HDMONA - ዓለመይ ብ ኤርምያስ ክፍለዝጊ Alemey by Ermias Kiflezghi - New Eritrean Music 2022

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ส.ค. 2024
  • HDMONA - ዓለመይ ብ ኤርምያስ ክፍለዝጊ Alemey by Ermias Kiflezghi - New Eritrean Music 2022
    Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
    HDMONA - Part 23 - ሰልሚ ሓሳብ ብ ሃብቶም ዓንደብርሃን Selmi Hasab by Habtom Andebrhan - New Eritrean Drama 2022
    All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
    ℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
    ℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    TH-cam - / hdmonanebarit
    Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
    Instagram - / hdmonanebarit
    TikTok - / hdmonanebarit
    Twitter - / hdmonanebarit
    Website - hdmonanebarit.com/
    © HDMONA NEBARIT LLC 2022. All Rights Reserved.
    #hdmonanebarit #hdmonaErmias #HdmonaAlemey

ความคิดเห็น • 1.2K

  • @habtomtesfay1294
    @habtomtesfay1294 2 ปีที่แล้ว +528

    ድምጺ---100
    ግጥሚ---100
    ዜማ----100
    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ስራሕ ደቂ ኤረይ ጽቡቃት

    • @tsigehiwetweldesus4206
      @tsigehiwetweldesus4206 2 ปีที่แล้ว +6

      🇪🇷🇪🇷💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹💐💐💐

    • @wedigeneve5595
      @wedigeneve5595 2 ปีที่แล้ว +4

      😂😂😂😹😂

    • @justdoit-xw5rn
      @justdoit-xw5rn 2 ปีที่แล้ว +11

      Wae geles ba 99 % gbero

    • @fatumasaid5330
      @fatumasaid5330 2 ปีที่แล้ว +3

      🥰🥰🥰🥰

    • @habtomtesfay1294
      @habtomtesfay1294 2 ปีที่แล้ว +1

      @@justdoit-xw5rn kkk ba ata broye emo hji do baley twhbtu kewrdelu koyne

  • @yoniyelij4996
    @yoniyelij4996 2 ปีที่แล้ว +420

    ነዛ ጽሕፍቲ ተንብቡ ዘለኹም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ።ሓሳብ ልብኹም የስምረልኩም ፈጣሪ።ዝተባረኸትን ዝተቀደሰትን መዓልቲ ይኹነልና ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷ናይብሓቂ ዝነኣድ ስራሕ ኤርሚያስ። ንኤርሚለ ኽኣ ላይክ ሃቡለይ ደቂ ኤረይ

  • @kevenaki7581
    @kevenaki7581 2 ปีที่แล้ว +183

    ኤርሚ ሓውይ ጹቡቅ ስራሕ ኣድንቅት ኤርሚ ኣግሩጨው ኣብሉኒ

  • @sirakmisgna7330
    @sirakmisgna7330 2 ปีที่แล้ว +229

    ዓለም እወ እዛ ጎምጻጽ ዘኽብራ ዘይትፈቱ ወያል Nice job Ermi bro🇪🇷❤✌️

    • @user-ez9lp3yv1d
      @user-ez9lp3yv1d 2 ปีที่แล้ว +8

      ኣብ ሓደ ምዓልቲ ሓደ ሚልዮን ክትብርጽሕ ኣለዋ ዓለም ተጠልዓ ከተአዊ ምእንታን"!

    • @sirakmisgna7330
      @sirakmisgna7330 2 ปีที่แล้ว +2

      @@user-ez9lp3yv1d ናይ ግድን ካኣ እንበር ናይ ዝሓለፈት commenti ደጊምካለይ ሒዘካ ኣለኹ🤔

    • @natueriboy
      @natueriboy 2 ปีที่แล้ว +1

      ዓለም ዛ ዘይ መባልዕተይ

    • @siumakberet809
      @siumakberet809 2 ปีที่แล้ว

      Alem tewir ermu shkor we love you my dear bro God blessd you in ur life

    • @natieri2399
      @natieri2399 2 ปีที่แล้ว +1

      @@natueriboy Merhaba deki abeyti ab Nati eri subscribe ktgebrulna b thtna nehatt deki abeyti haye mthgegaz bahlnayu mo hagzuna ab chanelna dma ztefelalye medeb alena mketetalkum bkbri nedem?

  • @aronasfaha8582
    @aronasfaha8582 2 ปีที่แล้ว +105

    ኤርሚ ኣንበሳ ብጣሚ ደስ ተብል ደርፊ ኣጆኻ ንቅድሚት ጥራይ ምሱጋም እዩ ኣመትካ ትኹነልካ 2022 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @robielyemane9090
    @robielyemane9090 2 ปีที่แล้ว +246

    ግጥሚ 100
    ድምጺ 100%
    ኣሎኩም ዶ ኣድነቕቲ እሪሚለ ንቕድሚት

  • @RBLTVEntertainment
    @RBLTVEntertainment 2 ปีที่แล้ว +136

    Great Job Ermi Wedi Klassey Neber. yzkr n klasna bwaeika lba ktetfala, abzi dereja bexihka kriei keleku azye hgus ye beaka.
    Great Job my dear bro.

    • @banute121
      @banute121 2 ปีที่แล้ว +5

      Deqi DC ayney 🥰 abe zezlnayo selam yemnyelkume 😘♥️

    • @WEDITINSEAW
      @WEDITINSEAW 2 ปีที่แล้ว +2

      ❤️👏

    • @embatekalamedia6832
      @embatekalamedia6832 2 ปีที่แล้ว +18

      ከዛብ ሰራቂ

    • @rthagos635
      @rthagos635 2 ปีที่แล้ว +1

      Ewe yeak Robi goney 🤩

    • @siemak6881
      @siemak6881 2 ปีที่แล้ว

      Dc Mearey 😍😍👌

  • @Mella_Noahh
    @Mella_Noahh 2 ปีที่แล้ว +43

    ቀታሊ ፍቅሪ ሰዉር ገበነኛ ኣነ ኣለኹ ዘይፈልተኒ ዳኛ (ገብሪሂወት ጸሃየ ) ብዘይ መጠን ዘድንቆ ገጣማይ good job Ermias Kiflezgie!!!!!

