Why this people think find ideas? What did you want? country? You don't need a war. How many times we gonna tell you Eritrea this time? 100% more powerful, don't dream it.
Hji kunat kkefet tedelyu aymlketenan tblu alekum tegaru xbuk u gn federal nabta kunat nktatwu kgeber kelal eya mknyatu xadkan dnber mes Eritrea frderal yeto telu katwu eyom ba kgananexu eyom kunat ktjmer eya abey ya ktkfet ta kunat ab tigray aytetedatkumn ala
Why do you think someone it's gonna declare? War on you just to do your job. Your people can not do that before you say anything first organ. people get out from begging. Help the people.
ብዝሐለፈ ክትምሀሩ አለኩም፡ክልተ ግዜ ከይትወድቁ ንቁሑ ሕዝቢ አርትራ ናትኩም ጹቡቁ ደላይ እዩ።
ኣበይ እሞ እርድኦም እዚኦም። ህዝቢ ኤርትራ ሓውኩም ዮ ጽቡቅኩም ድማ ይደሊ።
@@Paulos.w7ተጋሩ ቀለልቲ አይኮኑን አዲሐሎ አብ ትውልዱ ቴምቤን አምጺእም ን ሕዝቢ ቴምቤን ፍረድው ኢልም ክፈርድው ምኳኖ ፉሉጥ እዩ ሪኢኻዩም እኻ ንኽልተ መንግስቲ ሄልኮፕተር ዝሐዘ ብኸመይ ጌሮም እንዳቅራረጹ ኤርትራ ጥራሕ 100 ሺሕ መንእሰያት ከስራ አርእያ ፌደራል 3 ሚልዮን ጸኒቱ ዝባሐል.
ናይ ብሓቂ ኩቡራት ይሕዋት ተጋሩ💝✅ቐጽሉሉ 2025 ዓመተ ሰላም ዓመተ ምትሕውዋስ ዓመተ ቅሳነት ዓመተ ራህዋን ፍቅርን ልምዓትን ናይ ክልተ ህዝቢ ይኹነልና ህዝቢ ኤርትራን❤🇪🇷🙏 & ህዝቢ ትግራይን❤💊🙏
Please let call for peace and love ❤️🇪🇷❤️🇪🇹 enough is enough we need to think different
ክትዛረቡ ጥራሕ ግዜ ይከደኩም አሎ አቢ አጻውድሉኩም ዘሎ ነገር አስተዉዑሉ ዘረባ ይብዝሕ አሎ ተግባር እመኖ ሀለውለው ውሑጅ ከይወሰደኩም ከሎ ስራሕኩም ስርሑ ህላዉነት ትግራይ አብ ሐደጋ እዩ ዘሎ።
ወይን ተንገርግር ላ ኣብ መሬት፤ ወትሩ ሻዕብያ🇪🇷🦅
መምህር ኣብራሃ ናይ ብሓቂ ሙሁር በሊሕ መንእሰይ እስኻ ክትነግስ ክትተባባዕ ዘሎካ ንቑሕ መንእሰይ🎉❤✅
ዝብሎ ዘሎ ይርድኣኩም ኣሎ ድዩ ኤርትራ ሚሳይል ምስተደርበየ እኮዩ ኣትዩ ኣብርሃም እዚ ኣየልዕልን እዩ ዘሎ ጽን ኢልኩም ስምዕዎ
Amazing
HITO NISKAN ALDNI???
TGRAAY HAGER GEDIFKUMO DIKUM???
NIMNTAY DIAA 1.5 MILLION MENAESEY ATIFEEKUM???
HIJI DIAA ENTAY TEREKIBU NAB ENSTKUM ETHIOPIA TEMELISKUM???
MEHFERAT EKUM???
