Waka TM: New Eritrean Series film 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ก.ย. 2024
  • Selam this is Waka TM: New Eritrean Series film 2024 #Tselim Mebxea #ጸሊም መብጽዓ #By Michael Eyasu Harmony Part 22, Aman Badsha, Shewit Sereqe, Sidon, Awet Abrha, Ruta Merhawi, Tedros, Daniel, and others enjoy it. Aiming and always refining our work to take the fastly growing Eritrea's entertainment to a new level, Waka TM will continue to feed you all the comedy, music, drama, and all kinds of fun and art. Enjoy - like our videos, engage - let us know your comments and share them with your beloved ones on Facebook, Instagram, Twitter, Tiktok and anywhere you like. Peace, and stay safe, and stay healthy. Follow us on 👉👉 Facebook for more 👇. Facebook: / waka.art.tm #WakaTM#Eritrea#EriteanComedy
    .
    .
    .
    .
    .
    .
    .
    .
    .
    .
    .
    .
    .
    .
    .
    #eritrea#asmara#artist#eritreanfilm#Xelim Mebxea# #eritreanfilmproduction#ertreanmovie#eritreanphotography#eritreanbeauty#habesha#haneshabeauty#africa#entertainment#drama

ความคิดเห็น • 439

  • @BeckerBecker-oh9md
    @BeckerBecker-oh9md หลายเดือนก่อน +551

    እስከ ሰዳይ ምስ ሻም ክትምርዖ ኣለዋ ትብሉ like ርገጹኒ❤❤

    • @user-mc1vo5xv3n
      @user-mc1vo5xv3n หลายเดือนก่อน +18

      Ngrawa zbl kea abzia❤

    • @maktekie
      @maktekie หลายเดือนก่อน +4

      Sham entay gebaray u kab ketema sle zmexe dhre baytu nzeytfelto seb nab beteka sle ztemelalese...kmy du memzeni nay hade seb...abza film kem sham koshie seb keman yelen

    • @user-kj3id4dc5r
      @user-kj3id4dc5r หลายเดือนก่อน

      ♥️☝️😌

    • @Hlnaumnbar
      @Hlnaumnbar หลายเดือนก่อน +6

      Seday ngrawa ya tgbae grawa u nay haqi zefqera

    • @orthodox.mezmur.
      @orthodox.mezmur. หลายเดือนก่อน +1

      Mis grawa ember tetkewin nsu iyu hakena fkri zefkra 🥺❤️

  • @endiamo10
    @endiamo10 หลายเดือนก่อน +125

    ዕንበባ ውቕብቲ ጽጌሬዳ ⚘️
    ጸሓይ ወጋሕታ ተስፋ ቤታ 🌄
    ኣጉሚ ዕንበባ ዉጺ ድመቒ 🌹
    ደጋጊምኪ ድመቒ ከም ሓቂ 😊
    ተተሰብረ ናይ ተስፋኺ መንገዲ 💔
    ዝወስደኪ ናብ ናይ ፍቕሪ ዓዲ 👫
    ክርትምትም ዋላ እንተበለ
    ጥዉልግልግ ዋላ ተበለ 🕸
    ክርህዉ'ዩ ጽባሕኪ
    ደው በሊ ከም ጽኑዕ ዓንዲ 🌉
    እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ 👩‍❤️‍👨
    ከብርረኪ ብኽንፊ መልኣኽቲ 🕊
    እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ
    ክርህወልኪ ዝጻናጸን ፈጣሪ🙏
    ልብኻ ዝኣትዋ ቃላት እምነት ፍርሓት ኣምላኽን ጽላል ናይ ኩሉ ነገር ኢየን
    ኣምላኽ ክኣሊ ኩሉ 🙏

    • @aumwjdan4142
      @aumwjdan4142 หลายเดือนก่อน +2

      ❤❤❤❤❤,💎💎🇪🇷🇪🇷

    • @user-se4ww3vb8h
      @user-se4ww3vb8h หลายเดือนก่อน +2

      🎉🎉🎉🎉

    • @user-uq3qh3sq6w
      @user-uq3qh3sq6w หลายเดือนก่อน +1

      ዋውውውው

    • @churatub
      @churatub หลายเดือนก่อน +1

      ሰዳይ ሰዳየ ሰዳይ
      ህጻን ጭልቅዕ ውልዶ ዘይወጸት ካብ ሳንዳይ ማንዳይ
      ሰዳይ ሽዊት ስገም ምልዖ መስከረም ዕንበባ ሓጋይ
      ሳዕሪ መሮር ጨዋ ተባሃጋይ
      ላይክ ሳብስክራብ ግጨዉ ትሰማምዑ ምሳይ

