eritrean true love story### ሓቀኛ ናይ ፍቕሪ ታሪክ💗💗

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 115

  • @samera7043
    @samera7043 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣጀካ ክብረተይ ኩለን ኣዋልድ ሓደ ኣይኮናን ንዓካ ዝበላ ኣምላክ ሒዙልካ ኣሎ ስለዚ ተስፊ ዘይምቁራፅ 😢😢🥰🥰🥰👏

  • @miliweldu4237
    @miliweldu4237 2 ปีที่แล้ว +15

    ልቢ ወዲ ክስበር ደቢስካ ውን ክትመልሶ ዝይካኣል ዩ ሶ ቢኒ ሓወይ ካለይትካ ኣይኮነትን መባልይትካ ውን ኣይኮነትን ! ምሳካ ክትነብር ኣይሓረያን ፈጣሪ slezi .ንስካ ጉዑዘካ ቅጻሊ ዩ' ትርር በል ሄዋን ምኻና ረሲዓ 'ዝገበረቶ ተግባር ግን ይሕዚንኒ

  • @aklasiateklebrhan3793
    @aklasiateklebrhan3793 3 ปีที่แล้ว +11

    ገለ ብማይ ገል ስኣን ማይ ዝብሃል ድኣ ከምዝ ምስ ተረክበ እንድዩ ኣጀካ ሓወይ እግዛኣብሄር ሕዝልካ ኣሎ ዓስብካ ካብ ፍጣር ክትረክብ እካ

  • @fevenlove7009
    @fevenlove7009 4 ปีที่แล้ว +24

    Gele bmay gele san may ney bahaki eyu dahan ajoka natka zbelo amlak hizwo alo ente ney hana gn amlak nab lba ymlesa nasnet hizwa ykwun kulatukum eza xuhuf tenbubu ab hiwetkum asalta ab srahkum awet ymneylikum habtkum feven

  • @Fikrehager
    @Fikrehager 2 ปีที่แล้ว +6

    Uff! I feel so sorry for Bini. She will end up with a trashy guy, that’s what happens when we abused a true lover. I hope he will find a wonderful made God fearing girl. ❤️🙏🏽
    Please don’t give up on females, just be wise and picky next time. You will be blessed just go for it. Amlek yahagez❤️❤️❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️

  • @weldeabmichael5306
    @weldeabmichael5306 3 ปีที่แล้ว +10

    ኣቀራርባኻ ኣምሓይስሾ ሓወይ ኣናብባኻ ኣይግድን

  • @senayt202
    @senayt202 10 หลายเดือนก่อน

    እጆካ ሓዊተይ እግዚኣቢሄር እሉ

  • @ሰኒትጓልተውህዶ
    @ሰኒትጓልተውህዶ 4 ปีที่แล้ว +27

    አፍፍፍፍፍፍፍፍ አይይ አውልዳ 😭😭 እና ሓውይ ንሰኸ ዘድልይኸ ድኣ ንኣምላኬ ተመሰግን እልኸ ክትንብር አልኸ ምክንያቱ እቲ ናተኸ ዝብሉ ናብ መንም ሰለዝይኪይድ ንሰኸ ጥራሕ ከይማራራኸ ተመሰግን አምላኬ እልኸ ፅልት ገብር ምክንያቱ ሓድ ሓድእን ድቃ እንሰትዮ ውዳ ትምለሉሱ ከልምንነ ከሎ እንኩራዕ አልና ኩሉና ማዕረ አይካንነ አነ ንብዓልይ ከም ጋላ እንሰትቲ መጠን ከሕሰብ ከሉኺ ሰ ማራራራ እዩ ዝናዳድን ምክንያቱ ኩሉና ድቃ አንሰትዮ ማዕረ አይካንነ ግና ገፅ ከትሃባ ሰቅልኸ ንአምላኬኸ ፅሎት ገብር ጭራሸ ናብአ ከትጥማት ይብልኸን ምክንያቱ ባዕላ ፅብሕ ከትልምንኸ እያ እንድሕረ ተፍቅርኸ ክዮና ሰለዚ አይዝኸ ሓውይ እቲ ናተይ ራእቶ እዚይ ይምሰል እንድሕ ድኣ ኬፍ ሃብኸ ልይኽ ገጭውልይ ሓውይ❤❤❤❤🌷👈👉😭

