🟡 ናይ ሰባት ዕላል ምስዋር ዝኽእል ፉሉይ ታለንት ተምሃራይ ዳንኤል ድራር

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 189

  • @m.entertaiment1614
    @m.entertaiment1614 9 หลายเดือนก่อน +8

    ክሕሎን ክህገዝን ዝግበኦ በሊሕ ሰብ ዩ 💞❤💕💕💕

  • @uniqueshow.
    @uniqueshow.  10 หลายเดือนก่อน +25

    ንተምሃራይ ዳንኤል ንምሕጋዝን ንምርካብን 0935389366

    • @YemaneGeb
      @YemaneGeb 9 หลายเดือนก่อน

      Thanks

  • @ራዛtube
    @ራዛtube 9 หลายเดือนก่อน +6

    ኣቱም ሰባት ከመይ ዝበለ በሊሕ ቆልዓ እዩ ናይ ብሓቂ ኣደሚሙኒ ኣገሪሙኒ❤❤❤❤❤

  • @saymonshow6708
    @saymonshow6708 10 หลายเดือนก่อน +7

    ተጋሩ ዕድል ሲኢንኩም እንበር ቡዙሕ ታለንት ዘለኩም ኢኹም ኣምላኽ ይባርኽኩም

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
    @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 10 หลายเดือนก่อน +5

    ዕደመ ያሃብካ ቤተክርስታያን ናይ ጥበብ ፈልፋል እያ ኣጀኻ በሪትዕ❤🙏

    • @alonsmnsajha6344
      @alonsmnsajha6344 10 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🥀🥀🥀🌿🌿🌿🌿🌿

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti 10 หลายเดือนก่อน +3

    ኣታ ተጋሩዋይ ጥበብማ መሊኡ ኮአዩ ዝሓወይ አምላክ ይሓግዝካ ተስፋ ጽባሕ ትግራይ ሓሊፍላ ዓንቢባ ክንሪኣ ንደሊ ኢና❤❤❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 10 หลายเดือนก่อน +5

    ነዞም ፉሉይ ጥበብ ዝታዓደሉ ተጋሩ ብሓባር ክሰርሑን ካዓብዩን መንግስቲ ክሕግዞም ይግባእ

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ 10 หลายเดือนก่อน +10

    ዋዉዉዉ ልገርም ጥበብ🎉 ❤ተስፍ ትግራይና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘሓወይ ኣጆኻ ቀፅለሉ መዓረይ❤

  • @mmn108
    @mmn108 9 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለትስእነልኻ ክቡርሓወይ እግዛብህርኣምላኽ ይሓግዝኻ❤❤🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mekerettube7242
    @mekerettube7242 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውውወው ዕድመ ይሃብካ ዝሓወይ ኩሉ ክንሪኢ ጎይታዋይ🙏❤❤❤

  • @እመብርሃንኣደይዋሕስሂወተ
    @እመብርሃንኣደይዋሕስሂወተ 10 หลายเดือนก่อน +6

    ተስፋ ትግራይና ዕድመ ይሃብካ❤🥀😍✅✅✅

  • @ኦርቶዶክስተዋህዶሀይ-ለ1ቈ
    @ኦርቶዶክስተዋህዶሀይ-ለ1ቈ 10 หลายเดือนก่อน +2

    ንፍዕ ዝሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ጥበቡ ይዓድልካ በዓል ተስፋ❤❤

  • @tsegagaltgray
    @tsegagaltgray 10 หลายเดือนก่อน +2

    ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ ክቡር ሓውና ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ቀፅለሉ እዛ ኢ/ያ ትበሃል ካሕዳም ሃገር😢 ሓዲግካ

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd 10 หลายเดือนก่อน +10

    ተስፋ ትግራይ ሓሳብ ልብካ የስምርልካ❤❤💛💛🎉🎉

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 10 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ መምህር ዳኒኤል

