Tigray Media Network ቀንዲ ነጥብታት ጌታቸው ረዳ Jul 30, 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ก.ย. 2024
  • #ethiopia #tigrai #eritrea
    Well Come To Tigray Media Network TH-cam Channel Like Share Subscribe

ความคิดเห็น • 184

  • @maroso7422
    @maroso7422 หลายเดือนก่อน +28

    ገታቸዉ በዚ ዘርአኻዮ ንህዝቢ ምሕባርካ ። ነመስግነካ። አምላክ ይሐግዝካ 🙏

  • @maroso7422
    @maroso7422 หลายเดือนก่อน +28

    መንእሰይ ትግራይ ምስ ገታቸዉ ደዉ ኢልኩም ንህዝብኹም አድሕኑ። 🙏 ዝተረፈ ነገር የለን እዚ ኹሉ ሰብ አጥፊኦም ጌና አይጸገቡን። ሰላም ይፍጠረሉ ንህዝብታት። 🙏🌺❤🌺

    • @wediere2238
      @wediere2238 หลายเดือนก่อน +2

      ሰላም ናቱ ጂግና ❤ ቐስ ብቐስ ኩላ ናብኻ እንዳሳዓበት እንዳተረዳኣ ትመጽእ ኣላ፡ህዝቢ ትግራይ ብሕልፊ መንእሰያት ንጌታቸው ረዳ ሓግዝዎ ጎኒ ኹንዎ ወያነ ከየጥፍእዎ ፍትሒ ከይትስእኑ።

    • @tekletewolde181
      @tekletewolde181 หลายเดือนก่อน

      ​@@wediere2238kmkkkkom9😊

    • @tekletewolde181
      @tekletewolde181 หลายเดือนก่อน

      ​@@wediere2238kok😅😊k

    • @tekletewolde181
      @tekletewolde181 หลายเดือนก่อน

      Iimiiiimimm😅imiiiii
      ​@@wediere2238😅momm

    • @tekletewolde181
      @tekletewolde181 หลายเดือนก่อน

      ​@@wediere2238i9ki9i
      Mmmmiii😅

  • @aelafyfru2513
    @aelafyfru2513 25 วันที่ผ่านมา

    ትግራይ። እግዚኣብሄር። ይሐዘሃልዋ

  • @khasaihailetedla8105
    @khasaihailetedla8105 หลายเดือนก่อน +18

    ጌቾ ኣብመወዳእታ ቡጭ ኢልዋ

  • @user-by7yf3cn9l
    @user-by7yf3cn9l หลายเดือนก่อน +2

    Gech ajoka anta jigna💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻 menesey tgray ab gnka alena🙏🏻

  • @merhawihabtai1133
    @merhawihabtai1133 หลายเดือนก่อน +4

    What’s up natu welcome 🙏 and hopefully one day eri and Ethiopian in general will have peace for ever

  • @etiioerit2563
    @etiioerit2563 หลายเดือนก่อน +6

    ጌቹ ሓቂ ስለ ዝተዛረብካ ክቀትሉኻ ኢዮም ኣነ ፈታዊኻየ ❤❤❤❤ ተጠንቀቅ እዞም ሰባት ሓደገኛታት ኢዮም

    • @fkreayele3056
      @fkreayele3056 หลายเดือนก่อน

      ምቅታል ናይ ብልፅግና እዩ

  • @abyalaswithayle1401
    @abyalaswithayle1401 หลายเดือนก่อน +2

    ጌችዬ ፈጣሪ ካብዞም ከሓድቲ አረመኔታት ደቂ ጋናውንቲ ደቂ ሸይጣውንቲ የድሕንካ ፈጣሪ የሓልውካ😢

  • @danielhalefom5922
    @danielhalefom5922 25 วันที่ผ่านมา

    Tigray doesn't deserve fighting. Tigray is looking for peace. We should say enough is enough for both Authorities.

  • @andiesteweldeberhan1299
    @andiesteweldeberhan1299 หลายเดือนก่อน +19

    ዝገርመኒ ቮትካቸው እዚ ኩሉ ቁስሊ ተሰኪሙ ከሎ ንኤርትራ ብዘይውዓለቶን አብ መሬታ ከላን ከጸልማን ክውንጅላን ከሎ እዩ!! በሊ ጌቾ ከይቀተሉኺ ከለዉ እዞም "WARLORDS" ነብስኺ አድሕኒ!!!!!

  • @getachewnegash7036
    @getachewnegash7036 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you Getachew God bless you Yes my people need freedom

  • @fithanegesaraya
    @fithanegesaraya หลายเดือนก่อน

    We are with you Gech.

