Gere Sheraro "ብፃይ" ገሬ ሸራሮ ሓዱሽ ትግርኛ ደርፊ 2015 | "Btsay" New Tigrigna Video Music 2023
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 4 ต.ค. 2024
- Suzan_Multimedia_TH-cam_Channel _Like_Share-Subscribe
© Copyright: Suzan Multimedia
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Follow Us
Facebook - / suzan.meltimedia
Telegram - t.me/suzanmult...
Tiktok - / suzanmultimedia
#Wedding #Tigrai# #Tigraimusic - บันเทิง
ሓዘን መሪር እዩ !💔😭 በጃኹም ዛ ርኢቶይ ከየንበብኩምዋ ከይትሓልፋ 🙏
አኻእሎ ይሃብኪ አዶ ትግራይ !💔😭
ፅንዓት ንመላእ ህዝብና ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውአትና 😭💔
ስድራ ስውአትና ክንከናኸኖም ናይ ኩልና ሓላፍነት እዩ ! ካብ ሎሚ ሓደ ወገን ንሓደ ስድራ ገዛ ስውእ !
አዶ ስውእ አዶ ኩልና እያ !
አቦ ስውእ አቦና ኩልና እዩ !
አዴታት ትግራይ ንሕና አብዛ ምድሪ ከለና ብሓዘን ደቃ ክተስተማስልን ክትስእንን ክትጉህን ክትሓዝንን የብላን አዶ ኩልና እያ አለናልኪ አደይ አጆኺ !
አእጃምና ነወፊ !🙏
ሕልና ነዕቢ 🙏
ንተሓጋገዝ ንደጋገፍ ሓቢርና ንዕበ ሓውና ነኽብር
ቅድም ንሓውና ንበል ሰናይ ዘበለ ኩሉ ንዓኹም ተጋሩ አሕዋተይ ❤🙏
😢 vvvhb😊
👏🙏
😢
🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳Kbrn mogosn nswaatna
💗😥😥😥💊💔
ይሄን ሙዚቃ 100 ጊዜ ሰማሁት በሰማሁትት ቁጥር አንጀቴ ይንሰፈሰፋል እንባዬ ዝም ብሎ ይፈሳል!😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ምን ልሁን
ምነው ፈጣሪ ዝም አልኸን
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😪😪😪😪😪
እኔስ ብትይ እህህ😢😢😢ግዴለም ግዜ አለው! ትግራዬ!!!
እኔም ዘፈኑ ሁሌም አዳምጥዋለው ከኔ ጋር የነበሩ አብረን ምግብ ስንበላ አብረን ስንጫወት እናም ሲደክመኝ የሚያግዙኝ ነው የሚናፉቁኝ እነሱ መኖር አልታደሉም ትቻቸው መጣው 😭😭😭 እኔ ግን አለው 😢😢😢
ገሬ ሓወይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ 🙏
ኣብ ልቢ ኩሉ ትግራዋይ ዘሎ ቃንዛ ስራሕ ሰሪሕኻ ዛሓወይ 😢😢😢
ያውይይይይ ኣይዊተይ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ኣይይይይይይይይ
😢😢😢😢😢
ደቅነዋይ ምስ ናፍቆተይ ጠልምክምኒ ስደተይ ከይኣክለንስ ንትክም ወስከሉ ዓይነይ ንፃፉ ውሽጠይ ግን ይነብዕ💔😭🖤
ዓለምጎዶሎ፡ባይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭እፈ
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ነፃ ሃገረ ትግራይ ደበስ ስዉኣትና ኢያ።
ዘልኣለመዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታትና💛❤️
😢😢😢ኣነ ኣይካኣልኩን ኣብይኒ ከብደይ ዋይ ቃደማኩም ሰራዊትና ክብርን ሞጎስን ንዓኩም ዝተረፍኩም ለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዝሓመምኩም ዝተወቃዓኩም ለ ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም💛💖💪🙏
እጆና
ይሄ ዘፈን ሳይሆን ማነኛው ሰው ስለ ተጋዳላይ ሲያስብ ውስጡ የሚሰማውን ገሬ በዚህ ዘፈን የትግራዋይን ውስጥ አውጥቶ አሰምቶናል እናመሰግናለን ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስዋእትና
ብ ትግርኛ ዘይትፅሕፊ
ትግረኛ ባልችልም በጣም ያሳዝነኛል እነዚህ ወጣቶች የሌሉበት አለም ላይ መኖር ትርጉሙ አልገባህ ይለኛል ኢትዮጵያዊ መሆን ምንኛ አለመታደል ነው ግን በየ 30 አመት መተላለቅ ለ10ሰው ስልጣን
እዚአ ደርፊ ስጋካ ሐሊፋ አዕፂምትካ ትትንክፍ ሐዘን መሪርዩ ፂንዓት ይሃብኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዛ ቀታሊትና ዝኮነት ጨርቂ ኣይተርእዩና ዳግም ኣይተሕሙና.
