ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

Samson Gebrekiros "ፀማም ተዋጋኣይ " ተጋዳላይ ሳምሶን ገ/ኪሮስ (ክንዲ ሽሕ) New Tigrigna Music (official Video 2022)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ส.ค. 2024
  • Suzan_Multimedia_TH-cam_Channel _Like_Share-Subscribe
    © Copyright: Suzan Multimedia
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    Follow Us
    Facebook - / suzan.meltimedia
    Telegram - t.me/suzfilms
    #Wedding #Tigrigna #Eritrean

ความคิดเห็น • 1K

  • @tsritigaltigray6720
    @tsritigaltigray6720 ปีที่แล้ว +94

    እሰይ ኣቤት ድምፂ🎼💯 ኣነስ ክፈትዎ ነዚ ድምፃዊ ክንዲ ሽሕ ትብል ሙዚቁኡ ማዓልታዊ እየ ዝሰምዓ🎧🎼💊 ከማይ ትፈትውዎ እስከ ብ,Like ፍትወትኩም ግለፅሉ💊🤗
    ብዝተረፈ ሰላምና ይመለስ ተጋሩዋይ ኣጆና ፀገማት ክሓልፍ እዮም!::🤗💊🎼🎧💥

  • @helinasiyum4062
    @helinasiyum4062 ปีที่แล้ว +19

    ተጋሩዋይ ልምንታይ ኢኹም Like ለይትገብሩ?
    አሕዋትና ነበረታትዕ!

  • @DigitalWeyane
    @DigitalWeyane ปีที่แล้ว +95

    ፀማም ተዋጋኣየ
    ናሳሓበ ዝግስም ሽደን ኢኻ ንኣየ 💪💪💪

  • @gaulkeshitube2499
    @gaulkeshitube2499 ปีที่แล้ว +172

    ፀማም ተዋጋኣየ ፀማም ተጋደላየ ተጋሩዋይ ብልፅቲ ስራሕ ብሉፀይ ቀደማኹም ይስጠሐኒ ተጋሩዋይ እስቲ ኣብዚ ዘለኹ ን TDF ምእንቲ ትግራይ ዋጋ ዝኸፍል በ Like ፍቅርኹም ግለፅሎም💊❤️‍🔥💗

    • @mesiendertawit9608
      @mesiendertawit9608 ปีที่แล้ว +2

      ንገልፀሎም ኢና መቕዲየ💛❤️✊

    • @tsionbaheran468
      @tsionbaheran468 ปีที่แล้ว +1

      Be desta Mene keme TDF long live deki adey jeganu 💪❤️💛😘😘😘😘😘😘🙏👍😍

  • @selamamen4013
    @selamamen4013 ปีที่แล้ว +31

    አዉነት ሰንገር እንደ አናንተ ጅግኖች የለም በዚች ምድር 🥰

  • @KokobStudio1
    @KokobStudio1 ปีที่แล้ว +191

    ክንዲ ሽሕ ትብል ደርፍኻ ከይመነና ኩሉ ግዘ እናሰማዕናያ ፅቡቅ ደርፊ ወሲኽካና❤ ይበል❤

  • @user-yh8lu5cd7j
    @user-yh8lu5cd7j ปีที่แล้ว +130

    ብሸም ፅማም ተዋጋአይ ሕፍሰ ዝብል ሰላምታ ንህዝቢይ ትግራይን ንሰራዊት ትግራይን ሃቡልይ። 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹 ፅኑዕ ረግፁ ብዓውት ተመልሱና ዋሕሰ ትግራይና

  • @gezegeze9248
    @gezegeze9248 ปีที่แล้ว +70

    እወ ፀማም ተዋጋኣይ ጀጋኑ ደቂ ትግራይ 🙏🙏💛💛💛❤️❤️❤️💊💊💊💊

  • @saralove537
    @saralove537 ปีที่แล้ว +13

    እወ ፀማም ተዋጋኣይ እየ
    ፀማም ተዋጋኣይ እየ
    እቲ ልሙፅሙፅ ሳዋ ቀትሪ ዘይብሉ ተጋሩ like አነውሕደሎም እዞም ጀጋኑ ትግራይና✊✊✊✊✌️✌️✌️✌️