    • @TsegayAsie
      @TsegayAsie หลายเดือนก่อน

      😢​@@churatub oy ayslchwekan eyu

  • @FacheHagos
    @FacheHagos หลายเดือนก่อน +34

    ኣብ በይነይ ድዩ ግን አዚ ፍልሚ ክትጅምርን ክትወዳአን ሓደ ዝኮነኒ ዘሎ❤❤❤❤❤❤

  • @abelselomon1589
    @abelselomon1589 หลายเดือนก่อน +225

    ናይ 2024 እታ ዝበለጸት ፊልም እያ ትብሉ 👍 ርገጹ ደቂ ኤረይ ፍቅሪ

    • @WintaGhebremichael
      @WintaGhebremichael หลายเดือนก่อน +3

      ከመይ ድየ ብሃንቀውታ ዝጽበያ

    • @WintaGhebremichael
      @WintaGhebremichael หลายเดือนก่อน

      🎉🎉🎉🎉ፕ

    • @user-ji7fn2nr5o
      @user-ji7fn2nr5o หลายเดือนก่อน +4

      Eta zhameqet film😢😢

    • @user-sb9eo8gv1t
      @user-sb9eo8gv1t หลายเดือนก่อน

      ​@@user-ji7fn2nr5o😂

    • @user-ir6sv4ht8u
      @user-ir6sv4ht8u หลายเดือนก่อน

      ነይራ ግን ደቂቃ ይሓፅረና ሎ😔

  • @user-zm9is1ko7l
    @user-zm9is1ko7l หลายเดือนก่อน +165

    ሎሚ ብርኽቲ ባሕቲ እያ ደቂ ሪመይ ቢኒ ኤረትራ ኣትዩ ህዝብና ብሓጎስ ክሰራሰር ክንርእዮም ውዒልና ተሓጊስኩም ዶ 😢🇪🇷❤️

    • @user-sb9eo8gv1t
      @user-sb9eo8gv1t หลายเดือนก่อน +3

      @@user-zm9is1ko7l ማራ 🇪🇷 my people 😘

    • @Yordanosdrgd
      @Yordanosdrgd หลายเดือนก่อน +2

      Nay Bhaqi kem lomi tehagisna aynfeltn hzbey halal enka tehagose ❤❤❤❤❤❤

    • @azmeraghebrezgabiher333
      @azmeraghebrezgabiher333 หลายเดือนก่อน +1

      Naye geden enber hagosom hagosna eyu amlak mesyom yekun ❤❤❤

    • @user-ng1km9mg7q
      @user-ng1km9mg7q หลายเดือนก่อน +1

    • @shewitteklesenbet5969
      @shewitteklesenbet5969 หลายเดือนก่อน

      Nay bhaki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @cbffhf1567
    @cbffhf1567 หลายเดือนก่อน +55

    ኣድነቅቲ ሻም እሰከ 🤙ርገጹ ጀምዓይ🥺😘😘

  • @musayemane2268
    @musayemane2268 หลายเดือนก่อน +55

    ቡሩክ ባሕቲ ሰናይ ፆም ፍልሰት ይግበረልና🙏🕊

  • @fswrcswr8638
    @fswrcswr8638 หลายเดือนก่อน +70

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም 🎉
    ፍልሰታ ማርያም ፆመ እንኳዕ ኣብፃሓና
    ብሩኽ ባሕቲ ይግበረልና ሰላም ንኩሉ ወዲሰብ🙏🕊

    • @azmeraghebrezgabiher333
      @azmeraghebrezgabiher333 หลายเดือนก่อน +1

      Amennnn nekulatna 🙏🙏🙏❤❤❤❤

    • @fswrcswr8638
      @fswrcswr8638 หลายเดือนก่อน

      ​@@azmeraghebrezgabiher333ኣሜን ፫ 🙏♥

    • @Shewit4569
      @Shewit4569 หลายเดือนก่อน +1

      Amen Amen Amen

    • @user-ne2rs9ix1k
      @user-ne2rs9ix1k หลายเดือนก่อน +1

      Amen amen

  • @SHSHAYHAGOS
    @SHSHAYHAGOS หลายเดือนก่อน +38

    እንካዕ ድሓን መፃእኩም እንዳ ፀሊም መጽብዓ🙏 ሰናይ ምጅማር ጾም ፍልሰታ ንኹለና ህዝበ ክርስትያን♥️
    ሰዳይ ምስ ሻም ትምርዖ ኣለዋ ብስሩ😴