  • @Rshanmebrahtom
    @Rshanmebrahtom 10 หลายเดือนก่อน +5

    ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ቤተክርስትያና ምንጪ ከሉ ጥበብና እያ

  • @gallwejerat147
    @gallwejerat147 10 หลายเดือนก่อน +1

    እግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ እዚ ሓውና❤

  • @beletu7041
    @beletu7041 10 หลายเดือนก่อน +5

    ዮኒክ ሾ አነ አድናቂትካን ተኸታታሊትካ የ ምኽንያት ፍልይ ዝበሉ ክእለት ተፈጥሮ ዝዓደለቶ ምን ዝፅዕሩን ፃዕሮም ውን ዳርጋ ወፂኢት ምሃብ ዝጀመሩ ሒዝካ ሰለ ትቀርብ ሐደሽቲ ነገራት ብሃንቀውታ የ ዝፀበዮ ፕሮግራምካ ግን ነዞም ፋሉይ ተኸእሎን ትወህቦን ዘለዎም ብዓቅሚ ዘለዎምን መንግሰትን ሜዳ እንተዝመቻቸዎሎምን ንፀገማትና መፍተሒ ምርምራት ዮ በሐቂ ተሃራፊ ፕሮግራም ዳኒ ውን ንፉዕኻ ቀፅለሉ

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 10 หลายเดือนก่อน +2

    ተጋሩ ወነንቲ ፉሉይ ተፈጥሮ እዮም

  • @user-ht1lem5mv7e
    @user-ht1lem5mv7e 10 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዓሚ ንፉዕ ዝሓወይ 😘❤❤❤❤😍❤❤❤❤🙏

  • @ዲዮስቆሮሳዊ
    @ዲዮስቆሮሳዊ 9 หลายเดือนก่อน +2

    7:44
    በጣም ይገርማል እግዚአብሔር አምላክ ለትልቅ ያድርግኽ።

  • @malefiya-r9x
    @malefiya-r9x 10 หลายเดือนก่อน +3

    ቤተክርስትያን ብዙሕ ምሽጥር ኣለዋ እዩ
    ኣጆዃ ዝሓወይ

  • @lityvms2269
    @lityvms2269 10 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤ በሊሕ እኣእምሮ ዝወነነ ቡሉፀ ሰብ

  • @ethiopiawitabraha330
    @ethiopiawitabraha330 10 หลายเดือนก่อน

    በጃኻ ምስ ጌቺ አራኽቦም ክልቲኦም ታሪኽ ከሰርሁ ይኽእሉ እዮም❤

  • @yahwanfeysel2348
    @yahwanfeysel2348 10 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ እየ ተገሪመ ብኩሉ ነገሩ ሊቅ እዩ ክሕገዝ ይግባእ በተለይ ሰብ ሃፍቲ ሓግዝዎ ።
    ሓደ ነገር. ክናገር አብ ዓለምና ዘለው ሰብ ሃፍቲ ናብዚ ደረጃ ዘብጸሖም ሓደ ነገር አሎ ንሱ ታይ እዩ ? ፈጠራ እዩ እና ታይ ክብል ደልየ እየ እዚ ሊቅ እዙይ ተጠቀምሉ ተጋሩ ።
    አንተ በዓል ሚድያ እውን ቀጽለሉ ጎብዝ ።ሓንቲ መልአክቲ ክተሕልፈለይ እደሊ ልተምሃራይ ዳንኤል ናብ ሽዋ ገፅካ ከይትሓስብ በለለይ

  • @zinbfjh7267
    @zinbfjh7267 7 หลายเดือนก่อน

    ከማካ አለኒ ሓወይ አብ ዕጽዋን ክባን ዙደረጃ ዝበጸሐ❤ ተመስገን ግን ትምህርቲ ገዲፍወ 9ክፍሊ እዩ

  • @GueshGmedhin-k5n
    @GueshGmedhin-k5n 8 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ እዩ ተወስኺ ንከማዕብሎ ናይ ባዕለይ ፊደል ኣሎኒ ክህቦ ነይረ

  • @BKTBKT-m7v
    @BKTBKT-m7v 10 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በርትዕ ዝሓውና

  • @AlalamkfhfALALALEOD
    @AlalamkfhfALALALEOD 4 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ

  • @ራስዱሜራሚድያ
    @ራስዱሜራሚድያ 9 หลายเดือนก่อน

    Tigray Tisier bikuinat Zeykones, bikemzi Eyu . Hade Hade denakur bikiltsimna Gidefu.

