Tigrigna Audio Bible, The Book of Leviticus | ኦሪት ዘለዋውያን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 39

  • @robelmtrd
    @robelmtrd ปีที่แล้ว +5

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @mhretabteklit3515
    @mhretabteklit3515 29 วันที่ผ่านมา

    Wedi hyaw amlak ybarkka amen

  • @NazretHagos
    @NazretHagos 6 ปีที่แล้ว +3

    ተባረክ ኣምላክ ይባርካ ኣነ ብዙህ ተባሪከን ተተኪመን

  • @wintaabrham9698
    @wintaabrham9698 2 ปีที่แล้ว +1

    ተባረኽ ብሩኽ ባሪኽካና

  • @hagos9183
    @hagos9183 ปีที่แล้ว +4

    ጎይታ ዘመንካ ይባርኮ ንቃሉ ብዘደንቅ ድምጺ ኣሰኒካ ብምቅራብካ ንብዙሓት ቃሉ ንምስማዕ ኮንካ ኣሎካ❤

  • @wintaabrham9698
    @wintaabrham9698 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣእምሮኻ ይባረኽ ኩሉ ጊዜ ንባረኽ ኣሎና

  • @Mercy2023-mg5jj
    @Mercy2023-mg5jj ปีที่แล้ว

    Amlak ybarko Natu wn xibuq endiu zelo bzbelxe xobuq kkonelna ele ye .🙏

  • @israel8104
    @israel8104 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዛኣቢሄር ኣምላክ እስራኤል ዓቢ እዩ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ እዩ። ነዚ ኣምላክ እዚ ምፍላጥና ከኣ ወይ ኣምላክ እስራኤል ኣምላክና ስለ ጽኮነ ነመስግኖ ካህን ዘካሪኣስ ከኣ ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ይባርካ ን በረከት ኩን ከምዚ ከማካ ን ኣምላክ ዝነብሩ ክነብር ኣምላክ ይደግፈና።

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 4 หลายเดือนก่อน +1

    Leviticus 18 (ትግ) - ዘሌዋውያን
    4: ብእኡ ኽትመላለሱ ፍርድታተይ ግበሩ፡ ሕጋጋተይ ከኣ ሐልዉ። ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም እየ።
    5: ሕጋጋተይን ፍርድታተይን ሐልዉ፡ እቲ ዚገብሮ ሰብ ብእኡ ህያው ይኸውን። ኣነ እግዚኣብሄር እየ።
    6: ሓደ ሰብ እኳ ቀረባ ዘመዱ ናብ ዘበለት ሕፍረታ ኪቐልዕ ኢሉ ኣይቕረባ። ኣነ እግዚኣብሄር እየ።

  • @binibenja7834
    @binibenja7834 2 ปีที่แล้ว

    beraketu yebzhalka haweyyy❤❤❤

  • @gebeyesussolomon6190
    @gebeyesussolomon6190 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏

  • @mariyamaniel7958
    @mariyamaniel7958 3 ปีที่แล้ว +3

    Amen amen 🙏🙏🙏🙏amlak ybarka

  • @akberetgerzigiher9461
    @akberetgerzigiher9461 5 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜሕ ቃለሂወት የስመዐልና

  • @rahwahabte5395
    @rahwahabte5395 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen

  • @amanuelweldemariam3067
    @amanuelweldemariam3067 3 ปีที่แล้ว

    Tebarek hawna

  • @efbiwaltahaqi429
    @efbiwaltahaqi429 2 ปีที่แล้ว

    ክብሪ ንኣምላክ ይኩን ጸጋኡ የብዝሐልካ

  • @awetsemereab3812
    @awetsemereab3812 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen qal hiwet yesmealna

  • @mimitekulu7296
    @mimitekulu7296 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🥰🥰🥰

  • @Mercy2023-mg5jj
    @Mercy2023-mg5jj ปีที่แล้ว

    Selam Hawey dmxika byaemi u xinuq emo fkare eyesus kemta nay hade hawna b tigrina gerwa zelo gn bnatka dmxi xibuq tkewen ele yhaseb please Hawey Amlak yhagzka ajoka.🙏

  • @selamfikadu-5252
    @selamfikadu-5252 10 หลายเดือนก่อน

    Tebark

  • @rgatangheso2927
    @rgatangheso2927 4 ปีที่แล้ว +1

    ❤️ተባረኽ ሐወይ

  • @meronmichael5941
    @meronmichael5941 4 ปีที่แล้ว +2

    🙏 🙏 🙏 amen

    • @erudestaerudesta6411
      @erudestaerudesta6411 3 ปีที่แล้ว

      .people that pop

    • @israel8104
      @israel8104 2 ปีที่แล้ว

      @@erudestaerudesta6411 እንታይ ትብል ኣለካ?

