ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Wwww Musses arkey nay behaki xibuk zanta Keep it bro
des zbel mesati zantaiu thanks
Mositey marr abi seb xbuk xhuf 🥰🥰🥰
Wowwwww amazing so good job Nay bahaqi des tbel zante Qexelwo👏🙏💒💒💒
Ah eway ane yehatey bezkone kengefa keneber Ajoka Eritreawi ...😥😥💔💔👍
Mossui hawey God bless ma bro 🙏And good work!
*ክተባባዕ ዘለዎ ወዲ ! ብራቮ ክቡር ብጻየይ።*
Wwww betami das zebel iyu amlak temu eyu nay Behaki fekerin seniteyn yemeneyelom ❤🙏
Wawww nfeti edmen teanan yhabki nmusie hawna wn
ኣጆካ በርትዕ ፍረ ጽባሕ ሞሲተይ ጽቡቅ ስራሕ💖💖
InstaBlaster...
ተኣምራት ናይታ ጸላም ረፍዲናይ ሎሚ 7 ዓመት'ዩ ኣብ ዴሴት ላምፓዱዛ። ኣብታ ጸላም ረፍዲ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ኣማኢት ኤርትራዉያን መንእሰያት ኣብ ባሕሪ ዝሰጠሙላ። ዶ/ር ፔትሮ ባርቶሎ ነቲ ካብ ባሕሪ ተመዝሒቑ ዘወጸ ሬሳታት ኣፍልጦ ክህብ ስለ ዝነበሮ፡ ነቲ ሬሳታት በብሓደ ካብ ዝተዓሸጎ ፕላስቲክ ሻርነልኡ እንዳ ጋለሀ ናይ መወዳእታ ናይ ሞት መርትዖ ብ ሞያዊ ብቕዓቱ ይህብ ነበረ። ኣብ ሞንጎ እቲ ከቢድ ሓዘንን፡ጸቕጢ ዝመለኦ መንፈስ ናይታ ዕለትን ፡ ዜግነት ብዘየገድስ ፡ ኣብ ገጽ ነውፍሲ-ወከፍ ፍጡር ከቢድ ጓህን ብንብዓት ዝዓዝዓዘ ምስልን ተለጢፉ ነበረ ። ማዕከናት ዜና ዓለም ፥ ነቲ እትረፍ ክትርእዮ ክትሰምዖ እኳ ዘስካሕክሕ ጃምላዊ ህልቂት መንእሰያት ኤርትራ ብ ተንቀሳኣቓሲ ምስሊ ኣሰንየን ናይ ሓዘን መልእኽቲ ይዝርግሓ ነበራ። ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ ምስሊ ናይቶም ግዳያት ዘለዎ ናይደም ሕብሪ ዝተቐብኦ ንብዓት ዝንጠብጥብ ኣሳእል መሪር ሓዘን ንምግላጽ የዕለቕሊቑ ነበረ። ካብ'የ ሃገራት ኤውሮጳ ዝተኣኻኸባ ምስ ኣብ ጣልያን ዝቕመጣ ኤርትራዉያን ኣደታት፡ ከብድኻ ዝበልዕ ቁዘማን ኣውያትን ኣብ ኩሉ መረኸቢ ብዙሓን ናይ መርድእ መቓልሕ ኣጋወሓ ። ዶ/ር ፔትሮ ኣብ መንጎ እቲ ብቐደም ተኸተል ዘረጋግጾ ዝነበረ ናይ ኣማኢት ኤትራዉያን ሬሳታት ስራሕ ፈጣሪ ንኸይተርፍ ሓደ ተኣምራት ተገልጸ። ካብቲ ብፕላስቲክ ተዓሺጉ ዘነበረ ሬሳ ትልኽታ ትንፋስ ናይ ሓንቲ መንእሰይ ኣስተብሃለ።ኣብቲ መጀመርታ ዶ/ር ፔትሮ ነቲ ተጓንፎ ከረጋግጽ ስለ ዝኸበዶ ደጋጊሙ ኣብ ዝተፈላለየ ክፍሊ ኣካላት ናይቲ ሬሳ ንዝያዳ መርትዖ ብሸፈድፈድ ጎርጎረ። እዚ ክንዮ ተኣምራት ካልእ ሚስጢር ዘይውክሎ ኣጋጣሚ ፡ ን ዶ/ር ፔትሮ ካብቲ ዝጸነሖ ፍጥነት ቀኒሱ ናብ ፍጹም ደረቕ ቀየሮ።