  • @Letishkiros
    @Letishkiros หลายเดือนก่อน

    እመን ጅግና ኢኻ። ተሓቢኡ ዝነበረ ፀላዕላዕ ይበሎ!

  • @samymatusala5491
    @samymatusala5491 หลายเดือนก่อน +1

    Well come....Natu gegna!!!

  • @user-ks2ui8bu7e
    @user-ks2ui8bu7e หลายเดือนก่อน

    Natu jigna thanks for hard working for peace ✌️✌️❤❤

  • @berhaneabreham618
    @berhaneabreham618 หลายเดือนก่อน +11

    ጌች አንበሳ ንገሮም ነዞም እንዳ ባዓቲ

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 หลายเดือนก่อน

    Kulusalasabia Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍❤️🌺🙏🙏🙏✊✅✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊Kulubahlukumo

  • @mesfinteklay4845
    @mesfinteklay4845 หลายเดือนก่อน +1

    Well come Natu

  • @yordanosamanearaya
    @yordanosamanearaya หลายเดือนก่อน +1

    Amlak eritrea ybarek ati haki kulu ywexa alo tanks natu delay selam

  • @mulugetanegash594
    @mulugetanegash594 หลายเดือนก่อน +1

    He is telling the truth. TPLF lost the war and surrendered in Pretoria .

  • @MekonenBirak-ic2ik
    @MekonenBirak-ic2ik หลายเดือนก่อน

    መሪሒስ የብሊኺይ ትግራይ ዓደይ

  • @michalemichale5880
    @michalemichale5880 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you natu!

  • @TesfuTesfu-dx4hm
    @TesfuTesfu-dx4hm หลายเดือนก่อน +10

    ጌታቸው ግልጺ ብምዝራብካ ጽቡቕ ኢዩ እንተ እቶም መሪሕነት ንምሓዝ ዝቀዳደሙ ዘለዉ ግን ፈጺሞም ናይ ህዝቢ ግምት የብሎምን

  • @mihreteabdaniel9072
    @mihreteabdaniel9072 หลายเดือนก่อน +2

    Selam Nati

  • @fithimeheretab-mx1rk
    @fithimeheretab-mx1rk หลายเดือนก่อน +1

    Natu demixka nafiqnyo tentana ni xeba alna ❤❤❤❤❤❤

  • @hermonogbamichael8599
    @hermonogbamichael8599 หลายเดือนก่อน +1

    It is time the Tigray people stand with Getachew. The young people can not afford to go to another war. It will be destructive and a mayhem tragedy again. There are so much post war trauma and negative consequences already. Thus, enough is enough.

  • @ttlove-nk4dl
    @ttlove-nk4dl หลายเดือนก่อน +1

    ጌታቸው ካብ ወዲ በሻሻ ነጻ ተዝኸውን ብጣዕሚ ተስፋ አለዎ, ምዕቡል ይመስል , ካብዚ ባእባእ ደብሪጽ ብ10 ኢድ ይሐይሽ 👍🇪🇷

  • @user-nm5tz3qe3i
    @user-nm5tz3qe3i หลายเดือนก่อน

    የዋህ ህዝቢ ትግራይ ይፃወትሉ አለው

  • @Tesfayreda-i6y
    @Tesfayreda-i6y หลายเดือนก่อน

    ጌታቸው ሰዳ እግዛብሄር ዕድመ ይሃብካ ሰባት ስለ ውድብ ይጭነቁሎው እቱ ህዝቢይ ግን ውዱብ ሙኻኑ ተረሲዑ ዋ እቱ ሓቂ ልህዝቢ ግልፂ ገይርካልና ኢኻሞ ልዝተረዶ የቀንየልና

  • @KkM-zb4mp
    @KkM-zb4mp หลายเดือนก่อน +1

    ገች ወድ ረዳ ንኒ ቢዓል ንኣካለ ወልዳ ትግራይ ወሊዳ ኣይት ሓፍረይ እዩ ኣይልዓልይ ድሕረ ሒዚ

  • @Mekonen-tx7gz
    @Mekonen-tx7gz หลายเดือนก่อน +1

    natu ናቱ ሓወይ፡ኩሉ ቃልስኻ ሓቂ ንህዝብኻ ምጭባጥ ኔሩ ከምኡ ድማ ኮይኑ፡ታዓወት ተዓዊትካ ናቱ ሓወይ፡ነቶም ብሓቂ ንህዝቢ ትግራይ ክሰርሑ ዝኽእሉ ምትብባዕን ምሕጋዝን የድልየካሎ ናቱ መሪሕ ሰላም፡ሰላምን ቅሳነትን ንህዝቢ ትግራይ ዓወት ንሓፋሽ!!

