ወዲ ሱዳን ተፈቲሑ 🙏ሄቡ ንወዲ ሱዳን ኣፍቂራቶ ይቅርታ ሓቲቱ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 939

  • @mhrethadish2778
    @mhrethadish2778 17 วันที่ผ่านมา +69

    ዕልልልልልል❤❤❤❤❤❤የቀንየልና ኤማዋይ🎉🎉🎉🎉

    • @changelife-t4o
      @changelife-t4o 16 วันที่ผ่านมา

      Demamu bezi drama techenikum nerkum malet diyu

  • @MaryBeautiful-k8v
    @MaryBeautiful-k8v 17 วันที่ผ่านมา +134

    ንሻኩር ይቅርታ ሕተትዎ በዲልኩሞ ኢኹም እልትብሉ👍👍👍👍😢

  • @GentGebrslsy
    @GentGebrslsy 17 วันที่ผ่านมา +54

    ኢማ ለክባጥ ኢኪ ኣደይ ማዓረይ ማራ ፀሊእናካ ኣለና

    • @YaDu-q6q
      @YaDu-q6q 17 วันที่ผ่านมา

      አረ ከፀለአካ ዋይ ኒአካ ተመን

    • @SelamSelam-j3o
      @SelamSelam-j3o 16 วันที่ผ่านมา

      ብሓቂ ካብ አብ ስብ ምውካልሲ አብ እግዚአብሔር ምውካል ይበልጽ ኢልዎ አቦና ዳዊት ሰብ ጠላም እዩ

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ 17 วันที่ผ่านมา +90

    _ሓቂ እንተኾይኑ ቻኹር ትክክለኛ እዩ ዘሎ ኣሕዋተይ ማዓረይ ኤማን ግን ብጣዓሚ ተጋግካ ብስም ሰላሴ ምሕዝነት ከምዘይ ድዩ_

    • @YaredTesfamichael
      @YaredTesfamichael 17 วันที่ผ่านมา

      ብከመይ

    • @VvGg-ho1wv
      @VvGg-ho1wv 17 วันที่ผ่านมา +1

      ዓረክኪ ናተጋገየ ሰቅእልኪ ድኪ ትርእዮፎሽፋሽ ምሕዝነት ማለት ናብ ቅኑዕ መንገዲ ዝምረሕ ዩ መላክዒ

    • @ማርያመይመዝሙረይ
      @ማርያመይመዝሙረይ 17 วันที่ผ่านมา +1

      @VvGg-ho1wv _መጀመርያ ፀርፍ ናይ ምንም ዘይፈልጥ እዩ እሞ ሙሴ እንተይ እዩ ተጋግዩ ፍቅሪ እኾ 2ተ ብምርድድእ እዩ እምበር ብግዳታ ኣይኮነን ይቅርዶ ንሕን ደቂ ሰባት መወትትን ቅዱሰ እግዚኣብሔር ኣምላኽና እኻ ብግዲ ኣይቅርኒ ኣይበልኒ _

  • @miliytubmiliytub
    @miliytubmiliytub 17 วันที่ผ่านมา +201

    ኤማ ንቻኩር ይቅርታ ይሕተቶ ትብሉ እስኪ ብጣዕሚ ኢካ ኣናዲድካኒ እኒሀካ ዓርክካ ከምዚይ ኣይግበርን😢

    • @BurhsnaHadis
      @BurhsnaHadis 17 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤

    • @የርዱዕቡይ
      @የርዱዕቡይ 17 วันที่ผ่านมา +1

      ብትከከል❤❤❤

    • @kĩyãblãċk-q5k
      @kĩyãblãċk-q5k 17 วันที่ผ่านมา

      ብራክ እዩ

    • @BurhsnaHadis
      @BurhsnaHadis 17 วันที่ผ่านมา

      ደስ ብሃል ሙሉኡ ፉፁሙ ዕሪቂኹሙ ንሪእ ፈጣሪ ይሓጉዝኩሙ ብሓበራ ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  17 วันที่ผ่านมา +2

      እሹኒ 🙏🙏

  • @Sara-d7e8u
    @Sara-d7e8u 17 วันที่ผ่านมา +51

    ይቅርታ ሕተትዎም ንሄቡና ንሻኩር ምክንያቱ ፍቅሪ ሰነያይ እዩ ጨለ 😌

  • @Mekanintzeblom
    @Mekanintzeblom 17 วันที่ผ่านมา +34

    እዋይይይይይ እቲ ቆልዓ ግን እግዚአብሔር ያዕብዮ 🥰🥰🥰

  • @NmHm-kx3xf
    @NmHm-kx3xf 17 วันที่ผ่านมา +33

    ናሻኩር ኣድናቅት አየ ኤማ ግን ብጣዕሚ ኢካ ተጋግካ ይቅርታ ሕቶቶም

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ 16 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ 🎉🎉❤❤❤