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 10 หลายเดือนก่อน +2

    እዚ ኩሉ ብልሒ ዝሓዘ ሰብ ላብቶፕ ክስእን አይግበኦን ሰብ ሃፍቲ ትግራይ ሓግዙዎ

  • @NegashAbraha
    @NegashAbraha 10 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @GetnetHaile-uf8il
    @GetnetHaile-uf8il 5 หลายเดือนก่อน

    መወዳእታኻ የፈፅምካ ❤🙏 ፈጣሪ

  • @رهوهرهوه-ن3ز
    @رهوهرهوه-ن3ز 10 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ትግራይና ሃፍታም እያ ግን በጃኩም ኣቱም ለያቡ ሰራሕ ዘይትሰርሑ ልቦና ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤

  • @Axum-Tigray
    @Axum-Tigray 10 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ በሊሕ ቆልዓ እዩ technology , ሃይማኖት ኩሉ ጠሚሩ ዝሓዘ።

  • @YemaneGeb
    @YemaneGeb 9 หลายเดือนก่อน

    ቴሌፎና ናይ መምህር ዳኒኤል ተሓባበሩና

  • @yohannesgobezay2250
    @yohannesgobezay2250 8 หลายเดือนก่อน

    ጎበዝ ዕዲመጥዕና ይሃብካ❤❤❤❤❤❤

  • @hailegtesfa7540
    @hailegtesfa7540 9 หลายเดือนก่อน

    ዕጹብ ድንቂ ኢኻ ይኔታ ዳንኤል

  • @SlamaXx-l7w
    @SlamaXx-l7w 8 หลายเดือนก่อน

    ተስፋ ትግራይ ዕድመ ይሃብካ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @mennabekele5985
    @mennabekele5985 10 หลายเดือนก่อน +1

    አይታርእዬም ከይቀትሉኻ ድማ ወደር ህድእ በል ብዙህ ፀላእቲ ናትና እብየት አይደሉዬን አሞ ተጠንቀቅ ዝወደይ የቅንየል ሳይንቲስት ትግራይና😇

  • @Zeleul-f8r
    @Zeleul-f8r 8 หลายเดือนก่อน

    Wonder full I respect you!!

  • @redaetewelemedhn7186
    @redaetewelemedhn7186 10 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ብጣዕሚ ጎበዝ ሓውና እዩ።ክሕገዝ አለዎ

  • @ጓልወያናይሻለቃመኮነን
    @ጓልወያናይሻለቃመኮነን 10 หลายเดือนก่อน

    ዓለማዊ እናዓብለለና ጠፊእና እበር ተጋሩ ሰብ ጥበብ ታሪክ ኢና ኣበይ ሞ ብጓይላን ዝላን ዶሞ ጠፊእና ሓላዊ ሲእና

  • @haylekhasi9181
    @haylekhasi9181 10 หลายเดือนก่อน +1

    ግሩም ስራሕ

  • @maymayorecordsandentertain5523
    @maymayorecordsandentertain5523 9 หลายเดือนก่อน

    Talented guy...thank you unique show

  • @MeargTesfay
    @MeargTesfay 8 หลายเดือนก่อน

    ዋው ብጣዕሚ እዩ ዝገርም

  • @Millienmahari
    @Millienmahari 10 หลายเดือนก่อน

    ትግራይ ትመውእ በሓይለ እግዚኣብሔር

  • @Yaredtube23
    @Yaredtube23 9 หลายเดือนก่อน

    ኣቱም ሰባት እዞም ከምዚ ዓይነት ክእለት ዘለዎም ተጋሩ ብሓባር ተዚእከቡና ድኾነ ሓገዝ ገይርኻ እንታይ ዓይነት ስራሕ ምሰረሑ እልኩም ሓስብኹም ትፈልጡዶ❤ ሃመኹም ሓደኡይ ንግበር ንክሓብሩ

  • @fotofoto378
    @fotofoto378 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍ቀፅለሉ ውጁሕ ትግራዋይ በርትዕ

  • @eseyasghebrhiwet
    @eseyasghebrhiwet 10 หลายเดือนก่อน +6

    ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ጦብያ ጦብያ ኣይትበል ትግራይ ሃገር ያ ትግራይ ዳበልካ ቀጽል... Uniq ምስጋና ይግበኣኩም 🌏🌏🌏 ጸጋ ትግራይ ብዙሕዩ ቀጽልሉ

    • @ኦርቶዶክስተዋህዶሀይ-ለ1ቈ
      @ኦርቶዶክስተዋህዶሀይ-ለ1ቈ 10 หลายเดือนก่อน

      ትግራይ ሃገር ይቅረየና ዋ እታ ዝነበረት ክልል ከምረከብናየ ደሞ 100% ኢትዮጵያውያን ኢና ፈተና ፀላእና

    • @eseyasghebrhiwet
      @eseyasghebrhiwet 10 หลายเดือนก่อน +1

      @@ኦርቶዶክስተዋህዶሀይ-ለ1ቈ ስቅ በል ርኩስ ወድታ ደርጊ ኣድጊ መሬት ትግራይ ጥራይ ዘይኮነ ኩሉ ንብረታ ክምለስ'ዩ ንበዓል ነዓካ/ኪ ፎጣ ጎልቢብና ከነፋንወኩም ኢና "ትግራይ ሃገር'ያ ዘይተዋሕተሉ ገመድ ጌሩ ይተሓነቅ.....