@@hiwotkidanu7150 አብ ክሳድኪ እሰሪያ ከም ማዕተብ ንሳያ ካብሽግር ዘውፃአትኪ ባዓል ዘርሞዘሪሞ ዳአ አዲስ አበባ ኮይኖም ቢሮኦም ይሰትዩልኪ አለውኮ ግን ፂንዓት ይሃብኩም ንኩሉኩም
@@mymamking8293 ይትረፍ ኣነ ንስካ እውን 1 ማዓልቲ ሓዊ ክተንድዳ ኢካ ምስተረደአካ.
@@hiwotkidanu7150 ኣንቲ ሓፍተይ እዚ ኩሉ መስዋእትን ድካምን ከምዛ ጨርቂ እዚኣ ኣብ ዓለም ከተንበልብል ክገብሩ ደይኮኑን ሓሊፎም። ስለ ዘይሰመሮሎም ድማ ጽንዓት ይሃብኩም
በጣም የህዝብን ስሜት የገለፀ ሙዚቃ . ..... ክበርልን ወንድሜ ክብር ለተሰውት ጀግኖች
ሓደራ ንስድራ ስውኣት ከይጥለሙ😭💔💔ምእንተና ዝተሰውኡ ጀጋኑና ዓፅሞም ከይወግአና😭😭😭
እዋይ ልብኻ ክበልዕ! ኣቱም ተጋሩዋ ሓደራ ስድራ ስዉኣት ምሕብሓብ ናይ መጀመሪያ ስራሕና ንግበር።
Ewe galey hakki
ህዝቢ ትግራይ ዘይ ኢዱ ረኺቡ እዚ ሓላል ህዝቢ ኣሕ ፅንዓት ይሃብኩም
ታይሞ ክንገብር አታ ወዲ ኤሬ ህዝቢ ትግራይ እዚ ክረክብ እዩ ኢልና ሐሲብና 😭😭😭😭 ግን እንድዒ ሐወይ ናተይ አብ ዓለምና ተርእዩ ዘይፈልጥ ህዝቢ ሀሊቁ እስኪ ይኩን
ሕማቅ ኣይትርከብ
ለባም ሰብ
ክብርን መጎስን ንክቡራት ስዉኣትና ዋይ ክመርር
መተዓቢተይ
መሓዙተይ
ኣሕዋተይ ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ስዋኣት ትግራይ😢😢😢😢😢😢😢ከብደይ በልዓትኒ እዛ ደርፊ ኣይካኣልኩን ኣሓተይ መተዓብይተይ መማህርተይ ኩሎም ወፍሮም ቀርዮም ዓው እልካ ዘይትበክየሉ ዓዲ ኮይኑና ልብና ደምዩ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ኣነለ ካብ ትማሊ ጀሚረ እኒአኹ በይነይ ላነባዕኹ😢😢
ሓቀኛ ታሪኽ ኩሉግዜ ረዚን እዩ :: ስምዒትካ ንዓይ ኣብቲ ስቓይ ዘይነበርኩ እኳስ ተሰሚዑኒ :: ፅንዓት እንዲኹም ኩሉ ግዜ ፈጣሪ ፅንዓት ይሃብኩም !!!!❤❤❤❤
መሓዙተይ ኣሕዋተይ መላምል ደቂ ዓደይ ምእንተ ትግራይ ዝኸፈልኩምዎ መስዋእቲ ኣይንርሰዖን ክብርን ምስጋናን ንዓኹም ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 😢
አጀና ጀገኑና ምስወእትኹም ክብሪ ሃገርኩም ንሕበን በአኹም 💪💪💪💪💪
ምንም እንኳን ጎንደሬ ብሆንም የትግራይን ህዝብ በጣም ነው ማከብአው ማደንቀው የኢትዮጲያ ጀግና ናቹህ ሁሌም አከብራቹሀለሁ
ኩላትና ተጋሩ ትግራይ ናይ ኩላትና እያ ንብል ተጋሩ ዕላማ መስዋእትነት ንኡሳት ሰማእታት ኣሕዋትና ከይንርስዕ ሕድሪ ኣለና። ብፍላይ ድማ ስድራ ስውኣት ከመረቲ ዝሓለፈ ከይንጠልም። ከይድገም ከይርሳዕ ሓደራ።
RIP to all my braves brothers and sisters who gave us their lives for our freedom.