    • @መዳቦይ
      @መዳቦይ 16 วันที่ผ่านมา

      ኣቱም ሰባት ድራማ እዩ ቁሩብተይ እንዶ የብልክሙን ድዩ, ቀዳማይ ክፋል ካልኣይ ክፋል እንዳበሉ እዮም ዝሰርሑ ዘለው, ደባሪ እዩ ግን ብደምቢ ተዘራሪቦም እዮም ዝሰርሕዎ ዘለው. ብሓቂ ከምዚ እንተ ኣጋጢሙ እንታይ ክገብሩ ናብዚ ማሕበራዊ መራከቢ እዚ ዛዕባ ሒዞም ክመላለሱ. ተስፉ ይገብር ናይ መወዳእታ ክፋል ክትከውን, ኤማ ብጣዕሚ ኢኹም ኣደቢርኩሙና።

  • @NmY-uw3wk
    @NmY-uw3wk 17 วันที่ผ่านมา +26

    ኢሚ ሓሰዊ ኢካ ማርያምን ልሻኩ ይቅርታ ባሎ 😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @ጓልኣሉላyoutube-r7u
    @ጓልኣሉላyoutube-r7u 17 วันที่ผ่านมา +113

    ይቱብ የከፎቶ ልትብሉ እሰቲ ብላይክ❤

    • @Astxh-d5q
      @Astxh-d5q 17 วันที่ผ่านมา

      አለና

  • @wediShishay-i4u
    @wediShishay-i4u 16 วันที่ผ่านมา +7

    ወጺለይ ፍቕርኺ..😂😂 ፍቅሪ ኣይኮነን ኔርካ ወዲ ሱዳን ጎንፊ እዩ ኔርካ ፍቅሪ ብሰሙንና ወርሒ ዝወጽእ ኣይኮነን

    • @Shewit-dw9wv
      @Shewit-dw9wv 16 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤

  • @gamilahgamilah3329
    @gamilahgamilah3329 17 วันที่ผ่านมา +23

    ኣምላክ ከም ኣማን ዝበረ ዓርኪ የርሕቅ ሐሰዊ ለክባጥ እካ ብሓቂ ደንቆር ኣነስ ንኣካ ከተባብዕ ዕ ድሕ ይብል ነይረ ድሕር ሀዝይ ወግድ ክሉ ሰብ ጸልእካ መንታል😢

    • @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ
      @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ 17 วันที่ผ่านมา

      ታይ ዱዩ ገይርዎ ንሻኩር!!

    • @ZfanMehari
      @ZfanMehari 17 วันที่ผ่านมา

      አረ ኣይባሃሊይ

    • @hgfdg7858
      @hgfdg7858 17 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን😮

    • @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
      @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ 16 วันที่ผ่านมา

      ንኣኺ ሓሻዊት ታይ ይምልከተኪ ባዕሎም ንባዕሎም ይቃረቡዋ ጣልቃ አቲአተያ

    • @AsefaMehari
      @AsefaMehari 12 วันที่ผ่านมา

      🙏🙏🙏🙏

  • @rakigaltigray
    @rakigaltigray 17 วันที่ผ่านมา +29

    እንካዕ ኣብፀሐኩም ንኩሎኩም ተከተልቲ እምነት ክርስትና ኣሕዋተይ ብፍላይ ዓዲ ዓረብ ከማየይ ኣብ ዳመዳም ዝዋዓልክን ኣጆና ሓሳብ ልብና ሰሚሩ ስደትና የሕፅረልና ፈጣሪ❤❤❤🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏

    • @Astxh-d5q
      @Astxh-d5q 17 วันที่ผ่านมา +1

      ኣሜን ኣሜን 🙏

    • @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
      @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ 16 วันที่ผ่านมา +1

      አሜን አሜን አሜን

    • @SamiraKhan-mw5oj
      @SamiraKhan-mw5oj 16 วันที่ผ่านมา +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ❤❤❤

    • @GenetHaylemikiel
      @GenetHaylemikiel 16 วันที่ผ่านมา +1

      Amien amien amien zahaftey

    • @Shewit-dw9wv
      @Shewit-dw9wv 16 วันที่ผ่านมา +1

      ስራሕ ረኣይለይ ህያበይ

  • @SamrawitHailay-e2e
    @SamrawitHailay-e2e 17 วันที่ผ่านมา +9

    ኤማ ብጣዕሚ ኢኻ ትምጋጊኻ ንቻኩር ይቅርታ ሕተቶ እና ወድ ሱዳን እንኳዕ ብሰላም ወፃኻ እና ወድ ሱዳን እውን ዩትብ ክፈቱሉ ❤🎉

  • @Mench-w3t
    @Mench-w3t 16 วันที่ผ่านมา +9

    ንሻኩር ይቅርታ ሕተትዎ በዲልኩሞ ኢኹም ልትብሉ😢😢😢

  • @SihDiv
    @SihDiv 17 วันที่ผ่านมา +11

    ዋይ ተመስገን ወዲ ስዳን ግን የዋህ ሰብ ኢካ ❤❤❤❤❤ኤማ ግን ጋሕዳም ኢካ😢😢😢😢😢😢

  • @MyriXx-w2y
    @MyriXx-w2y 17 วันที่ผ่านมา +32

    ኢማ ሓሳዊ ኢካ ግን ብዝኮነ ተዓረቁ

    • @ZfanMehari
      @ZfanMehari 17 วันที่ผ่านมา +2

      ሓሳዉ ኣይባሃሊ ንሰብ

  • @wediqeshi4921
    @wediqeshi4921 17 วันที่ผ่านมา +7

    ሕጂስ ካባኹም ንላዕሊ ነቲ ቆልዓ ኣድኒቀዮ ንሱ ይሓይሽ ካባኹም ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MyriXx-w2y
    @MyriXx-w2y 17 วันที่ผ่านมา +434

    ንሻኩር በዲልካዮ ኢካ የቅርታ በሎ ትብሉ ላይክ

    • @سلامتخلاي
      @سلامتخلاي 17 วันที่ผ่านมา

      እንታይ በድልዎ 😮

    • @amantube28
      @amantube28  17 วันที่ผ่านมา +2

      እሺኒ🙏🙏

    • @AsAs-e7p1h
      @AsAs-e7p1h 17 วันที่ผ่านมา +1

      የበደሎይ ኣታ ጋውና

    • @AsAs-r5t8f
      @AsAs-r5t8f 17 วันที่ผ่านมา

      ​@@AsAs-e7p1hሱቕ በል መፅልኢ😢😢😂

    • @bahta-rebae2124
      @bahta-rebae2124 17 วันที่ผ่านมา

      ​@@amantube28 አረ ጌጋ የብልካን እንታይ ኳይንካ ፈኪሮም ፥ግዛዕ እዮም 'እኳ ንሳቶም ዋ! አፈካ ንዓፅወልካ...... No No ከመይ ኢሉ

  • @Zafudm2pm
    @Zafudm2pm 17 วันที่ผ่านมา +21

    አይ ፍልጥኪስ ትሩቡሺ እካ ነርካ ወዲ ስዳን 😂😂 ስብስከራይብ ገበርለይ 👏👏♥️♥️🎉🎉

  • @Sawhtae
    @Sawhtae 17 วันที่ผ่านมา +9

    ወድሱዳን ጎቡዝ ኣማንግን የፎሎጡኩሞን ኣይትበል ፈሊጥናዮኢና ❤ቻኩረይ ግን ጎቡዝ ዋናፀላኢካ ናፈለጥካ ኪድ ❤ኣዕርክቲ ግን በስምኣም ካብከምዚኦም ዝበሉ ይማሓረና❤❤❤❤

  • @سميرهاديس-ق6و
    @سميرهاديس-ق6و 17 วันที่ผ่านมา +9

    ወዲ ሱዳንዋይ ኣጆኻ ማዓረይ ፈጣር ኣለካ ኻብደይ በልዕኻን ስደተኛ ሓፍትኻ ኣብ ድላዓለ ደረጃ ትበፅሕ ይምነየልኻ ወዲ ሱዳንዋይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹😍😍😍😍

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ 16 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤

    • @سميرهاديس-ق6و
      @سميرهاديس-ق6و 16 วันที่ผ่านมา

      @ይርጋጓልትግራይ እሽን ምቅርተይ ዝያዳይ🌹🌹❤❤❤❤❤

  • @سميرهاديس-ق6و
    @سميرهاديس-ق6و 17 วันที่ผ่านมา +7

    ናሻኩር ኣድናቅት የአ ሻኩረይ በሎም ኣይዛኻ ሓት ገጋ የብልኻይ ❤❤❤❤❤

  • @SarahAserh
    @SarahAserh 17 วันที่ผ่านมา +57

    ሻክረይ ጅግና💞💞

  • @YaluGebru
    @YaluGebru 16 วันที่ผ่านมา +2

    ኢማ ኣጆካ አብ ጎንካ አለና አብ ጎኒ ሓቂ ብሙካንካ ንፈትወካ ከሙእውን ሮሚ አጆኩም ናይ ሻኩር ግደፍዎ ነመሰግነኩም እንኳዕ አብፀሐኩም ወዲ ሱዳን ዋይ ጠንክር ሓግዛም እባ 🎉🎉🎉

