Yaru Makaveli x Narry x Yada sads x Ruta x Frew x danay x donat - CYPHER WEYN 2 / Tigray Music
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
- Yaru Makaveli x Narry x Yada sads x Ruta x Frew x danay x donat - CYPHER WEYN 2 / Tigray Music 2021
subscribe ► goo.gl/e32poa
Facebook ► / lihamelody
Instagram ► / liham_melody
Google+ ► plus.google.co...
► / lihammelody
unauthorized use, distribution and re upload of this content is strictly prohibited
Copyright ©2021 Liham Melody
#LihamMelody #ሊሓምሜሎዲ #LihamTigrayMusic
እንካዕ ሰላም መፃኩም ጀጋኑና ዶናት ጅግና ብሓቂ
ረመፅ እያ ወ ዓድና
ትግራይ ትስዕር
ትግራዋይ ካይንካ ምፍጣር ባዕሉ ናይ ወርቂ አና ኣዋርቂ ዕድል እዩ። ገዛ ተጋሩ እዚኣ channel ናይኩም እዩ ። በይዛኩም #subacribe🔔🔔 በሉኒ ምስ ይቅርታ 🙏🙏🙏
Tr
0:50 0:51 0:52 ❤
Stop genocide
Peace and love for Tigray
We love you 💛❤️
Thank you sis 👏
Thank you 🙏 sis we love 💗 you too
Thanks sister
Thanks 🙏 for your voice
Thank you sister god bless you
ተጋሩዋኒ ብስም ዶናት ቀሺ ገብሩ ዝኮነት ናይዚ ዓመት ብልፅቲ ህፃን #like ረጊፅኩም ሕለፉኒ እስኪ ፍትወትኩም ግለፁለይ ❤❤❤❤
Abzia comments "like" gernas entay eki tiribiHi maletyu? Just curious 🤔 buzuhat kemu kiblu silezenibib eye?
🥰❤💛💪
🥰❤❤💪
ከየንትና መበራትዒ ✅
@@Westcont1588 ኣነስ ኣይንሱንዶ ዝገርመኒ ላይክ ግበሩኒ ኢለን ዝልምና እንታይ ክረኽባ እየን?
ትግራዋይነት ክቡር መንነት
ብመንነትይ ሓፊረ ኣይፍልጥን ❤️💛✊🏾
#tigray #tigraywillprevail
እቱም ተጋሩ ብስሩ ፍሉያት ኢና ንሕና....i am proud of you guys ❤💪ተጋሩ ጥራሕ#👍 ረጊፅኩም ሕለፉ
ትግራዋይ ካይንካ ምፍጣር ባዕሉ ናይ ወርቂ አና ኣዋርቂ ዕድል እዩ። ገዛ ተጋሩ እዚኣ channel ናይኩም እዩ ። በይዛኩም #subacribe🔔🔔 በሉኒ ምስ ይቅርታ 🙏🙏🙏
@@Zanta_Gedli 100%💊
የእምሮኹምን መሬትኩምን ህዝብኹምን እግዚአብሔር ይባርኩም ደቂ እኖይ ኣናብስ ኣጆኹም ክትዕወቱ ኢኹም ድሮ እኳ ተዓዊትኩም ኣሎኹም ሓውኹም ኤርትራዊ
ደቂ እዚ ኹርዕ ህዝቢ ::ደቂ ዓባይ ትግራይ፣ you guyz killed it ✊✊✊ im very proud of you all :
ኣጆኻ ህዝበይ ኩሉ ከኣሎ
ድሕሪ ስቃይ ራህዋ ኣሎ :ብርሃን ኣሎ።
ተጋሩ ኽበሩ ንዘልኣለም ንበሩ 💞
ተጋሩዋይ ክበሩ ስመሩ ሰስኑ እሞ ሽሕን ዋልታን ኩኑ ኩሉ ክሓልፍ እዩ እግዚኣብሔር ምሳኩም ይኩን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ውውውው ደስ ይብል ተጋሩ ስላ ጀጋኑና ንዕወት አለና ኣዴታትና ብክየን አይቀርያን
ኣብይ ጅግና ንመቐለ ብደብዳብ ነፈርቲ ዱቄት ጌርዋ ንተጋሩ ክምኣ ኢያ ፈውስኹም
DDD FFF.ተአለ ወዲ ባርያ
@@africanhabesha9650 ንሱ ሓንቲ ቦንምቢ ክልእክ ከሎ ኣሸሓት ኣምሓሩ ኤርትራውያን ከም ነርግፎም ዘለና ከ መን ይነግረኩም😁
Love 🖤❤️❤️tegaruwa from 🇪🇷 awetkum yereyeni
ሓው ንሓው አየፅንትን ፣ አየብርስን አይተምስሉ ። next to amhara ቁፅሪ ሓደ ፀላኢ ኤርትራውያን ኢኩም ።
Shame on you brother. Eritreawi konka kemzi mibalka. Ab quinat awet zibhal yelen kisara seb tray ember. Neti haqi entezey kihdkayo lelti ti eritrea ab 60 amet teqalisa zseweato eyom sebom qesirom. Ezi diu eti awet. Zehfir eu mechem. Shaebya mexlae kale eu,, hager mexlae gin waga yekfil eu arkey. Astebhil....
