ሰራዊት ኣቢይ ንህወሓት ንምኽባብ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 71

  • @wediere2238
    @wediere2238 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    aan Media ጽቡቕ ዜና 🇪🇷💪🇪🇷ወደሽብር ምስ ኣቢ ኾይኑ ምስ ብልጽግና ዘምጾኦ ለውጢ የለን፡ህዝቢ ትግራይ ኣየሕልፎምን ኢዩ ድሮ እዞም ከድዓት ዝብል ቕጽል ስም ሂብዎም ኣሎ፡ ህውሓት ስልጣን ኣይክትገድፈሎምን ኢያ።

  • @rishanrishan2480
    @rishanrishan2480 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    💕👍🇪🇷❤️💕👍❤️💕👍🇪🇷❤️👍🇪🇷❤️💕👍🇪🇷❤️

  • @AwetAsfha
    @AwetAsfha 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    😂 Yeqenyelna Mati Kemdlayna Kinendrelu Slezefqedkalna 😂
    ❤ 🇪🇷 ❤

  • @merateklay7984
    @merateklay7984 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    Ezi medebkum enkolay b amaric zeyetekerebwo

  • @merateklay7984
    @merateklay7984 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    Ezey medebkum b amaric tetekerebiwo xebuk neru

    • @younatantesfay
      @younatantesfay 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      So sorry for why thanks

  • @ኹሉድሕሪሃገርዩ
    @ኹሉድሕሪሃገርዩ 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ምርሳኪን ደቂ ትግራይ ብወገኖም ከይተረፈ እንዳተሎቅመጹ ብድሕሪት ሓዊ ብቅድሚት ሐዊ ኮይንዎም፡፡
    ሰነድ መቸም ሐደጌኛ ኡዩ።

  • @whatabouttomorrow1990
    @whatabouttomorrow1990 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    AAN is the best eritrean media

  • @YaredTesfay-t2t
    @YaredTesfay-t2t 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ቶግራይ ናይ ህዝቢ ትግራይያ ሜንም ጋውና ካብ ማእከል ዓዲ መጺዩ ዝከላኸለላን ዝሖልዋን ኣይኾነትን ተኽላይ ይኹን ጻድቃን ተራ ሰባትዮም ህዝባ እንተዘይደሊዩ ማንም ግለሰብ ወላሓንቲ ትርጉም የብሎምን

    • @abebatesfamariam3144
      @abebatesfamariam3144 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኮምኡ እንዳበልኩም የጥፍኡኩም አለዉ። ተበራበሩ ጥፍአት ብከቢድ ይመጽአኩም አሎ።

  • @abdellasamara5094
    @abdellasamara5094 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Abshir abajama 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @YosyefYosyef
    @YosyefYosyef 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሓቂ ድሮን እዮም

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi468 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ድሮን

    • @miniaseium7137
      @miniaseium7137 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Bravodron❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹✅

  • @miniasghid6386
    @miniasghid6386 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🙏💕

  • @michealatalay2960
    @michealatalay2960 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    🔥🔥🔥🔥

  • @teamrgomida7834
    @teamrgomida7834 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሃሃሃ፣ ተረፍ ዝሓረረኦ ይቃረረኦ

  • @jddbxx4445
    @jddbxx4445 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😂😂 ሐጂ ፈልጥካዮም😂

  • @lasksegid8926
    @lasksegid8926 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤🎄🎄🎄👈 ኣብ ሃገርና ድምጽና ነስማዓሉ፡ ግደደታና ፈጽምና፡ መሰል ኣይደለናን፡ እንታይ ዳኣ ኤርተራ ብሕጊ ክትምራሓ ኤርትራ ባህጊና ምዃኑ ናይ ልቢና ተዛርብካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @amanmeko
    @amanmeko 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Good presentation !!

  • @khasaihailetedla8105
    @khasaihailetedla8105 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ayneswer daa beyenay aynu rouwo mskinay

  • @LiwamBirhane-q2f
    @LiwamBirhane-q2f 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንናይ ሃገርካ ረብሓ ክትብል ሃለውለው ንዓና ንተጋሩ ኣይሽውደናን እዩ። ደቅስ

  • @muluyeaslawi7999
    @muluyeaslawi7999 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @makimaki3399
    @makimaki3399 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @fsahaasmelash1287
    @fsahaasmelash1287 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብዚኣ ዘላ ቻነል ካኣ እንታዩ መርገጺኣባ ክክክክክክክ በቃ ኩሉ ተሃና ኣብ ልዕሊ ታጋሩ ዋይ ሞሲባ

  • @PacheAbdu
    @PacheAbdu 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉🎉❤🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @MikalEyob-sx6me
    @MikalEyob-sx6me 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Welcome sied bro.