    • @amantube28
      @amantube28  16 วันที่ผ่านมา

      🙏🙏

  • @MoHj-p6z
    @MoHj-p6z 17 วันที่ผ่านมา +3

    ሰክት ወድዛ ለክባጥ ሓሻዊ ንስካ ብዘማከርካዮ እንበር ንሱ ነፃ እዩ ወድ ሱዳን ግን ይሞችካ 😘🙏👑

  • @NebuNebu123
    @NebuNebu123 17 วันที่ผ่านมา +16

    አስይ ተመስገን ጅግና እንኳዕ ደስ በለካ ውዲ ስዳን ሐወይ ተመስገን🙏🙏🙏

  • @UuUu-e2t
    @UuUu-e2t 17 วันที่ผ่านมา +8

    ዕልልል እንካዕ ብሰላም መፃኩም ዞም ሓተይ ሰሳትኩም ይቅርታ ተባሃሃሉ እንካዕ ብሰላም ወፃካ ወዲ ሱዳን ሓውና ❤🙏🙏🎉🎉

  • @UfVi-ji4uz
    @UfVi-ji4uz 17 วันที่ผ่านมา +15

    ተመስገን ኣምላክ ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሔር ኣምላክ ይኽቡር ይመስገን ክቡር ኣሕዋተይ እንኳዕ ደስስ በሉኩም ኣሕዋተይ ❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰💖💖💖💖💖

  • @سميرهاديس-ق6و
    @سميرهاديس-ق6و 17 วันที่ผ่านมา +15

    ሻኩርይ የኔጀግና ጀግና የጀግና ዘር❤❤❤❤

  • @HolyLand-cw2qi
    @HolyLand-cw2qi 17 วันที่ผ่านมา +12

    ኢማ ዓርኪ ከማኻ ይትረፍኒ

  • @Birathrs
    @Birathrs 17 วันที่ผ่านมา +24

    ወዲ ሱዳን ሲሕቅኻ ስለ ዝራአኹካ ተመስገን ደስስ ኢሉኒ እንካዕ ናብ ቀልብኻ መለሰካ ሙሉእ ይግበረልኻ ፈጣሪ🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰እንተ ኤማ ትብሃል ሰብ ግን ብጣዕሚ ኢኻ ትገርም ቀደሙለ ንስኻ ኢኻ ዘራሰንኻዩ ነገራቱ ሻኩር ዓርከይ እያ ትብል ተሎ ካብ አብ ሚድያ ወፂእኻ ንሻኩር እሱን ዘይንሱን ትናገር ጥዑይ ሰብ ተትኾን ብዉሽጢ ንወዲ ሱዳን አጆኻ ኢልኻ ተረጋግዖ ነይሩካ

    • @Marichannel21-v4r
      @Marichannel21-v4r 17 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ዝያዳይ ❤

    • @ኩሉብዓቅሊታሪክ21
      @ኩሉብዓቅሊታሪክ21 17 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ❤❤❤

    • @Birathrs
      @Birathrs 17 วันที่ผ่านมา

      @@Marichannel21-v4r እሽኒ ንደማመር አሕዋተይ ማዓረይ🙏🙏🙏

    • @AgfshgXggffh
      @AgfshgXggffh 17 วันที่ผ่านมา

      አወ ወዲይ አተቅዕም ዛይምነወም ቆለዕ ተገርም ዓካይ ምበላ ሓደጋ ወኣ አማ

    • @Sami-td5bi
      @Sami-td5bi 17 วันที่ผ่านมา +1

      ሓቂ🙌

  • @ኣብራሃ
    @ኣብራሃ 17 วันที่ผ่านมา +4

    ንሻኩር ይቅርታ ሕተትዎ ብዝኩነ ኣሕቡሩ ኣብፀሐና መጀመርያ ንኣኻቱም ልቢ ይሀቡኩም እምበይ ኣንሕናሲ ስቅ ኢልና ኢን😂😂😂😂😂 ተውሳክናዶ

  • @سلامخعفوي
    @سلامخعفوي 16 วันที่ผ่านมา +6

    ንዘቆልዓካዓ መኪሮሞ እኮእዮም ሀዚ ዱሁላት😅😅😅😅😅😅😅

    • @Shewit-dw9wv
      @Shewit-dw9wv 16 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂

    • @semulove22
      @semulove22 15 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂😂😂😂

    • @MediMed-v1
      @MediMed-v1 15 วันที่ผ่านมา

      እወ ክክክክ🤣🤣🤣🤣

  • @BrhenDesta
    @BrhenDesta 17 วันที่ผ่านมา +6

    ኣይ ኢማ ዕርክነትካ ዋጋ ዕዳጋ ኣዉርድካዮ ዋ ንሻኩር ይቅርታ ሕተት

  • @የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ
    @የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ 17 วันที่ผ่านมา +5

    አሕዋተይ ካብ ናይ እማ ዝበለ ዓርኪ የርሕቀልና 😮 ጊን ይትቢካ ከይላዓለካ

  • @AaSs-o9r
    @AaSs-o9r 17 วันที่ผ่านมา +13

    ንሻኩር ይቅርታ ሕተቶ አማን❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  17 วันที่ผ่านมา

