ናተይ ደስታ ትምነዩ😍እንሆ በቲ ኣምላክ ዝፈቆዶ ዕለት ቃል ኪዳን ኣስርና

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 600

  • @AbiGaltigray-ce3yt
    @AbiGaltigray-ce3yt 16 วันที่ผ่านมา +102

    20k
    እስቲ ናእትዋ ተጋሩዋይ ነዛ ጠንካራ ሓፍትና💓🙏ኩልና ሸር ንበለላ

    • @CuteGirl-s2v
      @CuteGirl-s2v 16 วันที่ผ่านมา +1

      🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

    • @jgsg5356
      @jgsg5356 15 วันที่ผ่านมา +1

      ሳብ ግበርለይ❤

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q 15 วันที่ผ่านมา +1

      ​@@CuteGirl-s2v ደምርኒ ማዓረይ ❤❤❤❤❤

  • @NgstiNgsti-j7o
    @NgstiNgsti-j7o 15 วันที่ผ่านมา +23

    ብልበይ እየ ተሓጊሰ ማርያምን ደስ ክበል 😢ዝናፈቆ ማዓልቲ ጌተዬ ሓጥያተይ ከይረአካ ናብዚ ኣብቀዐኒ አብቀዐና ስደት ዘለና ባሮትኻ😢

    • @redbag3453
      @redbag3453 11 วันที่ผ่านมา

      ንዒ ንእሰራ ብርኽቲ ፡ ጽርሎትልን ጸሎተይ ዝተስምዐ እዩ

    • @NgstiNgsti-j7o
      @NgstiNgsti-j7o 11 วันที่ผ่านมา

      @redbag3453 ዘይተረደአኒ ፆሑፉ ትግርኛ?😂

  • @Saudwled-md2be
    @Saudwled-md2be 16 วันที่ผ่านมา +16

    ብሓቅ ደሰሰሰ ክብል ኹሉ ንፅብቅ አዩ ይብለና ቃል አምላከና ንዝ ክብር እዝ ፈተና ከይተፈተንኻ አይርከብን አዩሞ ምስጋና ንዓኻ አምላከይ ማሬየ እንኳዐ ደሰሰሰ በለክ የኔ ጠንካራ❤❤❤❤❤

    • @jgsg5356
      @jgsg5356 15 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግብርለይ ክብረተይ❤

    • @Museslomon
      @Museslomon 15 วันที่ผ่านมา

      ኸምዚ ኸማይ ናይ ሜሪ ደስታ ዘሐጎሰኩም ደምሩኒ ተጋሩዋይ

  • @ኣስኮል
    @ኣስኮል 16 วันที่ผ่านมา +20

    ኣነኮ ብጣዓሚ እዩ ደስ እልኒ ሜሬየ ሙሉኡ ብራሃን ይግበረልኺ ዛናተይ

  • @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
    @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ 16 วันที่ผ่านมา +12

    አሰይ ማርያምን ብጣዕሚ ደስ አልኒ አና እግዚኣብሔር ኣምላክ ቃል ኪዳን ኣብራሃም ምሳራ ዝበረከ ቃል ኪዳንኩም ይባርኮ ፈረቲ ጸገይቲ ይግበርኩም ሜሪ ሽኮር🎉🥰

    • @jgsg5356
      @jgsg5356 15 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ❤

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q 15 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ ❤❤❤❤

    • @yordayouteube
      @yordayouteube 11 วันที่ผ่านมา

      ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ሜሪተይ መዓረይ 🌹❤

  • @ብሬዩተብ
    @ብሬዩተብ 15 วันที่ผ่านมา +9

    ሜሪ ሓፍተይ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዕኪ ቃልኪዳን አብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ርሑሰ ጋማ ይግበረልኩም አብ ሰደት ዘለናለ ዘይተመርዕክን ናብዚ ቅዱሰ የብቀዕክን ዝተመርዕናለ ናብ ውላድ የብቀዕና ፈጣሪ ❤🎉

    • @jgsg5356
      @jgsg5356 15 วันที่ผ่านมา +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 15 วันที่ผ่านมา +1

