Very good response from journalist Tewodros Tsegaye (starting from 2:17:00 to 22:27:00) to Mr. Stalin who has been busy providing excuses for Shabia's Genocide crime in Tigray. Stalin should come out and ask an apology to the people of Tigray. What Stalin has been doing recently is a crime by itself.
Guy's you are so geniuses .i appreciate all of you.specealy dawit you bring that discussions.i am amhara but i have no problems with another languages.but you learnd me more to think widely. Anyway any language is power. Thank you for all Guy's❤
I dont forget Alula non stop, tireless contribution for united and become the voice of voice less Tegaru. You did great job and exposed genoside to the world. You were un official foreign minster of Tegaru. I respect that but now no important to talk like if i were a bird ,i would fly. Be moderater not divider for Tigray interest.
Finding the root cause is the first victory. If you dont bother what was wrong yesterday, you won't be out from the circle today. Appreciate Alula in this case as well.
Particularly Alula at least take your partial responsibility about the war. It is easy to criticized now . Many people agree about your contribution to the war. Good journalist must see in advance what is coming ?
ታዲ ርዮት ሐበን ትግራይ:: ብኩሉ ቋንቋ ሃሳቡ ዝገልጽ ሰብ:: RESPECT! ዳዊት ግን ኣብ ኮመንት ኣይተተኩር :: Please learn to pay full attention to the discussion. Learn from what Teddy Ryot does in his channel::
Ya, your intention is to denounce that criticism but that criticism 100% correct anc reflective, an individual cannot communicate In Amharic, ignoring the populace.
Alula, TPLF is by all aspects represents and signifies the national qualities of Tigrai people, don't denounce the essence of the organization and principles
I always like to fellow your programs Dawit. But Today I am disappointed with you because you invite these two disrespect anti-Tigray and anti-TPLF BANDAS!!!!!❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎
ንዳንኤል ዝተበሃለ ንዓና እውን ይምልከት እዩ ካብዝል ተኾይኑ ካልእ ጉዳይ እዩ:: እቲ ዋዕላ ንኹሉ ትግራዋይ ዝምልከት ምዃኑ እንዳፈለጥኹም ዋላ ብኣመሓርኛ ተኾይኑ ፀገም የብሉን ድዩ ትብሉና ዘለኹም? እሞ ኣብ ትግራይ!! I think you guys are trying to support Daniel in a wrong reasoning. Can you tell us what Daniel’s report/ research was intended to? If in fact the audiences were not the people of Tigray, Teddy’s narration may make a bit sense.
እኔ አንድ ግዜ በአጎቴ ወቀሳ ይቀርብብኝ ነበር ትግርኛ ባለመቻሌ አማርኛ ተቸግረሽ እንደለመድሽው ለምን ትግርኛ ተቸግረሽ አለመድሽም ብሎኝ ነበር ትክክል ነበር አጎቴ ምክንያቱም ሌሎች የኢትዬጵያ ቢሄሮች ትግርኛ መናገር ይቅርና መስማትም አይፈልጉም ስለዚህም ነው በአሁኑ ሰአት የተሰባበረ ትግርኛም ቢሆንም መናገር ጀምረናል ትግርኛ ማደግ አለበት
Respect
ብተለይ ንቴድየ ጅግና ደጊምኩም ብትግርኛ ትገብርዎ ፕሮግራም ኩሉ ግዜ ኣምፅዎ ሰናታይዘር እዪ 🥰🥰🥰
ስናታይዘር እንታይ ማለት እዩ?
Very good response from journalist Tewodros Tsegaye (starting from 2:17:00 to 22:27:00) to Mr. Stalin who has been busy providing excuses for Shabia's Genocide crime in Tigray. Stalin should come out and ask an apology to the people of Tigray. What Stalin has been doing recently is a crime by itself.
ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ዘተ ነይሩ ደስ ኢልኒ ቀፅልሉ🙏🥰
እስታሊን አታልሉና ዓሕሕሕሕሕሕ
ለካ ሻዕቢያ እዩ
ደንጊፅና ዋይይይይ😢😢
Ere bejaka godefiba😂😂😂
ክላ መራት !ናብ ቁሸት ኣይትሸጎጥ
ናይ ብሐቂ ብሉጻት ተንተንቲ ከም ተጋሩ ትግራይ ንዓኩም ዝወለደት አብዚ ሕጂ ዘላቶ ኩነታት ንክትህሉ ዘሕዝን እዩ
😮😮😢😮😅😮😢😮 7:27
እናነባዕኹ ነዛ ናይ መጨረሻ ለበዋይ ንክልቲኦም መራሕቲ እነሆ። በፕሪቶሪያ ውዕሊ መሠረት መሬትና ክሳዕ ዝምለስን ዝተማዛበለ ህዝብና ናብ ዓዱ ክሳዕ ዝምለስን ክልቴኹም ሕድገታት ጌርኩም ንሓጺር ግዜ ተሰማሚዕኹም ንክትሰርሑ ቃል እተዉ። ኣብ ቀጻሊ ናይ ቋሚ መንግስቲ ምስረታ መረጻ ግን ብኽልቲኡ ወገን ዘለኹም ዓበይቲ መራሕቲ ሙሉእ ብሙሉእ ካብ ስልጣን ወሪድኩም ንሓደሽቲን መናእሰይን ስልጣን ንምርካብ ብወግዒ ቃል አቲኹም ካብ ስልጣን መንግስቲን ውዱብን ውረዱ። ነዚኣ ንክትትግብሩ ብስም ስዉኣት ደቅና ንሓተኩም። እዚኣ ንክትፍጽሙ ኣምላኽ ይሓግዝኩም።
Keep for ward guy’s i proud of you ❤❤❤❤
ተዲ God bless you
Thanks
You are the best Tigrawa
So good job guys
Guy's you are so geniuses .i appreciate all of you.specealy dawit you bring that discussions.i am amhara but i have no problems with another languages.but you learnd me more to think widely.
Anyway any language is power.
Thank you for all Guy's❤
If you Amhara what are you doing here? Get out here
@Ojo787 you are so funny guy .kkk
Even u don't know how u coment.i think you are bull with 2 futs.
I love you guys and your alliance (TDA). Good start. Keep it up! Tigray behaki seb alewa jeganuuu deki tigray🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
❤ ብጣዕሚ ደስ ባሃላይ ሓሳባት ተልዕሉ ኣለኹም። ጀጋኑ መንቃሕቲ ኢኹም ብሓቂ! ኣውራምባ ሚድያ ውን ክብሪ ይግቦኦ!
Teddy you are brilliant, 🎉❤
I absolutely enjoyed your discussion
አሉላ ንስኻዶ አይኮንካን ተጋሩ ምስ አምሐሩ ምንም ርክብ ከይትገብሩ ዝበልካ።
Keytmr'awu ewn ilu nay kndey seb hiwet betatinu iyu.
አይ አህዋት አማሀሩ ከትምርኦዩ አይበለን እሱ ዝበለ አብ ችግሩኩም አብጭንከቱኩም ምሳኹም ጠጠው ዘይብል ሀዘንኩም ሀዘን እዩ ዘይብል አማሀራይ እንታይ ክገብረልኩም እዩ ዝበለ ደጊምካ ምስማእ ይካአል ልልባእልና ምድፋእ ይትረፈና አይበዛህና እንከባበር አህዋት ❤
እወ እሉካ ጆኖሳይድ ይፍፀመካ ስለዝነበረ።
@@alemtsehayberhe2515exactly
ኣብ ጉዳይ ብኣምሓርኛ ጌርካ መልእክት ንምሕለፍ ፅቡቅ እዩ
ፅግም የቡሉን ግን ንቋቋ ትግርኛ እውን ጊዜን ቦታ ክዋሃቦ ኣለዎ።
ካብዙይ ወፃኢ ኣብ ሪኦት ብቴዲ ዝመሓላልፍ መልእትታት ንፓለትካ ኣፈላላይን ምልሕላሕ ሓድነት ዝጋድድ ዘይቋራርብ ቁርቁስ ምፍጣር ፅቡቅ ዘይካነ ኣካዩዳ ይስትካክል
Thank you Dave, Alula and Tedi are intellegent individuals who are striving for Tigray.
The 3 tegrian icons
wow በቆንቆ የሚያገሉ ቁጥራቸው ቀላል አይደሉም!!!ለዚ በጦርነቱ ጊዜ በተጋሩነት የሚያገሉንም ነበር ትግርኛም ባለመቻላችን የማግለል ነገር ነበር። ግን በጡርነቱ ጊዜ በጣም በጣም እርዳቸው ነበር ተጋሩ ሀዋሀተይ"""❤❤❤😢😢😢
Thanks!