  • @silvana7837
    @silvana7837 หลายเดือนก่อน +31

    እስከ ሰዳይ ምስ ሻም ክትምርዖ ያ ትብሉ ላይክ ግበሩ

  • @robelkidane3885
    @robelkidane3885 หลายเดือนก่อน +7

    Ybel movie Gen tehaxrena Ala tblu like ❤❤❤❤

  • @azigaltigray
    @azigaltigray หลายเดือนก่อน +12

    ግራዋ ናይ ባሓቂ ኣፍቃሪ❤😢

  • @MashoSmile
    @MashoSmile หลายเดือนก่อน +29

    ዕንበባ ውቕብቲ ጽጌሬዳ ⚘
    ጸሓይ ወጋሕታ ተስፋ ቤታ
    ኣጉሚ ዕንበባ ዉጺ ድመቒ
    ደጋጊምኪ ድመቒ ከም ሓቂ
    ተተሰብረ ናይ ተስፋኺ መንገዲ
    ዝወስደኪ ናብ ናይ ፍቕሪ ዓዲ
    ክርትምትም ዋላ እንተበለ
    ጥዉልግልግ ዋላ ተበለ
    ክርህዉ'ዩ ጽባሕኪ
    ደው በሊ ከም ጽኑዕ ዓንዲ
    እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ ‍‍
    ከብርረኪ ብኽንፊ መልኣኽቲ
    እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ
    ክርህወልኪ ዝጻናጸን ፈጣሪ
    ልብኻ ዝኣትዋ ቃላት እምነት ፍርሓት ኣምላኽን ጽላል ናይ ኩሉ ነገር ኢየን
    ኣምላኽ ክኣሊ ኩሉ
    ሳብስክራይብ እባ ግበሩለይ ሙቅራተይ❤❤
    Reply

  • @AshuAshu-xl8bt
    @AshuAshu-xl8bt หลายเดือนก่อน +10

    ኣነ ሓደሪኢቶ ኣለኒ ኣነ ክብሎ ዝደለኹ ነገር እቲ ኣቦ ሰዳይ ኣቦ ከም ምዃኑ ዓብዪ ሽፋን ገይሩ ምስ ዓበይቲ ዓዲ ይሕመቅ ይፀብቅ ምስ ቤተሰብ ክመክር ኣለዎ ።ካብኡ ተወሳኺ ኣድቨርታይስ በዚሑ ንምንታይ እቲ ሰሙንስ ፀገም የለን ምተፀበና ደቂቃ ግን ማራ ይሓፅርሎ በዚ ሓሳብ ዝተስማዕመዐ ላይክ ይግበር

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay หลายเดือนก่อน

      ኣድቭርታይዝ ደኣ መወልቶም ይኾኑ❤

  • @baraktesfa8191
    @baraktesfa8191 หลายเดือนก่อน +33

    ካብዛ ፍሊምስ ደርፊ ናይ ናይ መርዓ ይነውሕ።ግደፉ'ባ ቅሩብ ደቓይቕ ውስኽ ኣብሉላ።

  • @SimonSimon-ps3tr
    @SimonSimon-ps3tr หลายเดือนก่อน +3

    Wow beautiful film 🎥 and beautiful culture from my country eritrea 🇪🇷 forever 🇪🇷 ❤️ successful for film 🎥 arts ❤❤

  • @selamasweet7680
    @selamasweet7680 หลายเดือนก่อน +4

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ሙቁራተይ ዝፈትወኩም❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @senayyeman4367
    @senayyeman4367 หลายเดือนก่อน +13

    ብጣዕሚ ትሓጽረና ኣላ

  • @josesium5226
    @josesium5226 หลายเดือนก่อน +16

    ሪኢቶይ ያ እዚኣ 🙏
    እዚ ኣቦ ስዳይ ከም ንቁሕን ለባምንኣቦ character ሂብክሞ ኣለኩም ከም ኣብሃገረሰብ ምንባሩ መጠን ምስ ለባማት ናይ ዓዲ ነዚ ሽግሩ ክላዘበሉ ዘይክእል ወይ ድማ ሓደ ዓርኩ ምስ ሞተ ካልእ ዓርኪ የብሉን ዱዩ ክህልዎ ነርዎ ይብል። ካልእ ካኣ ካብ ካልእ ጎዶቦ ዓዲ ኣብዘይ ዓዱ ኩይዱ እሞ ከኣ ንስብኣይ ምሉእ ከፋራርህ ዘሎ ኮይኑ ኣስማዓን እንተሎ ከኣ ዓዲ ሙሉእ ዓገብ ዩ ዝብ ካብኡ ሓሉፉ ከካ ይሕመቁ ይንፉዑሲ ቤተ ሰብ የብሉን ዲዩ ኬፍ ኣለዋ እዛ move ግን ነቲ ኣብ ሃገረሰብ ዝነብር ሰብ ግን ቡዙሕ ሕቶታት ይመጾ ዩ

    any way thank you so much for your wonderful movie 🟰🇪🇷

  • @user-zd3pw9dv8lmara
    @user-zd3pw9dv8lmara หลายเดือนก่อน +19

    አረ ዛሰበይቲ ምስ ወዳ ፀሊአያ ክሞት እለ ኩሉ ንረብሓ እፍፍፍፍ😥😂

  • @menkemhienu6012
    @menkemhienu6012 หลายเดือนก่อน +5

    yabejakum gze tehxsrwo alekum nktjmr trah 5 deqiq twesd ab mengo advertayz reto aba teqebelu qurub respect yhalukum 😢😢😢

  • @welduberhe7353
    @welduberhe7353 หลายเดือนก่อน +10

    ዋውዋው🎉🎉 ጸሓይ ኣውልይ ኣብ ዱሙቅ ዕባባ ገልገለ መስቀለ🎉🎉🎉

  • @jggehgd6433
    @jggehgd6433 หลายเดือนก่อน +8

    ኣረጊት ወ 😂😂😂

  • @RgbeTasfey
    @RgbeTasfey หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዓ ብሰላም መፃኩም ገረቤትና😊

  • @user-ln1iv4qz9e
    @user-ln1iv4qz9e หลายเดือนก่อน +5

    ❤❤ደቂ ኤረይ ናተይ Welcome❤

  • @AmanAmanuielMulue
    @AmanAmanuielMulue หลายเดือนก่อน +6

    Wowww eta nay 2024 zbelexet film

  • @WediEri-cg2sc
    @WediEri-cg2sc หลายเดือนก่อน +10

    እታ ዝሓመቀት ፍሊም ኣነ ዝገርመኒ ግን ናይዚ ሰብናዩ ስቅ ኢሉ ዝውድስ ነዛ ፍሊም ዘስተውዕለላ ዝሰኣነት'ያ ትመስል ኤርትራ ዓዲ ሕጊ'ዩ ስቅ ኢልካ ዝኽየድ ነገር የለን ወለድናን ደቂ ኣንስትዮን ክቡራት እየን ኣብ ሃገርና ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ፍሊምዩ እዚ ኣበይ ከም ዘለኻ ኣገናዝብ ደራሲ። ኣብ ሜክሲኮ ኣይኮንካን ዘለኻ ቅሩብ ክብረት ሃቦ ነዚ ስራሕ ።

    • @luwamtedros6548
      @luwamtedros6548 หลายเดือนก่อน +2

      ኣብ ልዕሊ ስነ ጥበባውያን ሃገርና ዓቢ ክብሪ ኣልኒ። ገን ኣብዚኣ ኣነ ውን ከም ናትኻ ሪኢቶ ኣለኒ ኣብ ኤርትራ ሕጊ ኣሎ ። ጋል ኣንስተይቲ ክብርቲ አያ ብ ሕብረትሰብ ይኹን ወላ ብ ክልቲኡ ህይማኖት ኣብ ጎልንስተይቲ ዓቢ ክብሪ ኣሎ። ብ ዓቢኡ ከኣ ሕጊ ከም ድላይካ ጋል ዓሚጽካ ከም ድላይካ ዝክኸይድ የለን።

    • @WediEri-cg2sc
      @WediEri-cg2sc หลายเดือนก่อน +1

      @@luwamtedros6548 ጽቡቅ ኣለኺ ክብርቲ ሓፍተይ ካብ ሓቂ ዝረሓቀት ፍሊም ኮይና ረኺበያ ኣነስ ንሓንቲ ጥሪትካ ውን ከምዚ ጌሩ ኣይዋገየላን'ዩ ሰብና። ክሉ ዝተዓዘብክዎ ግን ብገበን ዝበስበሰት ፍሊምያ ሕጊ ኣልቦ ዝኾነትያ ዛፍሊም

    • @user-hk6eq3wr8u
      @user-hk6eq3wr8u 27 วันที่ผ่านมา

      qedem gn nieru eu kem abnetat nmtqas seb ente qetilom hade geza gualom ms enda etom seb zteqetelom yemrewuwa nierom kem kahsa kale wn ksab leli 100 wey 200 leliu wn trit kem kebti abeur kahsa ywhab nieru kabeu halifka wn etom seb zteqetelom gdn yqetlu nieru 😶‍🌫slezi ezi wn qelil eu nieru ybl beti nay qedem nabahagotatna abotatomn nsom zhalfuwo zneberu ktrio kelekha 🤔nay zeyteredani gn bnay hgi gzie melke dya weys bnay qedem teseriha eya zeyteredani😌gn ka gdn aykonen beti haqi nay hagerna hgi kkhedu zelewom 🤗feterawi zbhal wn alo slezi baelom eyom fetiroma ane wn ayxelaekuwan 😍nay kale adi hagerat eko qunin elna kuwunn zey kuwnn nreyo niernan alenan

  • @senulove
    @senulove หลายเดือนก่อน +13

    ዋይይ ሎሙዓንትስ በይነይ ኣስፋሕፍሕ ኣቢለ ሪአያ ኣለኹ ኮሜንት ላንበብኹ ሞኽ ኢለ ነይረ😂

    • @asmerayem8777
      @asmerayem8777 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂

    • @LETEBRHANHAYIAY
      @LETEBRHANHAYIAY หลายเดือนก่อน +3

      ካማይ ግዲ ኢኪ ኣነ ኩሉ ኮሜንት እየ ዝንብብ ክክክክክክክ😂😂

  • @therry_henry14
    @therry_henry14 หลายเดือนก่อน +13

    እዉይይይይይ ቀዳማይ ወጼያ ሎሚ ❤

    • @sabahailemichael4043
      @sabahailemichael4043 หลายเดือนก่อน +1

      Ati galey keydkeski diki hadrki eway hubshi methazi senelkom bkolo tkidmuni😂

    • @therry_henry14
      @therry_henry14 หลายเดือนก่อน +1

      @@sabahailemichael4043 tmexe zela semun kea nski kedameyti iki kkkkkk

    • @sabahailemichael4043
      @sabahailemichael4043 หลายเดือนก่อน +1

      @@therry_henry14 ok kemea ka😂😂

  • @Sgh1-pj2ec
    @Sgh1-pj2ec หลายเดือนก่อน +12

    ብሩክ ብሓቲ ይግበረልና አብ ሞንጎ ክልቲኡ ህዝብና ሰላምን ፍቅርን የዐስለልና :ከምዚ ከማይ ካብ ቤተሰብኩም ርሒቅኩም ዘለኩም ምስ ቤተሰብና ብሰላም የራክበና ፍቁራት አሕዋተይ ❤❤❤

  • @khalfeyukulu1221
    @khalfeyukulu1221 หลายเดือนก่อน +9

    በጃኩም ሰዳይን ሻምን ኣራክብዎም ❤❤❤❤❤❤

  • @SemiraWahabey
    @SemiraWahabey หลายเดือนก่อน +6

    ግዜ ግን ማራ ሓፃር እያ ኩሉ ኣድቨርታይዝ ጥራሕ ወስክላ እባ ግዜ በጃኩም ደቂ ኤረይ

  • @kokomanwedielyas4631
    @kokomanwedielyas4631 หลายเดือนก่อน +5

    ሬክላይምን መእተውን ይበዝሓናሎ ዋካ ቲም
    ብዝተረፈ ብሉጽ ስራሕ❤❤❤

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 หลายเดือนก่อน +6

    ጸሊም መብጻዓ ሰዳይ ምስመን ኮን ቃል ኪዳን ትኣስር: ምስመን ከ ክትነብር ትኸውን ሓቢርና ንካታተላ።
    ❤🎉❤🇪🇷❤🇪🇷🎉❤🎉🇪🇷❤!!!

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay หลายเดือนก่อน

      ባዓልቲ ሓዳር ኣደ ቆልዓ እንድያ ክንደይ ግዜ ክትምርዖ😂

  • @yehdegatezfazghi8759
    @yehdegatezfazghi8759 หลายเดือนก่อน +3

    ብልጽቲ ፊልም መሳጢትን ሰሐቢትን 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏

  • @Habesha923
    @Habesha923 หลายเดือนก่อน +9

    እልልል ቀዳመይቲ ብድንግላ ረኪቤ አፍሪሰያ 🤣❤❤

    • @MilenHabtom-e6r
      @MilenHabtom-e6r หลายเดือนก่อน

      B tiktok rebishikini nabizi mexiyes abizi kea ketieikini xenihiki😮😂😂😂

    • @Habesha923
      @Habesha923 หลายเดือนก่อน

      @@MilenHabtom-e6r 🤣🤣🤣kemaya

  • @YoniYo-x5d
    @YoniYo-x5d หลายเดือนก่อน +1

    Love grawa ❤❤

  • @user-mb2gm5wc5t
    @user-mb2gm5wc5t หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤

  • @user-sb9eo8gv1t
    @user-sb9eo8gv1t หลายเดือนก่อน +10

    ደቂ ኢሬይ ጻዕዳ ብጣዕሚ ነዊሓትና የሕጽር ኣብልዎ😂😂❤ብዝተረፈ ዝበለጸት ፊልሚ 2024😢❤❤❤❤🎉

    • @KokiLove-d8h
      @KokiLove-d8h หลายเดือนก่อน

      😂😂😂

    • @mera-MT
      @mera-MT หลายเดือนก่อน

      ዘመነ ግርንቢጥ ማይ ንዓቅብ ትብል ነበርት ዓባየይ😅

    • @FurtunaTesfalem-o2t
      @FurtunaTesfalem-o2t หลายเดือนก่อน

      ይሓይሽ 😅

    • @ZebibaBelay-dn4dt
      @ZebibaBelay-dn4dt หลายเดือนก่อน

      ኣቤት ላግጺ ኣቲ ውቃዕ😂❤

    • @AAAa-s9f
      @AAAa-s9f หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂ከምኡ ዶ ይሕሽ

  • @hailemichaelmekonnen417
    @hailemichaelmekonnen417 หลายเดือนก่อน +5

    ኤርትራ ከም ሃገር፡- ሃገር ጀጋኑ፡ ዓዲ ሕጊ ዓዲ ስርዓት ዓዲ ሕጊ ምልጋእ ንመሰል ደቂ ኣንስትዮ ዝጣበቕ ሃገር እያ። ዓዲ ኣባ ጓሚዶ፡ ዓዲ ጓስት ዓዲ ሸፋቱን ዓመጽትን ኣይኮነትን። እዛ ፍሊም ኣብ ክንዲ ንሕግን ስርዓትን ተንጻባርቕ፡ ንዓመጽቲ እያ ተስተኣንገድን ዘላ። ፖሊስ ናበይ ምስ ከዱ እያ ዓመጽቲ ድላዮም ክገብሩ ከዳነግሩን እንዕዘብ። ዋይ ክ ኢልናዮ ለባም ለባምን ዓሻ ዓሻን ዝጻወት!!