  • @Samisam3203
    @Samisam3203 2 ปีที่แล้ว +160

    ኣታ ኢሪ ንስካስ እንካዕ ኮ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኮንካ ኤርትራዊ ኩራ ንኩራዕ ትብሉ ብስም ኤሪ ኣብዚ ላይክ ነንብረሉ ሰሰናዩ ንዓኩም ደቂ ኤረይ

    • @user-jq7ef2xo7w
      @user-jq7ef2xo7w 2 ปีที่แล้ว +4

      ብስደት ፋሕ ብትን ኢልና ሲ ክንኮርዕ ኣታ ጭቃ

    • @KISANETGALERI
      @KISANETGALERI 2 ปีที่แล้ว +3

      ኣሜን ❤❤❤❤🇪🇷

    • @Samisam3203
      @Samisam3203 2 ปีที่แล้ว +8

      @@user-jq7ef2xo7w ምስዳደይ ብኣና ኣይተጀምረን ስደት ኤትራውያን ሓደ መዓልቲ ትወዲኡ ስደት እስራኤላውያን ኮይኑ ኣብ ዓድና ክንምለስ ኢና ወይለኩም ድኣ መልመጽቲ ድስቲ ጎሮቤት እምበር

    • @user-ed6ci5gb2i
      @user-ed6ci5gb2i 2 ปีที่แล้ว +1

      @@user-jq7ef2xo7w ሰክት ቆንዳፍ ዊዒጊን

    • @yohaneshaile4050
      @yohaneshaile4050 2 ปีที่แล้ว

      ሰነፍ ኣብ ስደት ዓዲ ጋና ብትካቦ እና ነበርናስ ኩራዕ ኤርትራዊ ክትብለና።ለማኒ ስደተኛ ይሓፍርን ይሕባእን እንበር ክኾርዕ ሪኢና ኣይንፈልጥን?

  • @user-wb7ud5lr9h
    @user-wb7ud5lr9h 2 ปีที่แล้ว +58

    እንቋዕ ብድሓን መጻእኩም ደቂ ኤረይ ዕድመ ይሃብኩም ካብ ዓይነ ተጋሩ ፈጣሪ ይሓልወለይ።

    • @sarahaile7611
      @sarahaile7611 2 ปีที่แล้ว +1

      Amennnnnnnn

    • @kdkd8448
      @kdkd8448 2 ปีที่แล้ว

      Tigrna enaderfu tigraway zexalu ensesa wagarti bage

    • @user-wb7ud5lr9h
      @user-wb7ud5lr9h 2 ปีที่แล้ว

      @@kdkd8448 ካብ ትግርኛ ዝዛረቡ እኮ ኣይበልኩን ካብ ተጋሩ የ ኢልካ ኣታ ዓጋመ ዋሒድ።

    • @kdkd8448
      @kdkd8448 2 ปีที่แล้ว

      @@user-wb7ud5lr9h wahd enti malat eyu manenat albo lamanti sedatanatat fokodu zematu.rasahat

  • @asterhaile9504
    @asterhaile9504 2 ปีที่แล้ว +61

    ዋው ደቂ አረና ንዘስተውዕል ኩሉ ቃላት ብጣዕሚ አመዝን ኣጆኹም ቀሪብና ኢና ኣምላክ ምሳና እዩ። 💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🌹❤

  • @motherland1510
    @motherland1510 2 ปีที่แล้ว +20

    100% ዓለም ቀይናን. Perfect 👍

    • @user-xz9ch8fy2k
      @user-xz9ch8fy2k 2 ปีที่แล้ว +1

      ሰባት እምበር ዓለም ዝገበረት የብላን ።

  • @DenbenaMedia9124
    @DenbenaMedia9124 2 ปีที่แล้ว +31

    እኳዕ ብድሓን መጻኻና ኤርሚለ ሽኮር
    ዓለም ዓለም'የ ኮይና እበር ሰመየ
    ድስ ትብል ብልጽቲ ስራሕ ኤርሚለ
    እስከ ከምዚ ከማይ ኣድነቅቲ ኤርሚለ
    ኣብዚኣ ላይክ ሃብኒ 👇👇

  • @161-iq3
    @161-iq3 2 ปีที่แล้ว +48

    መርሓባ ናይ ሙደይ ኤርሚ ወዲ ኤሪ
    ጽበቅ ስራሕ

  • @dj_viki1908
    @dj_viki1908 2 ปีที่แล้ว +19

    እቲ ዝፈትው ድምጻዊ welcome Erimle 🎤🎤🎤🎤🎤🎤

  • @danielyonas4526
    @danielyonas4526 2 ปีที่แล้ว +16

    ኤርሚ ናተይ ዓለም ጌጻጽ እወ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኤርሚ ናተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ።

  • @samiadhanom9914
    @samiadhanom9914 2 ปีที่แล้ว +51

    🎤ኤርሚ ናይ ባሓቂ ዝዐግብ ስራሕ
    Good job and God bless you Wegeney 🎶
    1000 like please !!!