  • @alemisahay4936
    @alemisahay4936 ปีที่แล้ว +8

    መን አሎ ከማካ እወ መን ከም ሰራዊት ትግራይ፣ ጅግና እድካ አንባሳ ወድ ሓራስ ነብሪ ትግራይ ትወልድ መመሊሳ ጅግና ብኩሉ ዝዋጋአላ ብዝመረፆቶ ንሳ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪💪💪💪🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅💊💊💊💊

    • @asqualabraha5137
      @asqualabraha5137 ปีที่แล้ว

      💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️❤️

  • @elsawelay9415
    @elsawelay9415 ปีที่แล้ว +44

    ❤️💛✊🏾ይበል ድምፂ ሳምሶን ሓውና ቀፅለሉ❤️💎

  • @kflomgereziher2072
    @kflomgereziher2072 ปีที่แล้ว +16

    እወ ፀማም ተዋጋኣይ tdfy ፈደይቲ ሕነ
    እንካዕ ብሰላም መፃእካ ጅግና ሓዉና 🥰✊
    ትግራይ ትስዕር 🥰✊💊💊💊🙏

  • @filmontsegay297
    @filmontsegay297 ปีที่แล้ว +26

    ጀጋኑ እግዚአብሔር ይሓልኩም ❤💪💪💪💪💪

  • @user-lz1hr6pn6d
    @user-lz1hr6pn6d ปีที่แล้ว +22

    ብሓቂ ፀማም ተዋግኣይ ጀግኑ ትግራይ🥰❤

  • @AaBb-uz2mr
    @AaBb-uz2mr ปีที่แล้ว +13

    እዝቆልዓ ክፈትዎ ❤እወ ኣይ ከማኩሙን ጀጋኑ ተጋሩ ሳላኩም ኳሪዕና ንነብር ኣለና🙏💊💪

  • @user-sn5we8rb7y
    @user-sn5we8rb7y ปีที่แล้ว +15

    ብሓቂ ፀማም ተወጋኣይ 👌💛ዓወትናዓኹም Tdf

  • @noreyyaibrahim7190
    @noreyyaibrahim7190 ปีที่แล้ว +30

    ይበል ጀግንነት ይበል ድምጺ ብሰላም ይምለስኩ ጀጋኑ ደቂ ትግራይ

  • @user-dy1vk4ir6o
    @user-dy1vk4ir6o ปีที่แล้ว +19

    ዝፈትዎ ደራፊ ክንድሽሕ
    ይበል ፅቡቅ ስራሕ ደጊምካና ሳምሶመይ✊💛♥

  • @kbrom143
    @kbrom143 ปีที่แล้ว +13

    ሰጋራይ ኣምላክ ሓይሊ ያሃብኩም TDF ብርኪ ሊሎ ሳሚየ ታይ ክወፆ ጀጋኑና💛❤✊✊✊

  • @user-ir7ql2pw8f
    @user-ir7ql2pw8f ปีที่แล้ว +21

    ደጋጊመ ሰሚዐያ ምፅጋብ ዝሳኣንክዋ ናይ ብሓቂ ፅብቅቲ ስራሕ ደቂ ትግራይ ማዓረይ ኣጆኹም ናበልና ነታባብዐዮም ኣወት ናዓኺ ዓደይ ህዝበይ 🏖 Tigeriga muzik Eritiran ድየ ዝርኢ ዘለኩ 😎

  • @Tigraweyti_Queen
    @Tigraweyti_Queen ปีที่แล้ว +16

    ዋዉ ፅብቅ ስራሕ ጎይታዋይ❤
    ተጋሩዋይ ኣጆና ክወግሕ እዩ🤗

  • @galzomweyenti129
    @galzomweyenti129 ปีที่แล้ว +23

    እወ ትግራይና ሃየ💛♥✊👏🌹🙏🙏👌አጀኹም ጀጋኑና🙏🙏🙏

  • @milihagos2115
    @milihagos2115 ปีที่แล้ว +15

    እወ ፀማም ተዋጋኣይ ተፀመማ እማ ቦሎ ጀግና ተጋዳላይ 💛💛💪💪❤️❤️

  • @abadithagos3732
    @abadithagos3732 ปีที่แล้ว +15

    እወ ጸማም ተዋግኣይ ጀጋኑ ፍጣሪ የሓግዝኩም ፍረ ጻማኩም የሪኢኩም ብርሃን ትግራይ 👍👍👍👍👍👍👊👊👊👊👊💓💓💓💓

  • @merih-n
    @merih-n ปีที่แล้ว +14

    Waaaw eza wedi kef zelewa mish haqey do. እዚ ኩሉ ኣብ ትግራይ ዝድረፍ ን ሳምሶም እንተ ዝህብዎ ምሓሸ ። ጸማም ተዋግኣይ ' የ

  • @user-qd3rc3in9m
    @user-qd3rc3in9m ปีที่แล้ว +9

    ፅብቅ ስራሕ እንኳን ብሰላም መፃኽ ❤️❤️❤️🔥🔥💘💘💘💘💘💘💊🌹🌹💊💊💊💊

  • @user-wh9sw1cp7n
    @user-wh9sw1cp7n ปีที่แล้ว +15

    ይበል ድምጺ ሳምሶን ሓወይ
    TDFy ዋሕስ ህዝቢና💛❤✊

  • @zfanlave7057
    @zfanlave7057 ปีที่แล้ว +22

    ናይ በሓቂ ፀማም ተዋጋኣይ ኣቤት እወ ጅግንነት ጅግና ወዲ ሓራስ ነብሪ ❤❤❤❤❤😍😍

  • @rakifkr2260
    @rakifkr2260 ปีที่แล้ว +19

    እወ ፀማም ተዋግኣይ ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ዋው አቤት ድምፂ👌

  • @LinaLina-xd4qd
    @LinaLina-xd4qd ปีที่แล้ว +15

    ዓወት ንህዝብና ኣጆኩም ብርክኩም ይፅናዕ ብጣዕማ ፅቡቅ ስራሕ 🙏❤👏

  • @hiwiadofani1667
    @hiwiadofani1667 ปีที่แล้ว +16

    ትግራይ ትስዕር 😍

  • @mkvg1082
    @mkvg1082 ปีที่แล้ว +10

    ፀማም ተወጋኣይ😘❤

  • @fyerihaftu3914
    @fyerihaftu3914 ปีที่แล้ว +11

    ብልፅቲ ደርፊ ቀፅለሉ ወዲ ሪመይ❤💛👈💪💊
    ትግራይ ትስዕር💛❤

  • @user-bl4cg8lx2d
    @user-bl4cg8lx2d ปีที่แล้ว +10

    ተጋሩዋኒ ኣብ ዘለናዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃበና ኣብ ስደት ዘለና ደሃይ ወለድና የስምዐና ብሰላም መሬት ዓድና የርግፀና🙏ኣብ ዉሽጢ ዓዲ ኮይኖም ጠሚና ደኪምና ከይ በሉ ኣነ እናሃለኩ ንፅረ ሰላም ኣሕልፈ ኣይህብን ህዝበይ ኣደይ እንዳ ነበዐት ሓፍተይ ናተደፈረት ኣቦይ ሓወይ እንዳ ተረሸኑ እሉ ፀሓይ ኾይኑኒይ ቆሩሩኒ ክዳን ዘይብለይ ጫማ ዘይ ብለይ ከይበለ ቀትርን ለይት ብዘይ ዕረፍቲ ዝዋጋእ ዘሎ ዓወት ንዑዑ ይኩን 💪✊ቃልስና መሪርን ሓፂርን እዩ ዓወትና ናይ ግድን እዩ ✊ትግራይ ትስዕር💪

  • @philiposezewda2564
    @philiposezewda2564 5 หลายเดือนก่อน +2

    I keep on listen you the best artist singer long life brother Solomon jegna wedi jeganuuuuu

  • @helinasiyum4062
    @helinasiyum4062 ปีที่แล้ว +10

    📢 ፀማም ተዋጋአየ ኸይትድፈር ትግራይና ሀየ👏👏👏💛💛❤️❤️

  • @Gulomukadwit
    @Gulomukadwit ปีที่แล้ว +6

    እንኳዕ ዳሓን መፃእካ ሳሚ ጅግና💪💊ሃየ በሉ ተጋሩዋ ናአተና ነተባባዓዮም ንከየንትና አብ ዘየድሊ እኳ ናተፃረፍና ንዉዕል አለና🥺ብዝተረፍ ፍትዉዉዉ እየ ወብለኩም ተጋሩዋኒ ሽሕን ዋልታን ኩኑለይ💊❤ንህዝብና እዉን ሰላምን ቅሳነትን ራህዋን የዉርደሉ ፈጣሪ 🙏😥

  • @fhffhdh5011
    @fhffhdh5011 ปีที่แล้ว +6

    እወ ፀማማም ተዋጋኣይ ጥራሕ ማዓንጣኡ ኣጀኹም ጀጋኑና ዓወትኹም ቀሪባ እያ 💝💝💝💝💊💕💕❤️❤️❤️❤️

  • @meazi_mizu
    @meazi_mizu ปีที่แล้ว +16

    ኣቤት እቲ ድምፅኻ መረዋሕ😍❤️ ሳሚ ሓውና ጀግና ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኻ ፈጣሪ😘❤️እታ #ክንዲ_ሽሕ እትብል ደርፍኻ ሰሚዐ ከይፀገብኹስ ለለ መፂኻና ሳምሶነይ በርትዕ ልሓወዋ። ሰራዊትና tdfይ ማእገር ህዝቡ ዓወት ንዓኹም💛❤️

  • @mkretiaziti1616
    @mkretiaziti1616 ปีที่แล้ว +10

    እንኳዕ ደሓን መፃካ ትግራይ ትዕወትትት❤❤❤

  • @user-lc9fg1lk7m
    @user-lc9fg1lk7m ปีที่แล้ว +7

    ገለ ዓይነት ስራሕ 😍ጸማም ተወጋኣ'የ😘

  • @tdftdf5811
    @tdftdf5811 ปีที่แล้ว +6

    ሳሚ ጅግና ወድ ዞም ሰብ ስረ♥💛✊
    ግጥሚ100%✅
    ዜማ100%✅
    ትግራይ ትዕወት ብደቃ💛❤💪✊
    100 ,Like👍👈deki Tigray💛❤✊

  • @Axumawit844
    @Axumawit844 ปีที่แล้ว +14

    ትግራይ ዓደይ ወለላይ ኣጆና ቀሪብኪ ኢኪ ሩፍታ ክትረክቢ🙏❤💛🌹

  • @yonasmisgna7170
    @yonasmisgna7170 ปีที่แล้ว +6

    ኣንታ ዞም ደረፍትናስ ዝኩሉ እንዳ ደርፉስ ፍረ ፃመኦም ዋላ ርብዒ ትኩን ኣይረክብን ዘለዉ:: ሓንቲ ማዓልትስ ወፍሪ ይቱብ ናብ ደርፍቲ ትግራይ እልና ክንአውጅ እና ብስሩ::ፀማም ተዋጋኣይ👌 እወ ሓይልኩም ይፅናዕ ✊✊💛❤🐅🐅🐅

  • @user-tk6ge8rd2l
    @user-tk6ge8rd2l ปีที่แล้ว +3

    ፀማም ተዋጋኣይ ኣይ ወ መን ከም ትግራዋይ ኣንበሳ ኣጆኹም ክንዕወት ኢና ብቅልፅምና✊️✊️✊️

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 ปีที่แล้ว +70

    ሳሚ ጅግና ዝገርም ድምጺ እዩ ዘለካ እንካዕ ሰላም መጻካ "ጸማም ተዋጋኣይ "ሓሪፍ ስራሕ✊️
    ንኺድ ጥራሕ ትግራይ ብጀጋኑ ደቃ ትስዕር ቀሪብና ኣጆና ን ሕና ንስዕር 💪💊😍

  • @avielavi990
    @avielavi990 ปีที่แล้ว +18

    Beautiful Tigrigna music great Simon thank❤🙏 you
    Tigray will prevail🙏🙏 💯💯

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 ปีที่แล้ว +79

    እወ ፀማም ተዋግኣይ❤💛✊✊ኣጆና ትግራይና ትዕወት

  • @rahwarahwa7436
    @rahwarahwa7436 ปีที่แล้ว +8

    እንካዕ ዳሓን መፃኻ ጥዑም ድምጹ 💙💙💙💙

  • @tgtsadiktgsadikk3182
    @tgtsadiktgsadikk3182 ปีที่แล้ว +94

    Wow 👌 👏 😍 what an amazing Tigrayns music 🎶.
    ግጥሚ 100%
    ዜማ 100%
    ጅግንንት100%
    መልክዕ 100%
    ድምፂ100%
    ፀማም ተዋጋኣይ 💕💕💕💕💕💛❤💛❤💛❤ትግራይ 💛❤ትስዕር

    • @kalya003
      @kalya003 ปีที่แล้ว +1

      💪💪💪💪😍😍😍😍

    • @kefalieri3967
      @kefalieri3967 ปีที่แล้ว

      Melk'e and melody xbuq aleka 100%
      Kal'e kulu giega aleka

  • @ummita8730
    @ummita8730 ปีที่แล้ว +8

    ቀፅለሉ ልገርም ድምፂ ዩ ሳምሶነይ❤️❤️❤️

  • @buruktawitghirmay8264
    @buruktawitghirmay8264 ปีที่แล้ว +39

    I’m so proud for you and for my people Tigray Ajona deki Tigray Adey ❤💛💛❤️💛❤️😘😘😘👌

  • @meklitsara3888
    @meklitsara3888 ปีที่แล้ว +4

    Wow ቃላት ስኢነላ መግለፂ ስራሕካ

  • @hushgwyy1916
    @hushgwyy1916 ปีที่แล้ว +9

    ሰይ ዝሓወይ ትግራይ ትዕወት🥰🥰🥰🥰🥰🙏

  • @user-md2vc2vn7i
    @user-md2vc2vn7i ปีที่แล้ว +6

    ብሓቃ ይበል ጀግንነ ይበል ድምጺ ብስላም ይምለስኩም ደቂ ሃገር ትግራይ

  • @user-fu8vz4bw3z
    @user-fu8vz4bw3z ปีที่แล้ว +7

    መሰለይ ዝበለ ይዕወት!❤💛✊

  • @madeintigraitube1197
    @madeintigraitube1197 ปีที่แล้ว +5

    ልገርም ደራፋይ እዩ ሳምሶም! ዝግርም ብቅዓት!

  • @tsegawezam1814
    @tsegawezam1814 ปีที่แล้ว +7

    ♥💛👊 ብሓቂ ፀማም ተዋጋኣይ ህዝቢ ትግራይ🙏

  • @FiFi-Axusmawit
    @FiFi-Axusmawit ปีที่แล้ว +8

    welcome ወዲ ሪመይ ድምጺ ካናሪ ከምወትሩ ብሉጽ ስራሕ💞💛💞

  • @TDF-kh7iw
    @TDF-kh7iw ปีที่แล้ว +4

    ጀጋኑና ደቅ ትግራይ 💛💛♥️♥️
    ትግራይ ትሰዕርር 💛💛♥️♥️

  • @mebretube3312
    @mebretube3312 ปีที่แล้ว +4

    እምበር ፀማም ተዋጋኣይ tanks sami hawna 🤞🤞🤞❤❤❤🙏🙏🙏

  • @tgtigraweyti1231
    @tgtigraweyti1231 ปีที่แล้ว +4

    ሰላምና ይምፀአና ንውፅዕ ህዝብና

  • @senaitgebregiorgis6072
    @senaitgebregiorgis6072 ปีที่แล้ว +12

    ብምንታይ ክገልፀኩም !!!!
    ብዓወት ተመለሱ🙏🏽✊🏽✊🏽✊🏽

  • @tsegabrhanhasho-1755
    @tsegabrhanhasho-1755 ปีที่แล้ว +5

    ይበል ዝሓወይ ጎበዝ❤❤

    • @sabiyasook9655
      @sabiyasook9655 ปีที่แล้ว +1

      ጸረና ዝበሃል ሃገር ኣሎ ድዩ ጥቃ ዛላምበሳ ያ ጸሮና ዝበሃል ይፈልጦ እየ

  • @tadesewoldu445
    @tadesewoldu445 ปีที่แล้ว +19

    I can't get enough of this amazing warriors song 👍👍💪💪VIVA TDF , THE IMAGE OF HEROISM 🐅🐅🐅💪💪💪