    • @ኦርቶዶክስተዋህዶሀይ-ለ1ቈ
      @ኦርቶዶክስተዋህዶሀይ-ለ1ቈ 10 หลายเดือนก่อน +1

      @@eseyasghebrhiwet ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ፅሪቲ ትግራወይቲ እየ ሽዉዓተ ዓሌተይ እንተ እዚ ስድነትካ ኣይኮነን ትግራይ ሃገር ክትገብር ንዓርስካን ስድራካን ዘይመርሕ ጠባይ ኣለካ ሓወይ ርግእ ኢልካ ምስ ነብስካ ተዓረቅ እንበር እንካን ትግራይ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ እታ ጓረቤትና ኤርትራ እዉን ሓደ ክንከዉን ኢና ፍቅሪ ፣ስላም፣ቅሳነት፣ነፃነት ይዓቢ ምክንያቱ ኣብዛ ዓለም ንነብራ ሓፃር ሂወት ስናይ ነገር ቀሚስና ንሕለፍ ስለዚ ብፖለቲካዊ ዓይኒ ብቻ ኣይንርአ ብስውኣውነት ንርአ ጭዋ ቤተስብ እዩ ኣዕቢና ኣብ ስደት መፂእና ተገዛእቲ ድያብሎስ ኣይንኩን

    • @Axum-Tigray
      @Axum-Tigray 10 หลายเดือนก่อน

      ​@@ኦርቶዶክስተዋህዶሀይ-ለ1ቈሓቂ

    • @eseyasghebrhiwet
      @eseyasghebrhiwet 10 หลายเดือนก่อน

      ደሓን ንክሉ ግዜ ኣለዎ ትግራይ ሰብ ኣለዋ ከም በዓል ንስክን መሰልትክን ግዜ ሃቡና ደቃሉ እቶም ንዘብጦም ባዕልና ንፈልጦ ይብል TDF 👌👌👍👍👍...

  • @ፍረጋልትግራይ-ኸ6ሰ
    @ፍረጋልትግራይ-ኸ6ሰ 9 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዝሓወይይይ❤❤❤

  • @naninani-wx5eo
    @naninani-wx5eo 10 หลายเดือนก่อน +2

    ሓላለይ በጣዒሚ ፀበቃተ ዓበይቲ ሰባት ከኸኑ ዘኸአሉ አየም አዘሞ ተማሃሮ ከነዱ ዘኸአለኸ አሰፖሰረ ከረኸቡ ደጋግምካ ተኻታለም ቀፀሉ ደማ

  • @Smero-u2u
    @Smero-u2u 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤አሰይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @YohannesGebre-op1wv
    @YohannesGebre-op1wv 10 หลายเดือนก่อน

    ይበል ጥበብ እደ ሰሎሞን
    ተስፋ ትግራይ ብዙሓት እዮም

  • @anaelearmias9938
    @anaelearmias9938 10 หลายเดือนก่อน

    ዓብዪ ሓገዝ ዘድልዮ ብሉፅ መንእሰይ።ትግራይ ሰብ ኣለዋ ።

  • @wakayent
    @wakayent 10 หลายเดือนก่อน +2

    what a unique show..... good job

  • @ሰደተይልሂወትኮይንለይ
    @ሰደተይልሂወትኮይንለይ 7 หลายเดือนก่อน

    ዋው ተባረክ ዘሓውይ ሓሳብኻ ፈትየዮ ምብዛሕትእና ካብ ናትና መክልት ተጠቂምና ተርክ ካብ ምስራሕ ይልቅ ብናይ ሕልፍ ተርክ ንሕበን ፅቡቅ አኳ እንተ ኮነ አንሕና ከ ማአዝ አና ፀጋና ንጥቀሞ ❤

  • @samsonberhane1925
    @samsonberhane1925 10 หลายเดือนก่อน

    that is miracle!!