  • @heriadonay1337
    @heriadonay1337 2 ปีที่แล้ว +35

    Nice job erim ziema gn ydgemeka alo mesleni ኣብ ሳዕሲዒት ውን ብ ተመሳሳሊ ።
    ስእሊ,,,,,,,,,100%
    ኤዲቲንግ,,,,100%
    መርጻ ቦታ ,,,,100%
    ግጥሚ ግን ኣስተማቃሪ ኣይኮንኩን ጀምዓ ናባኩም💖💖💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mercifulbeyin4462
    @mercifulbeyin4462 2 ปีที่แล้ว +10

    ብጣዕሚ ኤርትራዊ ጥበባዊ ስራሕ🇪🇷🇪🇷🇪🇷ክንድቅስ ክንትስእ ኤርትራና ኣይንረስዕ🇪🇷ኤርትራ ንዘልኣለም ብደቃ ተኸቢራ ትንበር🇪🇷🇪🇷

  • @user-vg4bw8pr1f
    @user-vg4bw8pr1f 2 ปีที่แล้ว +58

    *********ዓለመይ🌍*********
    ዓለም ዓለመየ ከመያ ከመየ🤔
    ዓለም ዓለመየ ኮይና እምበር ስግመየ🚶‍♂️
    ዓለም ሕሞር ዓለም እዛ መጻጽ😖
    ዓለም ቄናን ዓለም እዛ ጋዕጻጽ🤦‍♂️
    ዓመጽ እምበር ኣይናታንዩ ፍትሒ🙅‍♂️
    ዓለም ሕሰም ዓለም ደምበ ሽርሒ 😔
    "ዋይ ዓለመይ"ዓለም እዛ ኣምሰሉ🥲
    "ዋይ ዓለመይ" ዓለመይ'ዛ ሽሉ😏
    ከተምስል ማዓር ተለቢጣ🍯
    ዘይትርከብ ቅንዕና ዊሒጣ😇
    ፍቕረይ ሓላል ፍቕረይ እዛ ምልዖ👩‍🦳
    ካብ ትስሕቆ ምስ በዝሐ ትነብዖ😭
    ሃደሽ ከተብል መናድቕ ቃልኪዳን💍
    ዝገበረ ማዓስ ኮይኑ ዕብዳን💃
    ሆሆሆ😭 ዓ..ለ..ም🌍
    ናዓይ የእትያ ኣብ ማሓዩራ👮‍♂️
    ዓለም እንዲያ ኮሙኡ ጌራ😥
    "ኣጉዳታ" ኣኺሳ ከም ጋዓት🔥
    ብኽሳዳ ሒዛቶ መንዳዓት😕
    ኣብ ውሻጠ ተሰሪቓ መርዓት👰‍♂️
    ኣንኪሳታ ሓጺባ ብንብዓት😭
    እውይ እውይ ኣየይይይ🙆‍♂️
    ናዓኣ ናዓኣ ግደፉ ኣይተምሩዋ🙅
    የዒንታ ዓሚተ ቀቲለያ⚰ እንዲየ ብደዋ🧍‍♀️
    ናዓኣ ናዓኣ ማዓስ ኔሩ'ሞ ፍታዋ🥰
    ግደፉ ግደፉ ካልእ ዘቐንዙ ኣሎዋ😴
    ንሰብ መሰል ኣናብስ ሰዲዳ🦁
    ዓለም እንዲያ ሰሊማታ ማዳ🤢(2)
    ኣየየይይይ ኣየይይይ🙆‍♂️
    ኣብዚ ጉዳይ ኣብዚ ውራይ🤗
    ስቕ ካኣሉ ስቕታ ጥራይ🤫
    ነብሰ ፍትወት እዋይ መሪር ሕንዚ🙋‍♂️
    ሕመቕ መንዲዩ ዘውደቓ ናብ ከምዚ 🤷‍♂️
    ምስላ ሸይጣ ካልእ ተመሰለት🗿
    ከይመስለኩም ንሳ ዝበደለት 😕
    ሽፉን ኣሎ ዓለባ ሳሬት🕸
    ቀታሊ ፍቕሪ ስዉር ገበነኛ👤
    ኣነ'ሎኹ ዘይፈልጠኒ ዳኛ⚖
    ኣየይይ ኣየይይይ🙆‍♂️
    ድርብ
    ከመይ ዘይሓድገላ 🤷‍♂️
    ሓዳግ እንዲያ ባዕላ💁‍♂️
    እነሀለት ነሀለት ነሀልት ከምዚኣይላ🧏‍♂️
    እነሀለት ዛዕላ በቃ ኩሉ ኺኢላ🤷‍♂️
    ኣይትበላ በላ ኣይትበሉ🤦
    ዶንጎላ ዝድርቢ መን ከይህሉ🏌‍♂️
    መንዳኣላ መንደኣሉ መንደኣየ(2)
    ከመይ ዘይሓድገላ 🤷‍♂️
    እውውው ኣህየየይ😇
    ኣደይ እንዲያ ኔራ ናዓየ🤱
    የሕሊፈ ሂበያ ንበላዓ'የ👹
    ሕጂ ደሞ ኣነ ኮይነ ዛቑናይ🤌
    ኣባኣ'የ ዝነብር በቃ ኣብዛ ዑናይ🛖
    ምሳያ ምሳያ ምሳኣ'የ🙅‍♂️
    ምሳኣ'የ በቃ ምስዛ ጻሓየ🌞
    መጺዋ ማዓስ ከይዳቶ ግናይ🏃
    ዓለም'ያ🌍 በዳሊት ምሰብ ዝግናይ😢
    ኣየይይይ እውውየይይ😢
    ግጥሚ -ገብሪሂወት ጻሃየ🔥🔥🔥
    ዜማ-ኤርምያስ ክፍለዝጊ🔥🔥🔥
    ኣዋርሕ ከምዘይተጸበኹዋ ድሕሪ ሰብ ሪኤያ ኤርሚ ሓወይ ከምወትሩ ኣዝዩ ብሉጽ ስራሕ 🔥🔥🔥

  • @tomasabrham3575
    @tomasabrham3575 2 ปีที่แล้ว +35

    አቲ ግጥሚ ኣብ ኮመንት ተዝጸሓፍ ቤላ ኔሩ ብሉጽ ስራሕ ኤርሚ

  • @lwamhailemariyam8048
    @lwamhailemariyam8048 2 ปีที่แล้ว +10

    ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 nay behaki alam qenan Ermi hawey

  • @selamawitweldenseaweldemar4829
    @selamawitweldenseaweldemar4829 2 ปีที่แล้ว +51

    ድምጺ፥ዜማ፥ግጥሚ ፥ሳዕሲዒት ልቢ ዝማርኽ ስራሕ ኤርሚለ!!ዓለም ድኣ እንታይ ፍትሒ ክህልዋ ኢልካያ!!