Bsotey nafikekum😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
😭😭😭ኡፍፍፍ እዛ ደርፊ ክሰምዕ ከለኹስ ናይ ሓወይ ሬሳ ከልዕሎ ከለኹ ን ኣደይ እንታይ ኢለ ክነግራ እየ ኢለ ክጭነቕ እያ ተዘክረኒ ፅንዓት ይሃብ እስኪ ን ኣደታት ትግራይ😭😭😭
😭😭😭💔
😢😢😢
😢😢😢😢😢😢😢😢😢@@chf-cv4ix
ልብኻ ዝሰብር ታሪክ ጀጋኑ ስዋእትና 😥
ገረብርሃን ወዲ ዓደይ እንኳዕ ዓይነይ ረኣኹኻ 🙏 መንእሰይ ትግራይና ኣበይ ተሪፉ ብፍላይ መንእሰይ ሸራሮ ፀላኢ ሻዓብያ ምስ መፀ ከመይ ናብ ቃልሲ ዊሒዙ 😥
እንታይ ክበሃል ተፈልዮምና ክንደይ ብፆት
ጨንቅና ኣሎ መምህር ዘርኣይ ሓወይ ጠፍእና ሎ
😢😢😢😢😢😢😢😢
ዋ ዋ ዋ ይይይይይ የሕዋተይ 💔💔😭😭😭
ክብርን ሞገስን ንስውኣት።
ኣዶ ትግራይ ፅንዓት ይሃብኺ
ልቢ ይሰብር! ዝገርም ስራሕ እዩ 💔" ክብርን ሞገስን ምእንተ ህዝቦም ንዝሓለፉ ጀጋኑና❤💪🙏!"
በጣም የሚያዛዝን ዘፈን ነው ለሁሉም የትግራይ እናቶች ፅናቱን ይስጣችሁ ሌላ ምን ይባላል
This is one of the greatest pieces of art depicting the harsh and costly struggle.
worthy of the sacrifices they made.
Painfull to hear let alone to live it.
Thank you🙏
እዋይ አህዋተይ እዚ ኩሉ ምእንተና እዩ እሞ የቅንየልና ክብርን ሞገስን ንቶም ጉርዲ ዘይለግቦም ስውአት አህዋትና😢😢😢😢😢
እዋይ ክመርር!!💔😢
💔💔💔😭😭😭😭💔💔💔
ብጣዕሚ መሪር😭😭😭
😢😢😢
❤
😭😭😭😭😭😭eway 💔💔
Ahhhhhh ane Eritreawi eye gn btaemi eye bekye yehwat❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭😭😭😭😭xnat yhabkum swat yehwat?