  • @user-bq4lk6rg4k
    @user-bq4lk6rg4k หลายเดือนก่อน +5

    Ewae harmoni abe semiet ateye kektayela xenih keytrdeani wedia malty mara haxira please geza qurub hagezena ne mease kekonka eyu betami tehantea zexbeya film eya 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kevu9384
    @kevu9384 หลายเดือนก่อน +8

    Seday dea n bini ktqbel diya zeymexet

  • @NatnaelKiflay
    @NatnaelKiflay หลายเดือนก่อน +4

    ሰዳይ ትበሉ like
    ❤❤

  • @user-qt8me4fr4y
    @user-qt8me4fr4y หลายเดือนก่อน +3

    ዘውዲ ናይ ሕማመይ ❤❤❤❤❤❤

  • @noahtesfay8476
    @noahtesfay8476 หลายเดือนก่อน +5

    Like habuni deki eriye

  • @bahabelomnegasi7426
    @bahabelomnegasi7426 หลายเดือนก่อน +4

    Well Done❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hkt4505
    @hkt4505 หลายเดือนก่อน +4

    ግራዋ ድኣ ቤላ hair treatment ረኺብካ:: 😂
    ሰዳይ ሰብ ድያ ኣቑሑ ቡን እኳ ምርዳእ ኣብዩና: ውሰዳ ውሰዳ ኢልካስ በቃ: እዋእ!

  • @hwhshhsgwhwhhhs6756
    @hwhshhsgwhwhhhs6756 หลายเดือนก่อน +3

    ምሰረሳዕናዬ እናመፃኹም ባእ 😊

  • @AbelAbarham
    @AbelAbarham หลายเดือนก่อน +3

    እንካዕ ድሓን መጻኹም ❤❤❤

  • @yosiefhabtezionlea44
    @yosiefhabtezionlea44 หลายเดือนก่อน +3

    Merheba deqi er 🇪🇷 💕

  • @jddbxx4445
    @jddbxx4445 หลายเดือนก่อน +4

    مسلسل حلو 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @selamlove3408
    @selamlove3408 หลายเดือนก่อน +3

    ያዓክ ሻም አና ሰዳይ ኣራክብዎም😢

  • @SunshineAdam-vq2vg
    @SunshineAdam-vq2vg หลายเดือนก่อน +1

    Mara haxira guy's

  • @HenokArayaSebhatu
    @HenokArayaSebhatu 29 วันที่ผ่านมา

    Wellcom deqi Eri ❤ እንካዕ ብደሓን መጻእኹም ,,,ከምዚ ኸማይ ኣብ ስደት ዘለኹም ኩሉኹም ብናፍቆት ዓድናን ስድራናን ሕምስ ኢልና ዘለና ፈጣሪ ምስ ስድራና ግጽ ንገጽ ንራኸበሉ ግዘ ይፍጠረልና ደቂ ሓላል ሃገር❤❤❤

  • @MustWith-w1u
    @MustWith-w1u หลายเดือนก่อน

    ግራዋ ባሓቂ ኣፍቅሪ❤❤❤❤❤❤😥😥😥😥

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane1541 หลายเดือนก่อน +46

    Well done Great job deqi eri ❤❤❤✌

    • @alemxewar1825
      @alemxewar1825 หลายเดือนก่อน +3

      Awxayo eti seraki wiski

    • @Abiakal3rd
      @Abiakal3rd หลายเดือนก่อน

      ​@@alemxewar1825እንታይ ይምልከተካ ርኩስ 😢

    • @GelilaOzz
      @GelilaOzz หลายเดือนก่อน

      ❤❤

    • @habtomberhane1541
      @habtomberhane1541 หลายเดือนก่อน +7

      @@alemxewar1825 wedi shrmuta stupid dqala bealge ressh

    • @onelovelove7688
      @onelovelove7688 หลายเดือนก่อน

      ​@@habtomberhane1541ሓወይ ናተይ ትግራዋይ ክኸውን ኣለዎ እዚ ነዚ ጅግና ዝጻረፍ ዘሎ እንበር ኤርትራዊ ጅግንኡ ኣይዝንጥልን እዩ፡ ንቅሓሉ ብሮ ንሕና ኤርትረኣውያ ብ ፖሎቲካ 1000ግዝየ ወላ ተተፈላለና ጅግናና ኣይ ነናሹን ኢና ዕጽፍጻፍ ክብሪ ኣለና ኣብ ጀሃኑና፡ ናይዞም ጉሓፋት ተጋሩ ግን ናዓና ተመሲሎም ጀጋኒና እንዳናሸዉ ነንሕድና ከጻልኡና ብዙሕ ፈቲኖምን ይፍትኑን ኣለዉ፡ ንቅሓሎም ወለዶይ ናይኢዶም ክሳብ ዝረኽቡ፡ ጅግናይ ዝዝንጥል ተቅዋማይ ይኹን ደጋፋይ በፍጹም የሎን። 🇪🇷🙏❤