  • @sabaokubay2566
    @sabaokubay2566 3 ปีที่แล้ว +8

    Amlak msaka ykun bini, Amlak haqena feradi eyu🙏🥰

  • @angsetearaya8705
    @angsetearaya8705 3 ปีที่แล้ว +7

    ቢንም ሹኾር ናይተይ አይኮነትን ኢልካ ሌብካ ኽፎቶ......ዝበለጸ እምበር ኩፉእ አይክትረክብን ኢካ። Have an open mind.. that will lead you to the better love 💗

  • @VipVip-im1ji
    @VipVip-im1ji 2 ปีที่แล้ว +1

    አጆካ ዝሓወይ ማዓረይ

  • @fityohannes7573
    @fityohannes7573 5 ปีที่แล้ว +7

    Wawwww sekay nabra zekal u nay fekri sekay gene zaykal u .Kelato xeraton yhbka hawey. Zekbrka terki nayzi zanta Btemi xboke kexlo

    • @tesfubayre7182
      @tesfubayre7182 4 ปีที่แล้ว +3

      ዋው ብጣዕሚ ዘሕዝን!
      መጀመርያ ተበዲልካ እንቋዕ ንስኻ ኣይበደልካ፣እቲ ጽቡቕ ነገሩ እስኻ ተበዳሊ እምበር በዳሊ ስለዘይኮነካ፣ኣብ ዐለም ተበዳሊ እምበር በዳሊ ክትከውን የብልካን፣ምኽንያቱ ዓለምና ስቓይ ዝመልአት ንቕኑዓት ዘይትኸውን ስለዝኾነት፣ምኽንያቱ ዓለም ንኽትነብራ ቃልሲ እያ፣ንሳ ከተውድቐካ ንስኻ ክትትስእ ምቅላስ ጥራይ እዩ ካልእ ምርጫ የለን፣ከምዚ መሓረሻ ብሓዊ ተፈቲኑ ዝበልሕ ደቀ ሰባት ድማ ከምኡ ኢና፣እግዚኣቢሄር ጸድፊ ይፈጥር እሞ መደያይቦ ድማ ይፈጥር፣ነስተውዕልሞ ዓለም ብመን እያ ጥልመት ጀሚራ፣በቲ ዝፈጠራ እግዚኣቢሄር እያ ጀሚራ፣ንሱ ካኣ ብምኽሪ ሰይጣን ፣ኣይሁድ ንፈጣሪኦም ነቲ ካብ ባርነት ጭኮና መግዛእቲ ግብጺ ዘውጽኦም ፈጣሪኦም ብጭካነ እዚ ዘይበሃል ግፍዕን መግረፍትን ኣውሪዶም ብዘይ ገለ በደል ኣብመሰቀል ሸንኪረሞ፣ነቲ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እካ ከምዚ ካብ ገበረቶስ ንዓና ድኣሞ ከመይ ዘይትገፍዓና፣ሰለዚ ብርግጽ ከቢድ እዩ ብጣዕሚ ከቢድ ግን ነብስኻ ከምዝገበርካዮ ኦዩ፣ኣነውን ብኸምዚ ናትካ ስለዝሓለፍኩ እየ፣ዝጽሕፈልካ ዘለኹ፣ሰለዚ ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ሓደ ኣይኮናን፣ክንደይ ከምዚ ናትካ ቅኑዓት ከለዋ ዝተበደላ ከም ዘለዋ ዘክር፣ኣነ ሕጂ ሓዳር መስሪተ ቆልዑ ወሊደ ምውቕ ሓዳር መስሪተ እነብር ኣለኹ እግዚኣቢሄር እመስገን ከምዚ ናተይ ይምነየልካ፣ስለዚ እዛሰብ እዚኣ ናትካ ኣኮነት ምኽንያቱ እታ ንዓኻ ዝተፈጥረት ሄዋን ኣይረኸብካያን፣ስለዚ ክርስዓ ጥራይ እዩ ዘለካ፣ልክዕ ከምታ ቀደም ዝነበርካያ ዘይትፈልጣ ካብ ሓንጎልካ ሕኸካ ሓድሽ ኩን፣ብድሕሪኡ ከባቢኻ ተዓዘብ እታ ናትካ ዕምበባ ክትረኽባ ኢኻ፣እብምበር ንሳስ ኣይናትካን እያ፣ካብመጀርትኡውን ንስኻ ድኣምበር ንሳስ ምሳኻ ኣይነበረትን።

