ኣብ ባዓል መስቐል ሰሪሐዮ ዘይፈልጥ ነገር ሰሪሐ🙄😳

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 394

  • @tsgieTsegay
    @tsgieTsegay หลายเดือนก่อน +8

    ንዓመታ መስቀል ኣብ ዓጋመና ንዉዕል ይግበረና ኣብ ስደት ዘለና ደቂ ዓጋመ❤❤

    • @medhin8187
      @medhin8187 หลายเดือนก่อน

      @@tsgieTsegay ኣሜን ንሕና ዉን ከም ሃገርና ንቐርጽ🤩

  • @Tsige-zn7re
    @Tsige-zn7re หลายเดือนก่อน +5

    ኤሚ ሓፍተይ መሕበሪ ጸብሒ ምድዋ ተጠቀሚ ማንካ ጽቡቅ ኣይኮነይ ኣቅሪበ እየ መኣረይ

  • @rydt6502
    @rydt6502 หลายเดือนก่อน +3

    ኤሚዋይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም እና ልምንታይ እኪ ኩሉ ግዜ ናተዛረብኪ ትመፂ ከምዘለዎ ተተቅርብዮ ደስ ምበለኒ ነሩ ከምሓሳብ እየ

  • @Rokiybiio
    @Rokiybiio หลายเดือนก่อน +3

    ደስ በሃሊ እዩ ክቡራተይ ግን ብዓጋመ ኣብ ፃሕሊ ናሃለዋ ስጋ ኣይጠብቅን ካብዶሞ ጥሕሎ ክትሰርሒከለኪ ነዊሕ ፅፍሪ ኣይትጠቀሚ

  • @wuwjusdjdjdhh7176
    @wuwjusdjdjdhh7176 หลายเดือนก่อน +3

    ኣነስ ጥሕሎ ደስ እዩ ዝብለን ግን ጥዕመዮ ኣይፈልጥን እድ ይባርክ ዝሓፍተይ❤❤

  • @ሕጂከናበይ
    @ሕጂከናበይ หลายเดือนก่อน +3

    ናይ በዓል ገዛኺ ሽንጣር ኣተሓሕዛ ግን 😂😂😂❤ ኤሚየ ወሓለ ዓድና ኣናፊቅክና❤❤❤❤❤❤

  • @BrhanGhiwot
    @BrhanGhiwot หลายเดือนก่อน +1

    ፅሩያት ሰድራ ሓዳርኩም ይባርክ ዝፈትዎ መግቢ ጥሕሎ ❤

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ተጋሩዋይ ልዓመታ ከምዚይ ብሰላም የፅነሐና ኣሕዋተይ❤❤❤

  • @RdEy-lu8vo
    @RdEy-lu8vo หลายเดือนก่อน +2

    እሰይ ዛምበይተይ ወሓለ ኹሉ ትኽእልሉ እንኳዕ ሓቢሩ ኣብፀሐና ናይ ዓመት ሰባት ይበለና❤❤❤

  • @hiwihiwihiwi
    @hiwihiwihiwi หลายเดือนก่อน +2

    እንካዕ አብፀሐኩም ❤ ኤምየለ ውሓለ ኢኪ ።መአረይ ጌጋ የብልክይ ምቅርተይ

  • @Abilovetube562
    @Abilovetube562 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውውውው ጎበዝ ኢኪ ኤሚየ ግን ንእሽተይ ክተውድቂ ከለኪ ማይ ኣይተብዝሒ ካብኡ ከዓ እታ ስጋ ፃሕሊ ምስ ተገልበጠ እዩ ምጥባቅ ዝጅመር ብዝተረፈ ግን ጎበዝ ኢኪ ብጣዕሚ ደስ ይብል 🎉🎉🎉🎉

  • @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ
    @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ หลายเดือนก่อน +3