      ኣሜን 3❤❤❤

    • @Selam-c4w
      @Selam-c4w 13 วันที่ผ่านมา +1

      Amen Amen Amen

  • @Logictime-wy6cn
    @Logictime-wy6cn 16 วันที่ผ่านมา +5

    እንካዕ ናብዚ አብቅዕኪ በጣዓሚ ደሰ ብሃሊ እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ አይፈላለኩም ኣብ ቃልኪዳንኩም ይፀንዑኩም ~~~ ብምቅፃል እዙ ፀጉሪ ~ እና ይ ኢደኪ ፀፈረ ገይርከዮ እኒእኪ ጌጋ እዩ

    • @Museslomon
      @Museslomon 15 วันที่ผ่านมา

      ናይ ልበይ ዝሓስቦ መሊስኽዮ ደምርኒ ክብረተይ

  • @سلامسلام-ز4ق1ش
    @سلامسلام-ز4ق1ش 15 วันที่ผ่านมา +1

    አሰይይ ዝአምላክስ ክንደይ ጥዕምን ሰናይን እዩ እዙ ኩሉ ፈተና ንፅብቂ ኮይኑ ሜሪየይ ማዓረይ ብጣዕሚ ደስስስ እልና❤❤❤🎉

  • @Nestitub12
    @Nestitub12 16 วันที่ผ่านมา +10

    እዋይ ትፅፍሪ ዘይምቃረየክን ኣብ ቤተ ክርስትያን🙈🙉ብዝኮነ እንኮዕ ደስ በለኪ🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 15 วันที่ผ่านมา

      😂😂❤❤

    • @NgstiNgsti-j7o
      @NgstiNgsti-j7o 15 วันที่ผ่านมา +1

      ሕርር ኢለ ብዙ ፅፍርን ኣርትንማ ዋ ግን ኣቦታትና ናረአይዎን ስቁ ክብሉ ኣይመነበሮሙን ክነቅፉዎን ነይሮሙ ልካሊእ ሰብ ለ መምሀሪ ምኢንቲ ክኮነ😢

  • @ممنن-ص6خ
    @ممنن-ص6خ 16 วันที่ผ่านมา

    አሰይ ፈጣሪ ቃል ክዳን የስምረልክም መርዓ አብራሃምን ሰራን ይክን💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏💝💝💝💝😘😘😘😘😘😘

  • @ተመስገንኣምላኪ
    @ተመስገንኣምላኪ 16 วันที่ผ่านมา +9

    ተመስገን እንኳዕ ደስ በለኪ ሜሪየይ
    ፈረየቲ ፀገይቲ ኩኑ መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ❤❤❤❤

  • @danielketay7001
    @danielketay7001 14 วันที่ผ่านมา

    Merry mis beal betki ruhus gama yigberelkum.Congratulations😊

  • @salamsere6403
    @salamsere6403 10 วันที่ผ่านมา

    እልልልልልልልል እሰይ ካብዙ ኩሉ ስደትን መከራን ሓሊፍኪ ላብዚ ክብሪ ምብቃዕኪ ደስኢሉኒ ሜሪየይ ኣብ ስደት ዘለና ኣሕዋትኪ ለ መጨረሻና የፀብቀልና 🙏🙏🙏🙏❤❤❤

  • @እመቤቴማርያምሩፍታልበይ
    @እመቤቴማርያምሩፍታልበይ 11 วันที่ผ่านมา

    እልልልልልል ኣሰይ ሜሪየይ ፅብቅቲ እንካዕ ናብዚ ብርሃን ኣብቅዐኪ ዝሓፍተይ መርዓ ኣብርሃም ሳራ ይግበረልኩም ❤❤❤❤❤

  • @edon7537
    @edon7537 15 วันที่ผ่านมา

    እንኮዓ
    ናብዙ
    እብቁዓኩሙ
    ናዓኩሙ
    የምሱለና🎉🎉

  • @TfFc-wm9ko
    @TfFc-wm9ko 15 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሰይይይይ እንኳዕ ደስ በለኪ ሜሪየ እግዚአብሄር ኣምላክ ኣይፈላሊኹም ኣብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኩም ክንደይ ደስ ይብል🙏😇❤