  • @blackstar3432
    @blackstar3432 2 ปีที่แล้ว +14

    ኤርሚ ሽኮር ብሉጽ ስራሕ
    ሰብ መሰል ኣራዊት ሰዲዳ ዓለም እንድያ ሰሊማታ ማዳ
    ከመይ ዘይሓድገላ ሓዳግ እንድያ ባዕላ
    ኣደየ እንድያ ኔረ ንዓየ የሕሊፈ ሂበያ ንበልዓ'የ ❤✌😔

  • @kidanear5784
    @kidanear5784 2 ปีที่แล้ว +14

    አርሚያስን ገብርሂወት እንተተደሚሮም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ። እርምያስ ብሓቂ ዓቢ ስነ-ጥበባዊ ኮይንካ ኢኻሞ ምስ ገብርሂወት ጸሃየ ክትድመር ከልኻ ዘለካ ዝያዳ ብልጫ ድማ ትዝንግዖ ኣይመስለንን። ብሓቂ ዓቢ ስራሕ ቅጸልዎ።

    • @filemonhaftay4093
      @filemonhaftay4093 2 ปีที่แล้ว

      Nay behaki mestewuali eka nay kiltiom srah kserhu kelewu btaemi eyu zshbeni gin gubuom serihom eyom like shere comment subscribe nhgusom

  • @nereykblye7667
    @nereykblye7667 2 ปีที่แล้ว +6

    Btaemi tsbuk srah kab Ermi jemirka kulukum ❤️🇪🇷❤️

  • @farklaentertainment4529
    @farklaentertainment4529 2 ปีที่แล้ว +26

    ኤርሚ ኣብ ኩሎም ደርፍታትካ
    እቶም ቃላት ንውሽጢ ጥውሕጦም ኬንካ ኣይስሙዑን'ዮም ብዝተረፈ ጹብቕ ስራሕ👌

    • @negasi2123
      @negasi2123 2 ปีที่แล้ว +3

      ሃናጺ ርእይቶ ዝህብ ሰብ ማራ ኢዩ ዘሕጉሰኒ ምኽንያቱ መብዛሕትኦም እንተድኣ ሪኢኻዮም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ወላ ገለ እንዳበሉ ክሕንጥጡ ትዕዘብ ጌጋ ኢዩ። ነቲ ስራሕ ዝምጥን ርእይቶኻ ኣድናቖትካ ምግላጽ ተመራጺ ኢዩ። 👏👏👏

  • @senchoele4899
    @senchoele4899 2 ปีที่แล้ว +17

    I am proud to be Eritrean . zkone rekibka kitihugos tikil ika gnn emneni kem Eritreawi konka kitfter zeabi hagos yelen::💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷⭐🇪🇷💪🇪🇷⭐

    • @askilkesete2566
      @askilkesete2566 2 ปีที่แล้ว

      ብጣዕሚ ደስ ትብል ደርፊ ኤርምያስ ክፍለዝጊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @chilawae9889
      @chilawae9889 2 ปีที่แล้ว

      What is the difference being Eritrean than other people. You are not choose yourself to be Eritrean .no one is choosing their inheritance

  • @desbelefsha377
    @desbelefsha377 2 ปีที่แล้ว +16

    ዋውውውውው ኤርምለ ጹብቅ ስራሕ ቀጽሎ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘

  • @fanielgebreab3003
    @fanielgebreab3003 2 ปีที่แล้ว +19

    ዋው ኢርሚ ቀባጽ ጽቡቅ ስራሕ

  • @Sam-hago
    @Sam-hago 2 ปีที่แล้ว +2

    ዳይረክተር ኢድካ ኣይትሳኣን ምበልኩካ ኩላ ኣብ ጭኻ ቆምጣዕጣዕ ኣቢልካያ ግን ና ይ ባሓቂ ዓለም መራር 'ያ ብጣዕሚ ከቢድ ስራሕ ሰሪሕኩም ኣጀኩም ..ኩላትና like 👍🏼 ንሃቦም ደቂ ኤረይ 🇪🇷..✌🏼

  • @senaitgrmaiy1218
    @senaitgrmaiy1218 2 ปีที่แล้ว +8

    አባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ ገለ ዓይነት ስራሕ ንኺድ ጥራይ ደቂ'ዛ ብርኽቲ መሬት ኤርሚ ኩሉ ጊዜ ቭሪሞ.🙏❤🇪🇷❤🌹💐🐫