    እሙየይ ኩሉ ፅብቅ እዩ❤🎉
    ግን አብ ዓጋመ ጥራይ ዘይኮነሰ ጥሕሎሰ አብ ኩሉ እዩ ዝፍለጥሰ ጥሕሎ ኢና ባህልና ተትብሊ ተመራጺ እዩ እሙየይ ክወቕሰኪ ደልየ ዘይኮንኩሰ ሪኢቶ የ❤

  • @lem607
    @lem607 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብስየይይይ ምቅርቲ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኢኺ ግን ቁሩብ ጥሕሎ ከተውድቂ ከለኺ ማይ ጥምዕ ተብልሞ ኣብታ ክልቲአን ኢድኪ ኣጥፍፍእ ተብልዮ ካብኡ ተውድቂ ዛምበይተይ ብዝተረፈ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ምስ መላእ ስድራቤትኩም ❤❤❤❤❤

  • @MizanMulualem-qn5ox
    @MizanMulualem-qn5ox หลายเดือนก่อน +3

    ሓዞ ንግዚኡ ኣይስራሕን ተገደደ ን 3 መዓልቲ ክፀንሕ ኣለዎ መብረያ (ሕልበት ዓጋመ) ተኮይኑ ከዓ 7 መዓልቲ

  • @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
    @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ หลายเดือนก่อน

    ዋው ዋሓለ ኢኺ ኣበስላዋይ በጽቢ ወብርታ ደራ ብጣዕሚ እና ትሕሎ ንፈቱው ኩሉ ጉዳው ውን ብጥሕሎ እና ንሕልፎ ጡሑሎዋይ ናፊቀካ😔

  • @Fgj-u1m
    @Fgj-u1m หลายเดือนก่อน

    ገብዝ ኢኪ ጡሑሎን ገለን ይመቸኩም👏👏👏ወግዕኪ ብጠዕሚ ኢኪ ደስ ትብልኒ 🙏🙏🙏

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም
    እና ጥሕሎ ተውድቂ ከለኪ ፅፍርኪ ኣልዕልዮ

  • @betimodel6712
    @betimodel6712 หลายเดือนก่อน +2

    ምሙካርኪ ፅቡቅ እዩ ግን ጎዶለታት እንየዎ ንቀፃሊ ኣማሓይሽያ❤ብልዓፍያ

  • @amanithupia1201
    @amanithupia1201 หลายเดือนก่อน +1

    ኤሚ ሓፍተይ ኩሉ እዩ ዘጥዕመልኪ ዛምቤተይ❤❤❤

  • @JeDh-he4wn
    @JeDh-he4wn หลายเดือนก่อน

    እንኾዕ ኣሕብሩ ኣብፅሐና ዛቤተይ ኩሉ ወሓለ ኢኪ🥰 ግን ተዉድቂ ተለኪ ብመብልዕትኪ ኣዝርዮ ብጉራካ ኣይዘርይ

  • @LooliLooli-mo8en
    @LooliLooli-mo8en หลายเดือนก่อน +1

    ናራያለ መንጋለ ብዓውሶ ስርሒ ዓሳድዋ❤❤🎉🎉

  • @tmesegenthreaten1249
    @tmesegenthreaten1249 หลายเดือนก่อน +1

    ኩሉ እዩ ዘጥዕመልኪ አንኳዕ አብፀሐኩም ❤

  • @medhin8187
    @medhin8187 หลายเดือนก่อน +1

    ጎበዝ ኢኺ ❤
    ዕድመ ይሃብኩም ፍቕርኹም ይሰስን❤
    እታ ጸባ ሓዚኽያ ተትሓድሪ ጽብቕቲ ያ ትኸዉን ።
    ናይ ጥሕሎ ዉን ቃርሔት ዝበሃል ኣሎ ልኽልቴኹም😅 ግዝኡ ። እታ ስጋ ለ ምስተ ገልበጠት እያ ትጠብቕ ጥሕሎ ብመብረያ ምስታ ስልሲ እናሓወሰ ምስበልዐ ሰብ ዳርጋ ናብ ምጽጋብ ገጹ ምስ ኮነ ማለት ዩ ትገልበጥ ኢሎም ይእዝዙ ።
    ኣወዳድቓ ትቐርየኪ ያ ምስራሕ ለ ብ2ተ ኢድካ ያግን ንእሽተይ ዩ ዝቐርየኪ እንበር ዋዉ ።❤👌