  • @tenafakit9136
    @tenafakit9136 ปีที่แล้ว +5

    ይበል ድምፂ ጅጋና ❤

  • @samsung-kw1zv
    @samsung-kw1zv ปีที่แล้ว +3

    ክንዲ ሽሕ ሰሚዐ ዘይመንዋ ብጣዕሚ ዘድነቃ ደርፊ ናይ ሕጂ ብጣዕሚ እያ ደስ ትብል💕💕💕💕💕💕🙏💞💞

  • @user-qd3rc3in9m
    @user-qd3rc3in9m ปีที่แล้ว +6

    ትግራይ ትስዕር ኣጆኹም ❤️❤️❤️❤️💪💪💪✊✊✊♥️♥️😘😘😘

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 ปีที่แล้ว +3

    ጀጋኑና ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን ኦፈጣሪ ህዝብናን ሰራዊትናን ሓደራካ ደስበሃሊ ወዲ ትግራይ💖💛💊💊💐

  • @samb2703
    @samb2703 ปีที่แล้ว +9

    What a voice! You keep surprising me ❤️

  • @hiadghg1487
    @hiadghg1487 ปีที่แล้ว +8

    ፀማም ተዋጋአይ💛❤✊✊

  • @hayat3375
    @hayat3375 ปีที่แล้ว +3

    እወ ፀማም ተዋጋአይ ብሓቂይ ብመድፍዕን ታንክን ፀሚሙ እዙኑ ደፊኑ ዝስዕር❤❤❤❤💘💘💘💘💝💝💝💝🙏🙏🙏🙏🙌🙌🙌

  • @tigrayadey2549
    @tigrayadey2549 ปีที่แล้ว +13

    Amazing work, proud to have you ❤️💛🦁😍

  • @fsefdssd1242
    @fsefdssd1242 ปีที่แล้ว +3

    ጎይታዋይ ጡዑም ድምፁ ዕድመ ጥዕናይሃብኻ 💛♥️✊

  • @ሲል
    @ሲል ปีที่แล้ว +15

    ሳምዋይ ባዓል ጥዑም ድምፂ ከመይ ድየ ዝፈትወካ ብሉፅ ኢካ❤️💛💪👌 ናይ መፃኢ ባዓል ገዛይ ኢካ ❤️👨‍👩‍👦👈 ኣብፁሕለይ😉

    • @landarayatube6043
      @landarayatube6043 ปีที่แล้ว +1

      ዋይ ከይተዕብዲኒ ናተይእዩ ብሳሚ ከይትመፅኒ ወለላዋ🙏🌹🌹🌹🌹

    • @ሲል
      @ሲል ปีที่แล้ว

      @@landarayatube6043 እሞ ክልቲአና ናዓብዳ እበሪ ናተይ እዩ 😉

    • @landarayatube6043
      @landarayatube6043 ปีที่แล้ว +1

      @@ሲል ዋይ ሃሙኡዶ ሐሽብልኽ አነኮ ሓደ ቆልዓ ወልደሉይኤ አያምባ በል😏

    • @ሲል
      @ሲል ปีที่แล้ว

      @@landarayatube6043 ናተይ ይበዝሒ ክልተ ሕደግለይ በጃኪ

    • @alemhailay2423
      @alemhailay2423 ปีที่แล้ว

      Hahah

  • @meraftesfay9050
    @meraftesfay9050 ปีที่แล้ว +4

    الرب. يبارك. فيكم يا. ابطال. تيغراي. ودواد. العهد. الجديد

  • @CousinDances
    @CousinDances ปีที่แล้ว +4

    What a voice 😍 👏 👌 wedi tigray 🙏

  • @bashatube8986
    @bashatube8986 ปีที่แล้ว +1

    እምበር ጸማም ተዋጋኣይ! የዒስ ጀጋኑ አሕዋተይ! ትግራይ ትዕወት!

  • @newuaq1125
    @newuaq1125 ปีที่แล้ว +3

    ጅግና ሓውና ፅቡቅ ስራሕ🙏🙏🙏💛💛💛❤❤❤💪💪💪💊💊ሀገረ ትግራይ ትስዕር💊💊ዓኽኽኽ ዓደይ💔💔💔💋💋💋

  • @alexanderkehase3335
    @alexanderkehase3335 ปีที่แล้ว +1

    ትግራይ 💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛

  • @fsgsffdgdgff7261
    @fsgsffdgdgff7261 ปีที่แล้ว +6

    እንካን ሰላም መፃእካ ክንዲ ሽሕ💊💛💊💛💊💛💊💤💪💪💪💪💪

  • @nataneynatey4525
    @nataneynatey4525 ปีที่แล้ว +3

    ❤️💛❤️💛❤️💛 ክንድ ሽሕ ተዓወት

  • @ህያብ
    @ህያብ ปีที่แล้ว +11

    እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ዝፎትወካ ጀግኑና እግዚአብሔር ሓይል ይሃብኹም🙏💛❤