ተጋሩ ትግርኛ ቋንቋና ጥራሕ ዘይኮነሰ መንነትና እዩ ሰለዚ ትግርኛ ምሰ ኣማሓርኛ ንምውድዳር ዝግበር ፃዕሪ ከም ማሕበረሰብ ከውደቀና እምበር ከማዕበለና ኣይክእልን ሰለዚ ትግርኛ ቋንቋና ጥራሕ ዘይኮነ ማንነትና ሰለ ዝኮነ ኣድላይ መፅነዕቲ እዩ ዝሓትት
Teddy, you r so eloquent and insightful as usual. Keep it.
What best describes Teddy is, simply Tigraway top philosopher.
I dont forget Alula non stop, tireless contribution for united and become the voice of voice less Tegaru. You did great job and exposed genoside to the world. You were un official foreign minster of Tegaru. I respect that but now no important to talk like if i were a bird ,i would fly. Be moderater not divider for Tigray interest.
Finding the root cause is the first victory. If you dont bother what was wrong yesterday, you won't be out from the circle today. Appreciate Alula in this case as well.
Game Over 100 years home works
ብሔራዊ ስሚዒት ዘለዎ ናይ ብሔሩ ኽብሪ መግለጺኡ ቃንቃ እዩ ክማሓር አለዎ! period !
ብኻሊ ቃንቃ ምዝራብ ጽገም ዝኾን ኩሉ ተዘይተረዲ እዩ ::
ቋንቋ እምሓርኛ ብጀጋኑ ሃርበኛታት ተጋሩ ክዝረብ ጥዑምን ምልክት ዓወትን’ውንዩ፤
ብባንዳታት ክዝረብከሎ ግና፣ ተወሳኺ ጆኖሳይድ’ዩ።
ኣሉላ ንትግራይ ምስታ ናይ 400 ዓመት ልምዲ ዲሞክራሲ ዘለዋ ኣሜሪካ ማዕረ ክትኸውን ኣለዋ ዝብል ርድኢት ኢዩ ዘለዎ ፡እሞ ካኣ ህዝባ ኣብ ቴንዳ እንዳነበረ ❤❤❤
I am not worried about language but about Tigray
ለክበጥ በጥ ኣይትበሉ ተጋሩ ናይ ሽዋ ኣምሓርኛ ኣይንደልን. ህዋሓታውን ውን ለክባጣት እዮም.
ሓቂ ወይኒ ጅግና 🙏
now, what is the way out better than what is on the table?
ናይ ፀላእቲ መጨፍጨፊና ዝኾነ ቋንቋ ኣምሓርኛ ምጥቃም ብሕጊ ዘሕትት ክኸውን ኣለዎ።
Tewodros , intelligent we are in the same page.
That is the point Teddy regarding Eritrea & hegdef. Thanks 🙏
ናብ አ.አ ንምምላስ ተስፋባ
ንሰለስተኩም ሕቶ አለኒ አብ መቀለ ብአምሓርኛ ምግብ አለን ማለት ንምንት ይበሃል መልሱለይ
ንምሳልየ አብ ትግራይ ምግቢ አለን ንምታይ ይበሃል ትግራይ ቆንቅኡ ትግርኛ እዩ
Long live TPLF ✌️💊💊💊💊💊
We have to think like nations.
Not like ethnics
የምዬ ልጅ ስለህወሓት ሲናገር ያሳብደዋል😮
Bezaeba tegraye teraye tesareb
ብዝኾነ ህዝቢ ትግራይ ብኸመይ ዓይነት ኣተሓሳስባ ብዘለዎም ሰባት ከም ትምራሕ ዝነበረት ተሓሰብኩዎስ .......ገሪሙኒ....
ኢቶም አመሀሩ ቲጊርኘ ሚዝራብ ናይ ኦዋፉ ቃቀ ስለ ዙቡሉና ኢዩ ኢበር ቃንቃ ሚፉላጥ አዲላይ ኢዩ
ኣሉላ ንኹሎም ብሄራትን ብሄረ ሰባት መንነትኹም ክትፈልጡን ዕፍ ድሪብ ካብቲ ኣላቅቀኹም እንተ በለት ጌጋ ዩ ቃላት ትጥቀም ኣለካ ፍጹም ጌጋ
Hypocracy = ምስሉይነት
majority የኢትዩጵያ ህዝብ አማርኛ ይሠማል ይናገራል እኛም እንዲገባን በአማርኛ ብታደርጉት
38:00 agree 100%
Who can be more Tegaru than Aba Melaku(Wukro) and Sister Gabriela(Mekelle harameriet)? Both whites (I think), best Tegaru.
