ህወሓትን ብልፅግናን ኣብ ኣዲስ ኣበባ/ ሓድሽ መምርሒ ኣብ ትግራይ፣ጥብቂ ቁፅፅር ተጀሚሩ/ ኣምባሳደር ወንድብ ብዛዕባ ህወሓት/ tigray news

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.ย. 2024
  • #tigray #tigraynews #tigrignamusic #ethiopianews #ethiopia #ሰበር #ሰበርዜና

ความคิดเห็น • 26

  • @getachewworku6450
    @getachewworku6450 หลายเดือนก่อน

    ጀላዕሓሳዊ ምዲያ

  • @GebremeskelHailemariam
    @GebremeskelHailemariam หลายเดือนก่อน +1

    ጠቅላዩ "ህወሓት ጉባኤ አካሄዳሎህ ካለ ወደ ጦርነት እንገባለን" ማለታቸው በፕሪቶርያ ስምምነት መሰረት ከሁለቱ አንዱ ጦርነት ቀሽቃሽ ንግግር ማድረግ እንደሌለባቸው የተደረገ ስምምነት ማፍረሳቸው አይሆንም ወይ ? ከሆነስ በምን ሁኔታ ይታለፋል/ይታያል/?

  • @marchoyentertainment2635
    @marchoyentertainment2635 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @KirosTesfay-r9z
    @KirosTesfay-r9z หลายเดือนก่อน

    🎉❤

  • @user-hp4zg9fx8b
    @user-hp4zg9fx8b หลายเดือนก่อน

    ይቅርታ ኣነ ወዲቲ ከባቢ ስለዝኾንኩን ደዊለ ሓበሬታ ስለዝረኸብኩን የ ሃገር

  • @berhaneyebeyen5
    @berhaneyebeyen5 หลายเดือนก่อน

    በይዛኻ ቃላትን ዓረፍተነገርን ኣይትደጋግም

  • @HaddisRedda
    @HaddisRedda หลายเดือนก่อน +1

    ምድርማስ መሬት ኣይባሃልን።መደርመስ ኣማርኛ እዩ። ብትግርኛ ምድምሃስ ወይ ምህማም መሬት እዩ ዝባሃል።

    • @RasTeferian-m6s
      @RasTeferian-m6s หลายเดือนก่อน

      ምህማም እዩ ቄኑዕ

  • @NegasiNega
    @NegasiNega หลายเดือนก่อน

    ውድብ ህወሓት ብሰንኪ ሓደ ከዳዕ ባንዳ አማራርሓ ኩርኩር ብልፅግና ኳይኑ ዘሎ ናይ ጫት ፣ናይ መሰተ ሰለ ዝተቀበለ ህወሓት ካብ ሓድሽ እያ ትምዝገብ ዝብል ዘሎ ግዝያዊ መንግሰቲ ድንቆሮ ዕሱብ ። ንህወሓት ከፍርሰ እየ ከይትሓሰቦ ንባዕልኻ ከምቶም ዝሃደሙ ምሰ ሓሽከርካ ህደም አይ እንተይልካ ትሰሕና በትሪ ወያነ ወያነ ወያነ።።

  • @user-ou4sx6oq7h
    @user-ou4sx6oq7h หลายเดือนก่อน

    Natna......,.. Forum.......... MedIa.........Tg........ Citly......... Country

  • @user-ou4sx6oq7h
    @user-ou4sx6oq7h หลายเดือนก่อน

    H

  • @AbrhamAdehane
    @AbrhamAdehane หลายเดือนก่อน

    ምምላስ ትመዛበልትስ እንታይ ተባሂሉ ???

  • @santiyago7635
    @santiyago7635 หลายเดือนก่อน

    አታ ሐው!ህወሀት ፀገማ ትፍታሕ እምበይ ?ሕጋዊ ይኹን ተፍጥራዊ ሹማ? ክርስትናን አልገን አየድልዮን።

  • @HT-hg8fl
    @HT-hg8fl หลายเดือนก่อน

    ምድርማስ ዝበሃል ትግርኛ የለን : ምህማም መሬት እዩ ዝበሃል

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  หลายเดือนก่อน +1

      ይቅረታ ቀፃሊ ክንእረም ኢና።ንዝሃቡና ሃናፂ ርኢቶ ካብ ልቢ ነመስግን።

  • @YibrahGebreMedhin-ll8sy
    @YibrahGebreMedhin-ll8sy หลายเดือนก่อน

    ጌታቸዉ ረዳ ዊሰኺ ክመርሕ እምበር ትግራይ ናይ ምምራሕ ኣይኽእልን

  • @user-hp4zg9fx8b
    @user-hp4zg9fx8b หลายเดือนก่อน

    ጣብያ ይሓ ኢልካ ኣስተኻኽሎ

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  หลายเดือนก่อน

      እሽኒ

  • @nxjdnNckfn-rp8wb
    @nxjdnNckfn-rp8wb หลายเดือนก่อน

    በኽቲ ጋዜጠኛ

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  หลายเดือนก่อน +1

      የቅንየልና ንዝሃብካና ወሳኒ ፣ፀገም ህዝቢ ዝፈትሕ ርኢቶ

    • @lemlemmirach7838
      @lemlemmirach7838 หลายเดือนก่อน

      Bekti eba niseka resi engule wae

    • @smd7650
      @smd7650 หลายเดือนก่อน

      ፀርፊ ታይ ዓምፅዖ ሕደግ

  • @merhawiethu6113
    @merhawiethu6113 หลายเดือนก่อน +1

    ጌታቸው ዊስኪ (ጠጆ) ኮነ ኢሉ ምስ አብይ ተማኺሩ ህወሓት ንምፍራስ አጀንዳ ከፈፅም ድሌት ስለዘለዎ እምበር ህወሓት ከምብሓድሽ ዘመዝግብ ሕጊ የለን ምስ ህወሓት ብልፅግና ተሸማጊሉ እንትውድእ እንታይ ማለት ዩ አይፈልጠካን ህወሓት ማለት እዚ ፕሮጀክት አብይ እስኪ እንተኾነለይ ኢሉ ዩ ጀሚሪዎ ጌታቸው ዊስኪ ድሌት ስለዝነበሮ ተጠናኺሩ አብዚ በፂሑ ስማዕ ጌታቸው ዊስኪ ከምቲ ዘመድካ ዛዲግ አብራሃ ሰተት ኢልካ ናብ ፌዴራልካ ኪድ ትግራይና አይትረብሸና ረሳሕ ከዳዕ

    • @lemlemmirach7838
      @lemlemmirach7838 หลายเดือนก่อน

      Este weski, wesky kabtibel nehezni Tigray zeteqem hanaxay zekone hasab mihab deo aymihashen mixeraf ,shim mitefae Nay denaqurrrrr eu