Wwwww enda natu xibukat kulgze eka yikattelkum eya bitami des tibuli kurib mis kolue xigim sele ziblni eya mis halfe eya ziro gin Hade negri kahteka eti timelso kidwint bitMi eyu desi ziblni kabey eka tigezo eba nigerni tegediska abi coment xhafelay natu
ሑቢ ናይ ብሓቂ ቅንዕቲ ሰብ የዋህን ጽንዕትን በዓልቲ ሓዳር ፈጢርልካ ናቱ ብራታን ኡንቃዕ ደስ በለኩም። ፍቅርኹም የብዝሓልኩም ጌታ ምስታ ምቅርቲ ጓልኩም።❤🙏
ናቱ ገደፈ ሑቢ ንፅህቲ ከም ርግቢት እያ እና ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ምስ ጓልኩም⛪💒🙏♥♥🌹🌺
ኣጀኩም ዞም ናትና ኣብ ሓዳር ምግርጫውን ምክእኣልን ዘሎ እዩ 🥰👨👩👧(ሑቢየ ምስኪን ፀባየ ሰናይ )
ሑቢኢ ሎሚ ኣደንጊጽትኒ
Welcome back እንዳ ናቱ ብሕቢ ኣይትምጻኣና ሑቢ ጻዕዳ ልባ ኣምላክ ፍቅርኩም የብዝሓልኩም
በቃ ሎሚ ዋላ ሓንቲ ኣይጽሕፍን እየ ሕቡየይ ኣሕዚናትኒ ኡፍፍፍፍ ናቱየይ ጨኪንካ😭😭💔😭💔😭
ሰላም ሰላም ሰላምኩም ብዝሕ ፍስስ ይብለለይ ኣህዋተይ ማዓርይ ክፍትወኩምን ክናፈቅኩምን ማዓር እስኪ ካምዚ ካማይ እንትልዩ ላይክ ፅቅጡ ዕደመን ጤናን ያሃብኩም ፈጣሪ ኣሜን
ውይ ናቱ ሓጢካ ብጣዕሚ ኣሕዚናትኒ ኣዮኪ ሒቢ ናተይ 😒😒
ሰብ ክቀተለኒ ንዓየይ ሓላል እዪ።ሰብ ክቀትል ግን ንዓየይ ሓጥያት እዪ ቡቁዕ መልሲ ናቱዪ👌💊💊💊💘💘💘💘💘💘💗💘💘💗💘💗💗
እንዳ ናቱ ዝፎትወኹም እንካእ ብሰላም መጻእኹም ፋቒዐኹም ነይረ ብሓቂ
ሕቢ ምስክን ኣሕዚናትኒ እና ኣምላክ ፍቅርኩም ይባርኮ
ሰላም ሰላም ሰላም ናቴ ንከበበር ዋይ ሓበ ዓይነይ ናይ ብሓቂ ሓቂኛ ፍቕርኸሞ ይብዝሓዮ መቅራተይ😉👉🤣🤣
ውይ ሑቢየይ ፍቅር እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባርክ
ሑቢ ኣሕዝናትን ዋእ እዚኣ ናቱ ጌጋ እያ 👆💔💔💔💔
ፍቅርኩም ይብዛሕ❤️❤️
መጀመርታ ሰላምኩም ብዝሕ ይበለለይ እዳ ናቱ ሓወይ ፡ሕቡ ግን ኣደጊጻትኒ እኮ .blessed family ❤❤❤
*_እውይ ሑቢተይ ምስኪን እትብሎን እትሕዞን እኮ ጠፊእዋ ሑበይ ሓደ ማዓልቲ ኣሓጉስኒ ባ ካብ ኩሉ ናትኪ ደጋፊት እየ ናብ ናቱ ከይሓለፍኩ ልቓሕኪ መልሲ እእ ተዘይኮይኑ ግን ክክክክክክ so keftwekum mat eye natu&hubi&mural_*
ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኩም ሑቡየ ምዕርግቲ ናቲየይ ለባም ደቂ ዓበይቲ ግን ሑቡየ ኣሕዚናትኒ
እውይ ናቱ ናይ እድካ ኣይትስኣን 😀😀
እንዳ ናቱ ብጣዕሚ እየ ዝፍትወኩምን ዘድንቀኩም ግን ሑቢ እሕዚናትኒ ብዝተረፋ አምላክ ፍቅርኩም ይባርኮ🙏
ፕራክ ይትረፍ ቁምነገር ዘለዎ ማዓዳ ድዩ ምኽሪ ኮታ ንህዝቢ ዝጠቅም ዝበልክሞ ሒዝኩም ምጹ ኣነ ኣዝየ እየ ዝፈትወኩም ካባኹም ንልዓሊ ግን ንሓቂ ይፈትዋ ካብ ፕራክ ዋላ ሓደ ዝምሃር የለን ካልእ ማዓልቲ'ኸ እምነትኹም ከመይ እሉ ይመልእ ኣይዶኖ ብዝኮነ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን።