ልክዕ እኻ እሉላ እታ ፓርቲ ንሳ ዘይድግፍ ኣይትግራዋይን እናበሉ እዮም ክሓስቡ ፀንሖም
Particularly Alula at least take your partial responsibility about the war. It is easy to criticized now . Many people agree about your contribution to the war. Good journalist must see in advance what is coming ?
እንኳዕ ንስኹም ሃለኹም ፣ ቆላሕ መበልቲ..
Thank you so much
ብኣምሓርኛ ፕሮግራም ምስራሕ ሸግር የብሉን። ግዳስ ፍጹም ንውሽጥናን ንዓናን ጥራይ ዝምልከትን ብአምሐርኛ ምዝራቡ ጎዳኢና ዝመስሉ ጉዳያት አለሊኹም ብአምሐርኛ ተዘይተዛረብኩሞ ይሓይሽ እብል። ንኣብነት ሓደ ትግራዋይ ዜጋ ሎማዓንቲ ዝኾነ ደረቕ ወንጀል (ንኣብነት ኣገዲድካ ምድፋር) ምስዝፍጽም ነዚ ዜና ብአምሐርኛ ምግላጹ አይጠቅምን። ምኽንያቱ እቶም ጄኖሳይደራት ነቲ ናቶም ወንጀላት normalize ንምግባር ክጥቀመሉ ኢዩ ዝራኣይ። ዋላ'ኳ ተርጒሞም ምስማዕ ኣይተርፎምን ተተባህለ ብናትኩም አንደበት ግን ብአምሐርኛ ክዝረብ የብሉን።
From two evils choose the less, what is the strategic advantage that Tigray could have?
አንዳንድ ሰዎች አማርኛ የአማራ ቋንቋ ይመስላቸዊል:! ነገር ግን አማርኛ የኢትዮጵያ ብሄራዊ ቋንቋ ነው ሁሉም ኢትዮጵያዊ ማወቅ አለበት ይጠቅማል እንጂ አይጎዳም!ሁሉም አማርኛ ካላወቁ በምን ይግባባሉ:? ለምሳሌ ተጋሩና ሲዳማ ሲገናኙ ሁለቱም አማርኛ ካልቻሉ በምን ይግባባሉ? ስለዚህ ሁሉም ኢትዮጵያዊ አማርኛ ማወቄ አለበት ካለበለዚያ አይግባቡም
አሁን ባለው ሁኔታ ለወደፊቱ ኢትዮጴያውያን እርስ በርስ መግባባት አይችሉም በጣም ያሳዝናል! ኦሮሞ አማርኛ እንዳይናገር እየሆነ ነው ከጥቂት አመታት በሃላ ኦሮሞ ከሌላው ብሄረሰብ ጋር መግባባት አይችልም በጣም ያሳዝናል
👍
ድሁር ፖለቲካ አይኮነን ዱኹራት ንስኹም ኢኹም ሰብ ሚድያ እና ትብሉ ሓደ እግርኹም አብ ሽዋ ሓደ እግርኹም አብ ትግራይ ሓደ ግዜ ንጌታቸው ሓደ ግዜ ንደብረፂዮን ሕንፍሽፍሽ ተብልዎ ዘለኹም ተጋሩ ኮይንኩም ንትግራይ ብስልን ጥረን እንዳሓተፍኩም ዘይበሰለ ንሰብ እንዳመገብኩም ሰብ ተሕሙሙ ኸዚ እውን አይመሸን ተመለሱ ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም እቲ ህዝቢ ዘአምነሉ እዩ እንበር ንስሃትኩም አብዝመቸወኩም ኮይንኩም ንውልቀ ሰባት ስልጣን ከምትምነይዎ አይኾንም ህዝቢ የአብይ ምን ህዝብን ንትግራይን ሥርኹ ክብር ኢኹም ተጠቀምቲ ትኾኑ ።
ስማዕ ስታሊን ዕሱብ
😂😂😂😂 ዋይ ዋይ ቴዲ ነብዩ ስሑል
ኣብ ትግራይ ቢራ ምስታይከ ወልፊዶ ኣይኮነን ኣሉላ
በርቱኡ ከማኩም ፖለቲካ ዝትንትን ይዘ
ይብዛህ ንመግስቲ ዝሰርህ ክትገብሩ ስህተት ብፍልጠት ተትንኩም ንቅድሚት ክዱ ህዚ አብ ትግራይ ሀደሀደ ሰባት ጸርፊ ሀሜት አነ ይፈልጠልካ ዝብሉ ሰባት አለዉ እዝኦም ዝጓልበቱ እሱኩም ፍልጠት ዘለኩም ብትግርኛ ብተደጋጋሚ አይ መስራህኩም እዩ ድህር ህጂ ብሚድያ ምምጻእ አለኩም አብ ሰነ ሀሳብ ካብ ወገኝትነት ከባቢ ዝወጽኧ ኩኑ በርቱኡ!!!