ንዝተወሰነ ካሊእታት ድማ ስርሑ ኣቋሪጹ ናብ ፍጹም ዕኑድ ስለዝተቐየረ ፡ኣቓልቦ መሳርሕቱ ሰሓበ። ነቲ ኩነታት ብቐረባ ዝከታተሉ ዝነበሩ ተሓጋገዝቱ ፡ን ዶ/ር ፔትሮ ፥ ገሊኦም ብ እንግድዕኡ ገሊኦም ብ የእዳዉ ብምሓዝ ካብቲ ዝነበሮ ኩነታት ክምለስ ስሙ እና ጸወዑ ደጋጊሞም ነውነዉዎ።ከም ካብ ጸቓጢ ድቃስ ባህሪሩ ዝተበራበረ ድማ የዕንቱ ቋሕ ብምባል ድምጹ ኣበሪኹ ትእዛዝ ኣመሓላለፈ። "ኣምፑላንስ ፡ፍጠን ፡ ኣልዕልዎ እዚ ሬሳ ኣይመተን ኣሎ ውሰድዎ" መስርዑ ዘይሓለወ ቃላት ብ ኣድራጋ ፈነዎ። ኣብ መንጎ እቲ ዝብሎ ዝነበረ ቃላት ተጸቒጡ ዝወጽእ ዝተቖራረጸ ናብ ብኽያት ዘምርሕ ዘንቀጥቅጥ ድምጺ ይስማዕ ነበረ። እቲ ዝብሎ ዝነበረ ንገለ መሳርሕቱ ዓጀውጀው ኮይኑ ተሰመዖም ። ብፍጹም ካብ ብፕላስቲክ ዝተዓሸገ ሬሳ ህወት ክርከብ ሕንቅል-ሕንቅሊተይ ኮኖም። እቲ ሓቂ ግን ንሱ ነበረ ። ሬሳ ተላዒሉ ናብ ኣምፑላንስ ፡ ካብ ኣምፑላንስ ብ ሄሊኪፕተር ናብቲ ዝለዓለ ሕከምና ተወሰድ ።ድሕሪ ሸውዓተ ዓመት ናይቲ ፍጻመ እንሆ እታ ዉጻእ መዓት መንእሰይ ክብረት ፡ ነቲ ኣባል ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ ኮይኑ ዘሎ ዶ/ር ፔትሮ ባርቶሎ ኣብ ርእሲ ከተማ ሃገረ በልጁም ከተማ ብራስለስ ረኺባቶ። እታ ብሰረሕተኛታት ህወት ኣድሕን ባሕሪ ፡ከም ምውቲ ተቖጺራ ኣብ ናይ ሬሳ ፕላስቲክ ዝተዓሸገት ምንእሰይ ክብረት ምስቲ ካብ ኣፍ ጋህሲ ዝመለሳ ዶ/ር ፔትሮ ዳግማይ ተሓቛቒፎም ይነብዑ።ምንጪ ብጣልያን Lorenzo Tosaብእንግልዘኛ Fikrey Birhinብትግርኛ ድማ ኣነ ባዕለይጳውሎስ'የ ካብ በርሊን 18/02/20
ኣለኪ ዝበላ ሂወት! ፈጣሪ መዓትናን ስቓይናን ይቐንጥጠልና
💔💔oohhh🥺🥺
nay behaki meharit zanta
Aywedakwan aleku hansab nay lbya azekirkna
ሞሰይ ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ጽሑፋት እካ ተቅርብ ተኾንካ ናይ ሎሚ ግን ፍልይ ዝበለት ኮይና ረኺበያ።ታንክስ ክብረተይ ብርዕኻ ኣይትጉደመና።
ሞሰይ ናትካ ጽሑፋት ብገለ ዝመልቁኒ ተዘይ ኮይኖም እምበር ተመሲጠ እየ ዘንብቦ ፡ ብልክዕ ድማ ከም ትምኒተይን ድልየተይን ንልበይ ዝመልእ ኮይኑ እየ ዝረኽቦ ! ስለዚ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ሰፊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወኒ ብርዕኻ ይዛሪ ።
ብሐቂ ጽሕፎት ይበል ግጥሚ ልሳንኪ ይባረኽ
ሞስየ ሓወይ ጽብቅቲ ልቢ ወለድ እዩ ብጥዕሚ እያ ጽብቅቲ
ከብርቲ ሓፍተይ እንቃዕ ብሓን መጻእክና ክረኽበኪ ዝኻኣል እንተ ኮይኑ ምስ ራኣኽዮ ጽሓፍለይ