  • @aronkidane-wc9vs
    @aronkidane-wc9vs หลายเดือนก่อน

    ኣታ እንታይ ኮይንኩም ወደይ ካብ ናይ ፍቅሪ ትራተጂ ዳኣ እዚ ቀቅላቱ እንዲዩ ኣጆኻ ቢኒ

  • @ariamtesfamariam3653
    @ariamtesfamariam3653 2 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ከመይ ኣለኩም ቢኒ ሓወይ ዛንታኮ ሰሚዔዮ ብጣዓሚ ተሰሚዒኒ ግን ደሃን ኣጀካ ዓይኒ ዝፈጠረስ ኣይርእን ዶ እግዚኣቤሄር ይርኢ ኣሎ እንቃዕ ንስካ ኣይበደልካያ እግዚኣቤሃር ከቅንዓልካ እዩ ቢኒ ሓወይ ሓንቲ ግን ክብለካ ዝደሊ ኩለን ኣዋልድ ሓደ ኣይኮናን ኩሎም ኣወዳት ውን ኩሎም ሓደ ኣይኮንን ስለዚ

    • @hsys9683
      @hsys9683 2 ปีที่แล้ว

      አጆካ

  • @kheriamohammed1353
    @kheriamohammed1353 5 หลายเดือนก่อน

    Merhaba zehawye natka zebla Reb hezlka Alio tesufsa ayeturkt💚💚💚💚💕🌹🌹🌹🇪🇷💯🎉🎉❤❤

  • @berhemashu1174
    @berhemashu1174 2 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ዘገርም

  • @xaka5505
    @xaka5505 3 ปีที่แล้ว +2

    " nsa nay mejemertaka enber nay mewedaitka aykonetn Bini qdmeka zbelexen, zmechewen nay fqri gize yxbeyeka alo. Tenseee Tray.,

    • @Fikrehager
      @Fikrehager 2 ปีที่แล้ว

      She is his first, but will not be the last girl he meets for sure. I hope he doesn’t see all females the same. ❤️🙏🏽

  • @helenkiros5349
    @helenkiros5349 2 ปีที่แล้ว

    Betaemi zehezene eu bini hawey gen ajoka nateka zebelo fetari hizleka alo tesefa zeymekuraxe teray

  • @daniberhane8140
    @daniberhane8140 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣጀካ ሓወይ

  • @tikugebre5971
    @tikugebre5971 2 ปีที่แล้ว +1

    በርታ ወንድሜ እውነት ነው ሴት ማመን

  • @almazkelib9933
    @almazkelib9933 2 ปีที่แล้ว

    thanks ንስካ ድማ ተመሀር።

  • @habenberhe8704
    @habenberhe8704 2 ปีที่แล้ว

    ንኹለን ኣዋልድ ብሕማቕ ዓይኒ መታን ከይርእየን ብምሕዝነት ምስ 2-3 ዝኾና ኣዋልድ ኣላልዮ ደባሲት ከምዘላን ከም ኣዲኡ ውን ጋል ከምዘላን ክርድኦ ናርካ ሓገዝ የድልዮ እቲ ጽኡቕ ነገሩ ግን ካብ ዝወደቖ ክትስእ ምኽኣሉ ኢዩ