  • @seliseli3381
    @seliseli3381 15 วันที่ผ่านมา

    እንኳን ደስ ኣለሽ ማኣረይ መልካም ጋብቻ ❤🎉

  • @HrPl-m8c
    @HrPl-m8c 16 วันที่ผ่านมา +4

    ኣሰይ ወለላይ የኔ ጠንካራ መን ከማኪ ሜሪየ እንካዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ፅጋበይ እግዚቢሄር ኣምላክ ሓዳርከም ይባር🙏🙏🙏💐💐💐💐💐💐

    • @jgsg5356
      @jgsg5356 15 วันที่ผ่านมา

      ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ

    • @Museslomon
      @Museslomon 15 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ

  • @seli-i3g
    @seli-i3g 16 วันที่ผ่านมา

    እንኳን ደስ አለሽ የኔ እህት በጣም ደስ ብሎኛል🥰🥰🥰🙏🙏🙏❤

  • @samhalkabrakorostas8848
    @samhalkabrakorostas8848 16 วันที่ผ่านมา

    Enkuae des beleki ❤❤❤❤temesgen amlak 🤲🤲🤲🤲

  • @MmGg-hr8lw
    @MmGg-hr8lw 16 วันที่ผ่านมา +4

    ኣስይይይይ ዝሓፍተይ እንኮዕ ንብዙ ኣበቀዕኪ እግዚአብሔር ሓዳሪኪ ይባረክ ሜሪዋኒ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 10 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይይ እንኳዐ ደስስ በለኪ ሜሪዋይ ብልበይ እየ ተሐጊሰ ተመስገን👏🙏

  • @ቲቲጋልኣክሱም
    @ቲቲጋልኣክሱም 16 วันที่ผ่านมา

    ዋውው ተመስገን ኣምላኬ እኳዕ ናብዝ ክብሪ እዝይ ኣብቀዐኪ ሜሪ ሓፍተይ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ጠንካራ እኺ ❤❤❤❤❤❤❤❤ኣምላኽ መራዓ ኣብራምን ሳራን ይግበረልኩም ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም❤❤❤❤❤

  • @ሂዋንጋልትግራይ
    @ሂዋንጋልትግራይ 13 วันที่ผ่านมา

    ብጣዓሚ እየ ደስስስስስ እሉኒ ኣብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዐኩም አሕዋተይ እንኳዕ ደስስስ በለኪ ❤

  • @brhanTekle2778
    @brhanTekle2778 16 วันที่ผ่านมา +1

    ሜሪዋይ እንካዕ ደሰ በለኪ ዛሐፍተይ ክሰብ ጥምቀት 20kእሰቲ ናእተዋ ተጋሩዋይ ❤🎉

  • @dhdvjdhdh2241
    @dhdvjdhdh2241 14 วันที่ผ่านมา +1

    አንካዕ ደስ በለኪ ንዓኪ የማስለና ፅሪተይ ስደተኛ ሓፈትኪ አየ

  • @Sss-zs7he
    @Sss-zs7he 15 วันที่ผ่านมา

    ውይ ሜርዋይ ማዓረይ እንካዕ ደስ በለኪ ዝሓፍተይ ሓዳርኩም ከም ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም አብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኩም መባሊቲ ይግበርኩም ሜሪ ብቁርባን ምምርዓያ ከምዚ ከማይ ደስ ዝበለክን አለክን ዶ

  • @selamburuk
    @selamburuk 16 วันที่ผ่านมา +1

    ስለ ናትኪ ደስ ኢሉኒ ሜሪዋይ እንኳን ደስ በለኺ ዛሓፍተይ❤🎉🙏ነቶም ምሳኩም ዘለዉ ኮነ ልኣኩም ቃል ኪዳን አብርሃም ሳራ ዝባረከ አምላክና ቃል ኪዳንኩም ይባርክ ኣሕዋተይ🎉🥰🙏🙏🙏🥰❤❤❤❤❤🥰🎉

    • @Museslomon
      @Museslomon 15 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብርተይ

  • @marym9462
    @marym9462 15 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይይይ እንኳዕ ደሰሰ በለኪ ሜሪየ ብጣዕሚ’የ ደሰ ባሃል እዩ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣይፈላለይኩም ኣብ ቃል ኪዳንኹም ይፀንዑኹም ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AbiGaltigray-ce3yt
    @AbiGaltigray-ce3yt 16 วันที่ผ่านมา +5