  • @hanokfisahaye7097
    @hanokfisahaye7097 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Amen Jesus Kristus Amen Jesus Kristus Amen Jesus Kristus Amen Jesus Kristus Amen Jesus Kristus Amen Jesus Kristus Amen Jesus Kristus Amen

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 2 หลายเดือนก่อน +1

    Leviticus 11 (ትግ) - ዘሌዋውያን
    44: ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም እየ እሞ፡ ተቐደሱ። ኣነ ቅዱስ እየ እሞ፡ ቅዱሳት ኩኑ። ኣብ ምድሪ ብዚዋሳወስ ኲሉ ለመምታ ነፍሳትኩም ኣይተርክሱ።
    45: ኣምላኽኩም ክኸውን ኢለ ኻብ ምድሪ ግብጺ ዘደየብኩኹም፡ ኣነ እግዚኣብሄር እየ። ኣነ ቅዱስ እየ እሞ፡ ቅዱሳት ኩኑ።

  • @mariyamaniel7958
    @mariyamaniel7958 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen 🙏🙏🙏🙏

  • @titi7383
    @titi7383 4 ปีที่แล้ว +1

    kubur hawnan nay nebi henok ka ykal tokoynu

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 4 ปีที่แล้ว +1

    🙏💙❤🙏🙏🙏🌹🌹💙❤🕊

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 4 หลายเดือนก่อน +1

    Leviticus 7 (ትግ) - ዘሌዋውያን
    27: ዝዀነ ደም ዝበልዔት ዘበለት ነፍሲ፡ እታ ነፍሲ እቲኣ ኻብ ህዝባ ኽትምንቈስ እያ።

  • @robelmtrd
    @robelmtrd ปีที่แล้ว +2

    John 3 (ትግ) - ዮሃንስ
    16: ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ።

  • @abelwedi9548
    @abelwedi9548 4 ปีที่แล้ว

    😂😂

  • @hanietatesfazion8012
    @hanietatesfazion8012 4 ปีที่แล้ว +1

    ብሉይ ኪዳን ዝብል ስም ሂብኩም ፍሩስ ዝገበርኩምዎ መጽሓፍ ኣቦታትና ዘይትኣምኑሉ ከለኹምሲ ስለምንታይ ተንብብዎ ኣለኹም?
    ብሉይ ኪዳን ትብልዎ,ምስ እግዝኣብሄር ዝሕደስ እምበር ዝበሊ ኪዳን የብልናን.
    እዚ ተንብብዎ ዘለኹም ትእዛዝ ንዘይተተግብርዎ ኣይተንብብዎ.በጃኹም!
    ሕጊ ኦሪት ነቶም ብኦርት እንኣምን ጥራይ እዩ.
    ንወንጀላዉያን ኣይጠቅምን እዩ.
    ምኽንያቱ ብወንጀላዉያን ፍሩስ እዩ

    • @robelabraha2893
      @robelabraha2893 3 ปีที่แล้ว +2

      ብመጀመርያ ክፈልጥ ኣይሁዳዊት ደኺ ወይስ ከማይ ኣህዛብ ምኽንያቱ እተን 5 መጽሐፍቲ ዝተዋህበ ን ኣይሁድ እምበር ን ኣህዛብ ኣይተዋህበን ኣይሁድ እንተ ኾይንኪ ኸኣ ዘዳግም 27 (Deuteronomy)
      26፤ ንቓላት እዚ ሕጊ እዚ ኺገብሮ ዘየጽንዖ ርጉም ይኹን። ኵሉ ህዝቢ ድማ፡ ኣሜን፡ ይበል። ስለዚ ብዙሕ ኣይትመኽሒ ኣህዛብ ኣንተ ኾንኪ ግን ኪዱ ወንጌል ንዓለም ስበኹ ዝበለ ባዕሉ ዋና እዚ መጽሐፍ ኢዩ ምኽንያቱ ዝገብሮ ሰብ የለን ምኽንያቱ መርገምና ዝ ኸፈለልና ገላትያ 3 (Galatians)
      13-14፤ ንሕና ነቲ ተስፋ መንፈስ ብእምነት ክንቅበሎ፡ እቲ በረኸት ኣብርሃምውን ብየሱስ ክርስቶስ ነህዛብ ምእንቲ ኪኸውንሲ፥ ኣብ ዕጸይቲ ዚስቀል ዘበለ ርጉም እዩ፡ ተጽሒፉ አሎ እሞ፡ ክርስቶስ ምእንታና መርገም ኰይኑ፡ ካብ መርገም ሕጊ ተሻየጠና።

    • @honorscore629
      @honorscore629 2 ปีที่แล้ว

      Selam haftey eza channel nay menafqan diya?

    • @israel8104
      @israel8104 2 ปีที่แล้ว

      @@honorscore629 Aye seb deqey menafqan men eyom zey menafqan ke men eyom amlak Israel hade eyu nsu kea Jesus christ is king of the kings Lord of the Lords forever Alpha and omega Almighty God God of abraham God of issac God of jacob The lion of the juhda king of in the heaven king of in the world king of in the hell king of in the ocean king of in the sea king of in The area Kalie nemlko amlak yelen amlakna ezi eyu Nska hji menafqan tblom zeleka flut n pente eka nska orthodox eka gn sieli ttqe n amlak Israel hyaw knsu n hndi zsealwo amlak tbl eka bzkone sle smey kulu kxeleakum eyu sle zbl nhna nay yesus krstos ember nay seb aykonen

  • @robelmtrd
    @robelmtrd ปีที่แล้ว +2

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @yorusalemtesfamaryam4514
    @yorusalemtesfamaryam4514 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen