እንዳ ዝማም - ክፋል 249 - Enda Zmam (Part 248), June 2, 2024 - ERi-TV Comedy Series-
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 26 ก.ย. 2024
- እንዳ ዝማም - ክፋል 249 - Enda Zmam (Part 249), June 2, 2024 - ERi-TV Comedy Series- #Eritrea, #ERi-TV
Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited. To
Follow us on facebook: / dendenmedia
To watch previous episodes click here • Enda Zmam (እንዳ ዝማም)
subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming visit www.dendenmedi...
To access ERi-TV Official TH-cam Chanel visit / eritveritreaofficial
To access DimTsi Hafash Official TH-cam Chanel visit: / @dimtsihafash-official...
እንዳ ዝማም አጆኹም ቀጽልዎ ጥዕና ይሀብኩም ደቂ እዛ ሐላል መሬት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዋይ ደስ ክትብል ደቂ ሪመይ ማዓረይ 🇪🇷🇪🇷🐫🐪👌👌❤️❤️
Bhaki amzkumo guzona huwta 🇪🇷🕊🤝❤💯
ብሰንኪ ሃገራዊ ኣግልግሎት እድሚአን ዝኸደን የህዋትና ኤርትራውያን ከ እቲ ናብራ ስቒልካ ሓዳር ዝግበር ኣይኮነን , ገዛ ክራይ , ስራሕ , ኩሉ ናይ ስድራ ሽግር እዚከ ተረሲኡ ድዩ ብዝኾነ ብሕጂ ዝተረፋ የሕዋትና ጥራይ እድለን የጸብቐለን።
Anwari sbay serhu kebli alowo sebit badam ktkbir kthiheb alowa🇪🇷🕊🤝❤💯
ኣንቱም ሰባት እዘን ኩለን ኣብ ዓድና ዘለዋ ዘይተመርዓዋ ኣዋልድና፣ ክምርዓውወን ዝነበሮም መዛኑአን ካብ ሃገር ወጽዮም ብዝተፈላለዩ ምኽንያት ክምለሱ ስለ ዘይከኣሉ፤ ንሰን ንኸይከደኦም ድማ ምውጻእ ስለ ዝተኸልከላ ኸ ኣይኮነን ድዩ። እነሆ ኸኣ ኣብ ጎረቤት ሃገር መጽዮም ዘይፈልጥወን ቆልዑ ይምርዓዉ። 40 ዓመት ይበሃል ዩ እምበኣር ጓለንስተይቲ ካብ ሃገር ንክትወጽእ። 30 ዘሕለፋ ኮ ኩለን እተን ኣብ ሚኒስትሪታትን ትካላትን መንግስቲ ብእምነት ዝሰርሓ ዘለዋ እየን። ያኢ ሰብ ኣማሪጸን ከኣ ተባሂልለይ። መፍቶ ጓና ከይንኸውን ኢልና ኢና ሱቕ እንብል፣ ሓግዙና።
Thank you enda zmam for sending us entertaining vids ❤❤❤❤😂😊😊😊😂😂
great job ,🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁
እዛ ጓሉ ንመብራህቱ ግን ዋእ ክንድኡ ትከውንስ ሎምስ ተደርቢሻትኩም እያ ኣዝዩ ዘይመስል ኮይኑ
ብዝኮነ ግን ጽቡቅ ትምህርቲ
ንእሽተይ እያ ካብ ትምረቖ ካልአይ ዓመታ ዋላ እቲ ሕጹያ ንእሽተይ እዩ ባባ መብራህቱ ክብል ከሎ አይረአካን ዲኻ
@@tse604 ዋእ ኣብ ዚ ናይ ድራማ ደኣ እወ ኣነ ዝብል ዘለኩ ኣብ ናይ ሓቂ ክንድኡ ትከውንስ ጓሉ ኮይና ክትሰርሕስ ሲ ቁሩብ ኣዕሪኡ ኮይና ነቲ ድራማ ቁሩብ የፍኹሶ ዋላ ኣብ ካልእ ፊልምታት እንዶ ረኣዮ ኣብ ኡሉ ኣደ ኮይና እያ ትዋሳእ ስለዝስ ወይ ካልእ ዕብይ ዝበለ ሰብኣይ ክከውን ኔርዎ እምበር እዝስ ንኢሱ
@@elizabethelilta2663 እውይ ሓቅኺ እምበር: ክንዲገለ ትኸውን ሰበይቲ'ስ ባባ 😂😂
@@hkt4505 ክክክክክክ