  • @okubaybeyene6231
    @okubaybeyene6231 หลายเดือนก่อน

    መንእሰይ ትግራይ መን ይጠቅመካ ፍለጥ እዞም ዕዉራት ኣይ ገድፋካን እዮም ደብረ ዕንክሊል ደም መንእሰይ ኣይ ጸገበን ንጀቸ ክቐትልዎ ይክእሉ እዮም ዝተማህሩ መንእሰያት ኣለዉኩም ሊደራት ፈጢርኩም መጻኢኹም ፍለጡ።

  • @moaz6007
    @moaz6007 หลายเดือนก่อน

    Be bold and take decisive actions! This is the time a leader is tested. TPLF mafias don’t want to be held accountable for all the atrocities committed in Tigray under their leadership.

  • @habtomgebre1523
    @habtomgebre1523 หลายเดือนก่อน

    excellent

  • @user-rk5yd8sz2l
    @user-rk5yd8sz2l หลายเดือนก่อน +1

    ህዝብ ጥቅም ዘይረክብ መንግሰቲ ትግራይ ይኹን ፈደራል ጥቅም ዘይረክብ ትኾይኑ መን እዮ ዳአ ዝጥቀም ዘሎ ሕዝ እዞም ናጀረያ ይኹኑ ቻይና በሀይል አትዮም ድዮም ማአድና ትግራይ ዝዘርፏዎ ዘለዉ ግልጽነት ሰለ ዘይረኦኹዎ እዮ ሰራዉት ትግራይ አዝዝኩም ብኸመይ ጦጦዉ ዘይተብልዎ እዮ ዘገርመና ዘሎ

  • @NatiEndrias-rz3mm
    @NatiEndrias-rz3mm หลายเดือนก่อน

    ጌቾ ስሬስ ከማካ መደናገረ ሰብ የለን ሐሳዊ

  • @temesgenberhane
    @temesgenberhane หลายเดือนก่อน

    ዋይ ዋይ 😢

  • @user-vx6iu5cl2q
    @user-vx6iu5cl2q หลายเดือนก่อน

    DC🇪🇷🇪🇷 wow this is very interesting finally, the truth is coming out.

  • @edenkidane7813
    @edenkidane7813 หลายเดือนก่อน

    💯

  • @AradomBerri
    @AradomBerri หลายเดือนก่อน

    ጌቾ ብዘይ ቀልዓለም ጀግና ኢኻ : ነዚዩ ድማ ህዝቢ ትግራይ : ሳኒታይዘር ኢሉ : ቅፅሎ ሽም ከውፀልካ ዝኸአለ ::
    አቶም ጉጅለ ጎሐላሉ :
    አብ ልዕሌኻ ፀለመን ተቃውሞን ዘቅርቡ ዘለዉ : ዓፈንትን ጎሐላሉ ን ናጋለፅናን ናአለናን ፀሪና ንውፃእ ኢልካ ስጉምቲ ስለ ዝጀመርካ : እቶም ጉዕዙያት ጎሐላሉ : ምእንታን ከይጋለፁ : ገና ንገና አብልዕሌካ ፀለመን ተቃዉሞን ጀሚሮም :
    ናትካ ምዝንጋዕን ሕመቅን ድማ ከሕ ዝጀመርካዮ : ብትብዓት ስጉምትኻ ተትቅፅል ኔርካ: ህዝቢ ትግራይ ምዓረፈ : ንባዕልኻ'ውን ቀሲንካ ስራሕኻ መቀፀልካ :
    ሕዚ'ዉን እቲ ዕድሎ ከምዘሎ ኾይኑ : እቶም ቀንዲ ቀንዲ ጎሐላሉን ገጀልትን : ጎጎቲትካ ናብ ሕጊ ንቅቀርቡ ብቅልጡፍ ስጉምቲ ተዝጅመር ፅቡቅ'ዩ በሃላይ'የ ።
    ብተወሳኺ ድማ ባንዳ ኢሎም ሽምካ ዘፀለሙ : ብፍላይ ብሕጊ ንኽጥየቁ ተትገብር ዝበለፀ ይመስለኒ ።
    ናይ ሳኒታይዘር ቅፅል ሽምካ ብተግባር አተግብሮ ።
    አነ ትግራዋይ እየ።