ወግዕኹም ምቁር እዩ፡፡ ብፍላይ አብዛ ቋንቋ፡፡ አነ ዝአምን ቋንቋ መረዳድኢ እምበር በዓርሱ መንነት አይኮነን ኢለ እየ ዝአምን፡፡ ግን መብዛሕትኡ ትግራወይ አብዚ ዘለዎ ርድኢት ግጉይ እዩ፡፡ ንአብነት ትግራይስ ተወሊድናላ እምበር ክትነብረላስ አይተምንን እምኒ እያ ክኸድ አይደልን ዝበለኒ ሰብ ብኻሊእ ጊዜ ብአምሓርኛ ብተደጋጋሚ ክዛረብ ስለ ዝሰመዐኒ ንስኻስ ብትግራዋይነትካ አይትአምንን ኢሉ ክእርመካ ትሰምዖ፡፡ በዚ መንፅር ትግራዋይን ትግርኛ ተዛራባይ ዝብልዋቶ ዘረባን ብጣዕሚ ዝፈላለ ኮይኑ እዩ ዝስመዓኒ ምኽንያቱ ተግርኛ ዝኽእሉ ዘይተጋሩ ትግራዋይ ክሓርዱ እንዳረአየ እውን ቋንቋን መንነትን ዘይፈሊ ትግራዋይ ክትሰምዕ ከለኻ ይገርም፡፡
ተጋሩ ግን ሕድገት ትፈልጡ ዶ???
" ሻዕቢያን ወያነን ፀረ ህዝቢን ፀረ ሓድነትን እዮም " ደርጊ
ዳዊት ጎበዝ ኢኻ ቀጽለሉ ድኣ ንከ ታተሎ ኢና፣
ዳዊት ንብሉጻት ሙሁራን
ኣሉለን ቴዲን ክተመስግነለይ ይደሊ፣
ብጣዕሚ ሓቂ ዘይሓልፍዋ ጀጋኑ እዮም።
ዳንኤል ብርሃነ ድዩ ፓርሽያል ወይስ ዳንኤል ከበደ?