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ หลายเดือนก่อน +3

    ገብዝ ኢኪ ማዓረይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ግን ኣነሰ አሕዋትኪ ግና ሓደር ዘይገበራ ንሰኪ ንእሸተይ እያ ሰለ ዘሰመዕኪ እየ ካብ አሕዋትኪ ንሰኪ ንእሸተይ ንሰኪ ሓዳረ ገይረኪ መቅራተይ እወነት ገብዝ ኢኪ ማዓረይ❤❤❤🎉ግን ዓርቢ እዩ እንታይ እዩ ሰጋ ዘለዎ❤

    • @medhin8187
      @medhin8187 หลายเดือนก่อน +2

      ነናይ ባዕሉ ግንባር ኣለዎ ድማ ሰሙ ሓዳራ ጌራ ያ
      ሊዱ ቀርያትና እንበር 😅

    • @tsegaBerhane-i7n
      @tsegaBerhane-i7n หลายเดือนก่อน

      Wey ged😂🤔

  • @Haregte
    @Haregte หลายเดือนก่อน +3

    እንቋዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ሩሑስ ብርሃነ መስቀል ንኹላትና ከምዚ ንዓመታ ምስ ወለድና እነብዕሎ ይግበረና ፈጣሪ😢🤲

  • @liyuhbt9443
    @liyuhbt9443 หลายเดือนก่อน

    Eza adikieks adey tezkreni beka edmen tenan yhabkn mama❤️❤️ rhus beal meskel ygberelkum 🥰🥰🥰

  • @elsagebredingle5315
    @elsagebredingle5315 หลายเดือนก่อน +1

    Gobez anele buna eye lifoti rihus Beal mikirtey❤❤❤❤❤❤❤

  • @mdmajarul1707
    @mdmajarul1707 หลายเดือนก่อน +1

    ዋወ ደስ ክብል ዓመት ካዓመት የፅንሑኹም ዕድሜን ጥዕናን ይሃቡኹም ሙቁራት🌺💞💛❤💝💐🌹

  • @LemlemTeklmchale
    @LemlemTeklmchale หลายเดือนก่อน +1

    አነስ ካብቲ ስርሓስ ዘረብአ ደስ ትብለኒ እዝውቲ ሱቅላ ከምአዴታታ ❤❤❤❤❤

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h หลายเดือนก่อน

    አባስየይ ኣንኻዕ እሕቡሩ አብፅሐና ፅሩያት ሰድራ ቡና ፅቡቅ ኣባስየይ 💜☕💛ደሞ አብ ተሌቪዥን ወልዓኪይ ዝለኪ መዝሙር ብጣዕሚ አያ ዝፍትው🙏💜ሶ ኩል ነገር ተሰራሕዮ ምግበ ቡና ኩል ግብዝ እኪ ኢቢሲ ፅሪያትኪ ምራ አዩ ደስ ዝበለና 💛💜ሶ ሕድርኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ይባረክልኩም ወዲከም አዎን እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበብ ይዕቢይልኩም🙏💛💜

  • @ፋነይ
    @ፋነይ หลายเดือนก่อน +1

    እንቋዕ ሓቢሩ ኣብጽሐና ኤሚ ሓፍትና❤❤

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን(3) ኣብሳየ ዋሓለ ኣነስ ኣቀራርባ ቡናኪ ደስ ኢኪ ትብልኒ ❤❤❤🎉🎉በጃኹም ደሙሩኒ ጎተተይ❤❤🎉