  • @habtamukasaye-s9o
    @habtamukasaye-s9o หลายเดือนก่อน

  • @yonastamrat5417
    @yonastamrat5417 หลายเดือนก่อน +1

    ምሽጥር ብናይ ሓባር ምርድዳእን ምክብባርን መረዳእታ አብፀላኢ በፂሑ ንጥፍአት ህዝቢ ከይዕድም ብውሽጥኻ ተናቢብካ ተቀናጂኻን አብ ልቦናኻ ብጥንቃቀ ዝተሓዝ ንእተወሰነ ክዕቀብ ዘለዎ መረዳእታ እዩ።ኮይኑ ግን ንቲ ዝተታሕዘ መረዳእታ ብጥርጥርን ንትርኽን ሓዲኡ ከፍርሶ ዝኽእል ቃል ከይገጥም በ2ቴኻ ብጥንቃቀ ዝተሓዝ ነገር እዩ።ሓዲኡ ንሓዲኡ አብምውግጋዝ ኢሉውን ንቲ መዋጥንቲ ምሽጥካ ዘውግዝ(ምትንዃላት)ምጥርጣርን እንተተጀሚሩ ምሽጥር ተደፊኡ ክወፅእ ምዕዳም እዩ።ብዝኾነ እዚ አብ መንጎ 2ቴኹም ተፈጢሩ ዘሎ ዘይምርድዳእ እንካብ ዛእንባይ መንይደፍራ ዝዓይነቱ እቲ ጉዳይ(ምሽጥር)ምሽጥር ኮይኑ ዝተታሕዘ ንተ አብፀገም ዘሎ ህዝቢ ካብ ጥፍአት ንምድሓን እንተኾይኑ ባዕሉ እቲ ህዝቢ(ብጉባኤ)አቢሉ ፍታሕ ንኽህብ ክትስማዕምዕሉ የግባእ ነይሩ።

  • @MahammedJud-uy7qn
    @MahammedJud-uy7qn หลายเดือนก่อน

    ኣጆኻ ወድ ራያ ደቅ ራያ ባሓቅ አጎንኻ ጠጠዉ እልና ክንቃለስ ኤና ትግራይ ኹሉ ኣብጎንኻ እዩ

  • @yonasgebre1726
    @yonasgebre1726 หลายเดือนก่อน

    Welcome Natu.

  • @birhanekidu3744
    @birhanekidu3744 หลายเดือนก่อน +2

    TPLF is a curse for Tigray, Eritrea and Ethiopia
    I am not kidding 😢

  • @user-oq1xd8dd5v
    @user-oq1xd8dd5v หลายเดือนก่อน

    DONE BRO

  • @abebahaile2552
    @abebahaile2552 หลายเดือนก่อน +1

    ናትናኤል:አስመላሽ:🎉🎉🎉🎉🎉ደላይ:ሰላም:😂😂😂እቲ:ንኤርትራን:ንትግራይን:በሰላም:ክነብር:ትገብሮ:ጻዕሪ:ፍረረኺቡ❤🎉🎉ንሐቂ:ዝቀብራ:ሐይሊ:የሎን:🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @MisginaGebre
    @MisginaGebre หลายเดือนก่อน

    ZEGAREM.SALEM.KOLKA.SALEM.TEBEL.ZEKABRKA.GWRBETNA.GEGA.HAEM.WAY.KABELA.ZEHHE.🙏

  • @fisehamebrahtu882
    @fisehamebrahtu882 25 วันที่ผ่านมา

    ጌች ንዝገበርካዮ ኣስተዋጽኦ ብቀሊሉ ኣይሕለፍን ዝበሉ ይበሉ ዕርፍኻ ኣጽንዕ።

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 หลายเดือนก่อน

    Welcome natu

  • @Haylushi
    @Haylushi หลายเดือนก่อน

    ዋይ እህ ስጋ ቡፆት ዙኹሉ ናሓንገርና ናሻገርናዮምነይርና ኸዚ ረሲዖምና ዋጭዋጭ ይብሉ ይዓኽ ኸይድናሉኹ ዃራዩ

  • @andayaman4097
    @andayaman4097 หลายเดือนก่อน +3

    ደብረጽዮን ጸብሒ ባምያ ብቀደሙ ፖለቲካ ፊልዱ ወይ ሞዩኡ ኣይኮነን።

  • @WoldeM-jf9yc
    @WoldeM-jf9yc หลายเดือนก่อน +1

    Why the people of Tigray allowed the old guard of TPLF to create conflict as if what they did before is not enough?