  • @rovelkidane1331
    @rovelkidane1331 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @mebrattesfay5436
    @mebrattesfay5436 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖💖💖💖⚘️⚘️👍👍

  • @kahsaytadese8736
    @kahsaytadese8736 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Welcome bro???

  • @tsegasimon2707
    @tsegasimon2707 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eritrea ❤

  • @jupiterplanet1316
    @jupiterplanet1316 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የናትህ እንትና ይከበብ

  • @timoasmara6267
    @timoasmara6267 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ናብቲ ሰብኣይ ዓዲ ሃሎ ዶ ሓቀይ ትጸርዩ ኣሎኩም ኩሉ ትሕዝቶኩም ወያነ ወያነ ወያነ ጥራይ?? ንግደፎም ስረሖም ጉዳዮምን ክገብሩ? ንሕና ኸ ንህዝቢና እንታይ ንግበር እዩ ከሕስበናን ከዛርበናን ዘሎዎ??

  • @abduadem8106
    @abduadem8106 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዋናዊ ትንታነታት ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኩለን ድኹም እዩ ዘሎ።
    እቲ ዝግበር ዘሎ፡
    ኢማራት ዓረብ ብሰንኪ ባይደን ንወተሃደራዊ ዕላማ ኣብ ኤርትራ ዓሰብ ገዲፋ ምኻዳ ጥራይ ኢዩ።
    ረብሓታት ኢማራት ዓረብ ግን ደው ኣይበልን ዘሎ።
    ንኤርትራ ን25 ዓመት ክራይ ትከፍል እያ ዘላ።
    ካብ ኤርትራ ወተሃደራዊ ናውቲ ጥራይ እያ ኣጓዒዛቶ ዘላ።
    ድሕሪ ኲናት ትግራይ ካልኣይ ምድብ። ኣብይ ኣሕመድ ንምትካል ቀዳምነት ሂባቶ፣ እዚ እያ ትገብረለይ ዘላ።
    ስለዚ ብስም ኤርትራ፡ ብዛዕባ ባሕሪ ይዛረቡ ነበሩ። ብስም ሶማልያ ብዛዕባ ወደብ ባሕርን ሶማሊላንድን ይዛረቡ። ብስም ግብጺ ድማ ዲጋ እንሃድን ቀይሕ ባሕርን ። ብስም ሱዳን እውን ከምኡ። እቲ ቀንዲ ትግራይን ኣምሓራን ንምድኻም ኩሉ ክግበር ኣለዎ ብምባል።
    ብፕሮፖጋንዳን ጂኦፖለቲካን ኣቢሉም ። እዚ ድማ ንዘይተፈልጠ ግዜ ኣታዊታትን ረብሓታት ይቕጽል ኣሎ።
    ግን ኢትዮጵያ ምድሓን ክዕወት ድዩ?
    ከምኡውን ሶማል ?
    ኢቲዬጵያ እንተ ዲሒና ሶማል ዉን ክትድሕን ኢያ
    እስላማዊት ወይ ክርስትያናዊት ሃገር ጥራይ እያ ክትመቓቐል ትኽእል ወይስ ካልእ ኣሎ ግዜ ክመርሓና ኢዩ።
    ኩሎም መንግስታት ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ብሓገዝ ኣመሪካ፡ ንኢትዮጵያ ንምድሓን ይጽዕሩ ኣለዉ።
    ግን ሃይማኖታት ከይሓወሰ ዝግበር ፈተነታት ከቢድ ክኸውን እዩ።
    ግን ኩሎም ህዝብታትን መንግስታትን ተሰማሚዖም እንተዝሰማምዑ እስላማዊ ሃይማኖት ዳግማይ ብምትንሳእ እዩ እቲ መፍትሒ።
    ንኹለን ሃገራት ኣብ ሓደ ዘራኽብ ኢዩ።
    ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ወፃኢ ገዲፍካ።
    ብሰንኪ እቲ ቅድሚ ሕጂ ዝነበረ ኣህጉራዊ ስርዓት ግን ክሳብ ሕጂ ኣይፈቀደን ዘሎ።

  • @fikaduonnice2359
    @fikaduonnice2359 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @SamielTsegay-l4w
    @SamielTsegay-l4w 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😂😂😂 ዉርደና ቦትካቸዉ ተጸዊዕና ኢና ኬድና 😂😂😂 ሕፍረት የለን ትግራዋይነት ዉርደት እዩ ብቀደሙ ሉሙሳት

  • @asmehope7604
    @asmehope7604 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Fire Viva 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @berhanegebretatios8601
    @berhanegebretatios8601 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Lekbat

  • @wedigash1077
    @wedigash1077 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hi deki hidrtna lomi ke entay dea hizkum mexikum

  • @redaghebrezghi149
    @redaghebrezghi149 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🔥🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️♥️👍💯