  • @Lele-dk1pi
    @Lele-dk1pi หลายเดือนก่อน

    ሽኮረይ እዛ ናጥሕሎ ተጋጊኪ መብረያ ክትገብር ፀብሒ ኣይሕበርን በልዕካ ኣጋ ክትፀግብ ስጋ ልምጥባቅ እዩ ልሕበር ❤❤

  • @biriktykeflu927
    @biriktykeflu927 หลายเดือนก่อน

    ጎበዝ ኢኺ ምሙካርኺ አምለሰት ኦ ኤሜን ጎበዝ ተዋሳኢት

  • @ElsaFisseha-ww5kb
    @ElsaFisseha-ww5kb หลายเดือนก่อน

    Amyway buna ketkerarebi teleki gerki des tebeli👌👌👌👌👌

  • @hgfgghgvjggf9916
    @hgfgghgvjggf9916 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እካዕ ሓቢሩ ኣብፀሐና ሙቁራተይ🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @VioBip-q2d
    @VioBip-q2d หลายเดือนก่อน

    ኣሜን እንካዕ ሓቢሩ ኣብፀሐና ምቅርተይ❤❤❤❤❤

  • @titisabawit3510
    @titisabawit3510 หลายเดือนก่อน

    ኤሚዋይ ወሓለ❤❤❤ ክትጉብዚ ፀብሕኺ ዋዉ ኣዘርቢቡኒ ኔሩ ኡፍፍ❤❤❤ክዝንጥጥጥ❤❤❤

  • @tsegatsega6520
    @tsegatsega6520 หลายเดือนก่อน +2

    ቀሪሐትን መከምብያን ግን ግዝኢ ኤሚ ፅብቅቲ 😂❤️

  • @HdhdjfjHdhdjfjhxhdhh
    @HdhdjfjHdhdjfjhxhdhh 10 วันที่ผ่านมา

    ወሓለ ከም ኣዴታታ👌👌👌👌👌

  • @JfyDrr
    @JfyDrr หลายเดือนก่อน +1

    ኤሚዋይ ኣነለ ቡና ከም ናትኪ ኣቀራርባ ደስ ሰለ ዝብለኒ ልዓመታ ተስትይኒ መፅብዓይ

  • @NdjjJsjsj
    @NdjjJsjsj หลายเดือนก่อน

    ኣቢሰይ እንካዕ ኣብፀሐኪም ምቁራት ፍጥረት❤ ኣዋዳድቃ ጥሕሊ ግን ኣፀቢቅኪ ተላመዲ ዝንበይተዋይ ካሊእ ገወዝ ኢኪ

  • @adiamhaile1816
    @adiamhaile1816 หลายเดือนก่อน

    Ellllllllllllll zemri melkti yesmalna zahftay ezi zamri tekatatlyo zelki zeftwo hawey eu anwn natki tektatlit eya mes beal bitay xbuk medb kexlyo zehfty❤❤❤

  • @RhdbbSifsh
    @RhdbbSifsh หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ሓብሩ ኣብፀሐና 💗💗💗💗🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @FgyyGg
    @FgyyGg หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ኢኺ ጎበዝ መዓረይ ❤

  • @abebagebreegziabher4048
    @abebagebreegziabher4048 หลายเดือนก่อน +1

    ናብ ዓድይ ኪመጽአ ክልኹ ቡና ኣብ ግዛኺ ቲጋብዝኒ ኢኺ I love coffee 🤭🤭

  • @Calmhuman-br5pn
    @Calmhuman-br5pn หลายเดือนก่อน

    ገብዝ ኢኪ ማዓረይ❤❤

  • @madamray-gx5ub
    @madamray-gx5ub หลายเดือนก่อน

    ኤሚዋይይ እንካዕ ኣብፀሐኩም ዛምቅርተይ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @mmn7636
    @mmn7636 หลายเดือนก่อน +1