  • @nabilyassin7537
    @nabilyassin7537 2 ปีที่แล้ว +5

    ግጥሚ ፡100
    ዘማ ፡100
    ድምጺ፡100
    ኣከዳድና ፡50
    ብጣዕሚ ጹቡቅ ቀጽሎ።

  • @danielkiflemariam6221
    @danielkiflemariam6221 2 ปีที่แล้ว +27

    ዓለመይ
    ኣየይይይ ኡይይይ ውይይይይ(2)
    ዓለም ዓለመየ ከመይ'ያ ከመይ'ይ
    ዓለም ዓለመየ ኮይና'እምበር ስመ'የ
    ዓለም ሑመር ዓለም እዛ መጻጽ
    ዓለም ቐናን ዓለም'ዛ ጋዕጻጽ
    ዓመጽ እምበር ኣይናታን እዩ ፍትሒ
    ዓለም ሕሰም ዓለም ደምበ ሽርሒ
    እዋይ ዓለመይ ዓለም'ዛ ኣምሰሉ
    እዋይ ዓለም'ይ ዛ ሽሉ
    ከተምስል መዓር ተለቢጣ
    ዘይግርማ ቕንዕና ውሒጣ
    ፍቕረይ ሓላል ፍቕረይ'ዛ ምልዖ
    ካብ ትስሕቖ ምስ በዝሐ ትነብዖ
    ሃደሽ ከተብል መናድቕ ቓል ኪዳን
    ዝገበራ መኣስ ኮይኑ ዕብዳን
    ኦሆ ኦሆ ኦሆ ዓለም
    ነዓይ እንዳ ኣብ ማሕዩራ
    ዓለም እንዳ ኮሙ ጌራ
    ኣምላታ ኣኹሳ ከም ግዓት
    ብኽሳዳ ሒዛ ከም መንድዓት
    ኣብ ውሻጠ ተሰሪቓ መርዓት
    ኣልጊሳታ ሓጺባ ብንብዓት
    እውይ እውይ እውይ
    ንዓዓ ንዓዓ ግደፉ ኣተምሩርዋ
    የዒንታ ዓሚተ ቐቲለያ እንዴ
    ብደዋ
    ንዓዓ ንዓዓ መዓስ ኔሩ'ሞ ፍታዋ
    ግደፉ ግደፍ ካልእ ዘቐንዙ ኣለዋ
    ንሰብ መሰል ኣናብስ ሰዲዳ
    ዓለም እንዳ ሰሊማታ ማዳ
    ሰብ መሰል ኣራዊት ሰዲዳ
    ዓለም እንዳ ሰሊማታ ማዳ
    ኣየየይ ኣየይ ኣየይ ኣየይ
    ኣብዚ ጉዳይ ኣብዚ ውራይ
    ስቕ ከኣሉ ስቕታ ጥራይ
    ነብሰ ፍትወት እዋይ መሪር ሕንዚ
    እሞ መንዱ ዘውደቓ ናብ ከምዚ
    ምስላ ሸይጣ ካልእ ተመሰለት
    ከይመስለኩም እሳ ዝበደለት
    ሽፉን ኣሎ ዓለባ ሳሬት
    ቐታል ፍቕሪ ስውር ገበነኛ
    ኣነ ለኹ ዘይፈልጠኒ ዳኛ
    ኣየይ ኣየይ ኣየይ ኣየይ
    ከመይ ዘይሓድገላ
    ሓዳግ እንዳ ባዕላ
    እነሀለት እነሀለት ከምዚ'ኣ ላ
    እነሀለት ዛዕላ በቓ ኩሉ ኺኢላ
    ኣይትበላ በላ ኣይትበሉ
    ደንጎላ ዝድርቢ መን ከይህሉ
    መንደ'ኣ ላ መንደ'ኣ ሉ (2)
    ከመይ ዘይሓድገላ
    ኣደይ እንዳ ኔራ ነዓይ
    የሕሊፈ ሂበያ ንበልዓይ
    ሕጂ ደሞ ኣነ ኮይነ ዛቑናይ
    ኣብኣ'የ ዝነብር በቓ ኣብዛ ዑናይ
    ንሳ እያ ንሳ እያ ምስኣ'የ ምስኣ'የ
    በቓ ምዛ ጸሓየ
    መጺዋ እንበር መዓስ ኮይዳ'ቶ
    ግናይ
    ዓለም እያ በዳሊት ሰብ'ዚ ግናይ
    ከመይ ዘይሓድገላ
    ሓዳግ እንዳ ባዕላ
    እነሀለት እነሀለት ከምዚ'ኣ ላ
    እነሀለት ባዕላ በቓ ኩሉ ኺኢላ
    ኣይትበላ በላ ኣይትበሉ
    ደንጎላ ዝድርቢ መን ከይህሉ
    መንደ'ኣ ላ መንደ'ኣ ሉ (2)
    ከመይ ዘይሓድገላ
    እውይ ኣየይይይ እውይ
    ኣደይ እንዳ ኔራ ነዓይ
    የሕሊፈ ሂበያ ንበልዓይ
    ሕጂ ደሞ ኣነ ኮይነ ዛቑናይ
    ኣብኣ'የ ዝነብር በቓ ኣብዛ ዑናይ
    ንሳ እያ ንሳ እያ ምስኣ'የ ምስኣ'የ
    በቓ ምዛ ጸሓየ
    መጺዋ እንበር መዓስ ኮይዳ'ቶ ግናይ
    ዓለም እያ በዳሊት ሰብ'ዚ ግናይ
    N.B=ንኽብሪ ውፉይ ጽሕፈያ ኣለኹ።ኣድናቒ ውፉይ like ረጊጽካ ሕለፍ::

  • @mkghckb5469
    @mkghckb5469 2 ปีที่แล้ว +7

    ወሪድዋ ዓለም ዓለም ሲ አብ ቦትአ ያ ዘላ
    ሰብ ሰብ ድአ እዚ ካሕዳም ተለካ ኩሉ ይቐርበካ ተደይብልካ ኩሉ ይርሕቐካ

    • @danaitghebremaryam1450
      @danaitghebremaryam1450 2 ปีที่แล้ว +1

      Exactly ab sudan keleka tel zeykibeluka mis ateka adi seb leytin mealti tel yidiweleka 😢

  • @iloveyoumummy1899
    @iloveyoumummy1899 2 ปีที่แล้ว +25

    Another amazing work 👍👍👍GOD BLESS OUR COUNTRY ❤❤🙏🙏🇪🇷🇪🇷👑👑👑KEEP GROWING ERMI WEDI EREYYYYY 👍👍👍❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @filieri5408
    @filieri5408 2 ปีที่แล้ว +8