  • @SenayTeklay-p6k
    @SenayTeklay-p6k 10 หลายเดือนก่อน

    des Bahali Tesfa Tigrayna Ketslelu❤❤❤❤

  • @ggdhdbfhamenamenamen6583
    @ggdhdbfhamenamenamen6583 10 หลายเดือนก่อน

    ሓሰብ ልበካ ይስመረልካ ዛሓወይ ብጣዕሚ ደስ ዝበል ስራሕቲ

  • @Fissehak-ym8ce
    @Fissehak-ym8ce 10 หลายเดือนก่อน

    wow he is brilliant

  • @Sara-dq1sk
    @Sara-dq1sk 6 หลายเดือนก่อน

    ወዉ ይገርም በእዉነት❤❤❤❤❤

  • @YafyYaf
    @YafyYaf 10 หลายเดือนก่อน

    እቲ ክእለት መደመሚ እዩ። ማሕበር ልምዓት ትግራይ ፣ መስፍን ኢንጅነሪንግ፣ዝምልከተኩም ወነንቲ ሃፍቲ ነዚ ተምሃራይ ብምሕጋዝ ንትግራይ ነድሕና።

  • @Niguse-l7o
    @Niguse-l7o 7 หลายเดือนก่อน

    ዝገርም ክእለት

  • @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
    @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ 8 หลายเดือนก่อน

    ዋውውውው ዘገርም ጥበብ እዩ ዓዲልካ ፈጣሪ ዝሓወይ እግዚአብሔር አብ ዝለዓለ ደረጃ ይብፀሐካ ከምዚ ዓይነት ጎበዛት ከበራታትዑ ኣለዎም ትግራይ ዓደይ ኮ ጥቨብኛታት መለኦም እዩም👌💖

  • @WELELASELAM-zl1ek
    @WELELASELAM-zl1ek 9 หลายเดือนก่อน

    Selam nkulukum ahbatey abzelekumo!!! tekatatelti medeb!!! unique adalawi !!!. Medebka zehogus e u. Rieto gin aleni. Mhizo zmhazu ahbatna mihzoaom ab tegbar ksab zwil nab aier entezeybakin. Entay entay kemzteserhe tray entezkerib. Ybl

  • @እንዳባጉናዓደይ
    @እንዳባጉናዓደይ 10 หลายเดือนก่อน

    ዋው ቡሉፃት መናእስያት ኣለውና❤❤❤❤❤

  • @TwafCreative
    @TwafCreative 10 หลายเดือนก่อน

    Good Job Semu. He is genius.

  • @musieasefa9159
    @musieasefa9159 9 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ትግራይ ዕደለኛ እያ ብዙሓት ተመራመርቲ ተፍሪ ኣላ ነዚኦም ድማ ክሕግዙ ኣለዎም።

  • @Destahun
    @Destahun 8 หลายเดือนก่อน

    ተጋሩስ ብዘይምኽንያት አይኮነይ ፀላእቲ ዘይዱቁሱልና ሕሰብዎ እሰቲ ክንደይ ፈላጣት ብዚ ጦርነት ከምዝሰአና ክንግንዘብ ይግበእና

  • @thedave9749
    @thedave9749 8 หลายเดือนก่อน

    what a genus boy wawww

  • @fayaz3598
    @fayaz3598 10 หลายเดือนก่อน

    😮ክበራታዕ ልግበኦ ሰብ❤

  • @حسينالحجوري-ع7ق
    @حسينالحجوري-ع7ق 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @fortune8949
    @fortune8949 10 หลายเดือนก่อน

    betam arife

  • @tekleweynigebrihans9275
    @tekleweynigebrihans9275 10 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ንፍዕ ቆልዓ

  • @ifuyfifg369
    @ifuyfifg369 8 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ዝገርም ተዉህቦ

  • @worldart-h5t
    @worldart-h5t 9 หลายเดือนก่อน

    ተኣምረኛ ወዲ ፈጣሪ ዝሃቦም ፍሉይ ውህብቶ ዘለዎም ተጋሩ ኣለውና ውህብቶኦም ቂሂሙ ኸይተርፍ ንሓብሕቦም ንደግፎም ነዞም ሰባት unique show ሓሪፍ ስራሕ ትሰርሕ ኣለኻ እሞ ቀፅለሉ

  • @EyerusBerhan
    @EyerusBerhan 10 หลายเดือนก่อน

    ንደማመር ተጋሩዋይ ደመይ❤❤

  • @HailayZeray
    @HailayZeray 7 หลายเดือนก่อน

    Keep it up.