      እሹኒ🙏🙏

    • @msgnayonas7135
      @msgnayonas7135 17 วันที่ผ่านมา +2

      No keythato nsu eiu khatt zelewo

  • @EeSs-k1s
    @EeSs-k1s 17 วันที่ผ่านมา +4

    ወዲ ሱዶን ግን ምሳሓቅካ ደስ እልኒ እንኳዕ ዳሓና መፃካ❤❤❤❤❤

  • @علم-م9ث
    @علم-م9ث 17 วันที่ผ่านมา +7

    ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ተመስገን ፈጣሪ ❤👏👏👏🙏🙏🙏💗💗💗💗

  • @ahmqhkma2859
    @ahmqhkma2859 16 วันที่ผ่านมา +3

    ንስኻ ኢኻ በደለኛ እና ይቅርታ ሕተቶ ንሻኩር 🙏❤😍🎉

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh 17 วันที่ผ่านมา +2

    ቆልዓ ይኩን ዓብዩ ልብና ሰይርክምና ነይርኩም😢😢 ዝሮ ዘይብአስ የለን ዋናው ምዕራቅ እዩ ተዓረቁ ንህቡና ንሻኮር አብ ቀረፃ ዝገበሮ አደንጊፅና እዩ😢😢 ልቢ መን ዘይተሰበረ😢😢😢

  • @ፈቃርለበኣ
    @ፈቃርለበኣ 16 วันที่ผ่านมา +3

    የቀርታ በሎ ኤማ ለሻኩር❤❤❤❤ ኣታ ስኺለ

  • @Shewit-dw9wv
    @Shewit-dw9wv 16 วันที่ผ่านมา +2

    ወዲ ሱዳን እንካዕ ብሰላም ወፃኻ ኢማ ንሄቡን ንሻኩርን ይቅርታ ሕተቶም

  • @ሜሪ-መ6መ
    @ሜሪ-መ6መ 17 วันที่ผ่านมา +10

    ፍቅራ ወፂእለይ እዩ ያ ኣሻዓማ ፍቅራ ኸፂአሰለኻ ኣየ ወዲ ሱዳን😂😂😂

    • @SalamaWaladkhala
      @SalamaWaladkhala 17 วันที่ผ่านมา +1

      እንድዒ😂😂😂😂😂😂😂

    • @MashoTesfay-s9h
      @MashoTesfay-s9h 17 วันที่ผ่านมา +1

      ወፂለይ ያ😂😂😂😂😂😂

    • @medihabeshawit-s7d
      @medihabeshawit-s7d 17 วันที่ผ่านมา +1

      ፕራንክ እዩ ልመስለንሎ ኣነስ😂

    • @WediKeshi-u2k
      @WediKeshi-u2k 17 วันที่ผ่านมา

      ​@@medihabeshawit-s7dእንድዩ ብስሩስ

    • @Shewit-dw9wv
      @Shewit-dw9wv 16 วันที่ผ่านมา

      ማዓስ ከ ኣፍቂርዋ ነይሩ እዩ

  • @ደሰ
    @ደሰ 17 วันที่ผ่านมา +9

    ተመሰገን ኣምላክክ👏👏👏👏👏👏ኣጀካ ወድነይ😢🤲🤲🤲🤲

  • @Hanibal-g3u
    @Hanibal-g3u 17 วันที่ผ่านมา +3

    እግዛቤር ኣምላክ ብኣፍ ህጻን ገሲጽኩም ኢዩ ሞ እንካዕ ናብ ልብኹም ተመለስኩም ዞም ኣሕዋተይ ርሑስ ኣውዳመት ይግበረልኩም

  • @nnnKk-dy9ng
    @nnnKk-dy9ng 17 วันที่ผ่านมา +5

    ድርኡ ከ ናይ ማን ፍቅሪ ኣይ ሓዘካዬ ነዬሩ ሓሰውቲ ❤❤❤

  • @GgG-zr5db
    @GgG-zr5db 17 วันที่ผ่านมา +35

    ኣይ ኢማ ዕርክነት ዋጋ ዕዳጋ ኣዉርድካዮ 🥴

  • @AgfshgXggffh
    @AgfshgXggffh 17 วันที่ผ่านมา +6

    አረ አዛ ቆላዕ ዘፀላኣሰ ለይከ ወቆዓለይ አሰቲ ክክ

  • @SamiriFusum
    @SamiriFusum 16 วันที่ผ่านมา

    ዋይ እዚቆልዓ ከሕዚነካ ማርያምን ፍቕሪ ዕዉር❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢

  • @Yonas-h1j
    @Yonas-h1j 17 วันที่ผ่านมา +3

    ሻክራምረይ ጅግነምና haqini seb eyu

  • @HayleshGeretates
    @HayleshGeretates 15 วันที่ผ่านมา

    እወ ከሙኡ የሐይሽ emi ግን ከሙኡ ኣይግበሪይ ትሐዚ ሒዝካዮ መፂኢካ ዘለካ የሐይሽ ወዲ ስዳን ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ናብ ልብካ ተመልስካ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሓሳብ ሕዝካ መፅካ ወዲ ስዳን ኣማን ግን ካሕዳም ኢካ እሺ