Well come deki erey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Nice deki Eritrea 🇪🇷 bezaba ab wesai koynom hagerom kediom mes guanot koynom nay hagerom bandera endaregesun endakaselun nay tigray bandera zenbelbelu kedeat deki hager enetetserhu bela temherti mehabe neru thanks ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤welcome & Happy Sunday
አሰይ እንዳ ዝማም ሙቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷👍👍👍🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷
እንቆ ብድሃን መጻኩም እንዳ ዝማም ሓባይብ ደቂ ኤሬይ ንዓኩም ዝጸልእ እዝግሄር ዝጸልኣሉ❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️❤️🤣🤣🤣🎉🎉🎉🎉🎉
እንዳ ዝማም ምቁራት ኣይትሰኣኑ ደቂ ኤረይ ጀጋኑ 🎉🎉🎉❤❤❤❤
ሰላም ደዊ ኤረይ መዓረይ ኣብ ዘለኹሞ ሰላምኩም ይብዛሕ ብጣዕሚ ደስ በሃሊት እንዳ ዝማማ ኣብዛ ናይ ሎሚ መብርየ ምስ ጋሉ ብጣሚ ጽቡቅ ሓሳብ በዚ ኣጋጣሚ ከይድነክዎም ክሓልፍ ኣይደለኹን መሃሪት እያ so ብሓፈሻ ኩላትኩም ዳዝማም ትዋስኡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም I Love you ደቂ ኢረይ ሽኮሪናታት❤❤❤❤❤❤
❤️🇪🇷🙏🏽✅
❤❤❤❤❤❤❤❤
kkkkkkkk hantaln andayn si mas ekum tuauy ktserhu klte hade bshaq qosilna❤❤❤❤
😂😂😂👍👍👍❤️❤️❤️🇪🇷❤️
እንዳ ዝማም ሙቁራት ኣይትሰኣኑ❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Welcome deq eri
Play dumb Siri little monster machines videos who likes you
❤❤❤❤❤😊
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
👍👍👍👍👍👍👍
Btami xbouq mhwrit❤❤❤❤❤
Welcome
well come❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💙💙💙💙💙💙
Ata Etom lumusat endyo wediomen delo nezen deki haftamat ewa gn lumuss eritrea yelen
ኣፍቀርቲ ተተ፣ እስከ ተተ ክሑገስ፣ ኣነ ከኣ ክኽየፍ ጥውቕ ኣቢልኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ። ክክክክክክክክክክክክ
🙏🏾❤️🙏🏾❤️🇪🇷🇪🇷
Deqi erey❤
ኣንታ ሎሚ እሲ ገለ ክሰምዕ ኢና ካብ ደለላ ገዛ ናብ ደለላ ሰብ ተሰጋጊርካ መሰፍን ከምዚ ከ ኣሎ ድዩ?
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤🌹🌹❤❤
Welcome🙏
👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹♥️♥️💪💪
❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤
ተት ጸቡቕ አልካ ሕብሻ ደካንክንክ የትርፍክስ ዘጸረፍክ ጥራሕ ዩክን አዙ ማዓርየ ❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
🤭😒😊
❤️❤️❤️🌹🌹🌹🎉🎉🎉😍😍👍👌💪🙏
Enqae b dehan mexaekum🎉❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷291
❣️❣️🇪🇷🫶🇪🇷🤩
❤❤❤❤❤❤❤❤ welcome & Happy Sunday
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
👍👍👍👌👌👌💪💪💪😍😍😍😍😍😍🙏
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤👍👍👍👍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Tete xulul 😊❤❤❤❤❤😂