ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ነበረች ነበረች በቃ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣብይ ኣሕመድ ካኣ ከምዛ ኣብ ሱርያ ኣብ ልዕሊ ሓፍስ ኣልኣሰድ ወሩዱ ዘሎ ኩነታት ከም ተጋጥሞስ ፍሉጥ እንዳኾነ እዩ ዝረአ ዘሎ'ሞ፡ ህዝቢ ኢትዮጵያ ካኣ ነዚ ንመስልኩም ዝቃለሱ ዘለዉ ሓይልታት ፋኖ ደግፎምን፡ ኩሉ ሓበረይታ ኣስንቆምን፡ ኣብ ጎኑ ካኣ ኩኑን። ምኽንያቱ ብዘይ ናይ ህዝቢ ሓገዝ ዓወት ክርከብ ስለዘይካኣልን። ዓይኒ ህዝቢ ካኣ ንኹሉ ስለዝርአን። ዓወት ንሓፋሽ ህዝቢ ትዮጵያ።
ካብ ንዓሰብ ንኢትዮጵያውያን ንህቦም ዘርእና ክሳብ ንጸንት ክንቃለስ ኢና
Eritera da emo.fano zeykalwom do mes eritera kegtmu yahsebu alwu tezkerwa ekum Nakfa abotatkum abu alwu eje teftenkum masswa weyka aseb keleb asa ena kengbrkume
ካብ ምዕራብ ትግራይ፡ ንሰሜን ወገን፡ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘዳውበና፡ ካብ ከባቢ ዓድርውዓላ ንሰሜን ገጽ፡ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን {ትግራይን} ዘዳውበና ብያራ ንኤርትራ ገዲፉ እዩ'ቲ ዶብ ዝርከብ። ካብ ከባቢ ሽራሮ ካኣ ንሰሜን ገጽ እቲ ዶብ ገምሃሎ እዩ። ገምሃሎ ካኣ ናብ ኤርትራ ገዲፉ እዩ'ቲ ዝፍለጥን። ኣብ'ዚ ቦታታት'ዝን ብፍላይ ኣብ ጎቦ ጓል ገምሃሎን፡ ኣብ መግዛእቲ ጣልያን ዝተተኽለ ኮንኩሪት ነይሩ እዩ። ኣብ ግዜ ራእሲ መንገሻ ስዩም ካኣ ኮነ ኢሎም እዮም ፍጹም ኣሰሩ ከንዝጠፍእ ዝገበርዎን። ነዚ ዝገልጹልና ዝነበሩ ካኣ ቀኝ-ዘማችት ተስፋስላሴ ዝባሃሉ፡ ኣብ ሽራሮ ዝቕመጡ ዝነበሩ ኤርትራዊ እዮም። ኣብ ግዜ መግዛእቲ እንግሊዝ ከም ጆመትራ ኮይኖም ኣብ ኩሉ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ዝዋስኡ ዝነበሩ እዮም። ክሳብ ሲማል'ውን ይኸዱ ነይሮም እዮም። ሓንቲ ቃል ኩሉ ግዜ ዝዛረብዋ ዝነበሩ ካኣ፡ ዋይ ሎምስ ወዲ 20 ትብል ቃል እያ ነይራ። ካብ'ዚ ንምዕራብ ገጽ ካኣ ሩባ ተከዘ እዩ ንኤርትራን ንኣምሓራን ዘዳውበናን እንዳበሉስ ኩሉ ግዜ እዮም ዘዕሉሉና ነይሪምን። ነዚ ካኣ ደጋጊመን ብሰፊሑን ኣብ ከምዚታት ዘርጊሐዮ እየን።
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ደርጊ'ኮ ከምዚ ኣብይ ኣሕመድ ዝገብሮ ዘሎ እዩ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ኤርትራ ኣልማማን ብዓብይ ግፍዕን ዝቐትልን ዝጭፍጭፍን ነይሩ። ኣብይ ኣሕመድ ካኣ ዓቕሉ ስለዝጸበቦ እዩ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ኢትዮጵያ ከምኡ ዝገብር ዘሎን። ናይ'ዚ መወዳእታ ካኣ ኣብ ልዕሊ ኣብይ ኣሕመድ ከምታ ኣብ ልዕሊ መንግስቱ ሃይለማርያም ዝወረደቶ ፍሽለት እያ ክትመጾን። ምኽንያቱ ንህዝቢ ጨፍጪፍካን ገፊዕካን ዝምውጽእ ሳዕቤን ከምኡ ስለዝኾነን።
አይኾነንዶ አሰብ ሙሉእ ቐይህ ባሕሪ ናይ ኢትዮጵያ አይኾነንዶ? በጁባ ሞለቕቲ ብዘይ አግባብ ምጭዋይና ረሲእኹምዶ? አሉላ አባነጋ ገዛኢ ባሕሪ ነጋሽ አይነበሩንዶ? አሰብ ነግብፂ ሒብናያ ዝበልኹም መአዝድዩ ዝትግበር? ስምምእ ሶማሌለንድ ይኹንኻልአይ ነአሰብ ምጥማትናን በኢድና ኸምንዝንአቱ አፀቢቕኹም ፍለጡልና። ሕራይዶ? ኢምቢኝ ትብሉ እንደሓርኾንኩም ኻርታ ንምቕያር ምኻድና ዘይተርፍእዩ።
Hlmi 😂😂😂😂🤣🤣🤣🤣
Yemote abate.eytye newe be nakfa weydgmo be massawa ale
ንሰላሳ ዓ መት እወ ንሰላሳ ዓመታት ዋናታቱ ሂዞምዎ ዝጸንሑ ወደብ ዓሰብ ህጂ ኣንታይ መርትዖ ስለዝርኸቡ ኢዮም ደቂ በሻሻ ዝምነይዎ ዘለዉ ምምናይን ምትግባርን ግን ሓደ ኣይኮነነን
መጀምርታ dislike, ደሓር ከኣ ኣበይ ዘላ ኢትዮጵያ እይ? እዛ ኢ ጥራይ ተሪፋ ዘላ፡ ሕጂ ብደቡብ ከምጸና ዝኽእል ስግኣት የለን እምበር ሓንቲ ለይቲ ኣምናዮም ኣይንፈልጥን ኢና
ዜና ዘይትሰምዕ ተኮንካ ትም ተሓባበረና
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤸🏼 bela abey zela etiopia eya.