    ኤሚየ እቲ ማይክ ኣርሕቅ ኣብልዮ ክትናገሪ ከለኪ ጎዋሕታ እንአዎ ፍትውትው እየ ዘብለኹም❤❤❤❤🎉🎉

  • @selam5637
    @selam5637 หลายเดือนก่อน +1

    ጥዑማት ስድራ ደስ ባሃልቲ❤

  • @ssll7812
    @ssll7812 หลายเดือนก่อน

    ኡሙዋይ ወሓለ ኢድ ይባረክ ጥሕሎ ሙሉእ ትግራይ ክተኣታተ ኣለዎ❤❤ባህልና ክብርና

  • @meryGabersaisey
    @meryGabersaisey หลายเดือนก่อน

    ገቦዝ እኪ ኢሚ ኣድነቂትኪ ካብ ዓጋመ ሕጂ ክዓ ስደት እየ ❤❤❤❤

  • @natsinettesfay4018
    @natsinettesfay4018 หลายเดือนก่อน

    ጎበዝ ኢኪ ኢኪ ንፍዕቲ ቀፅልዬ

  • @hajrBader
    @hajrBader หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ አሕብሩ አብጽሕና እድኪ ይባርክ ሓዳርኩም ይባርክልኩም ይባርክ አነስ ጥዒምዮ አይፍጥም ግን ሓደ ማዓልቲ ተስፋ አልኒ

  • @meri3353
    @meri3353 หลายเดือนก่อน +3

    ኢዲ ይባርክ

    • @መሪ-የ7ቸ
      @መሪ-የ7ቸ หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ❤❤

  • @saral600
    @saral600 หลายเดือนก่อน +1

    ኢድ ይባርክ እሙዋኒ ዋሓሎ ❤

  • @ሂውትጓልትግራይ
    @ሂውትጓልትግራይ หลายเดือนก่อน

    ደሰ ክተበሉ ንሰኪለ እዙውቲ ናተኩም ክረኢ ደሰ ይበለኒ ኩሉ ጊዜ ሕፀረ መጠን ዘበል ቪድኪ😮

  • @FhvgFjft
    @FhvgFjft หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ኣብፅሕካም ኣሓወተይ ዋይ ስደት ረሳሕ ዓዲካ ዝሞሰሎ የለን መሰቀል ኣብ ዓጋመ አረ ጦሒሎ ናፊቅናዮ ኤሚ ሓፈተይ ድስ ባሃሊ ቀፀሉሉ

  • @AdiamGhidey
    @AdiamGhidey หลายเดือนก่อน

    Eti enjera ayblaen diu?

  • @tsrhaaregawi5555
    @tsrhaaregawi5555 หลายเดือนก่อน

    Thlo mehref ma fov food ❤❤gobez ed yibark ❤❤

  • @Azmra-ye6bd
    @Azmra-ye6bd หลายเดือนก่อน

    ገበዝ ዛሓፍተይ ፍቅርክም ይባረክ

  • @MerryBeautiful-g3k
    @MerryBeautiful-g3k หลายเดือนก่อน

    Mgbi tserhi teleku tsegurki shefnyo embeyteway lele pizaki des kbl❤

  • @wintafetawitthomasalazar6678
    @wintafetawitthomasalazar6678 หลายเดือนก่อน

    Qola eko gebzyo kulel yebel alo abyeki 😂❤ Ruhus awdamt xbuqatt family 🎉❤

  • @galgatar
    @galgatar หลายเดือนก่อน +3

    ጥሕሎ ተናፋቂ ❤❤❤❤

  • @Seniseniii
    @Seniseniii หลายเดือนก่อน

    ዋሓለ በቃ ታክወፅአኪ ኤሚየ❤🎉

  • @milimili-y3b
    @milimili-y3b หลายเดือนก่อน

    ahbiru enkae abtshena ziyaday

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 หลายเดือนก่อน +1

    ናዓኹም እውን ርሑስ ባዓል መስቀል እቶም ቢዛ አይትቑረሱ ዝብሉ ወይ ዝብዛ ብቕጫ መጠቓ ዛዓበዩ እዮም ክክክክክክክክ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🌷💟💟🌷💟🌷💟✝️🙏✝️🙏✝️🙏