  • @user-ik5mi2dp4z
    @user-ik5mi2dp4z หลายเดือนก่อน +6

    hunqea dehan mexekum deqi eruna ❤ be hanquta nexeyebekum xenehna ❤

  • @user-xw9cg5ym1k
    @user-xw9cg5ym1k หลายเดือนก่อน +1

    ጋሓፍ ዝኮነት ፊልሚ ግዜና አይትቅተልና ቀልጢፍኩም ዛዝምዋ ጎረቤትና😊

    • @wediweyinking
      @wediweyinking หลายเดือนก่อน

      kkkkkkk

    • @user-wn2ke3zx6y
      @user-wn2ke3zx6y หลายเดือนก่อน +1

      መንዴኻ ተኸታተላ ኢልካ ቆማል ዓሳው ውዲ ቡዳ

    • @user-xw9cg5ym1k
      @user-xw9cg5ym1k หลายเดือนก่อน

      @@user-wn2ke3zx6y ክክክክ

  • @user-st8it9nq6h
    @user-st8it9nq6h หลายเดือนก่อน +1

    ግርው ፍቅር ❤❤

  • @azebhagos9374
    @azebhagos9374 หลายเดือนก่อน +2

    መርሓባ የሕዋት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MmN-lq7dr
    @MmN-lq7dr หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤😂❤😂marhaba daki remay Nekyedi teray❤❤❤❤❤❤❤

  • @AdhanetBerhe
    @AdhanetBerhe หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @luwamtedros6548
    @luwamtedros6548 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብ ልዕሊ ስነ ጥበባውያን ሃገርና ዓቢ ክብሪ ኣልኒ። ገን ኣብዚኣ ኣነ ውን ከም ናትኻ ሪኢቶ ኣለኒ። ኣቦ ጸዳል ንምንታይ ናብ ሕጊ እይወስዶምን ወይ ከኣ ን ዓብይቲ ዓዲ ክነግር ይግበኦ። ኣብ ኤርትራ ሕጊ ኣሎ ። ጋል ኣንስተይቲ ክብርቲ አያ ብ ሕብረትሰብ ይኹን ወላ ብ ክልቲኡ ህይማኖት ኣብ ጎልንስተይቲ ዓቢ ክብሪ ኣሎ። ብ ዓቢኡ ከኣ ሕጊ ከም ድላይካ ጋል ዓሚጽካ ከም ድላይካ ዝክኸይድ የለን። ካብ ሓቅነት ምርሓቅ ጽቡቕ ኣይኮነን። ጊጋ ምስሊ ዝህብ ኮይኑ ተሰሚዑኒ።

  • @user-qy5zv2xs6p
    @user-qy5zv2xs6p 25 วันที่ผ่านมา

    Well done keep it up

  • @mikezee9216
    @mikezee9216 หลายเดือนก่อน

    Grawa n seday kem zmrawa 100%

  • @aman6148
    @aman6148 หลายเดือนก่อน

    Welcome back deqi eri ❤

  • @hayathadas1770
    @hayathadas1770 หลายเดือนก่อน +1

    🎉👍👍

  • @geneteden4343
    @geneteden4343 หลายเดือนก่อน +5

    በጃካትክን ናይ ህንዲ ሰይጣናት ተሸኪምክን አተሐሳስባክን ተዘናቢሉ 🤔ናይ ውልቅክን ቆርጫጭ አፀብቅክን ምሐዝ ምስ ሙሉእ ጥእና ይበልፅ 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿

  • @nazretber4940
    @nazretber4940 หลายเดือนก่อน +1

    እዛ ፍልም ጽብቅቲ እንከላ ብተንኮል ዝታሓጽረት እያ

  • @selamzerom2130
    @selamzerom2130 หลายเดือนก่อน +1

    Wawww great job ❤❤❤ deki eri

  • @user-pv8dd9nq3n
    @user-pv8dd9nq3n หลายเดือนก่อน +2

    እንካዕ ብሰላም መፃእኹም❤❤❤

  • @user-bz2ow2no4j
    @user-bz2ow2no4j หลายเดือนก่อน +2

    ከሰተ ከሰተ ዋይ😂😂

  • @finhassaron2183
    @finhassaron2183 หลายเดือนก่อน +2

    Grawa yteawet ❤

  • @user-ho8dk9tz4o
    @user-ho8dk9tz4o หลายเดือนก่อน

    ሰዳይን ሻምን ማዓዝ ይኦም ዝራኸቡ😢❤

  • @user-rc4zr1wm2m
    @user-rc4zr1wm2m 29 วันที่ผ่านมา

    👍nice fillam

  • @jdd8162
    @jdd8162 หลายเดือนก่อน

    Well come🎉🎉🎉❤❤

  • @churatub
    @churatub หลายเดือนก่อน +1

    ሰዳይ ሰዳየ ሰዳይ
    ህጻን ጭልቅዕ ውልዶ ዘይወጸት ካብ ሳንዳይ ማንዳይ
    ሰዳይ ሽዊት ስገም ምልዖ መስከረም ዕንበባ ሓጋይ
    ሳዕሪ መሮር ጨዋ ተባሃጋይ
    ላይክ ሳብስክራብ ግጨዉ ትሰማምዑ ምሳይ