Zeyebki meaz koynu kulu hzbi endyu kesiru gda kbrn mogosn n sweatna 😂😂😂😂 aykealkun bxotey 😂😂😂😂
ክብር ለናንተ ይሁን 😢😢😢ሁሌም ጀግኖች ናቹ
ለኔ ነፃነት የተከፈለ ትልቅ ዋጋ 😢😢😢
💔💔💔 TDF fought 2 country’s with drone and everything 💔💔💔
I’m proud of you guys
Without you we would have lost more children 💔💔💔
We will never forget what the evils did to us
TDF forever ❤️❤️
ሓቀኛ ታሪኽ ኩሉ ግዜ ረዚን እዩ ።✊😥
ሰምዒትካ ንዓይ ኣብቲ ሰቓይ ዘይነበርኩ እኳሰ ተሰሚዑኒ😥😥
ፅንዓት እንድኹም ኩሉ ግዜ ፍጣሪ ፅንዓት ይሃብኹም 🤲❤😥
ክብር መጎሰን ንዓኹም ጅጋኑና 🤲🤲😥😥
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንዓኹም ጀጋኑና 🙏🏼💛❤😢✊🏼
ዓደይ ህዝበይ ኣባይካ 💔😭 ክብርን ሞጎስን ነቶም ምንም ጉርዲ ዘይለግቦም ንጀጋኑ ሰማእታትና 💔✊️
ጀጋን ትግራይ በዛኻትኺም ዳኣነ ምእንተ ሕና እዝኺለይ ሱቃይ መከረይ ሪእኺም 😢😢😢ኪብሪ ንጀጋኒ ኣሕዋትና ❤❤❤ወድነኤይ እነኺ በለን 🙏🙏🙏
አይይይይይይይይ
ወዲ ኣሚታ ጅግና ልቢ ብዙሓት ነኺእኻ ብሓቂ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና👏😥😥😥😥
ክብርን ሞጎስን ነዞም ብማንም ምንም ዘይትትመን ሂወቶም ዝከፈልልና ጀጋኑ ሰማኣታትና ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ💊💪😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
❤
ኣቱሙ ሰባት ግን ልመንታይ የሳቅዩና መርድእ ኣሕዋትና ብስነሰርዓት ለየንገረና ካብ ትፅቢት ልከፍእ የለይ ቁርፅካ ፈሊጥካ ፀጥ የሐሽ 😢😢😢😢
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት ትግራይ! ፅንዓ ንኦዶን ህዝብን ትግራይ😢😭
ክብርን ሞገስን ንስውአትና ❤️💛💪🙏
ፅንዓት ንህዝቢ ትግራይ !!!!! ክብርን ሞጎስን ንስዋአትና!!!!!!!!!!!!
አብ ኩናት ዘዋዓለ በልሕ ንትብሃል ሓቂ። አየ ደቂነይ💔💔💔😭😭😭😭😭
ክብርን ሞጎሰን ንቶም ጀጋኑ ሰማእታትና !!!❤❤❤
ዋይ ኣዳ ትግራይ ዝረከበቶ😭😭😭😭ብፃየይ መዓረይ እንቃዕ ብሂወት ተረፈካ
😭😭😭😭😭😭😭😭😭አንታይ አየ ክብል የ 😭😭😭😭😭😭ክብርን ምጎስን ጅጋኑ ስማኣታትና 😭😭ጽንዓት ይሃብኪ ኣዶ ትግራይ ዓድይ 💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ኣይይይይ 😭😭😭😭😭😭😭😭
ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ 😢😢😢😢😢😢እውይ ክመርር ኣታ ኣብ ሰደት ኮንካ ሓዘን እፍፍፍፍ😢😢😢😢😢😢ኣኽኽኽኽ
እዋይይይ ደቂ ዓደይ አሕዋተይ መታዓቢተይ ፀላኢኩም ይደፋእ ተደፊኦም ተሪፎም 😢😢😢😢😢ፅንዓት ንመላእ ህዝበይ ህዝቢ ትግራይ😢😢😢😢😢😢😢
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና😢😢😢😢😢
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና🙏🏾
ተጋሩ ኣሕዋተይ ኣበይ ኣለና ክሳብ ሕጅስ 100 ዘይ መለአት ኣላ ኣረ ተጋሩዋይ ንዑ ባዕልና ንባዕልና ንተሓገገዝ❤👏
ተጋሩዋይ መዓረይ ይፈትወኩም እየ♥️♥️♥️
አሕ ቃንዛ ህዝብናን ዓድናን ናይ ዉሽጥኻ እትገልፅ ስራሕ እያ ወዲ ትግራይ ጅግና ❤❤❤
😢😢
ኣነ ብወገን ክሳብ ብሂወት ዘለኹ ን3 ስድራ ስውኣት ክሕብሕብ ቃል ይኣቱ:: ዘልኣለማዊ ክብሪ ንጀጋኑና😢😢😢
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዉአትና😢😢❤❤❤❤
Rest in power to all my braves brothers and sisters who gave their lives for my freedom. RIP❤❤
ኣብዚ ዘለካ ቃንዛ አሸካንዶ ንሱኩምስ ንሕናካ ምካኣል አቡና😢😢😢
አዚ ኩሉ ንሰለ ትግራይ አይ ከብረን ምጎን ንዓኩም❤❤❤
ክብረን ሞጎሰን ናዓኹም ጀጋኑና እህህህህህ ልቤ ዝተንክፈ ኡፍፍፍፍፍፍ😭😭😭😭😭😭😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ዓቅሚ የብለየን ንዛ ደርፊ ክሰምዕ😭🖤
እውውውውውይይይይይይይ ገርየ ሓወይ 💔 ሰይርካዮ 🖤🖤🖤😭😭😭😭😭😭
😥😥😥😥😥 ሀዚውን ከይድገም ሃገርና ንፍለ ተጋሩ እንስሳትናውን ንሳነ ብሓሳብ ንእመን ቃል ንእቶ ስውኣትና ንደብድስ ከምኣቦታትና ሓደራ ከይንበልዓ ከይርሳዕ ከይድገም ቃልስና ንሃገርዩ ሃገር ንሃገራ ንፍትሓዊት ሃገር ትግራወይቲ ሃገር።
💔😭😭😭😭ብፆት ብጣዕሚ ናፋቅ ክብርንምጉስን ምእንት ህዝቢ ክቡር መስዋእትነት ዝኽፈል
ቕድመኩም ጀጋኑ ኣሓተይ ኣነ ሓፍትኩም ሓመድ ይብለዐኒ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ተጋዳለይ TDF❤💛✊😢😢ኣሕ ደቅነይ😭😭😭😭
I am from Eritrea. That music is melting my heart. 😢😢😢
This was the history of our fathers and forefathers too. Are we born to this? What we can we do to secure the next generation?