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊
@@yohannisbirhane7792❤
Kl❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋውውውው ብትግራውነትና ንኮርዕ ኣየኩም ናይና ትግራይ ስዒራ 💛♥💛♥💪
ቃላት ስአነ፣ ሓንቲ ግን ረኽበ
ትግራዋይ!✊🏿✊🏿
ደቂ ትግራይ ላይክን ሼርን ንግበር ነተባባዕዮም ነዞም የሕዋትና ትግራይና ትዕወት 💛❤️💯💪
ዶናተይ ማረይ ጹቡቅ ስራሕ አሕዋተይ👍👍👍❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏✊✊✊✊✊✊✊✊
ዋውውውው ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ደቂ ትግራይ ደመይ ግን ናይ መጀመርያ እንበር ናይ መጨረሻ ከይትኸውን ሓደራ ጠንኪርኩም ቀፅልሉ ✊️✊️✊️✊️😭👌
ተጋሩ ብቁንጅናና ፍሉጣት ብጅግንነትና ፍሉጣት እወ ፍሉጣት💊💓😘😘
እውነት ነው የትግራዋይ መልክ ይለያል ከሆሉም ቆንጆዎች ናቹሁ ጀግኖች ናቹሁ ንቁ ማህበረሰብ የሰው ልክ የሚያቅ ማህበረሰብ ትግራይ ቆንጆዎች ናቹሁ ጀግናም ናቹሁ
😘😘😘❤️❤️❤️❤️❤️💐💐💐💐💐💐
ዋው ጀጋኑና ተጋሩዋይ
መሬት ትግራይ ንፀላእቲ ረመፅ እያ
ክብሪ እንዲዩ መስዋእተይ ሰለ ዓባይ ትግራይ
ትግራይ ትዕወት💛❤💛❤💛❤💛❤💛✊💪
አንሕና ተጋሩ ኢና ንክበር ብቅልፅምና❤💛✊💪
Woww መግለጺ የብልይን ናይ ብሓቅ ይብል ግጥሚን Zeman ናይ ብሓቂ ጀጋኑ ኣጆና ኣጆኹም ካሓልፍ'ዩ እዝ ጸልማት ክጋሃድ'ዩ እቲ ብርሃን ።
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ንቃልስና ዘተባብዕ በሓቂ ንፉዓት Thank you 💖💖💖💖
ዶናትና ዋዕሮ ናዚ ዘመን💊💘💘💪💪💪💪💪
ደቅ ጀጋኑ ደስ ትብል ሙዚቃ ኣይዞኩም ቀሪብና ኢና ።ኣይንግዛእን እወ💘💘💘💘💘🙏❤❤❤❤💋💋💋💋🙏
ፀላኢ ዓይንኩም ይፍሰሰ ፁሩያት ተጋሩ ንስኩም ዶ ትብደሉ😭❤️💛💪
እምላክ ምስኩም ይኩን ትጋራዋይ ማዓረይ 😘💝💝💝💝💞💞💞💞💘💘💘💘❤❤🌷🌷💘💘💘💞💞💓💓💘💘💘
Ничего не понятно но задорно
Tigray prevail
from russia with love
Orthodox Christian 96% tigray 🙏🙏🙏
Вообще я не понимаю почему твоя страна нечего говорить когда миллионов глодают.