Kumneger dea men alo kem enda hubi ata mearey videotatom eba reayo
@@prettygolden1536 ይርእዮ እንድየ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስታ ምቅርቲ ጋልኩም ሓላላት
መቁራት ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበል ግን ናቲ ጌጋ ገርካ ሒቢ ኣሕዚናትኒ👪👑
ሰላም ምቁራተይ ኣስይይ ሑቢየ ዘለኺ ዓቕሊ ብጣዕሚ እየ ልፍትየኪ ብሓቂ ናቲየ ትዓድልካ ለዋህ ባዕልቲ ሓዳር አለትካ ኢና ፍቕርኹም ይብዛሕ 🙏🙏💘
😘😘😘😘😘
ሰላም ኣቱም ሓላላት ፍጥረት ከመይ ዲየ ዝፈትወኩም ኣነስ♥♥
ሰላም አምላክ ምሳኩም ይኩን እንዳ ናቱ ናቱ ሓወይ ግን ምግቢ ክትበልዕ ከለካ በስማአም በል ዛሓወይ
#ንጽልንቕድሚት😁🔥
Ksab meas emo ata Mersey🤣
ክሳን ሎሚ ኣለክ ኣብዛ ሲንግል & ንጽል
እንዳ ናቲ ክፈትኩም ፅሩያተይ እንዳስሓቅኩምን እንዳተቀላለድኩምን ንበሩለይ ፍቅርኩም የብዝሓዮ😘
እንዳ ናትናኤል ሓዳርኩም ማሙቅ ይግበረልኩም❤
ዘቢባ ምቅርቲ ወላ ሕጂ እንዶ ፕራክ ግበርዮ ኣብዚሕዎ
ናቱ እዋእ እዚ ኩሉ ልባ ኣሙሊቅካያስ ንሑቢ ካሓሳዳኣ ብፍሊይ ዝበለነገር ኣሕጉሳ እዛ ስገበርካያ ብራንኪ ፈታኒት ኢያ ብዓይኒ ሓቂ መመኽኒታዳኣ መታዓረቂት ኮይናትኩም ትኸውን ኢያ ብዝኾነ ሽኮራት ቀጽልው
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስታ ህያብ ፈጣሪ ጓልኩም
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁራተይ 🙏💟
እውይ ናይ ብሓቂ ረኪብካያ ሎሚ ምስክነይቲ ሑቢ ብጣዕሚ ገርሂ እያ ብዝኮነ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣሪ
ሰይ ገበረኪ ኣሐጊሱኒ 😂😂😂ሎማዓልቲ ሑቢ ዓይነይ ተሸዊድኪ ብድሕሪ እዚኣ ዉን ናቱ ዓይነይ ድገማ ኢካ
ክክክክክክክክ ኣይ ሕቢ ሽኮር ናቲ ውን ጎበዝ ተዋሳኣይ ኢካ
ናቲ ሓሳድ😂 ሙቁራት ፍጥረትት❤❤❤❤
ሙቁራት ፍጥረት ክፈትወኩም ካዓ ተባረኩ ምችዋተይ💖💖💖💖💖
Kkkk hubey share ay tblan eka tebahila teqedumki I love you guys 😍🥰😍🥰
Kkkkkk zeythasbo yeblkan nti xeyki hadarkumn fkrkumin ybarek nati & hubi 😍❤👍
ዊ ናቱ ሓጢካ ምስኪነይቲ ኣሕዚናትኒ ሑቢ መኣረይ ፍቅርኩም ይብዛሕ
ግደፍ ንሑቢ አይተሻቅለለይ🥰😁
ሕቢ መዓረይ ኣህ ናቲ😭😭😭😭
ኣይይይይ ሁቢይ ዓይነይ ከብደይ በሊዓትኒይ ከይትደግም ናቱ ዓይኒይ❤❤❤❤❤❤
My favorite couple nay hubi demo kntsbe ena 🥰🥰🥰🥰🥰💕🥰😍😍🥰🥰
😗mara eye zftwekum ab sidet tfetwom sebat elom ente zahatuni nati &hubi mis melesku hubi ka first. 😁😁😁hubi ayney.