ተባዕታይይይይይይይ! እንድያሞ ሞስ ዓርከይ
ዎውው ኣዝያ ጽቡቅቲ ዝኾነት ዛንታ ኣጆኺ ዘቢበይ ኣይትሕመቂ ከም ፍቅሮም ይፍጠረልና
ሞስተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ዝሓወይ ማዕረይ ቀጽሎ ኣጀካ
Nay bhaki mahari zanta
Nay bahaki maharit zanta
Btamie maharit zanta kulu fqad amlak eyu aynemarr yhwatt sdetna yiehxrelna
ከለ ዓይነት ዛንታ :ናይ ሕማመይ ቀጽሎ :ክትርኽ እንከለኻ ግና ክላሲካል ሙዚቃ ኣዚኻ ትሕት ኣብሎ ::
Wawwww nic mos arkeyyyyy ajoka kexlo anbabit nic ajekum kexlwo
Wow gele aynet zanta
ደስ ትብል ዛንታ
Wawww behaq xihefti ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ teniks
Btami mesatit lbi weled kexlo btami eye zednkeka
Naybhaki
Meshem nihina eritrawyn nenihidna ina nibala
Btami mesatitit zanta
Nay behaqi des tbel zanta
Nay bhaqi maharti zanita kulu xefti eyi bhaqi ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
🤔🤔🤔🤔🙏🙏🙏
RBL Tv ኣታራርኻ ኣይካኣሎትሉን ካብ ሕጂ ብኻልእ ሰብ ኣቅሩቡልና ወላ ቲ ዛንታ ጡዑም ከሎ ኣዋራርዳ ቃላት ግን ኣይካኣለትሉን pls ካብ ሕጂ ኣይተቅርብዋ
Betaqm xebqet xehfto qexelwo thanksNaqay ka yehwatay subscribe bemegbar betseb kikewen thanks
Ahhhh🙏🥺
Ata natey dea Entay aynet xhfto eyu wedey
ሞስ ወዲ ገለ ዓይንተ ጽሕፍቶ ቐጽሎ
Wwww Musses arkey nay behaki xibuk zanta
Keep it bro
des zbel mesati zantaiu thanks
Mositey marr abi seb xbuk xhuf 🥰🥰🥰
Wowwwww amazing so good job
Nay bahaqi des tbel zante
Qexelwo👏🙏💒💒💒
Ah eway ane yehatey bezkone kengefa keneber Ajoka Eritreawi ...😥😥💔💔👍
Mossui hawey God bless ma bro 🙏
And good work!
*ክተባባዕ ዘለዎ ወዲ ! ብራቮ ክቡር ብጻየይ።*
Wwww betami das zebel iyu amlak temu eyu nay Behaki fekerin seniteyn yemeneyelom ❤🙏
Wawww nfeti edmen teanan yhabki nmusie hawna wn
ኣጆካ በርትዕ ፍረ ጽባሕ ሞሲተይ ጽቡቅ ስራሕ💖💖
InstaBlaster...