  • @manjussegen3654
    @manjussegen3654 8 หลายเดือนก่อน

    ፍሉይ ተዉህቦ❤ ኣምላክ ምሳካ ይኩን❤❤

  • @FdFd-v7h
    @FdFd-v7h 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @abelmehari7583
    @abelmehari7583 9 หลายเดือนก่อน

    Wawww bteami nifue ezi Hawna amlak xegeu yebzhalka

  • @Habenasgedom757
    @Habenasgedom757 10 หลายเดือนก่อน

    ብራቮ ዝሓወይ 🎉❤🎉❤❤

  • @robelalexander3756
    @robelalexander3756 9 หลายเดือนก่อน

    እድመ ጥዒና ያሃብካ

  • @HaftuHiluf-p8k
    @HaftuHiluf-p8k 8 หลายเดือนก่อน


    Ł
    ❤❤

  • @alemgereziher1544
    @alemgereziher1544 10 หลายเดือนก่อน

    ዝገርም ፈላስፋ እዩ ጥንቃቀ ከዓ የድልዮ

  • @tsehayyirgalem1068
    @tsehayyirgalem1068 10 หลายเดือนก่อน

    woooo amelak yehalika zehaweye

  • @habtomhaile6016
    @habtomhaile6016 8 หลายเดือนก่อน

    Waww nice bro ajka kexlo❤❤

  • @Goytom-ro2qf
    @Goytom-ro2qf 10 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ኑፉዕ ክሕገዝና ክባራታዕ ይግባእ ግን ጦጶያ ዝቃበፅካያ ኣይትመሰሊ ዕድል ተረኪብካ ሞያካ ከምቶም ዓያሹ ኣያታትና ሽዋ ዝማእላ እየ ከይትብል

  • @mazaaregawi3335
    @mazaaregawi3335 10 หลายเดือนก่อน

    ዋዉዉዉዉዉዉዉ❤❤❤❤❤

  • @EyerusBerhan
    @EyerusBerhan 10 หลายเดือนก่อน

    ንፍዕ ዛሓወይ ❤❤

  • @manfoyq871
    @manfoyq871 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @worldart-h5t
    @worldart-h5t 9 หลายเดือนก่อน

    ሙሁራት ዳኣ ኔሮምና መንግስቲ እንዶ 'ሞ ሲኢንና

  • @sbegge7121
    @sbegge7121 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Niguse-l7o
    @Niguse-l7o 7 หลายเดือนก่อน

    ዩኒክ ሸው ይበል ኢልና እና

  • @meazafesseha8132
    @meazafesseha8132 10 หลายเดือนก่อน

    Gez tefia endabelu weledi yihaznu neyiro temesgen nab nbur yimles alo! Beyizaka kmaka afri. Tbebka amlak yibarkelka tsibukey!

  • @amam4437
    @amam4437 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @mayshehotube21
    @mayshehotube21 10 หลายเดือนก่อน

    wow 👏👏❤️❤️

  • @AzebAzebgeb
    @AzebAzebgeb 10 หลายเดือนก่อน

    አትም ሀፋትም እስኪ ሓግዝት ንቶም ብልሕ ዝኮኑ ሰባት

  • @vipblacklimoservice9258
    @vipblacklimoservice9258 9 หลายเดือนก่อน

    ❤ናይ ዳግማዊ ቅዱስ ያሬድ 🥇ዳንኤል አድርሻ ወይም ስልኪ ቑፅሪ እንተ ሃልኩም🙏

    • @uniqueshow.
      @uniqueshow.  9 หลายเดือนก่อน +1

      0935389366

    • @sendayowlegebrial4195
      @sendayowlegebrial4195 8 หลายเดือนก่อน

      ከምለ ገቼ ዳኒኤል ሓደ ውን አሎ ታአምረኛ ዲያቆን ብሃይማኖትም ኮነ ብዓለማዊ ዘለዎም ፉሊይ ተውህቦ ናይ ፈጣሪ እዮም ባሓደ አራኽብዎም ጉጅለ ግበርሎም ብዙሕ ነገር ክሰርሑ እዮም አብ ትግራይ ዓዶም ዘድልዮም ሓገዝ ንረባረብ ኩላትና ትግራይ ትልምልም ትዕብብ ከምዚኦም ዘበሉ ተቕርበና ዘለኻ ሓውና ዕድመ ጥዕና ይሃብካ በርትዐልና ትግራይ ተረከብቲ ስኹም ኢኹም ደበስታ❤️🙏 ​@@uniqueshow.