it's all about politics
putin is antiamerican so hi is friend with antiamerican leaders like abbi
@@ilyamaltian I love Putin before but now he is anti orthodox Christian so sad abiy Ahmed is a killer destroy churches killing priests but Putin support tanks weapons but it doesn't matter we gona win soon tigray brave people hero
@@ilyamaltian whay russia 🇷🇺
Whay whay whay
To tigray
Russia 🇷🇺 in all history of tigray support dictators and keep killing tigray people
Stopped 🛑 Russia support
እንድዒ አነስ መግለፂ ስኢነልኩም ተጋሩ ትብሃሉ 😭😭💪💪❤
"ነዚ ህዝብስ 7 ጊዜ እንተተሰዋኣሉ እውን..." ናይ ብሓቂ ወርቂ ህዝቢ
ኣነ ዝገርመኒ ዘሎስ ተጋሩ ሰሚዕኩም like ዘይትገብሩ ሰለዚ like ግበሩ ኣይትሕመቁ ስሳትና ንተሓጋገዝ እና ፅቡቅ ስራሕ እዩ ኣጆና ክትወግሕ እያ መሬት፡ ኣምላክ ምስ ውፁዕ ህዝቢ ይኩን🙏💛❤️
ትክክል ንፈዝለና ብጣዕሚ
Amen
i can't stop listening de song
Good job tegaru 🇻🇳 love 🇪🇷👍🏽
ትግራዋይ ኣይግዛእን 💊❤️✊
ዶናት ትግራይ ተባዕ ✊
ተጋሩ ኣይተኻኣልኩምን
ሕጂ ኸኣ ብራብ
ሚሳይል ደብድብዎ
ጀጋኑ ኩላትኩም ምስ
ዋዕሮታት ኣደታትና 💊💊💊
🇻🇳🇻🇳🇻🇳✊🏽✊🏽
ተጋሩ ጅግና አሕዋትና ፅብቅ ስራሕ እጆኪ ትግራይ ዓደይ ክወግሕ እዩ 💖✊✊
መግለፂ ሲኢነልኩም እኮ ታይ ዓይነት ቃል ክጥቀም ትግራይ ግን ትስዕርን ፈረቃን !!
ተጋሩ ክበሩ ንበሩ ሰስኑ አሞ ሽሕን ዋልታን ኩኑ ኩሉ ክሓልፍ አግዚአብሔር ይሓግዝኩም❤💛🙏✊
It's been two years, but Still listing to this song ...
What a masterpiece so underrated......
Can't stop listning this music, Best music
Me too
Me to
ኣቱም ከመይ ኣይነት ሙዚቃ እዬ ክንደይ ግዜ ሰሚዕዮ መሲልኩም ካብ ጨጉር እርኢስኻ ክሳብ እግርኻ ይነዝረካ 💪💪
ክወግሕ እዩ ኣጀኹም ህዝበይ ሳላ ፅንዓትኩም ጅግንነት እዩ ለልመፃ ናረበፅኩም ቀንዕና ክንርኢ ኾይንና ዘላ መልእና ክንዕወት ኢና 💪💊♥️
ዶናተይ ጅግና ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑና 💘💘💘💐💐💐💐
ዶናት ጅግና❣️🌍💛❣️💔
ባአካትኩም,,,ተሓቢነ
ጀጋኑ💔💔💔💔💔👑👑👑👑
ኣሰይይይይ ደስ ክብሉ ሽኮራት 💖💖💖💖 ተጋሩዋይ ኣሕዋተይ ሰላምና ይመልሰልና ፈጣሪ ኣምላክ 👏👏
ኣብዚ ደርፊ ኩለን ላህጃታት ትግርኛ ኣለዋ።
ትግራይ ንዘልዓለም!!!
wow ምንም መግለጺ የብለይን
ግጥሚ 100 %
ዜማ 100%
ምንም ጎዶሎ የለይ
ገና ትግራይ ትስዕር 💪💊💊💊💊
👌ብሓቂ ውድእቲ ስራሕ♫︎
ኦ ኣምላክይ ምሕረትካ ላኣከልና ፆዮን ማርያም ኣደይ ፅላል ክንዮም አሜን 🤲
መገለፆ የብለይን እንኻዕ ካባካቱም ተፍጠርኩ 🤲
I can’t get enough of the reality in this song. It touches my heart ! The young youth I’m so proud that you guys are ours ⚠️ so much love goes to you the Young tegarus ⚠️🇻🇳💊🇻🇳💊🇻🇳💊🇻🇳💪🏾
What is the tittle of this song I still didn’t get it!
@@ethiopiadinku9881 q
@@ethiopiadinku9881 it's title is weyn!
We win tigaye
3 rapper should be looking to start rapping as a business. I mean his voice, breathing, flow is outrageous good.