ዝምብለህ ኣፍህን የሰጥህ ኣትናገር መጥትህ መክሮው ኣሰብ ኣሰብ ኣትበል በምላስህ
እዛ ለማኒት ስርናይ ሃገር ዛሓሰበላ ኣለዋ ከዳሚት ኤሜሪካ ስቅ ኢላ ዝነቀዘ ስርናያ ትለምን
ነበረች ነበረች በቃ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣብይ ኣሕመድ ካኣ ከምዛ ኣብ ሱርያ ኣብ ልዕሊ ሓፍስ ኣልኣሰድ ወሩዱ ዘሎ ኩነታት ከም ተጋጥሞስ ፍሉጥ እንዳኾነ እዩ ዝረአ ዘሎ'ሞ፡ ህዝቢ ኢትዮጵያ ካኣ ነዚ ንመስልኩም ዝቃለሱ ዘለዉ ሓይልታት ፋኖ ደግፎምን፡ ኩሉ ሓበረይታ ኣስንቆምን፡ ኣብ ጎኑ ካኣ ኩኑን። ምኽንያቱ ብዘይ ናይ ህዝቢ ሓገዝ ዓወት ክርከብ ስለዘይካኣልን። ዓይኒ ህዝቢ ካኣ ንኹሉ ስለዝርአን።
ዓወት ንሓፋሽ ህዝቢ ትዮጵያ።
ካብ ንዓሰብ ንኢትዮጵያውያን ንህቦም ዘርእና ክሳብ ንጸንት ክንቃለስ ኢና
Eritera da emo.fano zeykalwom do mes eritera kegtmu yahsebu alwu tezkerwa ekum Nakfa abotatkum abu alwu eje teftenkum masswa weyka aseb keleb asa ena kengbrkume
ካብ ምዕራብ ትግራይ፡ ንሰሜን ወገን፡ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘዳውበና፡ ካብ ከባቢ ዓድርውዓላ ንሰሜን ገጽ፡ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን {ትግራይን} ዘዳውበና ብያራ ንኤርትራ ገዲፉ እዩ'ቲ ዶብ ዝርከብ።
ካብ ከባቢ ሽራሮ ካኣ ንሰሜን ገጽ እቲ ዶብ ገምሃሎ እዩ። ገምሃሎ ካኣ ናብ ኤርትራ ገዲፉ እዩ'ቲ ዝፍለጥን። ኣብ'ዚ ቦታታት'ዝን ብፍላይ ኣብ ጎቦ ጓል ገምሃሎን፡ ኣብ መግዛእቲ ጣልያን ዝተተኽለ ኮንኩሪት ነይሩ እዩ። ኣብ ግዜ ራእሲ መንገሻ ስዩም ካኣ ኮነ ኢሎም እዮም ፍጹም ኣሰሩ ከንዝጠፍእ ዝገበርዎን። ነዚ ዝገልጹልና ዝነበሩ ካኣ ቀኝ-ዘማችት ተስፋስላሴ ዝባሃሉ፡ ኣብ ሽራሮ ዝቕመጡ ዝነበሩ ኤርትራዊ እዮም። ኣብ ግዜ መግዛእቲ እንግሊዝ ከም ጆመትራ ኮይኖም ኣብ ኩሉ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ዝዋስኡ ዝነበሩ እዮም። ክሳብ ሲማል'ውን ይኸዱ ነይሮም እዮም። ሓንቲ ቃል ኩሉ ግዜ ዝዛረብዋ ዝነበሩ ካኣ፡ ዋይ ሎምስ ወዲ 20 ትብል ቃል እያ ነይራ።
ካብ'ዚ ንምዕራብ ገጽ ካኣ ሩባ ተከዘ እዩ ንኤርትራን ንኣምሓራን ዘዳውበናን እንዳበሉስ ኩሉ ግዜ እዮም ዘዕሉሉና ነይሪምን። ነዚ ካኣ ደጋጊመን ብሰፊሑን ኣብ ከምዚታት ዘርጊሐዮ እየን።