ሰበር - ብዛዕባ መጠንቀቕታ ፕረዝደንት ጌታቸው / ውሽጣዊ ኣማራፂ ትግራይ / ስነጥበባዊ ወዲ ሮሚጥ ተኣሲሩ/ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሓደጋ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
- #tigrayhorizon #tigraynews #tigrignanews #ሑመራ#ጀነራል #ወዲ ወረደ #ወልቃይት #ፀገዴ #መቐለ #ትግራይ #ethiopia #eritrea #sudan #rsf #ጌታቸው ረዳ #ola #endf #fano #አብይአህመድ #ደብረፅዮን #israel #iran #usa #uk #middleeast #libanon #hizbullah #gaza #marine #Tigraynews #tigrayhorizon #raya #Humera #welkayt #tselemti #ወዲ ወረደ #ጀነራል ምግበይ #ጌታቸው #ሑመራ #ወልቃይት #ህወሓት #ደብረፅዮን #ረዳ #eritrea #russia #sudan #libanon #usa #Ethiopianews #Ethiopia #Tigray Horizon #usa #jawarmohamed
Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
#Ethiopianews #Ethiopia #KamalaHaris #trump #kamalaharris #joebiden
Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda /Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
Subscribe ይግበሩ!
-----------------------------
©Copyright: Tigray Horizon
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
ደገፍና ሙሉእ ንሙሉእ ንግዛዊ ምም ሕዳር ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ እዩ.
ዝገርም ትግራይ ዶ ትጥለም አዘራርባ ጌታቸው ክትጥንቀቕ አለዎ አደብ ይግበር ናይ አብይ ዘረባ እዩ ዝዛረብ ዘሎ ።
ናይ ኣለም ፎቶ ኣይተርእየና!
Hasawi lekbat ethiopia hayli zibhal yeblaan
እቲ ዝሓልምዎ እንዲዩ
ሰላም ንተጋሩ ኣይታዮምን እያ ኩናት
Kondaf sahsah men u n
Ethiopia ala zbeleka mo kea Assab ktrekb
Hasawi
እንድሕር አብስርቂ ተዋፊሩደአ ዋላ ንሓምሣ ዓመት ይተአሠር እንበር ። መሉጌታ እንድሕር ክንድዚ ሠሪቑ እቶም ካልኦት ደአ ክንደይ ዝአክል ሠሪቖም አለዉ ማለትዩ ። ዝገርምዩ !
ከምዝይ ዓይነት ረሳሕ ሓበረታ እተቅርቡ ዘሎኹም ኣካላት ደጋግምኩም ሕሰቡሉ ።
❤❤❤
Tigary........ Hozion....... MedIa........Tg........ Citly....... Country
ነዳይ ናይ ልቡ የሓልም ፣፣ኢሱ ከዳክሞ ዚክእል ዋላ ሓደ የሎን ገና ከፈሰወክን እዮ። ካብ ህሉፍ ታሪክ ክትማሃሩ አየካእልኩምን ቦጃላት ቁማላት
ተጋሩ መሕዘንቲ ኢና!!
ዝኹሉ ዓለም ዘገርም ታሪክ ሰሪሕና ክነብቅዕ ሐዚ ብዘይ ጠቅም ታሪካውያን ጸላእቲ ክሳብ ኽርምቶም ክስሕቁና ተገይሩ።
ጉባኤ ተገበረ ኣይተገበረ እንታይ የባእስ ድንቁርና እምበር!!
እዋይ ሃለውሎው ክትብሉ ኮ
Hherzen tigray baned alitweyn adew defgie eyu
ሕውሓት ሕጋዊ ሰውነታ እዘይ ተመሊሱላ .......ምስ ....ዕርቂ ኣየድልን
ተናጊርና ነይርና ጌታቸው ን ህዝቢ ትግራይ ኣሕሊፉ ከምዝህበና ተዛሪብና ኢና
ውጣ አረመኔ ኤርትራዊ
@@zaebakulu8553 እንታይ ደአ ንሻዕብያ ሚስጥር ክህብ ነይርዎ ።
@@EyobGebreyohannes ክክክክ
Zena Hatew ketew 😂😂😂😂😂😂
Kikiki what a disaster after you mess with Eritrea wake up smell the coffee 😂
ህጀለቢምኩም ካብ ሀገረትግራይ ናብ ቢሄረ ትግራይ ወሪደኩም ንቀፃሊደማ ናብ አውራጃ ትግራይ ከትወርዱ ብተሰፉ ንጸበየኩም።አሰብ ወደብ ንምሀዝ ኩልግዚ ምሰፈተኩም ሀላሂዬምና ኢልኩም ትምለሱ እንበር
ሐሳዊ ጋዜጤኛ ከምዙይ አይነት ዘገባ ምቅራብ አየድልን፣
እቲ ሓቂ ተሸፊኑ አይቀርን
ሎመዓንቲ በኣካል ኣብ ኸተማ እንዳዘረ ረክቦዮ
ናይ ህውሓት ማሊያ ተከዲንካ ነህዋሓት ክተፍርስ አይፈቅደልካን አጥቢቅና ክንቃለሰሶም ኢና እዚ ናይ አብይ ስራሕ አስፈፃሚ እዮ እዚ ካሓዲ የሁዳ ጉጅለ ካብ ሱሩ ክንብርቁቆ ኢና 14 ጉባኤ ጌርና አብይ ኢሃደግ መሲሉ ኢሃደግ አፍሪሱ ጌታቸው ናይ ህዋሓት ማሊያ ተከዲኑ ንህዋሓት ከፍርስ አይንፈቅደሉን
Let alone on any political debate or setting, naturally, differences occur among family members and siblings. Getachew Reda has proven to be ‘ an icon’ in Tigray straggle - regardless of political differences.
