እንዳ ዝማም - ክፋል 248 - Enda Zmam (Part 248), May 26, 2024 - ERi-TV Comedy Series-
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 25 พ.ค. 2024
- እንዳ ዝማም - ክፋል 248 - Enda Zmam (Part 248), May 26, 2024 - ERi-TV Comedy Series- #Eritrea, #ERi-TV
Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited. To
Follow us on facebook: / dendenmedia
To watch previous episodes click here • Enda Zmam (እንዳ ዝማም)
subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming visit www.dendenmedia.com/
To access ERi-TV Official TH-cam Chanel visit / eritveritreaofficial
To access DimTsi Hafash Official TH-cam Chanel visit: / @dimtsihafash-official... - ภาพยนตร์และแอนิเมชัน
❤🎉❤ መርሓባ ኣስመረተይ ሽኮር ኣብታ ነጸላ ምድፋእ ግን ገጋ እያ ናትና ባህሊ መልእክቲ ናይዞም ጎራባብትና ቡዙሕ ንቀድሕ ኣለና እሞ ንኣርሞ በጃኻትኩም ምስ ይቅረቱኡ❤🎉❤
❤🎉❤ ኣስመረት ክትህሉ ከላ ኢየ ብጣዕሚ ዝሕጎስ❤🎉❤
ሰላም ኩቡራት ስድራና ተተ ኣበይ ኣጥፊእኩም ተሻቂልና ❤❤❤
ሰላም እንዳ ዝማም ተኸታታሊትኩም እይ ብጣዕሚ እይ ዝፈትወኩም ,ግን ኩሉ ግዜ እዛ አብ ግዜ ሓዘን ትግበር ነጸላ ስለምንታ እይ ዝብል,ሕጂ ናባኹም ምስ ራዅዋ ብጣዕሚ ተሰሚዕኒ ንስኻትኩም ኢኹም እቲ ባህልና ከተጰባርቕዎ ዝግባኣኩም ....እዚ ባህልና ኣይኮነን ,ናይ ጎረቤትና እዩ።
ርሑስ ቅንያት ናጽነት ስድራቤት
ብርትዑ በርትዑ እቲ መሃሪ መደብኩም ቀጽልዎ።🌷🍀🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
መርሓባ እንዳ ዝማም ሓባይብ ርሑስ በዓል ናጽነት ንኩልና ኣብ ዉሽጥን ደገን እንቆዕ ብሰላም ሓለፈልና ❤❤❤❤❤
ብርበረ ሒዝኪ ኪዲ.
Welcome enda zmam shikornatttttt 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላማት እንዳ ዝማም፡ርሑስ ቅንያት በዓል ናጽነት ይብለኩም ብሓባር።ኣነ ሓደ ክብ ትኻታተልትኹም እየ፡እዚ ብዕለት 26.05.2024 ዝቐረብት ድራማ መሃሪት እያ፡ይኹን'በር ብርእይቶይ ኣብ ቅንያት በዓል ናጽነትና ዝምጥን ወይ ድማ ዝገልጽ እንተዝኸውን ይብል ብወገነይ።
ዮውሃና ንመበል 33 ዓመት ናጽነት ኤርትራና!
Welcome deq eri
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️
Welcome Eritv &Enda Zmam
Welcome🙏
መርሐባ እንቃዕ ብዳሐን መጻኩም ኩቡራት አርቲስትና ብሀንቅቀውታ ኢና ንጽበየኩም
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብዘለዎ ዝዓግብ ድኹም ጥራይ 'ዩ::ተሪር ሓቂ ምስ ሰብ ባእሰይ በዚኣ እያ::
Enda zimamey
I love mesfun very funny always after money
🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
😢❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
እንቋዕ ደሐን መጻኹም
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
First comment 🥳🥳
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰
❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🎉🎉🎉🎉🎉🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤️❤️❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅
Btaemi eya meharit enda zmam, abzia gin neqefieta alatni ,Seb entay koinu ymewit mis belu , kab emnet wetsika bnay science zblwo keydom , b nay science temexika kea seb kabey metsiu tetebahilu kab hbey eyu texarari mis qal Amlakh, nieshtey zmesil gin nab gedel eyu zeetweka aredad aka.
ጌጋ ትምህርቲ ሰብ ንምንታይ እዩ ዝመውት ፡ ካብታ ሕቶ እታ መልሲ ክልቲአን ሕብረተሰብ ዘዕንዋ። ሳይንስ ብዝበልዎ ዘይኮነ ፡ ብናይ እምነት እንተትግለጽ ኔራ ክንደይ ምማሃረት። ቅድሚ ምፍጣርና ንምንታይ ተፈጢርና ንምንታይ ከም ንመውት ተጻሒፉ እዩ ።
Bneshtom zimetu ke nawti wushtom sleziarg dyu zeykewin flsifna yerywo
ፈላስፋ ዘይኮነ ናብ ወልፈስፍስ ኢኺ ቐ ርብኪ.
ትይእንታይ ፈላስፋኡ መስፍን ድኣሞ መቅረ ቢ ይብልካን ሓሶት ጥልመት ኹሉ ሂቡካ እዩ.
ኦስማን ቐንድይ ሽማራት ኢኻ ብነብስኻ
እዙ እዚኣ ደርፊ ድኣ ኣብዘይ ቦትኣ ኣእቲኽያ፣ እዋይ ነበር ሙኻን ክሓስም ሓፍኮፍ ትብል ኔርካስ ድሓር ግስም፣
So what big deal ደንቆሮ
Fara
Welcome Eritv & Enda Zmam
❤❤❤❤❤❤
💙💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤❤
Welcome Eritv & Enda Zmam
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