  • @SsSs-u6h9j
    @SsSs-u6h9j 17 วันที่ผ่านมา +3

    ይቅርታ ሕተትም ንሄብና ንሻኩርና❤❤❤

  • @የርዱዕቡይ
    @የርዱዕቡይ 16 วันที่ผ่านมา +1

    ኣየኤማ ሕልኩስ ምካን ኣዉይካ እንበር እስካባ መቅተልካየ ነይርካ ንቻኩርዋ😂😂😂

  • @HelenGrzeha
    @HelenGrzeha 17 วันที่ผ่านมา +3

    ወዲ ስዳንእንኳዕ ብሰላም ወፃካ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @SmilingBoxer-ep7xl
    @SmilingBoxer-ep7xl 16 วันที่ผ่านมา

    ኣይ ወዲ ሱዳን ግን ኣሕዚኑኒ ሓወይ ኣጆካ ዝሮ ፈጣሪ ምሰረካ ይኩን 😢👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @segidmusse
    @segidmusse 17 วันที่ผ่านมา +3

    Tegagika eika yutuber yqreta htet
    Anqao hagosekum bselam fthwo gudaykum ms arkka ❤❤❤

  • @AshenafiTeshome-oy9hw
    @AshenafiTeshome-oy9hw 16 วันที่ผ่านมา +1

    ናብ ልቦናኹም ምምላስኹም ደስ ኢሉኒ ፈጣሪ ዕርቂ ሰላም ይፎቱ ተዓረቁ

  • @MmN-pb7ju
    @MmN-pb7ju 17 วันที่ผ่านมา +4

    አብ ቅድመካ ዘይደቀሱ ዱዩ አሩኩ አይኮነትን ትብል ሓሳዊ ስቅ በል በካይይ👊👊👊

  • @MdJahidul-es3ov
    @MdJahidul-es3ov 16 วันที่ผ่านมา

    ናይ ሻኩር አዕርኽቲ ደሞ ለባማት እዮም ፈኪሮም ዘይኮኑስ ምኽሪ እዮም ለጊሶምልካ ከምቶም እስኻ ዝሰደድካዮም ኣይኮኑን ብደረቶም ዝሓስቡ ግንከማኻ ዓይነት ዓርኪ ግን ኣርሕቀለይ👏❤

  • @Medhinabadi6004-j4b
    @Medhinabadi6004-j4b 17 วันที่ผ่านมา +2

    ፍቅራ ወፂለይ እዩ የበለይ ብዝኾነ ፅቡቅ ተኸታታሊ ድራማ ትሰርሑ ኣለኹም ይመቺኹም እ😂😂

  • @علم-م9ث
    @علم-م9ث 17 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጆኻ ወዲ ሱዳን እንኻዕ ናብ ልብኻ ተመለስካ ❤❤❤❤

  • @HelenMeles-nu5re
    @HelenMeles-nu5re 17 วันที่ผ่านมา +4

    ኤማ ይቅርታ በሎ ልሻኩር

  • @10nly_R
    @10nly_R 16 วันที่ผ่านมา

    እንፓዕ ኣብጻሓኩም እንፓዕ ደስ በለካ ወዲ ሱዳን ብሰላም ወጻኻ ❤❤❤❤

  • @asefage7357
    @asefage7357 17 วันที่ผ่านมา +5

    ይቅርታ ጠይቆ ንቻኩር ኤማ

  • @DarDwrf
    @DarDwrf 16 วันที่ผ่านมา +2

    ከመካ ዝበለ ዓርኪ ብርሑቅቅቅ😢😢😢

  • @MelatAskal
    @MelatAskal 17 วันที่ผ่านมา +3

    ኢማኣ ናይ ባሓቂ ሓሳድ ኢኻ ሓሳድ ቀናእ በል ንሻኩር ይቅርታ ሕተቷ ገፅካ ትርሓቅ እስኻ ተባሂልካ ማሓዛኣ ሻኩር ሓሳድ ኢኻ ሻኩረይ ጎይታ ጠባይ

  • @Ama-og2
    @Ama-og2 16 วันที่ผ่านมา

    ወድ ሱዳን I proud you. 100%
    በርትዕ ስራሓካ ቀፅል ሰርሕካ ተለወጥ.
    i am from France.
    ካብ ከምዝ ባሃር ዉፅካ ስራሓካ ቀፅል
    i am very happy i love your mother.
    አብ ትግራይ million አዋልድ አለዋ.
    You are young working very strong.
    God bless you.