  • @birhanaaynialem992
    @birhanaaynialem992 3 ปีที่แล้ว

    Anabba tsubuk ayneberen pls ketemahaysho fetsin bini kea ajoka neaka zbela goyta hizlka alo resisya nhana

  • @eritreanmosbnatv1398
    @eritreanmosbnatv1398 หลายเดือนก่อน

    mwedeatu yexbikelka bro

  • @grmay7779
    @grmay7779 2 ปีที่แล้ว

    ኣዝዩ ጽቡቅ ድርሰትን ታሪኽን። ግን ኣቃራርባ ጎዲልካ ኣጽኒዕካዮ ኣይመጻኻን ንባብ ትጋገ ኣለኻ።

  • @mletefesehazion1147
    @mletefesehazion1147 4 ปีที่แล้ว

    Heweyyy nateyyy nmntay amlksi etom qnuat sebat zeyerakbm kndeyy kea alewa ztebedela och knday kea alewa ab sdet nbur zeyfeta b awedat ztedahla kae alewa heweyyy nateyyy Amlak natka zbela ala ,sebeytii & sebay NAY amlak eyuu okk ♥️♥️♥️

  • @alanb3238
    @alanb3238 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @ኣዱየድንግልልጅ
    @ኣዱየድንግልልጅ 2 ปีที่แล้ว

    ኩሉ ግዜ ንሕና እናሓስቦ ዘይኮነ ናዓና ዘድሎየና እዩ ዝህበና ናተይ ኣይነበረትን ኢልካ ካብልብካ ኣውፀኣያ ካሊእ ህወትካ ምራሕ😌

  • @asmeretmehari5491
    @asmeretmehari5491 4 ปีที่แล้ว +4

    kulu nxbuka eyu tbedali mkan yhaysh ajoka.hana nkuluna awald aytwuklenan eya

  • @astprincess3096
    @astprincess3096 3 ปีที่แล้ว +2

    Akererarbaka mesati gbero plz🙏

  • @merrykonjo9579
    @merrykonjo9579 5 ปีที่แล้ว +3

    Just waww

  • @teklusiele3141
    @teklusiele3141 2 ปีที่แล้ว +1

    Anabba qurub amehaysho bro

  • @Mebrewedi
    @Mebrewedi 7 หลายเดือนก่อน

    💔💔

  • @ሆሳእናንወዲዳዊት
    @ሆሳእናንወዲዳዊት 4 ปีที่แล้ว +1

    Alemna Nqunuat Bota yeblan khzneka ba.Dhan Neeu EGZABHER Hade malti kkhso eyu.ente ETA Hilele Telam Afqaritu GN eida Aytsan.

  • @EdenTesfamichael-y8p
    @EdenTesfamichael-y8p 4 หลายเดือนก่อน

    Ajoka wude

  • @saidsaid9611
    @saidsaid9611 2 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ሎሚ ኣዋልድ 2 ልበን
    Saveን deleteን ቀንዲ መሳርሒኤን
    ንግሆ ኣፍቂረን ምሸት ኣርሒቀን ምካደን
    ሓደራኩም ናይ ሕማመይ መርሚርኩም ማዕጾ ልብኩም ክፈቱለን
    መልክዕን ርኢኩም ፓስዎርድ ኣይትሃብወን