  • @MM-km5xg
    @MM-km5xg 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😂 ኣታወዲ እዚ ብሬድዩ ዝዛረብ ዞሎ 65 ወዲ ኣሸብር ኣይኮነን

    • @tedros8896
      @tedros8896 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Men eyu

  • @dendendenden1276
    @dendendenden1276 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤቲ ትህብዎ ኸንፈልጦ ዝግብአና ምስ ሃገርና ኤርትራ ብብዙሕ መገዲ ዘድከመና ስለ ዝኮኑ ምፍላጡ አገዳሲ ጋኢዩ ዩቀንዩልና ንትህብዎ ሐበሬታ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @HenokRobiel
    @HenokRobiel 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ewayy mlse eta mefte keyhabkayome kadka nab adiye kultena weyan enberke yerdom deyou poltika

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Icabica nilil matuwos seid sura edtwrerit ica hagskum ktebil tikula ica 🇸🇾😢😢😢mertom idtewrer uica hagskum hiezb eritrean🇪🇷🕊🤝❤bhuwhat ethiopia ktewruruo iyu neru icawmkum awoldina huwat dekin senein ni nazenit kmzu

    • @biniluwyz4981
      @biniluwyz4981 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ዋእ ንዒ እባ እንታይ እዩ እዚ ኦሮምኛ ዋላ ስርያይኛ።

  • @ramandebene1131
    @ramandebene1131 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣየ ድሮን ቀይሕ መስመር ዝሓለፈ ክስፍ ኣይብሎን እዩ እንታይ ዘለፋ ወይ ጸሪፊ ዳኣ ብፊላይ ኣብ ዓድና እንተዝኸውን ካልእ እዩ ነይሩ። ክንደይ ግዜ ድኹም ቀይሕ መስመር ሰግርኩም ኣይርዳኣኩምን እዩ ለፍ ክትብሉ ጁርናትኩም ክትእትዉ ዘይበልኩሞ ዝተጻረፍኩሞ ዝዘለፍኩሞ ኣሎ። ፊከጥ ድሮን ብስም ናጻ ሓሳብ ክንደይ መስመር ስሕትኩም ካይተፈለጠኩም ኣብ ደምበ ጸላእት ዘያክዶድኩም።

  • @SaintGeorge2323
    @SaintGeorge2323 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Guahaf,

  • @nuruadam9117
    @nuruadam9117 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eta zebelexeet agameee nay zobanaa higdefee eya

  • @hagosgebreset
    @hagosgebreset 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንታይ ይምልከተካ ዕሱብ ሰራቂ ጀሪካን ናይ ዓድካ ሓንቲ ደቂቃ ክትዛረብ ኣይትክእልን መሰል የብልካን

  • @Zeleul-f8r
    @Zeleul-f8r 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መንጃጅ ግደፍ ስል ሶርያ እንተትዛረብ ምቀረበካ 40ዐመት ፀሐይዘይረአዩ እሱራት ዒራዒሮ ዊዓን እንተትጥይቅ መሐሽ ምስጢር ሶርያ አብ ዓድኻ አላ።

  • @Asmerom-Beyene
    @Asmerom-Beyene 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ስዒድ ፥ እታ ናይ ሞስሊም ብራዘርሁድ ካርድካ እቀሚጥካ ሕጂ ድማ ጋዘጤኛ ኮንካ ኤርትራዊ-ኤርትራዊ ትጻወት እለካ ፥ ግዜ ደጉ 😊

  • @teklaygebremariam9342
    @teklaygebremariam9342 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትማሊ ንኣብይ ኣሕመድ ደጊፍካ ጆነሳይድ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ብ ኣራዊት ስራዊት እስያስን ኣብይኣሕመድን ወጊንካ ትህትፍ ነይርካ ኮ
    ድሕሪ ትግራይ ምውዳቅ ምውራር ኤርትራ ጋህዲ ዶ ኮይንልኩም ::
    እንብዓል ንስኻ ኣይንርስዔን ኢን ትገብርዎ ዝነበርኩም ::

    • @Borntowin-s4v
      @Borntowin-s4v 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Nhna ke misayl sedidiom asmera ketfuna hasibkum ab gezakum mexina kea egrkum siernakum. Betri eritrawi kelal aykonetn.ztenkefena exfi eina nmelselu

  • @lichan-d4e
    @lichan-d4e 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Unparalleled historical humiliation of Tigrean elites, bending over for the errand boy they created.

  • @asmeromgebremesqel5306
    @asmeromgebremesqel5306 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤

  • @medhanegebremeskel5889
    @medhanegebremeskel5889 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @MesriTeclia
    @MesriTeclia 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤

  • @AronShahay
    @AronShahay 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @tsegaiabadi9611
    @tsegaiabadi9611 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤

  • @amanmeko
    @amanmeko 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