    ኤርሚለ ኩለን ደርፍታትካ ወላ ደሓን እንተኮና ተመሳሰልቲ ኮይነን ኮቦሮ ዝበዝሖ ጨርባሕባሕ ይከውን ኣሎ ቁሩብ ድምጽካ ከኣ ትውሕጦ ኣለካ ቃላት ኣብ ገለ ይጽቀጠካ ኣሎ ማለት ብዙሕ ይስማዕ የለን ካብዘን ኩለን ደርፍታትካ ዝፍትዋ ደርፊ ይዝክር ትብል እያ ደርፊ እያ ብዝኮነ ኣጆካ ቀጽሎ ፍልይ ዝበለ ስሎው ደርፊ ሒዝካ ክትመጻና ክንጽበየካ ኢና።

  • @yorusyorus5374
    @yorusyorus5374 2 ปีที่แล้ว +8

    Erimile shkor great job deki erey shkorinatat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 God bless you 💖💖

  • @user-bp7uf3jr7l
    @user-bp7uf3jr7l 2 หลายเดือนก่อน +1

    ድምጺ ----1000 ግጥሚ ---1000 ዜማ ----1000 ጽብቅ ደርፊ እያ 🕊️🇪🇷💪💯💯💯

  • @hberhane1324
    @hberhane1324 2 ปีที่แล้ว +7

    This guy needs to be interviewed for this video many people don't understand the message behind it. It would be very much appreciated if he can do the interview ❤️🇪🇷

  • @edenfashion48
    @edenfashion48 2 ปีที่แล้ว +25

    WAW...PURE talented💝 .he is a real deal. I can imagine he will go by far 💞waw his attitude i really Admair him👍verey creative. just be carefully About your costumes 🙏🇪🇷 💥 i love the way he sings feels like he holds so much 💔 meaning❣ if he just Adds English subtitle it would be International 💯❤

    • @samwoldu210
      @samwoldu210 2 ปีที่แล้ว

      Facts...Every word you said is true..I love it but don't understand the meaning of the lyrics but would truly love and feel it more if it had English subtitles.

  • @abitijhon8431
    @abitijhon8431 2 ปีที่แล้ว +13

    ደቂ ኤረይ ስደት በይነይ ጸሊአዮ ሓድሽ እየ ን Europe ከምዚ ኣይተጸበኹዎን ዓለም ጋዕጻጽ ብሓቂ 😟💔😓

    • @mylifeis2810
      @mylifeis2810 2 ปีที่แล้ว

      Ajoka hawey natey 😢😢😥😌😌

    • @mylifeis2810
      @mylifeis2810 2 ปีที่แล้ว

      Ane 8 amet gyre alku 😢😢😢😥😥😥😥

    • @abitijhon8431
      @abitijhon8431 2 ปีที่แล้ว +1

      @@mylifeis2810 ohh 😌😭💔

    • @mylifeis2810
      @mylifeis2810 2 ปีที่แล้ว

      @@abitijhon8431 ja ahhhhh sdet rshe 😌😌😥😢💔

    • @እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ
      @እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ ปีที่แล้ว

      ተመስገን እነዳበልካ ይሕምቃ ኩሉ ክሐልፍ እዩ አጆካ ኩሉ ከማካ እዩ ነይሩ። እግዝአብሄር አመላክ ኩሉ ሽግርካ ይቀንጥጠልካ 🙏

  • @eri-dairyeritrea1377
    @eri-dairyeritrea1377 2 ปีที่แล้ว +2

    ኩሉ ጽቡቅ፡ ብጣዕሚ ግዜ ሂብኩም ከምዝተሰርሐ ጥዑም ደርፊ ደቂ ኤረ፡ ሰላምን ጥዕናን ይሃበለይ።

  • @starking7144
    @starking7144 2 ปีที่แล้ว +5

    እዚ ገብሪሂወት ጸሃየ ዝገጥሞ ግጥሚ ዝድነቅ ኢዩ ኣበይ ኢዩ ዝነብር ሓንቲ ግጠመለይ ክብሎ ደልየ ኣለኹ የታባቱ 🌍

    • @WEDITINSEAW
      @WEDITINSEAW 2 ปีที่แล้ว +2

      Ni getma elo tftera seb eu bro ❤️

  • @saymonmehari8619
    @saymonmehari8619 2 ปีที่แล้ว +13

    ኤርሚለ ሽኮር ጽቡቅ ስራሕ

  • @senayapp9747
    @senayapp9747 2 ปีที่แล้ว +6

    Ermile chigna Ertrawnet kubur menenet ❤❤❤❤🙏🌹🌍🌍🌍🌍

  • @zemenjerjo6982
    @zemenjerjo6982 2 ปีที่แล้ว +3

    ድምጺ---- 100
    ግጥሚ ----100
    ኤርሚለ ኣንበሳ ኣጆካ ወዲ ሪመይ 🇪🇷❤❤❤🇪🇷🧡🇪🇷🧡🇪🇷

  • @user-sp6if6qf6j
    @user-sp6if6qf6j 2 ปีที่แล้ว +1

    ጽን ኢልካ ክትስተማቀር ዝግብኣ ቤላ ስራሕ
    ብርዒ ገሬ ዝሓለፎ ደኣ
    ፍቅርይ ሓላል
    ፍቅረይ ምልዕ
    ካብ ትስሕቆ ይበዝ ትነብዖ.... ኣየወ ዓለም ጎምጻጽ። ፍቅርን ስኒትን ነዚ ክቡር ሓላል ሰብ ነባሪ ናይዛ ዓለም 🙏🙏🙏

  • @Temesgen291
    @Temesgen291 2 ปีที่แล้ว +15

    Good job bro eritrea 🇪🇷 for ever.