3rd
Video Time stamp 3:00
ናይመን ማ ክትሕዙ ደቂ ጀጋኑ ትግራይና ክትዕምብብ እያ ፀላእታ ቀቢራ ♥️💛♥️💪🏿
I never liked hip hop but this my favorite one. The lyrics is on point and explains current Tigray situation. Proud of you!
ዶናት ክርኢ ሃፂፀ❤✊☝️
በአቂ
አነለ
ብጣዒሚ አነለ TDF ጂግና ወድሕዝብይ ረብይ ይሓልወም ያረብብብ ብሰላም ዓድና ይመልሰናናናናያረብብብብ🕌🕌☝❤❤❤😘😘😘💐💐👍👍👍🇻🇳🇻🇳🇻🇳
We support TDF keep Going From 🇸🇴
ሪኢኩም ከይትሓልፉ ተጋሩዋኒ ሓድነትና ነስጥም❤❤
ዝገርም ጥበብ ተጋሩዋይ ብፍላይ መግለፂ ቁዋም ህዝቢ ትግራይ
ዳኑ ሽኮሮ ሓቅኻ እንስሳ ዝኾኑ ፈጥረት ፅብቅ ስራሓ ቃፂለሉ ጀጋኑ❤❤💛🙏🙏🙏👍
ክፅሕፍ ደልየስ ገዲፈዮ መግለፂ ስኢነልኩም
ትግራይ ግን ትስዕርን ፈረቃን!!
Bravo Yared Dannay Donat እና ኩለኩም ኣብዚ ዝተሳተፍኩም
I can't stop listening to this lovely and brilliant rap Tigray Tigrinya music. I am proud of you guys.
ሃለዋትናን ድሕንነትናን ብቅልፅምና
ትግራይ ትስዕር 💪💪💪❤💛🏖️
ጹሩያት ተጋሩ ኣነስ ካባኹም ምፍጣረይ ኩርዕቲ እየ ኣጆና ዓወትና ኣብቀረባዩ💪💪💪
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ተጋሩዋይ ብዙሑ ሰስኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑለይ ትግራይ ትስዕርን ፈረቃን💊💪
አሜን 3🙏🙏🙏ትክክል ትግራይ ትስዕር ::🥰💊✊️
🥰❤💛❤💛❤❤❤hager tgrayy nkdmit🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
I am oromo I love this is freedom fighters song all Tegaru is hero but Donat Germa is my special hero. Like Qashi Gabru ❤❤
Viva TDF viva OLA 👍👍🙏🙏🙏👏👏
ormoma lezelalrm yinor ❤💚one love brother ✊🏽
💛❤️
yah she is smart and we love you too♥♥
Thanks you 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ዎው ሓሪፍ ደርፊ ብዙሕ መልእክቲ ዘለዎ
I can’t get enough of the reality in this song. It touches my heart ! The young youth I’m so proud that you guys are ours ⚠️ so much love goes to you the Young tegarus ⚠️🇻🇳💊🇻🇳💊🇻🇳💊🇻🇳💪🏾
Ohhhhh 😭 god may bless Tigray ezi hezbi zi do yebedel alem zeyfethawit hawekum eritrawi eye ❤️
ፅቡቕ ስራሕ፡፡
ዶናት ምቅርቲ
Proud of you deki adey watching this song and crying I can’t get enough of it the strength and perseverance of my people 💛❤️! The agony that my people are going through will get over soon, Tigray Tiewet ❤️💛💊
ልገርም ስራሕ ደቂ ዓባይ ትግራይ ቐጽልሉ❤💪❤
I love our baby Donut. She will be a future president of Tigray!! ❤️💛🥰