  • @GjKj-cq8kx
    @GjKj-cq8kx หลายเดือนก่อน +1

    ባህሊ ዓጋመ ኪኢልክያ❤❤❤❤❤

  • @ggdd-xy4qi
    @ggdd-xy4qi หลายเดือนก่อน +3

    መጀመርያ ስጋ ኣይውጋእን ስጋ ዳሓር እዩ

    • @NuedTube
      @NuedTube  หลายเดือนก่อน

      Ane ewn keneyu eye eile

  • @FyoriBaraki
    @FyoriBaraki หลายเดือนก่อน

    ዳኑኡድ እንቋዕ ንበዓል መስቀል አብፀሓኩም❤❤

  • @MssMedina
    @MssMedina หลายเดือนก่อน

    ጎበዝ ብሓቂ ❤❤🥰🥰🥰

  • @mebrihitkidanu16
    @mebrihitkidanu16 หลายเดือนก่อน +3

    ናይ ዓጋማ ጥራይ ድዩ ኮይኑ መሰቀል ኣብ ኩሉ ከባቢ እዩ ዝክበር ደቂ ዓጋመ ትብለኪ🤔

    • @FreKahsay-im8du
      @FreKahsay-im8du หลายเดือนก่อน +1

      ኣብ ዓጋመ ኣከባብሩኡ ይፍለ እዩ

    • @Ufcjjf-rx4sx
      @Ufcjjf-rx4sx หลายเดือนก่อน +1

      መን ልካኪይ😮😮😮❤❤

  • @hdhud9018
    @hdhud9018 หลายเดือนก่อน

    ገብዝ እኪ ❤❤❤❤

  • @ስላሚና
    @ስላሚና หลายเดือนก่อน

    እቋዕ ኣብፀሐኩም ፅቡቓት ግን ቅድሚ ስብኣይ ምብለዑ ንስኻትክን ኣይትባርኸኡ❤

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ หลายเดือนก่อน +1

    አቱም ህዝቢ ኣነስ ዘይፈልጦ ዝምግቢ እካዕኸ ውዲ ዓጋመ ዘይምርዓ🙄😂😂ኤማየ ውሓለ ኢኺ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

    • @tsgieTsegay
      @tsgieTsegay หลายเดือนก่อน

      ከላምደኪ እሞ ወዲ ዓጋመ ትምርዐዊ እኪ😂

    • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
      @ጋልትግራይ-ዐ2ገ หลายเดือนก่อน

      @@tsgieTsegay ይቅረየኒ ምኽኣል ከይስእኖ እም ከይፍትሐንይ🤭😂😂😂

  • @GalaxyAa-ns3sy
    @GalaxyAa-ns3sy หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤

  • @GgDdd-n4t
    @GgDdd-n4t หลายเดือนก่อน

    አሜን እንካዓ ሐብሩ ኣብፀሐና

  • @biniale8630
    @biniale8630 หลายเดือนก่อน

    Absi haftey des behali eu gin tsifri teserhika tihlo aysrahin

  • @FreKahsay-im8du
    @FreKahsay-im8du หลายเดือนก่อน

    ዋይ ልጥሕሎ እዩ ሰሪሐዮ ለይፈልጥ 🤭መዓልታዊ ምግብና

  • @TgLave-si4wl
    @TgLave-si4wl หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣሕዋተይ ሰደት ዘለና ካኣ ናብ ዓድና የብለና❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @menkemtg6761
    @menkemtg6761 หลายเดือนก่อน

    I proud of you my sister ❤

  • @EtttugfIgbgfjgfĝ
    @EtttugfIgbgfjgfĝ หลายเดือนก่อน +1

    ኤማየይ ወሓለ ❤❤❤

  • @SaronGebreyesus
    @SaronGebreyesus หลายเดือนก่อน

    Tsibuqat Rhus Beal Yigberelna❤❤❤

  • @EliasTafla
    @EliasTafla หลายเดือนก่อน +1

    Btemi iki des tbeleni bun ketfelhi kelki gen tka salon konki aflhi gen ykreta sle zfetweki eye kab 🇪🇷

  • @sinduTube-jtqv19
    @sinduTube-jtqv19 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ሓብሩ አበፀሐና አብፀሐኩም ❤❤🎉