  • @ShambelShambel-tu4kv
    @ShambelShambel-tu4kv หลายเดือนก่อน

    Meskinay hezbi tegray bae bae endabelu zemerhewo merahti kesab meas eu qesaqe

  • @abrahamhaddish5875
    @abrahamhaddish5875 หลายเดือนก่อน +1

    Getachew is an extraordinary person. I salute him; Tigrai needs the likes of him.
    Tigrai shall rise from the ashes ❤

  • @kibromsolomon5613
    @kibromsolomon5613 หลายเดือนก่อน

    Eway Tigray!! Hgi albo hager koyna beqa!! Getachew Reda kulu zerzirwo !! Sgumti zwesd gn wala hade seb yelen

  • @AmroStore-p3v
    @AmroStore-p3v หลายเดือนก่อน

    እሞ ገች ፍስሃ ነጅስ ዘትሐቶ

  • @AfewerkiGoytom
    @AfewerkiGoytom หลายเดือนก่อน

    Well come

  • @Asmara1991
    @Asmara1991 หลายเดือนก่อน +6

    እዚ ሰብዚ እቲ ንኤርትራን ህዝባን ቅድሚ ቁሩባት ኣዋ
    ርሕ ዝዝረብን ዘይዝረብን
    እናተዛረበ ከኽፍእ ዝውዕል
    ዝነበረ ድዩ ወይስ ካልእ ሰብ እዩ? ብሓቂ እዚ ሰብዚ እቲ እንፈልጦ ጌታቸው ቮድ
    ካ እንተድኣ ኮይኑ፡ እዞም
    ህዝቢ'ዚኦም ዘይሓፍሩ ህዝ
    ቢ እዮም።
    እዚ ዝዛረቦ ዘሎ ሽሕኳ ጽቡ
    ቅ እነተ መሰለ ዝእመን ኣይ
    ኮነን። ከም'ዚ ጽቡቅ ዘረባ፡ቅድም እቲ ሌባ መለስ፡ቀጺ
    ሉ ከኣ፡ እቲ ዕሸል ኣቢ ብም
    ግናን ተዛሪቦሞ እዮም፡ ኣብ
    መወዳእታ ከኣ፡ እንታይ ከም ዝፈደየና ኩላትና ሃገራ
    ውያን እንዝክሮ እዩ።
    ክቡራት ኤርትራውያን ከም
    ቀደምኩም ኣይትተሃመሉ!!!
    እታ ናይ ሓቂ ዕርቂ ኣብ መን
    ጎ ኤርትረውያንን ተጋሩን እት
    መጽእ፡ እታ ኣብ ልዕሊ መቃ
    ብር ወያነ እትፍጸም ዕርቂ ጥራይ እያ።
    ሓው ናትናኤል ንእትገብሮ ናይ ሰላም ጉዕዞ ቀጽሎ እና
    በልና፡ እታ መርዛም ዝኾነት
    ወያነ መዓልታት ሞታ በጻብ
    ዕ ዝቁጸራ ኣዋርሕ ጥራይ
    እየን ተሪፈናኣ። ኣጆኻ!!!!

    • @BerhaneMehari-ss6fk
      @BerhaneMehari-ss6fk หลายเดือนก่อน

      Asmera 1991 aykonkunan

    • @Asmara1991
      @Asmara1991 หลายเดือนก่อน +1

      @@BerhaneMehari-ss6fk
      "aykonkonan" ብእንታይ
      ቋንቋ እዩ? ይቅረታ ብጻይ/ሓው ትርጉሙ ንቡዙሕ ሰብ ሓቲተ፡ ክሕግዙኒ ኣይከኣሉን።

  • @LoveEri-z4u
    @LoveEri-z4u หลายเดือนก่อน

    ገቾ፡ መሰኻኽር ባዕልና ኣለናልካ፡ ስድራና ተጨውዮም ገንዘብ ክፈሉ ወይ ክንቀትሎም ኢና ተባሂልና ገንዘብ ልኢኽና ኣውጺናዮም።
    ሰለስተ ንሕና ዝሰደድናሎም፡ ካልኦት ከኣ ብካልእ ወገን ኣለዉ።