    • @ሳሌምጋልተዋህዶ
      @ሳሌምጋልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +4

      ይቅርታ ባሓንቲ ጋል ንኩለን ደቂ ኣነስትዮ ምፅራፍ ቁኑዕ ኣይመስለንን ክብረተይ

    • @gjcg6332
      @gjcg6332 5 หลายเดือนก่อน

      ልኣና ምሐሸና ግዶፍና እስከ ኣሕ ኣብ ዉሽጥና ዘሎ ቁስሊ ብዘይካ ሓደ ኣምላክ መን ይፈልጦ ብስንኪ ሓደ ሓደ ልኩልና ኣትሎክምና😢

  • @adhanomtesfamariam8583
    @adhanomtesfamariam8583 2 ปีที่แล้ว

    Selame Ezgabher amlak mise kuluna ykune,bmqxale binie Entay kibleka mideleku please ety xbuke baryatka ketyqyro haderaka?Malet abotatna keab zmslwo hmak seb hamak eyu zmhreka selezie xbuke natka kea neana aby tmrty eyu.so kemzy natka bahryat kihlwena dlyetey ❤️👍

  • @astertesfamaryiam9369
    @astertesfamaryiam9369 2 ปีที่แล้ว

    Ajok bini hawey

  • @yordanosgrmay1258
    @yordanosgrmay1258 3 ปีที่แล้ว +2

    Ab alem kab bedali katkewn tebedli maqan yahysh haji dam neaka zabelo amlk hizlka alo ab hiwet yegatm yo qulen awlad hade aykonan ajoka

  • @samsomtewelde5766
    @samsomtewelde5766 4 ปีที่แล้ว +4

    ሓወይ ኣጆኻ ኣይትጨነቕ ጓል ተኸደት ጓል ትመጽእ ኣዋልድ ዳኣ ከም ሎሚ ጌረን ከማን ሓሲረን ኣይፈልጣን ክብረት ኣይትሃባ ቢያ በላ

    • @mylifeis2810
      @mylifeis2810 3 ปีที่แล้ว +3

      Ata hawey gedfe eba kimu aytbel

    • @astprincess3096
      @astprincess3096 3 ปีที่แล้ว

      Feradi aytkun keytfred rigie bel

    • @ፁምዋናፊቀ
      @ፁምዋናፊቀ 2 ปีที่แล้ว

      ተጋጊካ ክለን ኣዋልድ ማዓሮ ኣይከናን

    • @SilvanaBirhane-o2p
      @SilvanaBirhane-o2p 3 หลายเดือนก่อน

      ኣታ ሓወይ ኮሙኡ ኣይትበል ማለተይ ጋል ተከይዳ ጋል ክትመጸአ ትክአል አየ ግን ከምታ ድከደት ኣይትመጸካን አየ ወይ ካብኣ ንላዓሊ ወይ ካብኣ ንታሓቲ ። ኮላይ ጋል ኔበላ ኣይትበል ጽባሕ ንግሆ ጋል ክትምርዖ ኢላ ክትወልድ ኢካ ካኣ😢

  • @metkelyemane8448
    @metkelyemane8448 2 ปีที่แล้ว

    Bini hawey ajoka fetne zhalef seb eyu bulux. kulu zegatmeka nxbkka mkanu emen amlak natka zhazelka alo .amlak senay eyu

  • @merrygere9739
    @merrygere9739 2 ปีที่แล้ว +1

    ብወላዲትካ ፍቓደኛ እተኾይንካ ምስ ቢኒ ኣራኽበኒ በእግዝአብሔር✝️🤲🤲🤲😭😭😭😭😭❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏

    • @Tesfa.pictures
      @Tesfa.pictures  2 ปีที่แล้ว +1

      Bravobingo2017@gmail.com ኣብዚ ኢመይል ቴልፎን ወይ ኢመይል ግደፍልና ፡ ምስ ቢንያም ከነራክበኪ ። ስለ ተገዳስነትኪ ነመስግን።

    • @merrygere9739
      @merrygere9739 2 ปีที่แล้ว

      @@Tesfa.pictures tnx ሓላለይ ብልቢ'የ ዘመስግን እና fb ይጥቀም እንተኾይኑ 👉ሕልሚ ኣለኒ ፅባሕ ዝበፅሖ👈 ኢሉ ክረኽበኒ ይኽእል'ዩ ክብረተይ❤️ተገዲስካ ስለዝመለስካለይ ደጊመ የመስግነካ ክበረለይ ✝️❤️🙏

