ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Away ድምጺ ደስ ዝብል ❤️❤️❤️🥰🙏🏻🙏🏻🙏🏻
Egziabher Amlak tsegiu abzihu ybarkum Amen Amen Amen.
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
ሓለፋ መምሃራን ዘለብም ቃል እግዚኣብሄር ስምዕዎ
Amen ❤️ 🙏 God bless you brother 🙏
Amen amen amen amen God bless you more and more hawey bruk tebarek
Amen Amen Amen🙏🙏🙏😇😇😇
TEBAREK WENDM
Thanks ezom ahwatey
Judges 4 (ትግ) - መሳፍንቲ4: ዴቦራ ድማ፡ ነብዪት ሰበይቲ ላጲዶት፡ ንሳ በታ ጊዜ እቲኣ ንእስራኤል ትፈርድ ነበረት።
Tebarek bless you 🙏❤
Ll
O
Amlake yekbre
Judges 2 (ትግ) - መሳፍንቲ1: መልኣኽ እግዚኣብሄር ድማ ካብ ጊልጋል ናብ ቦኪም ደየበ በለ ኸኣ፡ ካብ ግብጺ ኣደየብኩኹም፡ ናብታ ነቦታትኩም ዝመሐልኩሎም ምድሪ ኸኣ ኣእቶኹኹም። እቲ ምሳኻትኩም ዝአቶኽዎ ኺዳነይ ንዘለኣለም ኣየፍርሶን እየ።2: ንስኻትኩምውን ምስቶም ኣብዛ ሃገር እዚኣ ዚነብሩ ኺዳን ኣይትእተዉ፡ መሰውኢታቶም ኣፍርሱ፡ ድማ በልኩ። ንቓለይ ግና ኣይሰማዕኩምዎን። ስለምንታይ ኢኹም እዚ ዝገበርኩም፧3: ስለዚ ድማ፡ ንጐድንኹም ኵርኳሕ ይኹኑኹም፡ ኣማልኽቶምውን መፈንጥራ ይኹኑኹም እምበር፡ ካብ ቅድሜኹም ኣይሰጎምን እየ፡ በልኩ።4: ኰነ ኸኣ፡ እቲ መልኣኽ እግዚኣብሄር ንዅሎም ደቂ እስራኤል እዘን ቃላት እዚኤን ምስ ተዛረቦም፡ እቶም ህዝቢ ደሃዮም ዓው ኣቢሎም በኸዩ።5: ነታ ቦታ ድማ ቦኪም ኢሎም ሰመይዋ፡ ኣብኣ ኸኣ ንእግዚኣብሄር ሰውኡሉ።
❤❤❤AmenAmenAmen❤❤❤
Judges 4 (ትግ) - መሳፍንቲ18: ያዔል ድማ ንሲሰራ ኽትቅበሎ ወጺኣ፡ ጐይታይ፡ እቶ፡ ናባይ እቶ፡ ኣይትፍራህ፡ በለቶ። ናብኣ ድማ ናብ ድንኳን አተወ፡ ንሳ ኸኣ ወንጮ ኸደነቶ።19: ንሱ ድማ፡ ጸሚኤ እየ እሞ፡ በጃኺ ሒደት ማይ ኣስትይኒ፡ በላ። ንሳ ኸኣ ሓርቢ ጸባ ፈቲሓ ኣስተየቶ ኸደነቶውን።20: ንሱ ድማ፡ ኣብ ደገ ድንኳን ደው በሊ። ኪኸውን ድማ እዩ፡ ሰብ መጺኡ፡ ኣብዚዶ ሰብ ኣሎ፧ ኢሉ እንተ ሐተተኪ፡ የልቦን በሊ፡ በላ።21: ንሱ ድቃስ ውሒጥዎ ህልያቱ ጠፍኦ፡ ሽዑ ያዔል ሰበይቲ ሔበር ሽኻል ድንኳን ወሲዳ ሞደሻውን ኣብ ኢዳ ሒዛ፡ ቀስ ኢላ ናብኡ አተወት፡ ነቲ ሽኻል ኣብ መትልሑ ተኸለቶ ናብ ምድሪ ድማ ኣተወ፡ ንሱ ኸኣ ሞተ።
G.B.U
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ተባረኹ ብሩኻት
Zechariah 4 (ትግ) - ዘካርያስ6-7: ሽዑ ንሱ መለሰ፣ እዚ እቲ ንዘሩባቤል ዚኸውን ቃል እግዚኣብሄር እዩ፣ ብመንፈሰይ እምበር፣ ብኽእለትን ብሓይልን ኣይኰነን፣ ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት። ኣታ ዓብዪ ኸረን፣ መን ኢኻ፥ ኣብ ቅድሚ ዘሩባቤል ጐልጐል ክትከውን ኢኻ። ጸጋ፣ ጸጋ ንእኡ፣ እናተባህለ ኺጭደር ከሎ ነቲ እምኒ ርእሲ ኼውጽኦ እዩ፣ ኢሉ ነገረኒ።
Amennn
Amen
👍👍👍👍👍👍👍👍
Amen kal hwet yesmana
LĺlPPĺ
L
Ĺ
ĹĹĹ
PL
Thanks 🙏🙏🙏🙏🙏❤
Thank you 🙏 ❤️
Advertisements disturbing us.