  • @tesfaalemgebremedhin-er2wy
    @tesfaalemgebremedhin-er2wy หลายเดือนก่อน

    You must go that's it

  • @birhanebezabihambaye6636
    @birhanebezabihambaye6636 หลายเดือนก่อน

    Mekette should be evaluated

  • @weledeteklemaheri1786
    @weledeteklemaheri1786 หลายเดือนก่อน

    good time for tigray pepoli

  • @SamsomAraya-mc4lg
    @SamsomAraya-mc4lg หลายเดือนก่อน

    Weyane belae mesnetiy deku

  • @teklegebrebrhan1946
    @teklegebrebrhan1946 หลายเดือนก่อน +1

    Getachew hiji awyat waga yeblun

  • @mebrahtuaregay3520
    @mebrahtuaregay3520 หลายเดือนก่อน +1

    ዘገርም እዩ እዝ ወዲ ጉድ ረኺቡ ኣብ መንጎ ተጀፊዑ ከም ስምስም ይርህዎ

  • @mulugetatemesgen3352
    @mulugetatemesgen3352 หลายเดือนก่อน +4

    እዚ ሎቕማጽ ደብረጼን ሻዕብያ መጸኒ እንዳበለ ኣብ ውሻጠ ይሓርእ ከምዘይነበረስ ሕጂ ብዛዕባ ፕሪቶርያ ኣይተቐበልናዮን ክብል እዚ ነፋጥ።

  • @MisginaGebre
    @MisginaGebre หลายเดือนก่อน

    DALAY.SALAM.MEKWNKA.DES.ZEBEL.GEN.SALAMTE.GEGA.KAM.BAAL.SELTAAN.GELAAL..ETYOBA.

  • @Eritrealifey
    @Eritrealifey หลายเดือนก่อน +1

    Natu live eto

  • @KdusYosef
    @KdusYosef หลายเดือนก่อน +1

    ጌታቾው ረዳ 1000 ዓመት ንገስ
    እዞም ደመኛታት ደም ዝለመዱ አየስርሑካን እዮም ግራውንድ አእትዎም
    እዚኩሉ መንእሰይ አጨሪሶም ዝከላከለሎም ምስ ሰአኑ ሂወቶም ንምትራፍ ተሎ ውዕል ፕሪቶርያ ፈርሙ ጨርሱ ኢሎም እንተብቅኡ ተመሊሶም ብህዝቢ ዝተመረፀ መንግስት አፍሪስካ ማለት ነፍስ ስለዝሰርዑ እዮም
    ስለዚ እዞም ሌያቡ ደመኛታት አብ ትግራይ ብዝጠፈአ ወጣት ዝጥየቅሉ ግዜ ርሑቅ አይከውንን እዩ
    ህወሐት ፈጣሪ አይኮነትን እያ ሌባ ፖርት እያ
    ንሰብ ባንዳ እናበለት ስመ ክርስትና እናውፅኡ ንዝሰርሕ ሞራሉ ዝነክኡ አካላት ብሕጊ ዘይጥየቅሉ ምክንያት እንታይ እዩ ሽግሩ
    ደብረፅየን ይኩን ካልእት ገበነኛታት እንተኮይኖም አብ ቀይዲ ክውዕሉ አለዎም
    ህዝቢ ትግራይ አቀሓ ገይሮሞ ዕድመ ልክዖም ቀጥቂጦም ገዚኦሞ እዮም
    ደጊም ስም ድርጅቶም ሒዞም ይጥፍኡልና አይንደልዮምን

  • @leulgebremariam3379
    @leulgebremariam3379 หลายเดือนก่อน

    Gecho, your gift and capacity is not to be a leader but you are the person of media and communication .plz find your place of communication.

    • @habtomgebre1523
      @habtomgebre1523 หลายเดือนก่อน

      who told u he is not aleader he the one in side of the war genocide fighting in front like he is the best leader for tgray dont gage

  • @rutasolomon4569
    @rutasolomon4569 หลายเดือนก่อน

    Natu enjoy your time off.

  • @user-xe6hv8bt1n
    @user-xe6hv8bt1n หลายเดือนก่อน

    ብፃይ ጌታቸው ሕዚውን ሓቢእካዮ ዘለኻ ከቢድ ምስጢር እንኤካ እዩ ኩሉ ንህዝቢ ድሕንነት ብግልፂ ኣቐምጦ

  • @erina2932
    @erina2932 หลายเดือนก่อน +2

    ኣለም ገብረዋህድ ን ጎይቶኦም ረዳ ንዒቕዎ ሓቂእዩ

    • @MahammedJud-uy7qn
      @MahammedJud-uy7qn หลายเดือนก่อน

      ወድዛ ሻርሙጣ ገና ክንረዉዮኩም ኤናደቅ ዓድዋ

    • @MahammedJud-uy7qn
      @MahammedJud-uy7qn หลายเดือนก่อน

      ገች ጀግና እዩ አለም ገብረ ዋህድ ኣዶኡ ደቅላቶ እያ ደቅ ሻራሙጥ

    • @MahammedJud-uy7qn
      @MahammedJud-uy7qn หลายเดือนก่อน

      😡😡😡😡😡😡😡😡

    • @MahammedJud-uy7qn
      @MahammedJud-uy7qn หลายเดือนก่อน

      😕😕😕😕

    • @MahammedJud-uy7qn
      @MahammedJud-uy7qn หลายเดือนก่อน

      ህዝብ ራያ ትልዓል ኹልኻ ኣብ ገች ጎን ክንኸዉን ኣለና ኻላኣይ ግዜ ህዉሓት ራያ ክትረግፅ የብላይ ጎጆሞኻ ኣልዕሎ ራዮታይ ቦሎም እዞም ረሳሐት ህዉሓት