  • @mikimiki1146
    @mikimiki1146 หลายเดือนก่อน

    አንታይ ዳ ሰዳይ ዘየላ ❤

  • @AAAa-s9f
    @AAAa-s9f หลายเดือนก่อน +2

    ድራማ ማራ ይነዉሕ ኣሎ ኣሕፅር ኣብልዎ የይ😋😋😋😳😳

    • @aotali8812
      @aotali8812 หลายเดือนก่อน

      😅😅😅😅

  • @user-zs1rr4bo6c
    @user-zs1rr4bo6c หลายเดือนก่อน

    ኣረ ንሰዳይ ኣቡኣ ግደፍው ወይ ሰዳይ እና ሻም ኣረክብውም ኣነ ይጭነቅ ኣለኹ😊

  • @user-yx5vw1xb6b
    @user-yx5vw1xb6b 25 วันที่ผ่านมา

    ኣብኣ ንሰዳይ ኣጉባዝ ከይዶም ዘፈራርሕዎ ንምንታይ ኣብዚ ጌጋ እዩ🥺 ከምዚ የለን ኣቦ ብኣጉባዝ ክፈራራሕ የብሉን ጌጋ😢

  • @user-fu9tf9ky2v
    @user-fu9tf9ky2v หลายเดือนก่อน +1

    pls እባ ግዜ ግደፉ ወሱኩላ

  • @kidanekidane3388
    @kidanekidane3388 หลายเดือนก่อน +3

    Enke bedhan mexkum deqi remeyyy🎉🎉❤🎉❤🎉❤

  • @onelove1495
    @onelove1495 หลายเดือนก่อน +2

    Kela wala keliyuwa Entay aynet gzie you ezi mara haxiru

  • @YemariamYemariamlij
    @YemariamYemariamlij หลายเดือนก่อน

    I love grawa ❤❤❤🎉

  • @AmaTsegay
    @AmaTsegay หลายเดือนก่อน +1

    Nay bahaki gele aynet film deki ereyyyy ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @TsegeMehari
    @TsegeMehari หลายเดือนก่อน

    Welcom shikorinatat ❤️🙏🇪🇷🙏❤️🇪🇷🙏❤️🇪🇷

  • @simrethabtemariam7809
    @simrethabtemariam7809 หลายเดือนก่อน

    Merhaba deqi Eriyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @WintaTekie-jq2dw
    @WintaTekie-jq2dw หลายเดือนก่อน

    Wel come ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-rx1pt2mq3q
    @user-rx1pt2mq3q หลายเดือนก่อน

    Ajoka shamey mearey natka eya ❤🎉❤❤❤

  • @Hermondrar-pb3st
    @Hermondrar-pb3st หลายเดือนก่อน +1

    Waw yehwat enkae hagosekum 100 shih teraeyatlkum congra nkulukum tewasaeti

  • @user-rx6pt8ps3z
    @user-rx6pt8ps3z หลายเดือนก่อน

    GOOD JOB KeeP ir❤❤❤💛💛💛💚💚💚💙💙💙💙

  • @HenokArayaSebhatu
    @HenokArayaSebhatu หลายเดือนก่อน

    Wellcom deqi eri❤

  • @user-xo5mf5bs2c
    @user-xo5mf5bs2c หลายเดือนก่อน +3

    Kixbeya xenhe ab satikum mexikum my best❤❤

  • @DannyAbraham-cn4mc
    @DannyAbraham-cn4mc หลายเดือนก่อน +1

    ሻም ኣደንጊጹኒ😟😟💕💕

  • @FiyiriKelati
    @FiyiriKelati หลายเดือนก่อน +1

    Enka dhan mexaku. Teki erye❤❤❤🎉🎉🎉

  • @suzisuzam5162
    @suzisuzam5162 หลายเดือนก่อน +2

    Gze btami haxeruuuuuuuu😂😂😂😂😂

  • @user-ln4jz9uf8j
    @user-ln4jz9uf8j หลายเดือนก่อน +1

    Welcome tsbukat natey ❤❤❤❤

  • @ElEl-el7eu
    @ElEl-el7eu 7 วันที่ผ่านมา

    Eza sebytisi she is so good at acting 😂 🥰♥️ but ab hiwetena kemha aygatmena😂

  • @filmon8997
    @filmon8997 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ thanks