ተኣምራት ናይታ ጸላም ረፍዲ
ናይ ሎሚ 7 ዓመት'ዩ ኣብ ዴሴት ላምፓዱዛ። ኣብታ ጸላም ረፍዲ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ኣማኢት ኤርትራዉያን መንእሰያት ኣብ ባሕሪ ዝሰጠሙላ። ዶ/ር ፔትሮ ባርቶሎ ነቲ ካብ ባሕሪ ተመዝሒቑ ዘወጸ ሬሳታት ኣፍልጦ ክህብ ስለ ዝነበሮ፡ ነቲ ሬሳታት በብሓደ ካብ ዝተዓሸጎ ፕላስቲክ ሻርነልኡ እንዳ ጋለሀ ናይ መወዳእታ ናይ ሞት መርትዖ ብ ሞያዊ ብቕዓቱ ይህብ ነበረ።
ኣብ ሞንጎ እቲ ከቢድ ሓዘንን፡ጸቕጢ ዝመለኦ መንፈስ ናይታ ዕለትን ፡ ዜግነት ብዘየገድስ ፡ ኣብ ገጽ ነውፍሲ-ወከፍ ፍጡር ከቢድ ጓህን ብንብዓት ዝዓዝዓዘ ምስልን ተለጢፉ ነበረ ።
ማዕከናት ዜና ዓለም ፥ ነቲ እትረፍ ክትርእዮ ክትሰምዖ እኳ ዘስካሕክሕ ጃምላዊ ህልቂት መንእሰያት ኤርትራ ብ ተንቀሳኣቓሲ ምስሊ ኣሰንየን ናይ ሓዘን መልእኽቲ ይዝርግሓ ነበራ። ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ ምስሊ ናይቶም ግዳያት ዘለዎ ናይደም ሕብሪ ዝተቐብኦ ንብዓት ዝንጠብጥብ ኣሳእል መሪር ሓዘን ንምግላጽ የዕለቕሊቑ ነበረ። ካብ'የ ሃገራት ኤውሮጳ ዝተኣኻኸባ ምስ ኣብ ጣልያን ዝቕመጣ ኤርትራዉያን ኣደታት፡ ከብድኻ ዝበልዕ ቁዘማን ኣውያትን ኣብ ኩሉ መረኸቢ ብዙሓን ናይ መርድእ መቓልሕ ኣጋወሓ ።
ዶ/ር ፔትሮ ኣብ መንጎ እቲ ብቐደም ተኸተል ዘረጋግጾ ዝነበረ ናይ ኣማኢት ኤትራዉያን ሬሳታት ስራሕ ፈጣሪ ንኸይተርፍ ሓደ ተኣምራት ተገልጸ። ካብቲ ብፕላስቲክ ተዓሺጉ ዘነበረ ሬሳ ትልኽታ ትንፋስ ናይ ሓንቲ መንእሰይ ኣስተብሃለ።
ኣብቲ መጀመርታ ዶ/ር ፔትሮ ነቲ ተጓንፎ ከረጋግጽ ስለ ዝኸበዶ ደጋጊሙ ኣብ ዝተፈላለየ ክፍሊ ኣካላት ናይቲ ሬሳ ንዝያዳ መርትዖ ብሸፈድፈድ ጎርጎረ። እዚ ክንዮ ተኣምራት ካልእ ሚስጢር ዘይውክሎ ኣጋጣሚ ፡ ን ዶ/ር ፔትሮ ካብቲ ዝጸነሖ ፍጥነት ቀኒሱ ናብ ፍጹም ደረቕ ቀየሮ።
ንዝተወሰነ ካሊእታት ድማ ስርሑ ኣቋሪጹ ናብ ፍጹም ዕኑድ ስለዝተቐየረ ፡ኣቓልቦ መሳርሕቱ ሰሓበ።
ነቲ ኩነታት ብቐረባ ዝከታተሉ ዝነበሩ ተሓጋገዝቱ ፡ን ዶ/ር ፔትሮ ፥ ገሊኦም ብ እንግድዕኡ ገሊኦም ብ የእዳዉ ብምሓዝ ካብቲ ዝነበሮ ኩነታት ክምለስ ስሙ እና ጸወዑ ደጋጊሞም ነውነዉዎ።
ከም ካብ ጸቓጢ ድቃስ ባህሪሩ ዝተበራበረ ድማ የዕንቱ ቋሕ ብምባል ድምጹ ኣበሪኹ ትእዛዝ ኣመሓላለፈ።
"ኣምፑላንስ ፡ፍጠን ፡ ኣልዕልዎ እዚ ሬሳ ኣይመተን ኣሎ ውሰድዎ" መስርዑ ዘይሓለወ ቃላት ብ ኣድራጋ ፈነዎ። ኣብ መንጎ እቲ ዝብሎ ዝነበረ ቃላት ተጸቒጡ ዝወጽእ ዝተቖራረጸ ናብ ብኽያት ዘምርሕ ዘንቀጥቅጥ ድምጺ ይስማዕ ነበረ።
እቲ ዝብሎ ዝነበረ ንገለ መሳርሕቱ ዓጀውጀው ኮይኑ ተሰመዖም ። ብፍጹም ካብ ብፕላስቲክ ዝተዓሸገ ሬሳ ህወት ክርከብ ሕንቅል-ሕንቅሊተይ ኮኖም። እቲ ሓቂ ግን ንሱ ነበረ ።
ሬሳ ተላዒሉ ናብ ኣምፑላንስ ፡ ካብ ኣምፑላንስ ብ ሄሊኪፕተር ናብቲ ዝለዓለ ሕከምና ተወሰድ ።
ድሕሪ ሸውዓተ ዓመት ናይቲ ፍጻመ እንሆ እታ ዉጻእ መዓት መንእሰይ ክብረት ፡ ነቲ ኣባል ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ ኮይኑ ዘሎ ዶ/ር ፔትሮ ባርቶሎ ኣብ ርእሲ ከተማ ሃገረ በልጁም ከተማ ብራስለስ ረኺባቶ።