  • @adamabrahan8721
    @adamabrahan8721 2 ปีที่แล้ว +6

    Love you my Eritrea people,and i Wish you all the best Guys❣️♥️❤️

  • @Siham323
    @Siham323 2 ปีที่แล้ว +6

    Ermiyey natey gele aynet derfi
    Demtsi 100%
    Getmi 100%
    Zema 100%
    ❤❤❤❤

  • @helateclebrhan-2827
    @helateclebrhan-2827 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኤሪሚ ሃወይ እድመን ትእናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @merontesfamariam9934
    @merontesfamariam9934 2 ปีที่แล้ว +7

    ኤርመይይ ቆጹሎ እስከ ኣጀካ❤❤❤

  • @menalabrehe4675
    @menalabrehe4675 2 ปีที่แล้ว +7

    ❤❤❤❤❤❤Eru shikor love u so much good job wedi ereryy meareyyy

  • @yohannestilahun4238
    @yohannestilahun4238 2 ปีที่แล้ว +4

    I am 1 0f the Amiches who love ❤️ your song good job Ermi

  • @lulategaye2793
    @lulategaye2793 2 ปีที่แล้ว +7

    ኤርሚ ጽቡቅ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 😍🙏

  • @shamentertainmententertain6373
    @shamentertainmententertain6373 2 ปีที่แล้ว +6

    Nice song ermi bruk qedame senbet deqi 🇪🇷 with song Alem 🌍 👍🏿💯

  • @abieltedros7166
    @abieltedros7166 2 ปีที่แล้ว +4

    Nice job nay mudey 💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @asmaitaraya1138
    @asmaitaraya1138 2 ปีที่แล้ว +16

    Another fantastic job as usual wedi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @gualorthodoxtewahdo8229
    @gualorthodoxtewahdo8229 2 ปีที่แล้ว +30

    ዓለም ቄናን ዓመጽ እምበር ኣይናታን እዩ ፍትሒ ናይብሓቂ ብግብሪ ርእየዮ ኣነስ ወረ ንምስኪን ዘይትኸውን
    ኤርሚ I was waiting for this beautiful music u are always the best ንጉስ ስነጥበብ love u ❤️❤️❤️👏👏👏👏
    ሳዕሳዕቲ (dancers) they are too good 👏👏😍
    ካብ ወዲ መምህር የድሕንካ ኤርሚ 😂

  • @user-ov5hn8hi9v
    @user-ov5hn8hi9v 2 ปีที่แล้ว +15

    ኣታ እዚ ኩሉ ክጽበያ ቀኒየስ ቀዲምኩምኒ
    ብዝኮነ ጽቡክ ስራህ ኤሪሚ

    • @amanuelberakiasfiha7748
      @amanuelberakiasfiha7748 2 ปีที่แล้ว

      Erimile xbuk derfi kemti lmud koynu gn hanti hto alatni. Nimintay miglax eka ms ezi xbuk kumenaka zey keyd nay awalid estay akadadina lebiska?
      Tesfa ygebr ktmlseley bziterefe xbuk srah.

  • @selinaabrham6600
    @selinaabrham6600 2 ปีที่แล้ว +11

    ኤርሚ ሓወይ ጽብቅ ስራሕ

  • @fitsumsolomon1746
    @fitsumsolomon1746 2 ปีที่แล้ว +1

    "ኣይትበላ በላ ኣይትበሉ ዶንጎላ ዝድርቢ መን ከይህሉ" ናይ ብሓቂ ኤርሚ ሓወይ!ደቂ ሰባት ኮምኡ እዮም ንምሕጋዝካ ኢዶም ዘይሰደዱ ክሓምዩ ግን ኣፎም የግፍሑ!

  • @fadumedia5571
    @fadumedia5571 2 ปีที่แล้ว +2

    ዝሕው እኳ በለኒ እዚ ነብሰይ ኣቤት ጥበብ።

  • @user-vb7xs7vv3g
    @user-vb7xs7vv3g 2 ปีที่แล้ว +5

    ብሃንቀውታ ዝጽበያ ዝነበርኩ ደርፊ ዌልካም ኤርሚለ ስሑል ጎሮሮ

  • @wwpc6518
    @wwpc6518 2 ปีที่แล้ว +12

    Congratulations and Thank you Ermias Kiflezghi - For your Incredible hard work, unique and fresh music as usual, well-done, 🌹please support for this young ARTIST DEK ER lets make it 5 M as usual 🌹

  • @user-fy7eh7zi6i
    @user-fy7eh7zi6i 2 ปีที่แล้ว +2

    ኤርማሰይ ብለበይ ኣንዳዝከርኩካ ወልኻም 🇪🇷🙏❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @dawithalie6457
    @dawithalie6457 2 ปีที่แล้ว +2

    Kemy deki weditom keburat hezebi 🇪🇷🇪🇷💪💪

  • @user-bp9wf6qu1i
    @user-bp9wf6qu1i 2 ปีที่แล้ว +9

    ጽቡቅ ስራሕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ካባኹም ምፍጣረይ ኩሩዕ እየ

  • @merhawitzeweldi1368
    @merhawitzeweldi1368 2 ปีที่แล้ว +4

    Good job ermi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️ god blessed you 🙏

  • @yohahmichael1442
    @yohahmichael1442 2 ปีที่แล้ว +2

    ዓለም ዓለም እወ አዛ ሸውራር ቔናን ሚዛና ሽርሒ ዝቐለባ ሓሶት ጉልባባ ነው በላ ናይዓለም ጽቡቕ ነገር ገዲፍናያ ስለንኸይድ ሳላሞት ። ❤🇪🇷❤

  • @nahomberhane7858
    @nahomberhane7858 2 ปีที่แล้ว +1

    ኤርመይ ከ ይብል በቃ ዉዱእ ሱራ ምስ ጥበቡ ኣብ ልብና ሰፈርካ ወዲ ኤረይ i miss you ኣብ ዘለክሞ ሰላምታ ንኹሉኹም ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💉✌🏻💪🏽👆🏾👈🏽

  • @ibrahimahmedin1451
    @ibrahimahmedin1451 2 ปีที่แล้ว +5

    Blux serah Ermi hawey ❤

  • @siemal5822
    @siemal5822 2 ปีที่แล้ว +4

    Welcome bro dingikana iko 🇪🇷🇪🇷😍😍

  • @fthawityonas4528
    @fthawityonas4528 2 ปีที่แล้ว +1

    Ermi shikor xbuk srah❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-hi1bt2fr4s
    @user-hi1bt2fr4s 2 ปีที่แล้ว +1

    ኤርሚያስ ኣንበሳ ብጣዕሚ ንፈትወካን ነክብረካን እና ብፍላይ ሃገራዊ ክትደርፍ ከለካ ፍጺብ ካብ ሓንጎልና ዘይፍለ ልዙምን ምቁሩን ዘማን ትሕዝቶን ኣለዋ፡ ናይሕጂ እውን ዘይማኣን ትሕዝቶኣን ጽብቅ። ኣብቲ ክልብ ግን ንዓይ ብውልቀይ ኣይሰሓበትንን። እካደኣ ጎዲላትኒ ይቀራት ዝሓውርይ !