    ኣሰይ ፅሩያት ደስ ክትብሉ እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባርክ ማሪዋይ እንካዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ💓💞🙏🙏🙏

  • @ጋልትግራይ-አ6ቐ
    @ጋልትግራይ-አ6ቐ 14 วันที่ผ่านมา

    እንኳዕ ደስ በለኪ ሜሪዋይ እግዛኣብሔእ ኣምላክ ሓዳርኩም የባረክ 🙏

  • @AlganeshTekulu
    @AlganeshTekulu 16 วันที่ผ่านมา +3

    እንዃዕ ደስ በለኪ ሜሬየ ካብዝኩሉ ፈተና ወፅኪ ናብዝ ምብቃዕኪ ተመስገን 🥰🥰🥰🥰

    • @jgsg5356
      @jgsg5356 15 วันที่ผ่านมา

      ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይይ

  • @SelamTekle-uk8kq
    @SelamTekle-uk8kq 10 วันที่ผ่านมา

    ቃል ኪደን ከተአስራስ ታይ እዮም ቶሞ አፅፈር ኩለክን ሓደ ሓደ አ ኢሉ ልነገረክን ድዩ ለይነበረ❤

  • @tmesegenthreaten1249
    @tmesegenthreaten1249 15 วันที่ผ่านมา +2

    እንኳዕ ደስ በለኪ አንኳዕ ናብዚ አብቀዓኩም መርዓ ዳክሞስ ሓዳር አብርሃም ሳራ ዕድመ ማታ ሳላ ይግበረልኩም ዘም ሓተይ ❤🎉🎉

  • @SeluKiros-lu9cv
    @SeluKiros-lu9cv 15 วันที่ผ่านมา

    እንካዕ ደስ በለኩም ኣሕዋተይ ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልኩም❤🎉
    ሜሪየይ ግን መርዓት ምኳን ምሽክርማም ከፀብቀልኪ ሓሳቅ እካ ላመፀኪ እዩ ዋ😂😂😂😂

  • @AffectionateFloppyDisc-xg8zo
    @AffectionateFloppyDisc-xg8zo 15 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይይይይይ እንኳዕ ደስ በለኪ መዓረይ ቃልኪዳንኩም እግዛብሄር ይባርኮልኩም❤❤❤❤🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿

  • @beryee
    @beryee 15 วันที่ผ่านมา

    አንኳዕ ናብዚ አብቀዓኩም

  • @SalamSp-i7g
    @SalamSp-i7g 16 วันที่ผ่านมา +2

    ተመስገን እንካዕ ደስ በለኪ ሜሪየይ ተናፈቅቲ ብጣዕሚ እየ ደስ እለና ❤❤❤❤❤

  • @RgbiTekeste
    @RgbiTekeste 14 วันที่ผ่านมา

    ውውው ጠንካራ ጋል ሂዋን ፈጣሪ ኣብ ቃል ኪዳንኩም የጽንእኩም

  • @بسمالله-ظ3ص8ف
    @بسمالله-ظ3ص8ف 16 วันที่ผ่านมา +3

    ክንካዕ ናቢዚ ኣብቃኪ ኣምላክ ሜሪ ሓፍተይ ርሑስ ጋማ ❤❤❤

    • @jgsg5356
      @jgsg5356 15 วันที่ผ่านมา

      ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤

  • @መንከምእግዚአብሔር-5
    @መንከምእግዚአብሔር-5 14 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይይይይይ ደስ ክብል እንኳዕ ናብዚ አብቀዐኪ ዝሓፍተይ እግዚአብሔር አምላክ ቃል ኪዳንኹም ይባርክ❤❤❤❤

  • @MomehammedAhemed-rx9qx
    @MomehammedAhemed-rx9qx 16 วันที่ผ่านมา +15

    በስመ ስላሴ ንሰብ ሓዳረ ናይ አበርሃም ናይ ሳራ ይግበረልኽሙ አነ ግን ናተሞ አቦታትና እት ፅፍር እና ፅጉር ሕዝና ቃለ ማሓላ ምፃም ተግብይ ድዩ ድማንኛዉሙ ዓይነ ልቦናና ያብረህልና 🙏🙏🙏💒💒💒🕊🕊🕊