    • @merrygere9739
      @merrygere9739 2 ปีที่แล้ว

      ሰላም ንዓኻ ይኹን ሓወይ ናተይ ረኺብካያ ዶ ዋላ number ክሰደልካ ❤️🙏

    • @merrygere9739
      @merrygere9739 2 ปีที่แล้ว

      መልሰለይ ባ ክብረተይ 💔😥✝️🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏

    • @Tesfa.pictures
      @Tesfa.pictures  2 ปีที่แล้ว +3

      @@merrygere9739 ...ሰላም ንዓኺ ሓብተይ፡ fb ይጥቀም ኢዩ እንተኮነ ግን በቲ ዝሃብክና ናይ fb ኣድረስኪ ክንረክበኪ ኣይክኣልናን ዘለና። ስለዚ ንስኪ tbey tube ኢልኪ ኣብ ፈይስ ቡክ ኮንታክት ግበርኒ።

  • @catholicold2722
    @catholicold2722 4 ปีที่แล้ว +2

    Arakibeni ba neti wxue hawna biniam

    • @Tesfa.pictures
      @Tesfa.pictures  3 ปีที่แล้ว

      Sle tgedasnetki/ka nemesgin...contact natki/tka xehaflena/xehfilna

  • @awetbrhane355
    @awetbrhane355 4 ปีที่แล้ว +1

    ajoka bini wedi hanti xehay ember hanti gal eko yelan dehar kea kulen awald hade malet aykonan mexebeqika u

  • @filimondesale8136
    @filimondesale8136 2 ปีที่แล้ว +1

    😍😍😍😍😍😍

  • @yorsiyorsi8043
    @yorsiyorsi8043 3 ปีที่แล้ว +3

    ፍቅሪ ከሞ ኢዮ ገን አዚ ታሪከ ለከ ከም ናተይ ኢዮ ዘምሰል
    ንትይወን ከሞ ኣይነት ታሪከ ኣለዎ ፍርቁ

  • @merhawitekei5823
    @merhawitekei5823 2 ปีที่แล้ว +2

    ጓል ምአማን ማለት ኣብ መንገዲ ባቡር ኪንካ መርከቡ ምጽባይ ኣጁካ ጥራይ ዘይካኣል የለን ትርር በል

    • @temesgentekle7414
      @temesgentekle7414 2 ปีที่แล้ว +1

      ሓፍትኻ ኣብ ግምእት የእቲኻያ ዲኻ ከምዚ ዘረባኻ ጥልመት ኣብ ኩሉ እዩ ጋል ትጠልም ወዲ የጠልም ጋል እምንቲ ኣላ ወዲ ውን እሙን ኣሎ

    • @merrygere9739
      @merrygere9739 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣይትጋገ ሓወይ ኩለን ኣዋልድ ሓሰውቲ ማለት ኣይኮነን ኩሎም ኣወዳት ክኣ እሙናት ማለት ኣይኮነን🥺🥺🥺🥺🙏🙏🙏🙏

    • @keren5501
      @keren5501 2 ปีที่แล้ว

      GN anes wala hanti mbalas mnalbat da ktzarbo zydeleyt gn ab hiweta hadega zkone neger agatimwa keykewn

  • @ፁምዋናፊቀ
    @ፁምዋናፊቀ 2 ปีที่แล้ว

    💔😥

  • @magnifiquebeautiful2532
    @magnifiquebeautiful2532 3 ปีที่แล้ว +2

    Anabbaka yeryo hawey sehabi aykonen zelo

    • @grmayasgedom9846
      @grmayasgedom9846 2 ปีที่แล้ว

      ያ ኣናብባ ወላ ወላ እዩ ዘይምስጠካ ጠቕላላ

  • @tesfalembeyene5463
    @tesfalembeyene5463 5 ปีที่แล้ว +8

    Kanza fikri mikur eyu enber Seb kemti zbedeleka zbidel ente zkewin alem bado mikonet