እቲ መደብ ሰለ ዝነውሕ እምበር ይከታትሎ ኣለኹ ምክንያቱ አብ ሰራሕ ሰለዘለኹ እየ ብክፋል ወይም ይቅርታ
Is there any one who hate this two BANDAS Tiedros and Alula like me??? Please reply to me😥😥😥😥😥😥😥
I didn’t know you guys speak Tigrigna
Gebre was 100% correct anc has done it. TEDROS TIGRAI BECAUSE AMHARIC IS NOT SPOKE regularly it failed,
ንምንታይ ድኣ ብ እንግሊዝኛ ፂሒፍካያ? ብቛንቛኻ ድኣ ዘይትፅሕፉ? 😂
እናነባዕኹ ነዛ ናይ መጨረሻ ለበዋይ ንክልቲኦም መራሕቲ እነሆ። በፕሪቶሪያ ውዕሊ መሠረት መሬትና ክሳዕ ዝምለስን ዝተማዛበለ ህዝብና ናብ ዓዱ ክሳዕ ዝምለስን ክልቴኹም ሕድገታት ጌርኩም ንሓጺር ግዜ ተሰማሚዕኹም ንክትሰርሑ ቃል እተዉ። ኣብ ቀጻሊ ናይ ቋሚ መንግስቲ ምስረታ መረጻ ግን ብኽልቲኡ ወገን ዘለኹም ዓበይቲ መራሕቲ ሙሉእ ብሙሉእ ካብ ስልጣን ወሪድኩም ንሓደሽቲን መናእሰይን ስልጣን ንምርካብ ብወግዒ ቃል አቲኹም ካብ ስልጣን መንግስቲን ውዱብን ውረዱ። ነዚኣ ንክትትግብሩ ብስም ስዉኣት ደቅና ንሓተኩም። እዚኣ ንክትፍጽሙ ኣምላኽ ይሓግዝኩም።
ሐሳብካ ክተፍልጦም ተኮይኑ ብካልእ ቋንቋ ትተዛርብካ ሽግር የለን ግን ና ናይ ባእልና ጉዳይ ግን ብባእልና ቋንቋ ተንመየያጥ ፅቡቅ እዩ
ዳዊት ኦሮሜይ ትግራይ ፖለቲካ ክትሰርሑ አይትክክእሉን ኢኩም Game Over አብ ኢትዮጵያ 5% ኢኩም 100 አመት የቤት ስራ ሂብናኩም አለና ኢትዮጵያ ናይ ኦሮሞ ሀገር ኮይና እያ ሕሞራ ወልቃይት ቦሊቦል ክነፃዉተኩም ኢና ቻዉ
Hasad gorebet ayhabka kid guday hagerka geber
ቆማል ናይ ጥልያን ተጎምባሒ ሓሰማ❗️ ህዝብካ ፍርቂ ሚልዮን በፂሑ ብስደት❗️ዓዲ ገረውረው ኢላ ፅባሕ ስንና ዳመወፅና ባሕርና ክነምልሶ ኢና።
Hypocrisy = ዝንቡዕ መዐየሪ ይበሃል እዩ።
Hypocrisy=መመፃደቅ
ምስሉይነት ማለት እዩ
ታዲ ርዮት ሐበን ትግራይ:: ብኩሉ ቋንቋ ሃሳቡ ዝገልጽ ሰብ:: RESPECT! ዳዊት ግን ኣብ ኮመንት ኣይተተኩር :: Please learn to pay full attention to the discussion. Learn from what Teddy Ryot does in his channel::
Scottish language is gallic
ዳዊት ከበደ ህወሓት ከምዘይትቕበል ይፈልጥየ ፣ግን ምስትግራይ ህዝቢ ጠጠው ምባልካ ንፈልጥ ።ቴድሮስ ፀጋይ ግና ነቲ ሓደ ጉጅለ ገበኑ ሸፊኑ ብደብረፅዮን ፅልኢ ዝዓበደዩ።ብዓብይኡ ግና ፖለቲካ ትግራታረይ ንጎኒ ገዲፋ ብምንሊካዊያን ፍቕርን ሽዋዊያን ታሪኽን ዘቕድምፍጡርዩ ።
ናይ አደመ ተረት
እናነባዕኹ ነዛ ናይ መጨረሻ ለበዋይ ንክልቲኦም መራሕቲ እነሆ። በፕሪቶሪያ ውዕሊ መሠረት መሬትና ክሳዕ ዝምለስን ዝተማዛበለ ህዝብና ናብ ዓዱ ክሳዕ ዝምለስን ክልቴኹም ሕድገታት ጌርኩም ንሓጺር ግዜ ተሰማሚዕኹም ንክትሰርሑ ቃል እተዉ። ኣብ ቀጻሊ ናይ ቋሚ መንግስቲ ምስረታ መረጻ ግን ብኽልቲኡ ወገን ዘለኹም ዓበይቲ መራሕቲ ሙሉእ ብሙሉእ ካብ ስልጣን ወሪድኩም ንሓደሽቲን መናእሰይን ስልጣን ንምርካብ ብወግዒ ቃል አቲኹም ካብ ስልጣን መንግስቲን ውዱብን ውረዱ። ነዚኣ ንክትትግብሩ ብስም ስዉኣት ደቅና ንሓተኩም። እዚኣ ንክትፍጽሙ ኣምላኽ ይሓግዝኩም።
Good discussion, I think social movement.