    • @jgsg5356
      @jgsg5356 15 วันที่ผ่านมา +1

      ብጣዕሚ ይገርም እዩ ሳብስክራይብ ግበረለይ ሓወኒ❤

    • @tsegagaltgray
      @tsegagaltgray 15 วันที่ผ่านมา +1

      መጀመርያ ምስ አባት ነብሲ እቶም ዝቆርቡ ተማኪሮም ተዘይከይዶም ከመይ ሎም ውፁ ክብሉዎም እቶም ዝቆርቡከ ከምኡ ተይሎምዎም ካልኣይ ማዓልቲ ይምለሱዶ? ሓደ ሓደ ግዘ ንሕና ንቡዙሕ ግዘ ዕድል ረኪብና ተማሂርና ኣብ ተግባር ዘይነውዕሎ ክነስና ሓደ ሰብ ተተጋግዩ ንምንቃፍ ኣይንጉየ ነሰብ ብምክሪ ወይ መሲልካ ኢካ ትምልሶ እምበር ድሂልካ ኣይኮነን

    • @elduኤልዱ
      @elduኤልዱ 15 วันที่ผ่านมา

      አነ እውን ገርምኒ😢😢😢😢

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q 15 วันที่ผ่านมา

      ​@@elduኤልዱ ደምርኒ ማዓረይ ❤❤❤❤

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q 15 วันที่ผ่านมา

      ​@@tsegagaltgray ደምርኒ ማዓረይ ❤❤❤

  • @HyabTadese
    @HyabTadese 16 วันที่ผ่านมา

    Asey temesgen Amilak nay Aberamin Sharan qale kidan ygberlikum 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሽምኪእዩመዝሙረይድንግልማ
    @ሽምኪእዩመዝሙረይድንግልማ 16 วันที่ผ่านมา

    አሰይይይ ክንደይ ደስስ ይብል ሓዳር አቦና ኣብርሃም አደና ሳራ ዝባረከ እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርክ👏❤❤

  • @yordayouteube
    @yordayouteube 11 วันที่ผ่านมา

    ሜሪዋይ ሓፋር ታማ ለሰዓምክዮ ቃልኪዳን ምስ ገበርኪ ❤❤❤❤

  • @ALALEM7
    @ALALEM7 16 วันที่ผ่านมา +1

    waw አንካዕ ደስ በለኪ ሜሪየ ፈረየቲ ፀገይቲ ኩኑ መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይኩን❤❤❤

  • @ሚሊነኝየቅዱስገብርኤልልጅ
    @ሚሊነኝየቅዱስገብርኤልልጅ 16 วันที่ผ่านมา

    ተመስገን❤🎉

  • @ድንግለይዋሕስህይወተይ
    @ድንግለይዋሕስህይወተይ 16 วันที่ผ่านมา

    ተመስገን ሜሪዋይ❤❤

  • @ZnabGerie
    @ZnabGerie 15 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤Enkae des beleki

  • @SelamTeka-g4c
    @SelamTeka-g4c 13 วันที่ผ่านมา

    ዊይ ትዕድልቲ ንዓኺ የምስለና ፈጣሪ🙏💗💗💗

  • @ሃዋክያንያስታግስልን
    @ሃዋክያንያስታግስልን 13 วันที่ผ่านมา

    እንዃዕ ደስ በለኪ ዛሓፍተይ ሓዳር አብራሃም ሳራን ይግበረልኩም❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Oppoa18-g6p
    @Oppoa18-g6p 16 วันที่ผ่านมา +6

    ደሲታኪ ደሲታይ እየ ሜሪዋይ ምልካም ጋብቻ ይኩነልኪ ዛምበይተይ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @jgsg5356
      @jgsg5356 15 วันที่ผ่านมา +1

      ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ

    • @Oppoa18-g6p
      @Oppoa18-g6p 15 วันที่ผ่านมา +1

      @jgsg5356 ኢሺኒ ምሊሲኪ ደምርኒ

  • @edltiAbrha
    @edltiAbrha 5 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ደስ እልኒ ዛሓፍተይ ሙሉእ ብርሃን ይግቦሮ❤

  • @tsegagaltgray
    @tsegagaltgray 15 วันที่ผ่านมา

    ሜሪየ ብጣዕሚ ደስበሃሊ እዩ ሓዳር ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ንኩለኩም ዞምሓተይ ንቀፃሊ ፅፍሪ ናማትካ ኣይግበርን ዝሓፍተይ ብሃይማኖትና ስለ ዘይፍቀድ

  • @tgitsge7636
    @tgitsge7636 16 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይ ዝሓፍተይ እንካዕ ናብዚ ክብር እዚ አብቃዓኪ🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @AlexGh-g7l
    @AlexGh-g7l 16 วันที่ผ่านมา

    Enkan nabuzi kbri abkeaki mearey❤❤❤

  • @Sara1111-o4l
    @Sara1111-o4l 15 วันที่ผ่านมา

    አሰይይይ እልልልልልል ሜሪየ(ጥዕምቱ) ሓፍትና እንኳዕ ደስ በለኩም መርዓ አብራሃምን ሳራን ይግበረልኹም እግዚአብሔር አምላክ 👏👏👏 ፣ አብ ቃል ኪዳንኹም የፅንዕኹም ፣ ፍረዩ ፅገዩ ደቅነይ መልሲ ስደት ክንደይ ይጥዕም ❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹

    • @Museslomon
      @Museslomon 15 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብርተይ

  • @TsegaAregawi-o9n
    @TsegaAregawi-o9n 16 วันที่ผ่านมา

    እንኳዕ ደስ በለኪ ሓዳር ኣብራሃም ሳራ ዝባረካ ኣምላክ ይባርከልኪ ማዓረይ

  • @ብሪይቱብ
    @ብሪይቱብ 16 วันที่ผ่านมา

    እሰይይ ደስ እሊኒ❤❤❤❤

  • @Meri-ck6qu
    @Meri-ck6qu 16 วันที่ผ่านมา

    እንካዕ ደስ በለኪ ሜሪየ ደስ ኢሉኒ ብሓቂ ዝኩሉ ሓሊፍኪ ኢኪ ሞ ንፅቡቅኪ ኮይኑ ናተይ ጠንካራ❤

  • @ኣፂቱዩብ
    @ኣፂቱዩብ 16 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይይይይ ዝሓፍተይ እንኳዕ ናብዝይ ኣብቀዐኪ እግዚአብሔር ኣምላክ🙏🙏🙏❤❤ አብ ስደት ዘለና ዶሞ ስደትና አሕፂሩ ናብዚ የብቅዐና እግዚአብሔር ኣምላክ🙏🙏

  • @ራኪዩቱቡ
    @ራኪዩቱቡ 16 วันที่ผ่านมา

    ተመስገን እንኳዕ ደስ በለኪ መሪየይ ብጣዕሚ እየ ታሓጉሰ ሓዳርኩም ይባረክ❤❤❤❤❤❤❤

  • @محمدهادي-س7ص2ن
    @محمدهادي-س7ص2ن 15 วันที่ผ่านมา

    እሰይይይይይ ብጣዕሚ ደስዝብል ተመስገን እንኳዕ ላብዚ ኣብቀዐኪ ሜርየይ 🙏 ❤❤❤❤❤❤❤

  • @tdfhoney9161
    @tdfhoney9161 15 วันที่ผ่านมา +1

    ዕልልልልልልልልልልልል ሜሪዋይ ተመስገን እንካዕ ደስስስ ብበለኩም መዓረይ ቃልኪዳን አብርሃምን ሳራን ዝባረከ አምላክ ቃልኪዳንኩም ሓዳርኩም ይባርክ የጽንዕኩም♥♥♥♥

    • @Museslomon
      @Museslomon 15 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብረተይ

  • @KidanHaregot
    @KidanHaregot 10 วันที่ผ่านมา

    ሜርዋይ ተመስገን ከምዚ ኢልኪ ስለ ዝረአኹኪ❤❤❤❤❤

  • @ኣደይኣደይyoutube
    @ኣደይኣደይyoutube 16 วันที่ผ่านมา

    ሜሪየይ ማራ ማራ እዩ ደስ ኢሉኒ እንካዕ ደስ በለካ ፍረ ትዕግስቲ እዩ አምላክ ሓደር ኣብራሃም ሳራ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ❤❤🎉

  • @ተመስገንኣምላክ-ቈ3ኸ
    @ተመስገንኣምላክ-ቈ3ኸ 13 วันที่ผ่านมา

    እንኳን ደሰ ብለኪ ዝያዳይ ሩሒስ ጋማ ይግብረልኩም❤❤❤❤

  • @meareythegay1548
    @meareythegay1548 16 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሰይይይይ ሜሪየይ እንዃዕ ደስ በለኪ ዛሓፍተይ።ዉሉዱኩም የሪአና🥰🥰♥️♥️👏👏👏👏👏👏

  • @ተመሰገንኣምላኽ-ነ3ጠ
    @ተመሰገንኣምላኽ-ነ3ጠ 14 วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ኣምላክ ቃልኪዳንኩም የሰምረልኩም ዉላድኩም የርእየና ሜሪየይ❤️❤❤❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @EdFfgg-t1b
    @EdFfgg-t1b 16 วันที่ผ่านมา +1

    አንኳዕ ናብዚ አብቃኪ ቃል ክዳን አቦና አብራሃም ሳራን ይግበረልኩም ❤መሬዋይ ❤

  • @ZnabAbrha-j1s
    @ZnabAbrha-j1s 16 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሰይ ተመስገን ኣምላኬ ፈጣሪ ታይ ይሰኣነካ ዝኩሉ ፈተነ መጨረሽኡ እንካዕ ደስ በለኪ ዛሓፍተይ ቃልኪዳንኩም ይባረክ

    • @Museslomon
      @Museslomon 15 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ

  • @smirhss4421
    @smirhss4421 15 วันที่ผ่านมา

    እንኻዕ ደስ በለኪ ዝሓፍተይ
    ሓዳር ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም❤❤❤❤❤❤

  • @ቀባፅጓልተምቤን
    @ቀባፅጓልተምቤን 10 วันที่ผ่านมา

    እንዃዕ ደሰ በለኪ🎉❤❤❤❤❤❤

  • @ሰላም-ሠ9ኘ
    @ሰላም-ሠ9ኘ 16 วันที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ናብዙይ ኣብቅዓኪ ሜሪ ሓፍተይ።

  • @ኣነ.ንትግራይRgbeyegerelij
    @ኣነ.ንትግራይRgbeyegerelij 16 วันที่ผ่านมา

    ጠንካራ ሜሪየይ ጅግና ሓዳርኩም ይባረክ

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 15 วันที่ผ่านมา

    ሜሪየይ እንኳዕ ናብዚ ቅዱስ ዕለት ኣብቀዐኪ❤😍ታማ ተስዒምኪ ድኪ ስቅ ትብሊ ኢዱ ለይትስዖምዮ😁

  • @Meri-o1h
    @Meri-o1h 16 วันที่ผ่านมา

    meriye Anka Des Beleki Zahafteyyy❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MaazaDesaley
    @MaazaDesaley 15 วันที่ผ่านมา

    እንኳዕ ኣሕጎሰኪ ዚሓፍተይ ሓዳር ኣብረሃም ሳራ ይግበረልኩም ኣምላክ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Helenetadese21
    @Helenetadese21 16 วันที่ผ่านมา

    ዋውው ሜሪየ ፍሊቲ ኣብነታዊት መንእሰይ እንኳዕ ደስ በለኺ🥹

  • @CawFas-x8w
    @CawFas-x8w 16 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይይይይ ሜሪዋይ እንኳዕ ደስስ በለኪ ሓዳርኩም ይባረክ ማዓረይ👏🥰🥰🥰