Nay behaki wela ane kdmi 3 amet kab zfeltomin zfetwomin❤️❤️
ኣብ ኤረትራ እንተ ዝኾውን ልቺ ዘይለ እወ ደኣ በቸም ግርም መተዓረቒት ቪድዮ ክክክክ
ዓለም ንፍቁራት ጥራሕ ትኩን ዒደመ ይሃብኩም ኣሕዋተይ
ሑቢ መቀረት ናቱ ፅሩይ ከመይ ድየ ዝፈትወኩም
ኤህ ናቲ ግደፋ ሑቢ ኣሕዚናትኒ ኡፍፍ😢
Hubi shuker god bless you family
💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋ውይ ሒቢ ሽኮር ኣሕዚንክኒ እኮ እንታይ ገበረትካ ናቱ ሽኮር
ሑቢ ዓይነይ ማራ እንዴ ዝፎትወኪ ግን ሲ ኩሉ ግዜ ከምዚታት ምግቢ ቀሪብኩሉ ትጸንሒ ከም ሰበይቲ እንጀራ ሰንኪትኪ ዘይትጸንሕዮ ባእ ኣቅሪበ የ ግን 🙏🙏🙏
Zeqrebe seb edyu xexbku enda amxeae zeirmeka astu haftna gin kgermeki enjera adey zbelaekulu keman azyu wuhud ametat eyu eti miknyat enjera ayfetun ye bzuh yeqenyelna enda belna eina kea🙏❤✅
@@nzmfamily way natuye sebeayey ktkewun neruka ane kea engera msnkat Zeug eyu🤣❤️
@@prettygolden1536 ዋእ ግደፊ
@@nzmfamily bae natu shukor lkie kem sbeayey enjera zeyfetu sebeay Mara EU zeheguseni😂😂🤪
@@ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ ግደፊ ናቱ ድኣ ናይ ሑቢ ጥራሕ ዩ🙄🙄🙄
ሰላም የሕዋት ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦን ዓውትን ጥዕናን እንዳተመነኹ ባህርያዊ ሙዚቃ ናይ ቀደም ደርፍታት ትግርኛ ንምስማዕ ተዘክሮታት ንምሕዳስ ኣብዛ ቻነል ሳብክራይብ ግበርሉልና።
ኣመን እንዳ በልና ሕጂ ክንገብር ኢና ሓው!!!
@@nzmfamily thank you ሓባይብ ኣምላኽ ፍቅርኹም ይባርኸልኩም ውላድኩም የዕቤልኩም🙏🙏🙏
@@eritreanmusicmovies4684 wela ane bashmom gerelka
@@prettygolden1536 thanks habibi
ዝፈትወኩም😍😍
ጸዊዕኻ ጽልኢ ዝበሃል'ኮ ከምዚ እዩ
Ja natu arkey wela dea Prank yekun
Enber/haki neru entezkewun)10000 gize mesmar yexnahka hubi ezi dea
Entay u mbelkaya do
Entay nmbal eye wela dea tekorarikum nberu enber nsa neaka nsebaya ktketleka ela kemzeytgebro nsa tfelt eya slezi hubi kttrtreka tkl eya 🤨
Prank aykonen kulu tsemamiom zgbruwo eyu
ኣሰይይ ሕቡየ ፀባየ ሰናይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩሙ 💓💓💓💓ፍቅርኩሙ ይብዛሕ💓💓💓💓💓💓💓💛💛💛💛💐💐💐💐💐💐💑💑💑💑
ዓቅሊ ጸባይ ሙሉእ ኣለኪ ሕቡይ ናቲ እዉን ከምኡ ክልተ ሓደ ብሉጻት መጻምዲ🔥❤️
ሕቡታትት
እውይ ሰሪሒልኪ ሑቡየ❤❤❤❤
Willkommen enda natu eza mezmur eba link sdeduley sieineya koyne
Heray danu hawuna ksedelka eina❤
@@nzmfamily ok ich weiter
ደሰ ባሃልቲ እሕዋተይ
Miss u shikorinatat
mara des teblu fukurat ekum i love u so much ms kulom ssderabetkumn mesta jebeti gualkumn ❤️💋
ሑቡ ኣሕዚናት ጊን
ኣጋጣም ስራሕ ክወፅእ ክለኩ እየ ረኪበያ ተመሊሰ ክሪኣ😍😍
Hubi keydemseseta knria😂
Hubi shukoriiiii
ሑቢ እዚኣ ግድን ከተማልስያ ኣለኪ😣ዋይይይ ኣንታ ክንደይ ትደርቕ ኢኻወደይ ንእሽተይ ኣይተሕዝነካን😏ብዝኾነ ግን ፍቕርኹም የብዛሓዮ🙏❤❤
🙏❤❤❤✅
I miss this prank 🙃😆😂
አብ ቻነለይ አቲኹም ከኣ ሳብሰክራይብ ግበሩለይ ተከታተልቲ እንዳ ናቱ
ላይክ'ዶ ይሕሸኪ ሳብስክራይፕ?