  • @user-si7ek7qc7w
    @user-si7ek7qc7w ปีที่แล้ว +3

    ብርክኹም ይፅናዕ ደቂ ሓላል መሬት Tdf ማርያም ፅዮን ምሳኹም ትኹን 🙏

  • @hagosweldu333
    @hagosweldu333 ปีที่แล้ว +7

    ብጣዕሚ ብሉፅ ሰራሕ ወዲ ላሕምና ጅግና TDF💟✊

  • @user-jo5ce8bs8m
    @user-jo5ce8bs8m ปีที่แล้ว +7

    ክንድ ሽሕ ❤️💛❤️✊✊

  • @berihu07
    @berihu07 ปีที่แล้ว +3

    ሳሚ ጅግና ብሉፅ ኢኻ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ❤️

  • @rhgkgduuy1475
    @rhgkgduuy1475 ปีที่แล้ว +1

    ጅግና ተጋዳላይ ዋሕስ ህቡ ቀፅለሉ

  • @tgsfgege7021
    @tgsfgege7021 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ተጋሩዋይ እንኳዕ ናትኹም ኮንኩ ❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💪💪💪💪✊✊✊✊

  • @axumawitkingdom3287
    @axumawitkingdom3287 ปีที่แล้ว +7

    እንካዕ ብሰላም መፃካልና ጅግናየ😘😘😘

  • @selamgegziabhermarketing2732
    @selamgegziabhermarketing2732 ปีที่แล้ว +4

    Wow beautiful song. listening to this song make me so emotional. Praying for Tigray. Thank you Sami ❤

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay3128 ปีที่แล้ว

    Awet nafash 🇪🇷 ♥️, awet nafash 🇪🇷 ♥️, awet nafash ,ketet,eyu 🇪🇷, enka tigray tawet 10,10, 5000,21st 🇪🇷 ♥️, I'm weyeen, tigray, Eritrea, awet, nafash,...serawt Eritrea wekra fo fo,,fo, serawt amharay, amharay ,amharay ,amharay ,amharay, amharay ,fo fo fo fo fo
    I'm Eritrea ,

    • @dkg4657
      @dkg4657 ปีที่แล้ว

      Confused

  • @senaytgaltgray9316
    @senaytgaltgray9316 ปีที่แล้ว +6

    ፀማም ተዋጋእየ ❤❤❤

  • @merrygere9739
    @merrygere9739 ปีที่แล้ว +4

    ብሉጸይይይ ክንዲ ሽሕ✅✅✅💯💯💯♥️♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏

  • @zafuzanbeyegaltigray
    @zafuzanbeyegaltigray ปีที่แล้ว +3

    አወ ፀማም ተዋጋኣይ ሕቡናት ኢና ብኣኩም ጀጋኑና💝💝💝🌺🌺🌺🌺💝💝💝🌺🌺🌺🥰🥰💝💝💝💝💊💊💊💊💊💊💛💛💛💛💐💐💐💐💐💛💊🥰🥰🥰🥰🥰💝💝💝

  • @sesenteka6658
    @sesenteka6658 ปีที่แล้ว +3

    TDFይ ፀማም ተዋጋኣይ ፈጣሪ ሓይልኩም የፅናዓዮ❤💛❤💪✊
    ትግራይ ትስዕር❤💛❤💪✊

  • @user-el4pk4fy3l
    @user-el4pk4fy3l ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ፀማም ተዋግኣይ 😘😘😘😘😘

  • @merongg4019
    @merongg4019 ปีที่แล้ว +4

    ፀማም ተዋገኣይ ቦኽ በለ 💪💪💪💛❤️💛❤️😍

  • @user-md7ez5ol8e
    @user-md7ez5ol8e ปีที่แล้ว +3

    ሳምሶነይ ባዓል ጥዑም ድምፂ እንካዕ እካ ትግራዋይ ኮንካ My king💛✊❤👌🙏

  • @edenlastname835
    @edenlastname835 ปีที่แล้ว

    ትግራዋይ ጅግና ተጋዳላይ Perfect ❤️💛❤️💛❤️💛💪💪💪 TDF Tigray teser