Rest In Peace! our martyres!
This is a good question but hard to answer because we are living next to monsters 👹
simple but sad to see currently no one do nothing to secure the next gen.
Economy and አብዚሕካ ምብዛሕ.
ቡፀተይ ማዓረይ ኣይካኣሉኩን ልብና ክንደይ እዩ ፀሩ እናሓደር እምበር ድቃስ ከልእኒ ብከመይ ከን ክርሳዕ ዘይቀብፅ አረ እንራከብ እዩ ዝመስለኒ እንተ ኣነ ግን ብዛ ደርፊ ክነብዕ ይነብር ኣለኩ ዘይሃስስ ቃንዛ ክብርን መገስን ናዓኩም ahhhhhhhhhhhhhhhh
Such a sad song 😢. Rip to our TDF hero’s ❤️💛🫡
ገሬ ጀግናኢኻ ኣብናይ ትግራይ ታሪክ ዝዓዘዘ ቦታ ኣለካ በተለይ ብስድራ ስውኣት
ክብረን ሞጎሰን ንጀጋኑ ሰውአትና ብሰላም ዕረፋ ጀጋኑ ሰማእታት ዘ -ብሄረ ትግራይ💛❤😭😭😭!
አየየኡፍፍፍ አደይ እትረኽብዮ መከራ ነብስኹም ብሰላም ትዕረፍ አሕዋተይ ጀጋኑና
💔💔💔💔💔ዓወት ሓወይ በቃ ዲዩ ተሰዊዊኢካ 2ዓመት ሓሊፉ ብዘይ ድምፅካ ኢዶእ አዲካከ በቃ ከይትምለስ ከይድካ ሕልሚ ዝከነ መሪር ሓቂ💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💕💔💔💔💔💔 ዓመት
ዓወት
ዓወት ሓወይ እንታይ ኢናንብል💔💔
ኣጆኺ
Mearey dahay rekibki do
Amazing song tribute to our Ahewaty who died for our heroes ❤ ♥ 🙏 Thank you Gara heway. I can't stop listening to this song.