  • @galweyenti8890
    @galweyenti8890 17 วันที่ผ่านมา +8

    ግን አማን ዝብሉካ ሰብ ተዓዚብናካ ማርያምን ምዕራቅ ተዓረቁ ሻኮር ግን ድሕሪ ሐዚ ክኣምነካ የብሉን ብጣዕሚ ሕማቅ ሰብ ምካንካ ፈሊጥናካ አለና

  • @nfreefqr9657
    @nfreefqr9657 16 วันที่ผ่านมา

    ኣጅካ ወድነይ እንታይ ጌርካ ፈቲኻ እንበር ኣይጸ ላእካን ብማእሰርቲ ጌሩ ፈጣሪ ፍቕራ ኣርሕቅልካ ጸልይ ኣጆኻ ኣምላኽ ብሽግር ኢዩ ድረዳካ

  • @DuYs-c1m
    @DuYs-c1m 17 วันที่ผ่านมา +4

    እሰይይ ዕልልል ምስ ሻኩር ታዓረቁ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GalaxyAa-ns3sy
    @GalaxyAa-ns3sy 16 วันที่ผ่านมา

    ከመይ ድያ ዛፍቅሪ ስቅ እላ ድያ ትወፅእ ትኣትው😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @QgecSvvd
    @QgecSvvd 17 วันที่ผ่านมา +4

    ንሻክር ይቅርታ በሎ ዋእ ቢስሮለ እማ ሓወይ ናዓርክኻ ሃምዝ ኣግበርይ ዓርክ ማለት ሃም ሓውኻ ኾሎ ነገር ማለት እዩ ገና ምሽጥር ከውፀአልኻ እየ ገለ ብዝሕ የኻ ትዛርቢኻ እና ይቅርታ በሎ እማ ሓወይ እና ገቢዙ እኾም❤

  • @MashoHadush-o2n
    @MashoHadush-o2n 16 วันที่ผ่านมา

    ወዲ ስዳን ሓወይ ኣዘካ ኣምላክ ኣሎ ግን ጨኒቅኒ ነዩሩ ከዚ ግን ፍሽክ ኢልካ ፍሽክ ኣቢልካኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሲስ-ሰ5ከ
    @ሲስ-ሰ5ከ 17 วันที่ผ่านมา +3

    ኣንሻቡ ደኣ ወፅዩልካ ፍቅራ። ታይ መዓቱ

  • @SamirhAlS
    @SamirhAlS 16 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይይይይ ጎታዋኒ ወድ ስዳነይ ይሞቺኻ ኣጀኻ ተባዕ ኹን ❤❤❤❤❤

  • @MashoTesfay-s9h
    @MashoTesfay-s9h 17 วันที่ผ่านมา +6

    ኣማን ዩቲብካ ከይንልኩታ ይቅርታ በሎ ንቻኩር 🎉

    • @amantube28
      @amantube28  17 วันที่ผ่านมา +1

      እሺ 🙏🙏

    • @segidmusse
      @segidmusse 17 วันที่ผ่านมา +1

      @@amantube28ይቅሬታ በሎ ህዝቢ ዩ መስትያትካ❤❤❤

    • @MashoTesfay-s9h
      @MashoTesfay-s9h 17 วันที่ผ่านมา

      @@segidmusse ብሓቂ

  • @alemukihisen2878
    @alemukihisen2878 15 วันที่ผ่านมา

    እዙይ ወዲ'ዙይን ዝኣመሰለ ሃጠው ቐጠው ፈፂሙ ክረአ ዘይግበኦ ናይ ዘበሰሉ ህፃውንቲ ኣተሓሳስባ ስለዝኾነ ንደቅና ዘይኮነ ኣተሓሳስባ ኣይተስርፁልና። መሕዘኖ😥😥😥

  • @YemuntazEnat
    @YemuntazEnat 17 วันที่ผ่านมา +2

    ወዲ ሱዳን እንካዕ ናብ ልቦናካ ተመለስካ ኤማ ዩቱብ ክፈተሉ ኣብ ጎንካ ኢና ጠንክር ኣጅካ🙏

  • @AskAsk-h4y
    @AskAsk-h4y 16 วันที่ผ่านมา

    ኣማየ ገወዝ ደስ ባሃሊ ወዲ ስዳነይ ኣጀካ ይቅርታ ሕተቱ 3ተኩም ይቅርታ ምባል ምንም ሓጥያት የብሉይ እዛም ኣሕዋተይ እና ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ እንካዕ ኣብፅሐኩም 👏👏👏🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @HaweltaAyba
    @HaweltaAyba 17 วันที่ผ่านมา +3

    ኤማ ሓሳደ ሆብና ሻክር ንቅደምት ኤማ ግን ይፎተይካ ነይሪ😏

  • @ZedoWise-p7c
    @ZedoWise-p7c 16 วันที่ผ่านมา

    ወዲ ሱዳን ሓወይ ንፍቅሪ እልካ ፅቡቅን ሕማቅን ሓልፍካ እኻ ።ኣጆኻ ናጋ ድሕርናጋ ርእሲ ዘለዎ ድሐሽ ሰብ ኮይንካ ኣብ ዝሐሸ ደረጃ በፅሕካ ክርእ ደሰ ይብለኒ ❤❤❤

