡፡ ከማኻ ኣብ ስደት ኣብ ጎንና ከም ዘለኹም ምፍላጥና ዓቢ ተስፋ እዩ።
Thank you Yoel and Zecaris
Good contribution Zecerias and interesting topic .
የቀንየልና ዩኤል ከም ባዓል ዛኪ ቡሉጻት ትቕርበልና ስለ'ዘለኻ።
ዛኪ ኣዝዩ ቡሉጽ ሰብ'ዩ።ናይ 6 ወርሒ ኮርስ ሂቡኒ ኔሩ ኣዝዩ ኣዝዩ ኩሉ ግዝየ ኣብ ጎድንና ክህሉ ዘለዎ ዩ።
የቐንየልና ሓውና ዩአል ነዚ ኩሉ ትጉስጉሶ ዘለኻ ህዝብና ንክሳ👍ነ።
ሓውና ዘካርያስ ገሪማ ክ ኣ ዝብላዕ ዘረባ'ዩ ዝዛረብ ዘሎ። ህዝቢ አርትራ መስተውዓልን ሰማዕን ኣእምሮ ይሃቦ። ትክክል'ዩ ኣብዚ እዋን'ዚ ሓቂ ዝዛረብ ዘይኮነስ ለባምን ኣንዊሑ ዝጥምት ሰብ'ዩ ዘድልየና ዘሎ። Wellsaid ሓውና ዘካርያስ ገሪማ👍🌹
Thank you
ዮኤሊኖ ኣዝዩ መሳጢ መደብ :ኣይትጥፍኣና ዛኺ ነብሲ:ብጣዕሚ ኢና ንናቓቓሓሉ መደብኩም ነመስግነኩም
Extermely interesting and educational
I like him
ብመሰረት ቃል ኣምላኽ ወንጌል ምስባኽ ፍሉይ ቦታ የብሉን::Romans 10 (ትግ) - ሮሜ
17: እምብኣርሲ እምነት ካብ ምስማዕ እያ፡ ምስማዕውን ብቓል ክርስቶስ እዩ።👇👇👇👇👇👇👇👇👇
ኣምላኽ ብስም የሱስ ክርስቶስ ጥራይ ምስ እትልምኖ ዩ ተቕባልነት ዘለዎ: ከምኡ እውን ኩሉ እንገብሮ ዘበለ:ብስም የሱስ ክርስቶስ ጥራይ ክንገብሮ ከምዘለና መጽሓፍ ቅዱስና ብርግጽ ዩ ዝዛረብ:እዚ ኩሉ ስለምታይ እንተ ኢልና ድማ:የሱስ ክርስቶስ ጥራይ ዩ:ቡቑዕ መስዋቲ ኮይኖ:ኣብክንዲ ደቂ ሰባት ናብ ኣምላኽ ንገዛእ ርእሱ ዘቕረበ::ቆሎሴ 3:17:ውንጌል ዮሃንስ 14:13-14
John 1 (ትግ) - ዮሃንስ
12: ነቶም እተቐበልዎ ዘበሉ ዅሎም ብስሙ ንዚኣምኑ ግና ውሉድ ኣምላኽ ኪዀኑ መሰል ሃቦም።
Luke 4 (ትግ) - ሉቃስ
8: የሱስ ከኣ፥ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ስገድ፡ ንእኡ በይኑ👈ኸኣ ኣምልኽ፡ ጽሑፍ እዩ እሞ፡ ካባይ ርሐቕ፡ ሰይጣን፡ ኢሉ መለሰሉ።
From Jesus christ👇
Don't go left or right.
Say always Jesus christ is Lord,
2 bluxat, I have a big respect for you guys!!
Niskatkumsi enqe nazi hizbi kenkum❤🎉
Wow ne zi wedi kisemio keleku fissaha yisimeani🤩he’s so brilliantly🧠🎓
ዩኤል ሓወይ በቲ ተቅርቦ መደባት ኩሉ ጊዜ ምስ ዓገብኩ ኢየ እሞ ፣ ብዝያዳ ድማ እዚ ምስ ዘካርያስ ገሪማ ተካይዶ ዘሎኻ ዘተ ፣ መሳጢ ኮይኑ ረኺበዮ ፣ ጎይታ ይባርኽኩም
Zaki btami hayal tentani.thanks more yoel .