  • @ለለለ
    @ለለለ หลายเดือนก่อน

    ኤሚየይ አኮ ለባም አያ ለይከም ዕድሜኣ

  • @SarahSiiui
    @SarahSiiui หลายเดือนก่อน +1

    ኤሚየ ኣባይ ሰብ 🦋😇

  • @lemlemhatsey6553
    @lemlemhatsey6553 หลายเดือนก่อน

    Enkae ni birhane meskelu biselam abtsehakum.❤

  • @Ngstigeretsedk5001
    @Ngstigeretsedk5001 หลายเดือนก่อน

    ዝጎደለተሎ ንጎሩኒ ስለ ዝበልኪ እየ ኤሚየ 😂 ጥሑሎ ዓፂሙ ዋ 2ይ ጥሑሎ ኣብ ዝጠሕለካሉ ኣይኮንካን ተስተካክሎ ኣብ ቀርሐት ምስ በፅሐ እካ ተመሻሽዎ😂 ግን ብጠዕማ እየ ዝፈትወኪ❤🎉🎉🎉🎉

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera9233 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤emiway lovley family god bless

  • @selamselam-ns3vg
    @selamselam-ns3vg หลายเดือนก่อน

    Btaimi gobez eki zambeytey😍😍😍😍

  • @Nebyatbrhan
    @Nebyatbrhan หลายเดือนก่อน +2

    ኣነማ ጥሕኒ ንታክሲ ኣምፀአለይ እይለ ኣምፅአስ መዳመይለ ናይ ምንታይ ሕሩጭ እዩ እላ ጉሑፋቶ ንጉሆ ተስኣ ተራኣኩስ ዘየለ ንምንታይ ጉሕፉኩዮ ይብላ ኣለኩስ መነገርክኒ ታይ ፈልጠ
    ኣነለ ሕርር እለ ስቅ 😜

    • @edon7537
      @edon7537 หลายเดือนก่อน

      🙄ዋይ ሕሱድ😢

    • @dhhgh6830
      @dhhgh6830 หลายเดือนก่อน

      ዋይ ንዓይ ዝገጠመኒ ዶ ገጢሙኪ ሓፍተይ😢😢😢

  • @ይርጋጓልትግራይ
    @ይርጋጓልትግራይ หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤#ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራት ኣሕዋተይ ኣባራትዑኒ ጀማሪት እየ ከይትሓልፉኒ ❤❤🎉🎉🎉

  • @በእምነት-ኸ9አ
    @በእምነት-ኸ9አ หลายเดือนก่อน

    መጀመሪያ ሓዙ ብኢድኺ ብደምቢ ትወቅዕዮ ሰናፍጨ አባዕኸ ጻዓዳ ሽንጉርቲ ገይርኪ ብያንስ ቅድሚ ሓደ ማዓልቲ ተትሰርሕዮ ኣብዙ ጥሕሉ ለ ብደምቢ ደርኹዕ እየን ለብለኦ ካልኣይ ጥሕሉ ክብላዓ ተሉ መጀመሪያ ሥጋ አይብላዓይ ዳሓራ እዩ ልብላዓ ብቻ ግን ጉቡዝ ኢኺ ።

  • @allbaad5259
    @allbaad5259 หลายเดือนก่อน

    ኢሚዋይ ዋሓለ ❤❤❤❤

  • @SaraGuesh-n6i
    @SaraGuesh-n6i หลายเดือนก่อน

    Btaemi eye lifetyokum❤❤❤❤

  • @menkemtg6761
    @menkemtg6761 หลายเดือนก่อน

    Enkaee nbeale meskel abtsehana

  • @zxzx1212-et9wg
    @zxzx1212-et9wg หลายเดือนก่อน

    Are bmaryamk zeynrekbo zele zelena ema ab sedet aytreina🥺🥺

  • @وفانهاحمد
    @وفانهاحمد หลายเดือนก่อน +1

    Asey des ktbulu ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @NetsiGalHaylush
    @NetsiGalHaylush หลายเดือนก่อน

    ደስ ክትብሉ ሙቁራት❤❤❤🎉🎉🎉