  • @AaAa-v3v4o
    @AaAa-v3v4o 17 วันที่ผ่านมา +3

    ኤማ አና አታ ጋል ፀሊኣ መጣኮሶ 😏😏😏🥺🥺

  • @DgghDghk
    @DgghDghk 16 วันที่ผ่านมา +1

    አሰይ ተመሰገን ጅግና አንኳዕ ደሰ በለካ ውዳን ሐወይ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @Titi-c3d
    @Titi-c3d 17 วันที่ผ่านมา +4

    ወዲ ሰዶን ለዋህ ❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @Salamh-b5w
    @Salamh-b5w 17 วันที่ผ่านมา

    አረ ብፈቅሪ ተስቂኻ ናብ እሱር ብምእትዉካ ብጣዓሚ ገርምን እንዃዕ ሰላም ወፀኻ ዛሓወይ አጀካ ጠንክር ወዲ ስዳን ❤

  • @FilimonGeremarym
    @FilimonGeremarym 17 วันที่ผ่านมา +3

    ኣንዃዕ ብሰለም ውፅካ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @MediGalTesfay
    @MediGalTesfay 16 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤ይቅር ፅብቅ አዩ ይቅር ተባሃሉ ደስ አይብልስ ባእሲ❤❤❤❤😢😢😢

  • @HhhHuuu-h1z
    @HhhHuuu-h1z 17 วันที่ผ่านมา +2

    ን ቻኩር ይቅርታ ሕተቶ ኣማን

  • @ነፁጋልሓያሊ
    @ነፁጋልሓያሊ 15 วันที่ผ่านมา

    ይቅርታ ተባሃሃሊ ንሕናውን ደስክብለና ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @muluwelday4144
    @muluwelday4144 17 วันที่ผ่านมา +4

    አይካ ዛሓውይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @emaamanuel
    @emaamanuel 15 วันที่ผ่านมา

    ኤማ ግን ይመችየካ ! ቻኩር እቲ ድራማ ክቕፅል እየ ኢለ ነይረ ነገር ግን ቢወዲሱዳን ዘይተሓሰበ እቲ ድራማ ሓፂሩ፡፡

  • @uipo7453
    @uipo7453 17 วันที่ผ่านมา +5

    ይትዯብ ክፈትሉ❤❤❤

  • @jambojambo7139
    @jambojambo7139 16 วันที่ผ่านมา +1

    ሕጂ እውን ለኽባጣት እኹም ሰብ እንዳባኣስካ ምስ ሓቂ ጠጠው እልና ኣይትበሉ ወዲ ሱዳን እንኳዕ ደሓን ወፃኻ ኣማን ሮሚ ሕጂ እውን ክነግረኩም ናይ መጨረሻ ሕማቓት ሰባት እኹም ስለዚ ይቅርታ እንተዘይእልኩምዎ ሳስክክራይብ ምልዓል ኣይኮነን ሪፖርት ገርና እውን ክነዕፅውካ እና

  • @zekawala9684
    @zekawala9684 17 วันที่ผ่านมา +6

    ካብ ከም አማ ዝበለ ዓርክ ይምሓርኩም እንአካ መፅልኢ

  • @eocuvdodg8970
    @eocuvdodg8970 16 วันที่ผ่านมา +1

    ንሻኩር ይቅረታ ሕቶቶ ኣማቲ❤❤❤

  • @سلامتخلاي
    @سلامتخلاي 17 วันที่ผ่านมา +4

    ኣጅኩም ኢማ ሓወይ እንቓዕ ብሰላም ወፃካ ወዲ ሱዳነይ ❤❤❤❤❤❤ እሰየ ዞም ሓተይ

  • @reachos7060
    @reachos7060 16 วันที่ผ่านมา

    🥱🥱🥱🥱🥱 ጽቡቅ እንድዩ ብታአሚ ጥንቃቀ ዝሓትት ነገር እዩ ሻኩር መጠጥ ምስ ቀማመሰ ክንሪኦ 😂

  • @ደሰ
    @ደሰ 17 วันที่ผ่านมา +5

    ኤማ ሓወይ እንካዕ ደሰበለኩም ደቅነይ ማዓረይ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

    • @Marichannel21-v4r
      @Marichannel21-v4r 17 วันที่ผ่านมา

      ደምረኒ ወለላይ ❤

    • @ደሰ
      @ደሰ 17 วันที่ผ่านมา

      @@Marichannel21-v4r እሺን

  • @DgSg-w9p
    @DgSg-w9p 17 วันที่ผ่านมา +1

    ተመሰገን ኣምላክ ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሔር ኣምክ ይኽቡር ይመስገን ክቡር ኣሕዋተይ እንኳዕ ደሰሰ በሉኩም ❤ኣሕዋተይ❤🙏🙏♥️♥️♥️♥️🥰🥰