ነመስግን
I felt like am listening to Abraham Afwerki's interview. Dmxu nayzi hawna nay Abraham Afwerki ytiem. Rest in peace Abraham Afwerki 🕊
❤❤❤❤ Bravo zio wedey
ማራ ለባም ሰብ የቀንየልና ክቡር ሓው ኤርትራ ኣብዚ ሎሚ ግዜ ፡ ዝግ ድሕሪ ሓደ ዋንጭ ዝዓይነቱ እዩ ዘድልያ ዘሎ እንበር እቲ ካልእ ሲ ሓንሳእ ኣባጎብየ ሓንስእ ማንቲለ ኬና በጺሕናዮ ኢና🙏🙏🙏🙏 ሕጂ ከምዚ ናትካ ቃንዛ ሰብ ተረዲእዎም እሞ ሕጂ ኸ ቃንዛና ከይድገም ብሓንሳእ ሓቢርና እንታይ ንግበር ዝቡሉ እዮም ዝድለዩ ዘለዉ
አብ ፖለቲካ ሓቂ ዝባሃል ዘረባ የለን ።
ፖለቲካ = ጎባጥ ጥውይዋይ ሽርሒ ጉርሒ
5000K Likes
ዘሕዝን ዩ Erisat ነቲ ናታ mastermind ዝነበረ ንህግደፍ ኣብ ውሽጢ ዘንቀጥቀጠ ዘካርያስ ገሪማ ቀቢራ ነቶም ዕሱባት ምውታት ሬሳ ዝኾኑ ትግራይ-ትግርኚ ተምጽኣልና ኣላ።
ክቡር ጋሻ ዕዱም ፋኑስ ብዙሓት ሰባት ዕርቂ ዝካሓነ ጽልኢ የለን።
ብፍላይ፡መንሽሮ ዝኮነ፡ ሕዱር ጽልኢ፡ዝረፈደ ጉዳያ፡የለን!!!!
ምባል እቲ መግዛእቲ ቅኑዕ እዩን &ኔሩን ሳዕቤንውን ፡አይገደፈን!፡ዶ አየስምዕን ድዩ???
ንአብነት በአሉ ግርማ አብ ኦሮማይ ትብል ብልጽቲ ስርሑ፡""" እንግሊዝ ዓባይ ብርጣንያ አብ ኤርትራን-ኢትዮጵያን፡ ዝገደፎቶ እንሓደረ፡ዝኖቱግ ታይም ቦምብስ ገዲፉልና እዩ።'''''''ይብል፡እሞ፡
""""ከምቲ እቲ ግድል እንታይ ምኳኑ ምፍላጥ፡ፍርቂ፡መልሲ እዩ ።""" ዝበሃል ምስላ አሎ።
'''''knowing the equations is half answers.''''''''
ውግእሕድሕድ፡ከም ዝሑል፡ኩናት /ናይ ቃላት/ቀጥታዊ ወይ አሽሙራዊ አገባባት ሜላታት።
የለን ዝብሉ ወይ ካብቶም"""" ኩናት ዘይወዓለ በሊሕ፡እዮም?።''''ወይድማ፡ንሳቶም ስለዘይተተንከፉን ዝለዘፈለጡን ኤርትራዊያን ስኒት እምበር ዕርቂ አየድልዮምን ምባል።
የስደምመኒ አነ። እሞ እዚ ስንክልናን ዕንወትን ሲ መዘንግዕ ካሜራ ዋዛ ናይ """አፕሪል ፉልስ ደይ'''ድዩ !??ወይ ድማ ናይ ኢሰያስ አፈወርቂ ዝደረሶ ተከታታሊ አብ ክውንነት ዝተሰረተን ናይ ኢሰያስ ፍሉይ አጀንዳ ዘለዋ ድራማ እዩ ዝካየድ ዘሎ አብ መሬት ኤርትራ ስግብ ለይቲ ሎሚ???/??
Wedi gerima midinigar gidef, haki tzaribca aytiflitin.
Besenjka henak guahaf😂media kab lomi unsubscribe gereya aleku
ሓቂ ቅበርዋ :: ንሓቂ ተቀቢርካያ ተመሊሳ ክትቀብረካ ክትቀብረኩም እያ:: እቲ ተቅርቦ ዘለኻ ምኽንያት ኣብ ሞንጎ ኣሕዋት ቅቡል ኣይኮነን::
*እቲ ብዛዕባ ህዝቢ ኤርትራ ተባኢሱ ኣይፈልጥንዩ ትብሎ ዘለኻ ግና ጽቡቅ ኣለኻ ምኽንያቱ እተን ውድባት ዝፈጠርኦ ባእሲ ግና ኣሎ እተን ውድባት ድማ ደቂ ህዝቢ እየን ሓቂፈን ኔረን :በቲ ኮይኑ በቲ ጉዳይ ኤርትራ ከቢድ እዩ ::
ሰብ ተጸይነ ኣይፈልጥንየ? ለኽባጥ፡ ኣብቲ ኣብ ክረምቲ 2019 ዝዞረቐ ናይ Zoom ኣኼባ ኤሪሳት ደኣ መን ዲዩ ዝጻረፍ ኔሯ ኣታ ረሳሕ ጭናዊ እግሩ።
Agame wela ezamedia keman nay agame eya maletu mes hade sekram wedi tsemakut agame kendzi lekumetsemets foooeee
ሓደ ካብቶም በላዕቲ ሳዐሪ !!
ቁሩብ ነቂሕካ ዶ ትኸውን 1 ዓመት ሓሊፉ
@@robelmehari8613
Amet geru tezey neqihu mo dagmay kfter alewo😂