  • @trussom647
    @trussom647 หลายเดือนก่อน +2

    ናቱ ተጋዳላይ ኢኻ ዝጋደል ካኣ ከይታዓወተ ኣይተርፍን ሓቂ ብእግራ እንተቀበርካያ ብእግራ ትወጽእ ብእግራ እተቀበርካያ ብርእሳ ትወጽእ ወየ ዝተባለ " Game over" እንሆ መደምደምትኡ ።

  • @mendelaisawa
    @mendelaisawa หลายเดือนก่อน +1

    Bitami hakega iyu izi seb

  • @EtsayHailu-vj6sj
    @EtsayHailu-vj6sj หลายเดือนก่อน +1

    ጌች ባንዳ ክበሃል ከይኮነስ ብብቕዓት ህዝቢ ምስ መዓታት ዕንቅፋት ካብ ውሽጢ ከይቐረየ ዝቃለስ ዘሎ ሊቅ ኢዩ።

  • @Dydb69
    @Dydb69 20 วันที่ผ่านมา

    ጌታቸው በሊሕ ሰብ እዩ በኸምኡ እዩ ዘግልልዎ ዘለዎም።

  • @morningmorning1191
    @morningmorning1191 หลายเดือนก่อน

    Hi Natu 🎉🎉🎉

  • @targettube4968
    @targettube4968 หลายเดือนก่อน

    የአደዋ ጎጠኞች በራያው ተወለጅ ጌታቸው ላይ ያሚያደርጉት ጫና በማንነቱ ነው።

  • @user-vx7co3vy3s
    @user-vx7co3vy3s หลายเดือนก่อน

    Tkkl eka millionat kab mumat zedhne wuili eyou .

  • @birneshhagos1954
    @birneshhagos1954 หลายเดือนก่อน

    ❤መርሐባ ናቱ ከምዝበልካዮ ኮይኑ አሞላክ ኩሉ ግዜ ምስ ቁኑዕ እዩ ጌቹ ኩሉ እታ ሐቂ አዉጺኡወ በትሪ ሐቂ ትቀጥን እምበር አይትስበርን ኩሉ ግዜ ሐቂ እንተተዛሪብካ እቶሞ ሐቂ ዘይፈትወ ሰባት ጌታቸዉ ካብዚኦሞ ክጥቀቅ አለወ ካብ ብዕል እቶሞ ንስልጣን ዝጓየዩ ዘለዉ ንትግራይ ሐኒቆሞ ሒዞማ ዘለዉ ካብዚኦሞ ክጥቀቅ አለወ ❤

  • @user-rw4nu5wx5j
    @user-rw4nu5wx5j หลายเดือนก่อน

    ጌቺዋኒብርቅንዓመፅንሐሶትናይኩምእዩፀላቲየብላንትግራይህዝባካድራንእዩፀላኢአተናዘዙአብዘየእትወኩምአይትእተውነናትካሒዝካስላምፅብቅእይግንእዚእፅትገብርዋንኢኩም

  • @Haylushi
    @Haylushi หลายเดือนก่อน +2

    ተጋዳላይ አብ ጎድንኻ እዩ ገቾ በሎም ዞም ነነነነነጃጃጃጃጃጃ

  • @HagosHaileGebru
    @HagosHaileGebru หลายเดือนก่อน

    ሓቂ ሓቂ ምዝራብ ልክዕ እዩ። ግዝያዊ ምምሕዳር መሓውሩ ክሳብ ቀበሌ ዘይምውራዱ ፀገም ከም ዝፍጠር ቅድም ኢልና ሓቢርና ነይርና ስልጣን ከም ርስቲ ክሕዝ ዝደለየ ሓይሊ ከም ዘሎ ይመስል ህዝቢ ከም ህዝቢ እዚ ኩነታት ብዕምቆት ክርኦ ይግባእ።

  • @BirhanuHailekiros
    @BirhanuHailekiros หลายเดือนก่อน

    Ayeka belon !!