ሰክት ሐሳዊ ቆማል ዓጋመ
ጌታቸው ንትግራይን ትግራዋይነትን ሒዙ ንቑልቁል
Aneta horizon baned
ካላ ከፍቲ !!! ከሓዲ ባንዳ
መንዕሰይ ትንታነኻ የዐርዮ ኣይተ ጌታቸው ኣቃሊዖም ዝብል ቃል ንስኻዉን ከምትሰማመዕሉ ይኾነሎ መስልካ እዩ ዘይሻራዊ ጋዜጠኛ ተኾይንካ ግና ክንዲ ኣቃሊዖም ጠሪዖም ብዝብል ኣዐርዮ።
ሌባ ወዲ ርሙጥጥጥ😢😢😢
ማለሊት ሐሳዳት ጨወይት በላዕትይ ገንዘብ ሐራም ተባልዑ ኣዛብእ ክልል
H
Eseyas eko aretra nab ethiopia khwes eyu z ts er zelo esyas nay aretra tselae eyu
ስርዓት ገይርካ ዘይትዛረብ መኸወሊ ዝገብር ዘሎ ጉባኤ አይገበር ዝብል እዩ ድማ አእዳውካ ጠሚርካ ሸሚዝካ እስከዝወፅእ እንታይ ተረኺቡ እዩ ንአብይ ድዩ ድጋፍካ
ተጋሩ ትምኒትኩም ኣብልዕሊ ኤርትራ ሕማቕ እዩ። ግን እቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ትሓስብዎም ትትምነይዎ ኩሉ ሕማቕ ናብ ላኦሌኩምዩ ክግልበጥ።ገና ትግራይ ብእሳትት ክትነድድድ እያ። ድሮ እቲ ሓዊ ይዉላዕ ኣሎ።ብሕማም ሸሮክኽ ከም ሃመአመማ ትግርረግፍፉ ኣለኹም
አረመኔ ኤርትራውያን አሁን ትጠፋላችሁ
@@EyobGebreyohannes ዉዒጊን ገና መከራኻ ብሕጂ እዩ ዘሎ ኣይጠዓምካሉን።
አረ እንታይ'ዩ ዓንዛር ዝኾነ ሰብ እዙይ
ዓድዋዉያን ጀሚርኹሞዶ እስኻትኹም ካብ ዓድዋ ወፃኢ ክመርሐኩም አይትደልዩን 50 ዓመት መሪሕኹም ግን ኣጨፍጪፍኹምና እምር ምንም ልሰራሕኹምልና ነገር የለይ ሓሰዉቲ
@@TilahunMulat በቃ ንጌታቸው ዝቃወም ዓድዋ ኢኹም ትብልዎ ህዝቢ ዓድዋ ግን ከማኻትኩም ብኸባብያውነት ዓይኑ ኣይዓወረን
Remove traitor Getachew and fascist Tsadkan.
Niseka mistealeka bedhreka😂
ደብረ ዕንኪሊል ህውሓት ከመይ ገይራ ኢያ ነቲ ክቡር ህዝቢ ትግራይ ትመርህ? ንባዕላ ነቂዛ ንስካም ነቂዝካ ንህዝቢ ትግራይ ሸክሚ ኮይናቶ አላ። ለማሳት ደቂ ለማሳት። ሐደ ሚሊዮን ህዝቢ አጥፊካስ መሰረተ ልምዓት ግራይ አጥፊእካስ ሐዚ ክመርሐካ ኢልካ ንህዝቢ ጅሆ ምትሐዝ ተራ ሽፍትነት ኢዩ። ህውሓት ናይ መደንር ሽፍታ ኢያ።
ተካል