ጠዋሊ ሓፍትና ሕጂ
@@ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ ንዓካ/ኪ ዝምቸው
@@selam801 ኩሉ ገረልኪ ኣለኹ ጥዑም ዘረባ ስለ ዝተዛረብኪ።
@@ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ thank you kebrtey
ኣሰይ ሙቁራት ፍቅርኩም ይብዛሕ ❤💖💖💘
Natawi habibi lomi aksinkni eko ati wediiii✌
Bravo kelidu hawey hubi zbil enber natu zbil wahdi enda agatemeni ye😉❤✅
ሒቢየይ ኣቤት ዓቅሊ
ናቱ ሕደግ😁😁😁
Wwwww enda natu xibukat kulgze eka yikattelkum eya bitami des tibuli kurib mis kolue xigim sele ziblni eya mis halfe eya ziro gin Hade negri kahteka eti timelso kidwint bitMi eyu desi ziblni kabey eka tigezo eba nigerni tegediska abi coment xhafelay natu
@@weldel6594 kbur hawey ane normal kem bzuh seb kab online 'ye zgezeo akmi nebsey gin kem des zbeleni dhri mgzae baeley yexebabqo eye 10q🙏❤✅
ብሰንኪ ሕቡ ንባዕለይ ተጨኒቀ ጸኒሐ
ናቲ ጀልፋፍ ፅቡቅ አለካ ድህሪ 13 አመት ሪኤካ
ክክክክ ኣታ እታ ጀልፋፍ ሳጓኻ ድያ ገለ እንተ ዘከርኩካ ኢልካ 😉 bzkone bwegenka xbuk kthlu ymne wejabey miss😉
Adey alemey አታ ከልቢ ዳስ ናቱ ካባካ ነአይ ይቀርበኒ ወዲ በላኢ ሃርኡ 😂😂😂😂😂😂😂
Natu Hubi Murael Family Natu just for fun ፅቡቅ ጌርና ስለንፋለጥ እያ እታ ወጃበይ ድበልካኒ ከአ ወሲደያ አለኩ 😂😂😂
Ata hawiy mhare negaru ziytegaburu bajakum eze perank iykonan
ሑቢ ብታህሚ ኣደንግጻትኒ ናቲ በጃካ ኮምሁ ነውሪ ኢዩ👄💖
ሙቁራት💝💝💝
Love you xebukat❤❤
ሕቢ በእነት አሕዚንክኒ😍
Mot zebhal ayferhn eya🤣🤣🤣🤣🤣gedaf aytefatna neza xebqti fetrat👏👌👍🥰🥰🥰
😃🤣😃 Ewey entay kitrekeb Adengixatni
እዚኣስ ሕማቅ ትምህርቲ እያ
Love you gays ♥️♥️♥️♥️♥️♥️
Ata kindey tehasamm
Liba amlqaya
Powwwwww
Ane degafet hbi eye
Ezi mlat gn nkulkummm yefqrikum
Yftwekumm eye
ክክክክ ካብዚ ኩሉ ሲ ልቺ ተትጠፍእ ኔራ
👌👌👌
ደስ ክትብሉ
ሽኮሪናታት ናቱ ሞት ኣይ ፈርሕን ኢዩ ክክክክክክ
Ya mot zeymefrihyey mkniyat gin kab mot tehabieu zemlete sile zeyele 'ye beti zeyterif mfrah trgum yeblun eile😉
@@nzmfamily ya natu hawey nsus hakika ane btami eye zfetwekum ab natkum fkri qdus qne aleni kem natkum fkri ymne ❤❤❤ Jag sakna dig alla dagen 😘🙏🙏🙏
ሰላምኩም ይብዘሕ ሙቁራት❤️❤️♥️♥️🥰🥰
Ewae Beqa Entay qexali do prank
Hansab Eba haxir film Belwo😋 zban hgi Eba 😜😜🤪🤪
Dehan baelka dlayka belo entay hgi zebil alena ay sdra endina 'ta kafu bratan😉✌
@@nzmfamily😉 Funny, I love you both. Just keep going. I like your video❤🤝😍
እዳ ናቱ ሙቁራትትት❤
ሙቁራት ስድራ❤❤
ብመጀመርታ ሰላምኩም ይብዛሕ እዳ ናቱ ሑቢ ምስታ ምጭውቲ ጛልኩኡም ሎሚ ሲ ረኺብኪ ኣደጊጽክኒ ሑቢ ናቱ ግደፍ ግደፍ
Eh hubi shikor tesawitulki lomi
Hubuye shikor
Ewayy nati loms lbey mlesuley hamime aleku
🙄ናቱ 🙄🙄😒😜 ወይ ሕቡይ ዝረከብክዮ
💋💋💋💋💋🌹🌹👏👏👏💊💊💊💊💊💊💊