  • @fkreayele3056
    @fkreayele3056 หลายเดือนก่อน +1

    ወያነ ካብ ትግራይ ከጥፍእ እየውን ኢልካ ዲካ ፈሪምካ?

  • @NatiEndrias-rz3mm
    @NatiEndrias-rz3mm หลายเดือนก่อน

    ወዲ ረዳ ቡፅእ ክትመስል ጭዋ ጭዋ አይትፃወት ካባካ ጀሚሩ እዩ ህዝብና በዲልኩም ሆዳሞች

  • @zerayhabtay6413
    @zerayhabtay6413 หลายเดือนก่อน

    Welcom Natu Ambesa👍

  • @rahmamami3581
    @rahmamami3581 หลายเดือนก่อน

    ዝዛረባ ዘሎ ዘረባ እያ አሕዋተይ አታየ ጉድ እዩ ፅቡቅ አዩዝዛረብ ዘሎ አያና ተሰማሙኡ አሕዋተይ. ናነ _ብ ልብኩም ተመለሱ 4

  • @Welse1965
    @Welse1965 หลายเดือนก่อน

    ህውሓት ኩሎም ፀረ ኢትዮጵያ ባዳ እዮም

  • @Ourvision971
    @Ourvision971 หลายเดือนก่อน

    Zeytegedefelome Geche dr Abye naye zekone ministry bota kehebeka eyue T.P.L.F merate nemerat nehezbi tegraye atefome abekendi zenahsu kabezejemer egerka endahazu kehenkuluka ameten shemonte werhe yehlefkayo hezbi tegraye nedehenetun nemeselu mesaka dewe kebele tesfa yegeber.

  • @fesehesionhailo8945
    @fesehesionhailo8945 หลายเดือนก่อน

    Gechi fahh abilwa

  • @mulegetalgam2319
    @mulegetalgam2319 หลายเดือนก่อน

    This person in danger
    He should be protected.
    You rescue the TPLF from traged how Tamil Tigray failed and surrendered. Tplf should be surrendered and dissolved.

  • @berakywoldegebriel2168
    @berakywoldegebriel2168 หลายเดือนก่อน

    Tigray is a a region of Ethiopia, which is the Epi Center of crime at this time.

    • @peaceandlove9924
      @peaceandlove9924 หลายเดือนก่อน

      Eritrea will be one day part of the holy land Ethiopia

  • @DawitWm
    @DawitWm หลายเดือนก่อน

    አይተጋገዩንን ጠላም ከዳዕ ኢዩ

  • @brightfeature89
    @brightfeature89 หลายเดือนก่อน

    እዞም ርጉማን ንስልጣኖም ክብሉ ላሕ ይብሉ አለው ። አጆኻ ጌች አብ በረኻውን ዋጋ ኸፊልካ ኢኻ ሐዝውን እቲ ቃልሲ ካብቲ ናይ በረኻ ምግዳል አይሕይልን አጆኻ።

  • @AaWw-y2w
    @AaWw-y2w หลายเดือนก่อน

    እ ር ይደግፍካ ናይ ሰብስ እዚ እዩ ባ

  • @konjosara5547
    @konjosara5547 หลายเดือนก่อน +1

    ​the land is for god poeple can shear and live together without ethnicity
    look big country india more than 200 ethniciti live together
    RIP Meles ZENAWI unified all ethnicities .
    land is for god poeple can live together shearing love without ethnicity
    amara and tigray are brother
    living together shearing love
    the problem in ethiopia is in oromo ethniciti they hate other ethnicities
    oromo they are big ethnicity and they dont like to shear the land
    thats why they are killing amhara and tigray living in oromo region
    aby ahmed is removing all symbol and architicture for the old emperors menilik selassi in piassa
    he destroyed all building and houses representing amhara or tigrayan
    aby destroyed ecomy no job everything expensive 1 dollar 130bir
    during meles government very good economy 1 dollar 20 birr
    everything sheaper 1birr u can take bus

  • @LoveEri-z4u
    @LoveEri-z4u หลายเดือนก่อน +1

    ጌቾ፡ ንስኻ መጺእካ ኣይመጻኻን ንዓና ዝጠቕመና የለን፡ ንህዝቢ ትግራይ ግን ንስኻ ትሕሾም፡ ዘረባኻ ካብቶም ካልኦት ዝሓሸ'ዩ፡
    ህዝቢ ትግራይ ምስ ጌታቸው እንተ ኮይንኩም ይሕሸኩም፡ ካልኦት መራሕቲ ወያኔ፡ ዉግእ ኣይጸገቡን ዘለዉ፡ ስድርኦም ኣብ ወጻኢ ኣቐሚጦም።