Amem
Away ድምጺ ደስ ዝብል ❤️❤️❤️🥰🙏🏻🙏🏻🙏🏻
Egziabher Amlak tsegiu abzihu ybarkum Amen Amen Amen.
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
ሓለፋ መምሃራን ዘለብም ቃል እግዚኣብሄር ስምዕዎ
Amen ❤️ 🙏 God bless you brother 🙏
Amen amen amen amen God bless you more and more hawey bruk tebarek
Amen Amen Amen🙏🙏🙏😇😇😇
TEBAREK WENDM
Thanks ezom ahwatey
Judges 4 (ትግ) - መሳፍንቲ
4: ዴቦራ ድማ፡ ነብዪት ሰበይቲ ላጲዶት፡ ንሳ በታ ጊዜ እቲኣ ንእስራኤል ትፈርድ ነበረት።
Tebarek bless you 🙏❤
Ll
O
Amlake yekbre
Judges 2 (ትግ) - መሳፍንቲ
1: መልኣኽ እግዚኣብሄር ድማ ካብ ጊልጋል ናብ ቦኪም ደየበ በለ ኸኣ፡ ካብ ግብጺ ኣደየብኩኹም፡ ናብታ ነቦታትኩም ዝመሐልኩሎም ምድሪ ኸኣ ኣእቶኹኹም። እቲ ምሳኻትኩም ዝአቶኽዎ ኺዳነይ ንዘለኣለም ኣየፍርሶን እየ።
2: ንስኻትኩምውን ምስቶም ኣብዛ ሃገር እዚኣ ዚነብሩ ኺዳን ኣይትእተዉ፡ መሰውኢታቶም ኣፍርሱ፡ ድማ በልኩ። ንቓለይ ግና ኣይሰማዕኩምዎን። ስለምንታይ ኢኹም እዚ ዝገበርኩም፧
3: ስለዚ ድማ፡ ንጐድንኹም ኵርኳሕ ይኹኑኹም፡ ኣማልኽቶምውን መፈንጥራ ይኹኑኹም እምበር፡ ካብ ቅድሜኹም ኣይሰጎምን እየ፡ በልኩ።
4: ኰነ ኸኣ፡ እቲ መልኣኽ እግዚኣብሄር ንዅሎም ደቂ እስራኤል እዘን ቃላት እዚኤን ምስ ተዛረቦም፡ እቶም ህዝቢ ደሃዮም ዓው ኣቢሎም በኸዩ።
5: ነታ ቦታ ድማ ቦኪም ኢሎም ሰመይዋ፡ ኣብኣ ኸኣ ንእግዚኣብሄር ሰውኡሉ።
❤❤❤AmenAmenAmen❤❤❤
Judges 4 (ትግ) - መሳፍንቲ
18: ያዔል ድማ ንሲሰራ ኽትቅበሎ ወጺኣ፡ ጐይታይ፡ እቶ፡ ናባይ እቶ፡ ኣይትፍራህ፡ በለቶ። ናብኣ ድማ ናብ ድንኳን አተወ፡ ንሳ ኸኣ ወንጮ ኸደነቶ።
19: ንሱ ድማ፡ ጸሚኤ እየ እሞ፡ በጃኺ ሒደት ማይ ኣስትይኒ፡ በላ። ንሳ ኸኣ ሓርቢ ጸባ ፈቲሓ ኣስተየቶ ኸደነቶውን።
20: ንሱ ድማ፡ ኣብ ደገ ድንኳን ደው በሊ። ኪኸውን ድማ እዩ፡ ሰብ መጺኡ፡ ኣብዚዶ ሰብ ኣሎ፧ ኢሉ እንተ ሐተተኪ፡ የልቦን በሊ፡ በላ።
21: ንሱ ድቃስ ውሒጥዎ ህልያቱ ጠፍኦ፡ ሽዑ ያዔል ሰበይቲ ሔበር ሽኻል ድንኳን ወሲዳ ሞደሻውን ኣብ ኢዳ ሒዛ፡ ቀስ ኢላ ናብኡ አተወት፡ ነቲ ሽኻል ኣብ መትልሑ ተኸለቶ ናብ ምድሪ ድማ ኣተወ፡ ንሱ ኸኣ ሞተ።
G.B.U
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ተባረኹ ብሩኻት
Zechariah 4 (ትግ) - ዘካርያስ
6-7: ሽዑ ንሱ መለሰ፣ እዚ እቲ ንዘሩባቤል ዚኸውን ቃል እግዚኣብሄር እዩ፣ ብመንፈሰይ እምበር፣ ብኽእለትን ብሓይልን ኣይኰነን፣ ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት። ኣታ ዓብዪ ኸረን፣ መን ኢኻ፥ ኣብ ቅድሚ ዘሩባቤል ጐልጐል ክትከውን ኢኻ። ጸጋ፣ ጸጋ ንእኡ፣ እናተባህለ ኺጭደር ከሎ ነቲ እምኒ ርእሲ ኼውጽኦ እዩ፣ ኢሉ ነገረኒ።
Amennn
Amen
👍👍👍👍👍👍👍👍
Amen kal hwet yesmana
Lĺl
P
Pĺ
L
Ĺ
Ĺ
Ĺ
Ĺ
P
L
Thanks 🙏🙏🙏🙏🙏❤
Thank you 🙏 ❤️
Advertisements disturbing us.
Amem
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
Egziabher Amlak tsegiu abzihu ybarkum Amen Amen Amen.
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Amennn