😢😢😢😢💔💔💔💔💔💔ታይሞ ኽንብል ብዘይ ፈጣሪ ነፍስኹም ብየማኑ የቕምጠልና ጀጋኑ ማዓረይ😢😢😢😢 ኣኽኽኽኽኽ ዛኻሕዳም ዓዲ 🇪🇹 ትባሀል እናገበርና ህዝብና ንንበር ዶ 😡😡 ተጋሩ ኣይንረስዕ ...ኽብርንመለን ሞገስን ንመላእ ጀጋኑናን ህዝብናን። 😢 ስድራ ስውኣታት ፅንኣት ይሃበልና።
ጽንዓት ይሃብኩም ህዝቢ ትግራይ ሙዝቄኛ ከኣ ስሑል ጎሮሮ ከምዛ ደርፊ ጌረኣ ኣብ ውሽተይ ዝኣተወትኒ የላን❤😢😢😢😢😢😢
ክብርን መጎስን ንዓኩም ጀጋኑና 😭😭😭😭😭😭
አነስ እዞም ፈቆዶ ዓፋርን ዓዲ ኣማሓራን ዝገደፎናዮም ብፆተይ ካስታውሶም ከለኩ ነዚ ደርፊ እየ ክሰምዕ ክውዕል😢😢
እህህህህ😢😢😢😢😢😢አዶ ትግራይ አቦ ትግራይ ጽንዓቱ ይሃብኩም
መራሕቲ ማ ተሓቆቂፎም እኮ
ተጋዳላይ ትግራይ ሕልፊ ሰብ❤
ከብደይ በሊዓ ቀቲላትኒ እዛ ደርፊ። ክብርን ሞገስን ንስውአትና።
😢😢😢😢😢ሓሪርና ኩሉ ግዜ ብክያት ደሰ ክብለኒ ከሎ ይሰማዓ 😢😢
አዋይ ኣነሰ ኣይከኣልኩን ተጋሩዋይ 😭(😭😭 ክብርን መጎሰን ንዉኣትና አንታአየ ክብል አወ ኣሕዋተና መሓዙትና😭😭😭😭 ኣካአሎ ይሃብኩም ወለዲ😭😭😭😭😭
Omg So Heart breaking 💔 Long leave TDF🤝🙏🙏💛
ብሰላም ዕረፉ ጀጋኑና ሰማእታት ትግራይ💔😭ፅንዓት ንኹሉ ትግራዋይ💔😭😭😭
ክብርን ሞጎስን ንጆጋኑ ሰማእታትና 😢😢😢😢
ዘልኣለማዊ ክብሪ ንስዋኣትና ቃል ስዋኣትና ከይነዕብር
አንታ ጅግና እቲ ናይ ጀጋኑ ዉዕሎን ስቃይን ብዝግባእ ገሊፅካዮ ዕድመ የሃብካ ።
ዋይ ኣሕዋተይ ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልኩም፡፡ ከብድኻ ዝብልዕ ደርፊ። ተጋሩ ሃደራ በዓልትና ንተሓጋገዝ
ጅጋኑና የቀንየልና ብሳላኩም ትግራይ ዲሂና ወትሩ አብልብና አብልቢ ትግራዎይ ኢኩም ጅግና እይነብርን❤❤❤
ፅንዓት!!!! ንመላእ ህዝቢ ትግራይ!!!! ጀጋኑና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢኩም:: ኣሕዋተይ😭😭😭😭 ኣሓተይ😭😭😭😭 ኣቱም ንኡሳተይ😭😭😭😭ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና!!!! ኣሕ!! ልብና ደሚዩ::
ክብርን ሞጎስን ንተጋደልቲ ትግራይ !
💔😭 auffff 💔 I am filling something I can't explain to my filling but just wanted to cry 😢😢😢
ፅንዓት ንመላእ ትግራይ
ዘላኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ነቲ መሪርን ጥንኩርን ዝኾነ ፀገማትኩም ብዝላዓለ ሓቦ ሳዓራይነትን ጅግንነትን ተሓንጊጥኩም ሲዕርኩም ኢኩም ጀጋኑና
ጅግና ተጋዳላይ!❤
አዚ ደርፍይ ሲ ብጣዓሚ ቲትክፈካ ህዝቢ ትግራይ ፅንዓት ይሃብኩም ❤❤❤
ኡፍፍፍ ኣይካኣልኩን ኣይይይ ኣሕዎትና ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና 😭😭😭❤❤
ክብርን ሞገስን ንተጋደልቲ ትግራይ
ፅብቅ ስራሕ ትዘሎ ኣብ ኩሉ ቃንዛ ጀጋኑና እዩ😢ኣየ ኣነ ዕሸላት ኣሕዋተይ ኣብ በረካ ቀርኩም ፋይዳ ዘየብሉ💔😭😭
😢ክብርን ሞጎስን ንስዉኣት ተጋደልቲ ትግራይ❤
የኔ TDF, ስለከፈልክልኝ ዕዳ ሁሉ ከልብ አመሰግናለሁ🙏
ፅንዓት ንመላእ ትግራይ😢
ኣክክክክክ ኣነስ ኩሉ ግዜ ኣሕዋተይ ኣቦይ ትናፍቁኑ እንተለው እዚ ሙዚቃ እየ ዝሰምዕ ዕደመ ይሓውካ ዝሓወይ 😭😭😭
ኣጆካ ጅግና ሓውና💗💔😢