ዋውውውው ዛምጭውቲ ቆላዓ ዋዕሮ ቀሺ ገብሩ 💊✊❤️♦️♣️
ዋውው ቀልበይ ወሲዶምኒ ኣነሰ💖
I don’t have words to describe this song, this art ❤️💛❤️💛
ትግራይ ትስዕር💛❤🌿።
ትግራይ ትዕወት💛❤🌿።
ትግራይ ንቅድሚት💛❤🌿።
✝️☝️💛❤😍😍😍🌿🌿🌿🌿
ብሽም ህጻን ዶናት እሰከ ላይክ ሃበኒ። ዕድመ ጥዕና ያሃብኪ።
ኣምላክ መሳክሙ የኹን አሓወተይ ምዓረይ 🥰🥰🥰🥰✊️✊️✊️✊️✊️✊️
ዋውውውውውው ጀጋኑና በርትዑ ትግራይ ትስዕር🌍🌍💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💘💘💘
ቃላት የብልየን እንታይ ኢል ክም ዝብሎም ጥፊኡኒ♥
ተጋሩ ዋን ብጣዕም ኮእየ ዝፎትዎኩም ሰላምኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ማርያም ፅዮን ትሓሉኩም
ኣሰይይ ተጋሩዋኒ ፅሩያት ከም ማይ ንጎሆ ትግራይ ትስዕር❤️❤️🇻🇳🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💋💋💋💋💋
ትግረዋይ ዋላ እንተ ፈከረ የምሕረሉ ኢዩ ሰብን እዝግን ዝምስክሮ ጅግንነት ኣብ መሬት እነሆ ዓለም ገሪምዎ ናይዚ ህዝቢ እዚ ቆራፅነት ::❤🦁💪
ዋውውው ተጋሩ ደቅ ሓራሰ ነብሪ🦁🦁🦁🦁✊
ኣታ ኣነስ እንታይ ኢለ እየ ክፅሕፍ ብምንተይ እየ ክገልፀኩም በቃ መግለፂ የብለይ❤💊💊 ተመስገን ኣምላክ ካብዚ ህዝቢ እዚ ዝፍጠርካኒ🙏🙏🙏❤❤❤💊💊💊💊👈
ተጋሩዋኒ ድጋጊመ ክሰምዓ ተገዲደ ግን ምስልኩም ኣብ ደመይ
ቃላትኩም ኣብ ኣእምሮይ
በቃ ከም ፍቃድ እግዚኣብሄር
ብሻለኩም ኣለና ክንህሉ ኢና ውን
ፀላእቲ ቀቢርኩም🙏☝💊💔
Wonderful Song ❤️💛 GOD IS ALWAYS WITH TIGRAY ❤️💛🙏🙏🙏
ኣጆኹም ክሓልፍ ኢዩ፥ ፍንጫሕ መሰንገለና ዝኾንኩም ትግራዎት የሕዋትና።
❤❤❤❤🙏
U guys 👦make me proud of who I am respect yowwwwww
አሰይ ቅድሜኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ሃለውትናን ድሕንነትናን ብቅልፅና💪💪💪💛❤️❤️❤️💊💊💊💊💊💊
ዶናይት,ሓበኛ💛❤💪💪💪💪
forsa tigrawai ✊💥💯👏
ብሉፅ ስራሕ ፀላኢ ዓይንና ይፍሰስ
ተመስገን ዝብሃል ካብዚ ትውልዲ ዙይ ክትፍጠር ከለኻ እዩ።💪💪💪
ደቂ ሓላል መሬት ሰላምኩም ይብዛሕ🙏💛❤ትግራዋይነት ክብር ምንነት ትግራይ ትዕወት
ፅቡቕ ስራሕ፡፡
ዶናት ምቅርቲ
Wooooooow jeganuna ❤️💛💪🐯😘. Tsebuke sirah Eyu ketselulu jeganuna ❤️💛💪
ጀጋኑ ደቂ ትግራይና ኣጆኩም ናይና ክንስዕር ኢና✊❤️💛❤️
ተጋርዋ ኣጆኻም እስክ ሰስኑለይ ዓወትኩም ይሪኤና ፈጣሪ ካብ ሓዉኹም ወዲ ኣከለ😍😍😍😍😍🙏🏻🙏🏻
ዋውውውው ደቂ ሓላል መሬት
ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ሰራሕ
ንኪደ ጥራሕ ንቅደሚት
ትግራይ ትሰዕር።❤💛✊
ነዛ ህጻን ቆልነዓ ምስ ራኣየ ኣብዪ ታይ ተሰሚዕዎ ይኸዉን #ትግራዋይነት✊💪
I don't have words to Express this song. Powerful ... keep it up ..God bless TDF and our people
*ጀጋኑ መናእሰያትና ኩርዓት ሃገርና ንበሩልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ትግራይ ስዒራ ትግራይ ትዕወት 👌❤💛🇻🇳⭐❤💛💪✊*
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ጀጋኑ በተለይ ዶናት ( ቀሺ ገብሩ ) ዋዕሮ
ተጋሩዋይ❤❤❤
ደቂ ሓራስ ነብሪ ❤️💛✊
እንተ ንሕና ግን ምሳኹም ዘይምህላውና ቁድስ ቅንኢ ይሓድርና😭😭😭