2:11:28 2:11:30
ቴዲ ብጭፍን ፍቅሪ ጻድቃንን ጌታቸውን ዓዊርካ እንበር ንሓደ ጉባኤኛ ተዛራቢ ትግርኛ ሓደ ተዛራቢ ኣምሓርኛ ኣምጺኻ መደብ ከተዳሉ ነውሪ ኢዩ ክሳብ ነቲ ቦታ ዝበቅዕ ክሳብ ዘይተሳእነ ትግራይ ሕልፊ ዳኒኤል ምሁር ኣለዋ። እታ ዝተባህለት ውን ንጽርቲ ኢያ ትግርኛ ዝዛረቡ ከለዉና ንምንታይ በምሓርኛ እንበር ኣምሓርኛ ኣይትዛረብ ኣይኮነን ክንዲ ዝጠምዘዝካ ጠምዝዛ ሓቂ ኢዩ ውሓጦ ትግራይ ምሁር ኣለዋ
Ya, your intention is to denounce that criticism but that criticism 100% correct anc reflective, an individual cannot communicate In Amharic, ignoring the populace.
ምሩፃት ደቂ ትግራይ ቀፅሉሉ
Eway teddy hawna kulu yetsbkelkha bejakha kulgize tigrigna tezareb
ተድሮስ ሲ ሓቅኻ ኢኻ ኣምሓርኛ ጥራሕ ክትዛረብን ክትማጎቶልን 🙂😎
ይበል ቀፅሉሉ
Please guys be quite, Let Tedy speak.
Anta alula kindey tihusu shabiya komu kemzibeluwo neti professor do u have evidence kkkkk ezi eyu mind set zibehal komu eka abika jil
ፅቡቕ ሓሳብ እዩ ቐፅሉሉ
Yih betam konjo liberetata ena bekuwaminet liketl yemigebaw wuyiyit naw. Tiru sira naw. Wetatun behasab ena bemiknyat endineka madreg ysefelgal.
Tedi siletigray lielina ena Tarik lay yemitakerbew hasab betam eyadeneku kehiwohat wust hulum and honew sale andun leyteh attack madreg gin tegebi aymeslegnm. Ewnet lehizb kehone. Yemitserut wetatu yesun gize bemimetn melku tenesto endisera ena huletunm hiwohat nen bayoch beselam siltan endirekeb endisera naw enji madreg. Andun bicha beyekenu attack mareg ena andun yeteshale Argo makreb gibzinet naw. Hiwohat letigray aytekmim kale andegnawn hiwohat medegef ene yewededkut eskehone dires hiwohatnetu chigr yelewum eyalk naw. Tadya behizb lay mekera ameta yalutn dirjit andegnawn kinf eyedegefu lehizb naw malet aykebdm??
Most of the farmers in Tigray don’t speak Amharic
And most of the farmers don't watch such media.
@ Tigray TV and DW are on radio dude what is wrong with you
Alula, TPLF is by all aspects represents and signifies the national qualities of Tigrai people, don't denounce the essence of the organization and principles
tedi shame on you
I always like to fellow your programs Dawit. But Today I am disappointed with you because you invite these two disrespect anti-Tigray and anti-TPLF BANDAS!!!!!❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎
A. G. A. M. E.
ንዳንኤል ዝተበሃለ ንዓና እውን ይምልከት እዩ ካብዝል ተኾይኑ ካልእ ጉዳይ እዩ::
እቲ ዋዕላ ንኹሉ ትግራዋይ ዝምልከት ምዃኑ እንዳፈለጥኹም ዋላ ብኣመሓርኛ ተኾይኑ ፀገም የብሉን ድዩ ትብሉና ዘለኹም? እሞ ኣብ ትግራይ!!
I think you guys are trying to support Daniel in a wrong reasoning. Can you tell us what Daniel’s report/ research was intended to? If in fact the audiences were not the people of Tigray, Teddy’s narration may make a bit sense.
I am afraid you don't promote eclecticism in our language, of course, what matters is the audience although the land is open to all language usages
😂😂😂😂sahbiya endabelkum zentilkum aytxewuwi 😂😂😂😂ab qerni africa tinebir goytana shabiya tedelika tishomena tedelika tqntitena emo nizitegagenayo yeqreta gebelna ilkum lemnu lementi deqi lementi 😂😂😂😂😂
የቐንየልና ዝገርም ትንተናን ኣንፈት መዋጽኦ ትግራይ ኢኹም ሓቢኩም
Keep dreaming kondafat agame cenewuti funfunat fitret