  • @marthaabbay2735
    @marthaabbay2735 2 ปีที่แล้ว +8

    Unka bdhan mxaka Ermiye 💟🇪🇷 btami y dednkeka gen Zematateka do yidagagem alo hakey ?? 🙏

  • @henokgebretinsea3523
    @henokgebretinsea3523 2 ปีที่แล้ว +5

    Ermile blux derafay
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 nakum hzi welhanti aytkewnn iya
    Gtmi100%
    Zema100%
    Ajoka qexlo wedi erey

  • @mmepawer8412
    @mmepawer8412 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣታ ጅግና ናይ ብሓቂ ትስማዕ ትንበብ ክሊባን ግጥማን ዘገርም ገላጺት ዘ ግዜ √

  • @awettewelde8431
    @awettewelde8431 2 ปีที่แล้ว +3

    ዓለም እወ እዛ ሓሳድ ደድሕሪ ጽጉማት ትጎይ !
    ኤርሚለ ብሉጽ ስራሕ

  • @michaelguesh3654
    @michaelguesh3654 2 ปีที่แล้ว +6

    Nice job ermile natey

  • @fanielhawihelen5707
    @fanielhawihelen5707 2 ปีที่แล้ว +7

    ዋውውውው ጽቡክ ስራህ አርሚ ብሮ 💯💯👉like aytrese

  • @user-wj1xi7xt4r
    @user-wj1xi7xt4r 2 ปีที่แล้ว +4

    ኩሎ ሙሉእ ናይ ተላሃይቲ ውን ደስ ከይ በልኒ ኣይተርፈን 100% ወዲ ኤረይ።

  • @esiasbeyene1585
    @esiasbeyene1585 2 ปีที่แล้ว +2

    Best my fovrit song ermis Cher's wedi eriey halale 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @erey8171
    @erey8171 2 ปีที่แล้ว +11

    welcome back ermiye konjo✨ ❤️

  • @maednme4657
    @maednme4657 2 ปีที่แล้ว +5

    Good 👍 job 👏 wedi Dc. ERMIYAS YOU HAVE A GREAT 👍 TALENT.

  • @amandine6606
    @amandine6606 2 ปีที่แล้ว +2

    Welcome wedi rimey jegna so proud to be Eritrean 🇪🇷 ❤ 🇪🇷🇪🇷👍💪💪💪

  • @awethaileimmigration
    @awethaileimmigration 2 ปีที่แล้ว +19

    This is another masterpiece work!! There will come a time to tell the story behind every word and action. Thank you and keep it up.

    • @natieri2399
      @natieri2399 2 ปีที่แล้ว

      Merhaba deki abeyti ab Nati eri subscribe ktgebrulna b thtna nehatt deki abeyti haye mthgegaz bahlnayu mo hagzuna ab chanelna dma ztefelalye medeb alena mketetalkum bkbri nedem?v

  • @yohannestesfameriam1240
    @yohannestesfameriam1240 2 ปีที่แล้ว +5

    Welcome to back Ermi 🇪🇷❤️🇪🇷

  • @SunShine-xx5mq
    @SunShine-xx5mq 2 ปีที่แล้ว +3

    Essay dakey Eray wonderful song 🎵 👌 amazing voice 👌 ❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @luwamtesfamariam7849
    @luwamtesfamariam7849 2 ปีที่แล้ว

    Ermi hawna des zbl derfi kexlo kexlo wedi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ✊

  • @merhawitesfu1465
    @merhawitesfu1465 2 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ስራሕ ኤርሚ ሓወይ ናይ ብሓቂ ብሉጽ ናይ ብሉጻት

  • @erione4062
    @erione4062 2 ปีที่แล้ว +3

    Welcome wedi erey 🇪🇷💖🌹

  • @MsEritreanQueen
    @MsEritreanQueen 2 ปีที่แล้ว +2

    He as such a great voice all our Eritreans singers are so talented

  • @sebabkung4970
    @sebabkung4970 2 ปีที่แล้ว +1

    ኤርሚ ይበል ቦቼ ጽቡቅ ስራሕ፡ ከምዚ ከማይ ክጽበያ ዝቀነየ Like ይገጭበኒ።

  • @amantesfalem1672
    @amantesfalem1672 2 ปีที่แล้ว +8

    Good work Ermias hawey💯

  • @aronkifle2423
    @aronkifle2423 2 ปีที่แล้ว +5

    ብሉጽነትካ እናሓደረ ይዉስኽ ኣሎ!❤❤❤❤

  • @zenaaron6765
    @zenaaron6765 2 ปีที่แล้ว

    Nay behaki Ermi hawey xbuquat tenafeqti Deki Eri mearey ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷

  • @amanuel3005
    @amanuel3005 2 ปีที่แล้ว +3

    ዋውውው ኤድሚ ሐወይ ደስ ዝብል ስራሕ 100/100ወዲ ኤረይ

  • @beki__
    @beki__ 2 ปีที่แล้ว +3

    ዎው ኤርሚ ሓወይ ጽብቅ ስራሕ