እታ ብሰረሕተኛታት ህወት ኣድሕን ባሕሪ ፡ከም ምውቲ ተቖጺራ ኣብ ናይ ሬሳ ፕላስቲክ ዝተዓሸገት ምንእሰይ ክብረት ምስቲ ካብ ኣፍ ጋህሲ ዝመለሳ ዶ/ር ፔትሮ ዳግማይ ተሓቛቒፎም ይነብዑ።
ምንጪ ብጣልያን Lorenzo Tosa
ብእንግልዘኛ Fikrey Birhin
ብትግርኛ ድማ ኣነ ባዕለይ
ጳውሎስ'የ ካብ በርሊን 18/02/20
ኣለኪ ዝበላ ሂወት! ፈጣሪ መዓትናን ስቓይናን ይቐንጥጠልና
💔💔oohhh🥺🥺
nay behaki meharit zanta
Aywedakwan aleku hansab nay lbya azekirkna
ሞሰይ ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ጽሑፋት እካ ተቅርብ ተኾንካ ናይ ሎሚ ግን ፍልይ ዝበለት ኮይና ረኺበያ።ታንክስ ክብረተይ ብርዕኻ ኣይትጉደመና።
ሞሰይ ናትካ ጽሑፋት ብገለ ዝመልቁኒ ተዘይ ኮይኖም እምበር ተመሲጠ እየ ዘንብቦ ፡ ብልክዕ ድማ ከም ትምኒተይን ድልየተይን ንልበይ ዝመልእ ኮይኑ እየ ዝረኽቦ ! ስለዚ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ሰፊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወኒ ብርዕኻ ይዛሪ ።
ብሐቂ ጽሕፎት ይበል ግጥሚ ልሳንኪ ይባረኽ
ሞስየ ሓወይ ጽብቅቲ ልቢ ወለድ እዩ ብጥዕሚ እያ ጽብቅቲ
ከብርቲ ሓፍተይ እንቃዕ ብሓን መጻእክና
ክረኽበኪ ዝኻኣል እንተ ኮይኑ ምስ ራኣኽዮ
ጽሓፍለይ
ተባዕታይይይይይይይ! እንድያሞ ሞስ ዓርከይ
ዎውው ኣዝያ ጽቡቅቲ ዝኾነት ዛንታ ኣጆኺ ዘቢበይ ኣይትሕመቂ ከም ፍቅሮም ይፍጠረልና
ሞስተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ዝሓወይ ማዕረይ ቀጽሎ ኣጀካ
Nay bhaki mahari zanta
Nay bahaki maharit zanta
Btamie maharit zanta kulu fqad amlak eyu aynemarr yhwatt sdetna yiehxrelna
ከለ ዓይነት ዛንታ :ናይ ሕማመይ ቀጽሎ :ክትርኽ እንከለኻ ግና ክላሲካል ሙዚቃ ኣዚኻ ትሕት ኣብሎ ::
Wawwww nic mos arkeyyyyy ajoka kexlo anbabit nic ajekum kexlwo
Wow gele aynet zanta
ደስ ትብል ዛንታ
Wawww behaq xihefti ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ teniks
Btami mesatit lbi weled kexlo btami eye zednkeka
Naybhaki
Meshem nihina eritrawyn nenihidna ina nibala
Btami mesatitit zanta
Nay behaqi des tbel zanta
Nay bhaqi maharti zanita kulu xefti eyi bhaqi ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
🤔🤔🤔🤔🙏🙏🙏
RBL Tv ኣታራርኻ ኣይካኣሎትሉን ካብ ሕጂ ብኻልእ ሰብ ኣቅሩቡልና ወላ ቲ ዛንታ ጡዑም ከሎ ኣዋራርዳ ቃላት ግን ኣይካኣለትሉን pls ካብ ሕጂ ኣይተቅርብዋ
Betaqm xebqet xehfto qexelwo thanks
Naqay ka yehwatay subscribe bemegbar betseb kikewen thanks