  • @deemaalshareef541
    @deemaalshareef541 15 วันที่ผ่านมา

    እንኳዕ ደስበለኪ ማዓረይ ሓዳርኩም ይባረኸ

  • @askal9120
    @askal9120 16 วันที่ผ่านมา

    ኣሲተይይይይይ ሜሪየ እንቋዕ ናብዚ ክብሪ እዙይ ኣብቀዐኪ ዝሓፍተይ ንኩልኩም የሕዋተይ እንቋዕ ደስስስ በልኩም ❤

  • @ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ
    @ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ 16 วันที่ผ่านมา

    እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ መሪተይ ቃል ኪዳንኩም ይባርኮ እግዚአብሄር ኣምላክ ፍትዋተይ🙏❤❤

  • @debesegaltewahdo456
    @debesegaltewahdo456 14 วันที่ผ่านมา

    አት ጅግና ሓፍት❤❤❤❤

  • @ማርያምርህርህተ-ህሊና
    @ማርያምርህርህተ-ህሊና 12 วันที่ผ่านมา

    አሰይይይይ🎉❤ሩሑስ ጋማ ዛሓፍተይ ለባም እግዚአብሔር አምላክ ቃል ኪዳንኩም ይባርክ ከም አብራሃምን ሳራን ይግበርኩም 🥰😍✝️

  • @Titii2721
    @Titii2721 16 วันที่ผ่านมา

    እንኳዕ ደስ በለኪ ሜሪየ መርዓ ኣብርሀምን ሳራን ይግበረልኩም❤❤❤

  • @tinsuamelse9421
    @tinsuamelse9421 16 วันที่ผ่านมา

    እዝጋቢሄር ይመሰገን

  • @goodplaza795
    @goodplaza795 15 วันที่ผ่านมา

    እፍፍፍፍ እንካዕ ደስስስስ በለኪ ሜሪተይ መባሊቲ የጉበሩኩም❤❤❤❤

  • @daxdfsd6443
    @daxdfsd6443 11 วันที่ผ่านมา

    ሜሪዋይ እንካዕ ደስ በለኪ ዛሓፍተይ❤❤❤

  • @hiwi2141
    @hiwi2141 15 วันที่ผ่านมา

    እንኳዕ ደስ በለኪ ሜሪየ👏❤🥰 ሓዳርኩም ይባረኽ

  • @LiliMobileshop
    @LiliMobileshop 16 วันที่ผ่านมา

    ተመስገን እግዚአብሔር ኣቦይ 😢 ሓጎሰይ ውስን የብልይን ሜሪየ ማዓረይ❤❤

  • @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
    @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ 16 วันที่ผ่านมา

    እንካዕ ደስ በለኪ ሜሪየይ ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም

  • @ወጀራትዓደይወለላ
    @ወጀራትዓደይወለላ 16 วันที่ผ่านมา

    ክንድየና ደስስስስ ክብል ሓደራ አብራህም ሳራ ይግበረሉኹም አሕዋተይ❤❤🎉🎉🎉

  • @ገጠመኝሂወትታሪክ
    @ገጠመኝሂወትታሪክ 14 วันที่ผ่านมา

    ሜርዋይ ተመስገን እልልልልልል መርዓ አብርሃም ሳራ ይግበሮ❤❤❤

  • @Destamadin
    @Destamadin 13 วันที่ผ่านมา

    የኔ ጠካራ🎉❤

  • @Meriጆን
    @Meriጆን 16 วันที่ผ่านมา

    እንኳዕ ደስ በለኪ ሜሪየ መርዓ አብራሃም ሳራም ይግበረልኩም❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 16 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይ ፅሩያተይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ቃልኩም የፅንዕኩም ሜሪዋይ ዛንቤተይ❤

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq 14 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይይይይይይ እልልልልልል እኳዕ ላብዙይ ኣብቀዐኩም ሓዳርኩም ይባርክ ኪዳንኩም የፅንዕ ኣምላክ❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @ኪዳነምህረትአደይዋሕሰይ
    @ኪዳነምህረትአደይዋሕሰይ 16 วันที่ผ่านมา

    አሰይ ዛሓፍተይ እንዃዕ ናብዚ አብቀዐኪ ርሑስ ጋማ❤🎉🎉🎉

  • @ሳምሪYoutube-b3g
    @ሳምሪYoutube-b3g 16 วันที่ผ่านมา

    Enkai desblki mieryey freyten tsegeyten ygberkum