    • @ኣሌጸግሽ
      @ኣሌጸግሽ 4 ปีที่แล้ว

      Nay bhaqi xbuq aleka zbedeleka mbdan xbq aykonen

  • @yosieftekle8529
    @yosieftekle8529 3 ปีที่แล้ว +3

    ❤Thank you bro 🙏🙌

  • @fthawiasbey4784
    @fthawiasbey4784 2 ปีที่แล้ว

    Giday nayta memahitu ke sorry aytredaen

  • @tsehaitsehai2036
    @tsehaitsehai2036 4 ปีที่แล้ว

    Nay bhaki Germna Abza Alem zeytgda seb yheli do Bitame eu zegrmka Enkae Ab Lebka Temleska Ajeka Ajeka kulu kemka eu Edmen Tenan hibeka fetari

  • @abel8236
    @abel8236 2 ปีที่แล้ว

    Ane zgrmni eko nmentay Ekum eti classic tetwul zlkum bjakum athte ablwo knsmeo mantan eti fkrawi hwet
    Thanks 🤩

  • @yerguabraha3823
    @yerguabraha3823 2 ปีที่แล้ว

    Benam ka Agoka Esa Entkdt kle temse

  • @bereketbahta2838
    @bereketbahta2838 2 ปีที่แล้ว

    Hiwet kemu eya terieyeka: tesmeaka: technweka: tedahsseka and tezarbeka.... kulu gn natka malet aykonen! Nska gn fqrkan hiwetkan keytmewt abgizu blwhatn, thtnan bzuh sle zteqaleska and eti gefae nska sle zeykonkan bzuh kthgosn, kthbenn aleka:: Ab huluf ewn aytnber tray kabu temehar kbleka yfetu. Kulu seb dma hade aykonen::

  • @ilovemyfamily8375
    @ilovemyfamily8375 2 ปีที่แล้ว +1

    ኢወ ከቢድ ኢዮ።ግን ሰብ ኢንዳቀርብካዮ ዝርሕቀካ ኢንተኮይኑ ትርጉም የብሉን ።ንሳ ፍቅሪ የብላን ምስ ቢኒ።ቢኒ ምስውሽጡ ክሕሳብ ኣሎዎ ምስ ኢተፍቅሮ ክነብር ኣሎዎ።መን ይፍልጥ ካብዚ ንላዕሊ ውን ክትጉዳኢ ምክኣልካ ኣምላክ ኣልይልካ ኣሎ ንጽቡቀይ ኢዩ ኢልካ ተቀበሎ።ጽባሕ ንጉሆውን ዘይወድካ ምዕባይ ውን ኣሎ።ትኪደልካ ግደፍ ኣምላክ ካልዕ ክህበካ ሰለዝደለየ ኢዩ።ንሳውን ክትብድለካ ሰለዘይደለየት ትከውን።ሂወትካ ምራሕ ቀዳምነት ነብስካ ኢዩ።ን ግዚዑ ኢዮ ኢንበር ክትርስኣ ኢካ ነብስካ ቢዚ ግበራ ብ ስራሕ።ኣሽንካይ ዶ ዚኣ ሞት ኣደ ውን ዝርሳኣ።

  • @lulamatewos152
    @lulamatewos152 2 ปีที่แล้ว

    Plisss anabba aygden ember tum zanta u

  • @musieyohannes3300
    @musieyohannes3300 3 ปีที่แล้ว

    Dehan galn kelbn Hade eyun mknyatu kelbi abdexgbo ykeyd gal keA kemuAu temnyatka abdteAma eya tkeyd

  • @lulatesfay3798
    @lulatesfay3798 4 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤💖💖💖

  • @danaitteklemariam1365
    @danaitteklemariam1365 3 ปีที่แล้ว

    Des tibil zanata ketenibb keleka gin hawey ......

  • @ሳሌምጋልተዋህዶ
    @ሳሌምጋልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว

    ብእግዚኣብሄር ክትረክቦ ኢካ ማዓረይ ኣጆካ ግን ኣነ ዝገርመኒ ብሓንቲ ጋል ንምንታይ ንኩለን ዲቂ ኣነስትዮ ዝፅረፋ ናይ ባሓቀይ እየ እኮ ሓደ ወዲ እንተበዲሉ ንኩሎም ኣውዳት ይፅረፉ ሓንቲ ጋል እንተበዲላ ድማ ንኩለን ደቂ ኣነስትዮ ይፅረፋ የሐዝን 💔😓😓😓😓

    • @asayyeebyo182
      @asayyeebyo182 2 ปีที่แล้ว

      መበገሲ እዩ እምበር ንኩልና አይኮነን ንሕና እዉን ሓደ ምስ በደለና ንኩሎም አወዳት እንብል ሳሌም ሓፍተይ

  • @raheltesfay767
    @raheltesfay767 2 ปีที่แล้ว

    I’m sure it is not true story, coz every woman looking for the right guy. So she got a reason to dump him.

  • @mohamedsuleman5186
    @mohamedsuleman5186 3 ปีที่แล้ว

    Selam nekolekom teazebti ane entay kebleka yedeli measles agoka kilo gezie keneog entetebedeale kabe Seab zeykones kab Fetari you asbou

  • @merhawigere3255
    @merhawigere3255 3 ปีที่แล้ว

    Natey tarik aleni bmntay keswgagrelka ykel

    • @Tesfa.pictures
      @Tesfa.pictures  3 ปีที่แล้ว

      Thanks sle tegedasnetka...Telefon natka xhafley

  • @nadukibrom6891
    @nadukibrom6891 4 ปีที่แล้ว +4

    Wawwwww❤

    • @reesebrayden5604
      @reesebrayden5604 3 ปีที่แล้ว

      i dont mean to be so offtopic but does anyone know of a way to get back into an instagram account?
      I was dumb forgot the login password. I appreciate any tips you can offer me.

    • @diegophilip4101
      @diegophilip4101 3 ปีที่แล้ว

      @Reese Brayden instablaster :)

    • @reesebrayden5604
      @reesebrayden5604 3 ปีที่แล้ว

      @Diego Philip thanks so much for your reply. I found the site through google and im waiting for the hacking stuff atm.
      Looks like it's gonna take a while so I will get back to you later when my account password hopefully is recovered.

    • @reesebrayden5604
      @reesebrayden5604 3 ปีที่แล้ว

      @Diego Philip it did the trick and I now got access to my account again. Im so happy!
      Thank you so much, you saved my ass :D

    • @diegophilip4101
      @diegophilip4101 3 ปีที่แล้ว

      @Reese Brayden You are welcome =)

  • @meseretokbazghi7514
    @meseretokbazghi7514 4 ปีที่แล้ว

    Welkom

  • @maryaraya5488
    @maryaraya5488 3 ปีที่แล้ว +1

    Pls fkadena tokonu eba arakubuniy sorry dihire sle zsemakuwa eza zanta

  • @merrygere9739
    @merrygere9739 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ንዓኻ ሓወይ እንታይ ኮይንካ ዘይትምልሰለይ ግን 💔💔🖤🖤😭😭😭😭❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏

    • @Tesfa.pictures
      @Tesfa.pictures  2 ปีที่แล้ว +5

      Telefonki xehafley habtey natey

    • @merrygere9739
      @merrygere9739 2 ปีที่แล้ว

      @@Tesfa.picturesሰላም ንዓኻ ክብረተይ 00,96,,65,,90,,15,,65,,09 👈ናይ imo & WhatsApp እዩ ❤️❤️❤️❤️🙏😢😢

  • @kseemesay986
    @kseemesay986 4 ปีที่แล้ว

    Wza clasical bekemey kerkba yekael

  • @yerguabraha3823
    @yerguabraha3823 2 ปีที่แล้ว

    Wow she is evil