ቃለዓለምሞ ንሕደጎሞ ፣ ብቅንዕና ፣ ጣምጣም ል😅ስልጣን ብደም መናእሰይ አይሳኻዕይዋ ሚዛናዊ ኾይና ልረብሓ ኹሉ ብለይ ተበላፃይነት ግና ብብልሓት ሽግር ልምፍታሕ ምፅዓር ይሕሸና። ሎሚ ሃምልሓለፈ ብዕሽነት ልረብሕኡ ለይቃለስ የለይሞ ኹልኻ ለብም።
❤❤❤❤❤❤❤
ይስ ሐቀኛ ጋል አንስተይቲ ጆነሳይት አብ ልዕሊ ትግራይ ዝገበረ መርሕነት ትግራይ እዩ አስተዉዑሉሉ ሕዝቢ ትግራይ ህዝቢ አርትራ ናትኩም ሐጋዜ እዩ ማለተይ ንህዝቢ ትግራይ እየ መርሕነትኩም ግን ሕዝኩም ጠፌኦ ንመንግስቲ አመርካ ግበሩ ዝበልዎም እዮም ዘተግብሩ ክድምና ናይ አመርካ እዮም መርሕነት ወያነ 27 አመት አብ መርሕነት ኮሎ እንታይ ገርልኩም ንህዝቢ ትግራይ ንቓሕ ህዝቢ ትግራይ ።
እንታይ መርገም እዩ ነይሩና ምስዚኦም ዘጎራበተና ኣምላኽ ብጀካ ጽልኢ ውግእ ሓሶት ቅትለት ክፋእ ተዛረቡ ሓንቲ መዓልቲ ኢድኩም ክትፍደዩ ምኻንኮም ፍለጡ
100k ኣብጺሕዋ
ክሕስዉ ክሰርቁን ክጋሰሱን ዝተፈጥሩ ፉጡራት እዮም ተጋሩ፡
Lomi teseqirwen dhri 30 amet?🇪🇷💪🏼🇪🇷💪🏼🇪🇷
Eilna eko qedem gdefu Eritrea 🇪🇷 dejenkum eiya eilna Eritrea winet eyu xelaeina ms zblu kemey gerka selam 👋 txbe???
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇩🇪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Why this people think find ideas? What did you want? country? You don't need a war. How many times we gonna tell you Eritrea this time?
100% more powerful, don't dream it.
መልቀስብቻ
People who have been in the same boat , walk-up 😢😢😢😢😢😢😢
May hawesu
እዚ ባዓል ጭሕሚ ጌና ኣይ ጸረየን ንሰላም ዘምር በልዎ ኣይኮነን ሓለንጊ ሻዕቢያ ክትረኽበካ ኢያ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💒🕌
Graham,eka,
Fetsha Eka
ኤርትራ ደላይት ጽቡቅ ናይ ህዝቢ ትግራይ ኢያ ተስፋ ንገብር ሰበስልጣን ትግራይ ምስ ኤርትራ ሰላም ክፈጥሩ አብዚ ሐድሽ ዓመት 2025 :: መራሕቲ ትግራይ ለብሙ ንህዝብኩም ሰላም ሀብዎ::
እዚ ዓለቕቲ ማለሊት ህውሓት ወያነን ፍንጫል መሰንገል ህውሓት ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ትግራይ መራሕትን ደገፍቶምን ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ህዝቢ ትግራይ ዛጊት ኣብዚ ሰዓት ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ወሪድዎ ዘሎ ሕሰምን መከራን ጠንቂ መን ምዃኑ ዘይፈልጥ እንተ ድኣ ኮይኑ ፡ ኣብ እዕሊኡ ወሪዱዎ ዘሎ ሕሰም ዘይቕንጠጥ ጾር ኮይኑ ክቕጽል ባዕሉ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊኡ ነዚ ሕሰም ንክቕጽል ከምፍቃድ ይቑጸር።
አብ ጉብጥሽ ን ቆፎን ተሾኪዕካ የሕሊፍካ ሕጂ ብድካታት ተጋሩ ባኖ ጌርካ መጺካ ተሸካዕልል እዋይ ተጋሩስ ፐው
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪
ኣታ ክንደይ ይሕስው!
Ab eritrea 4 kfli kelo ab tigray tmhri kemzeynebere ayfeleten eway dnkurna
እቲ ኣርእስቲ ስ ኣብ ዘይ መስመሩ። አይትሐፍሩን ዲኹም። አየናይ ዓዲ አዮም ተጋሩ ኣልሚዖም? ሃብቲ ክልላት ክትዘምቱ እምበር ከተልሙዑ ነይረ ኣና።
Amauel Sahel ምን ኢሉካ ኤርትራዊ ዜግንት ነይሩዎ ንስ ኻኣ ብፍቃዱ ስሪዙዋ እዩ
አዞም ናቱ ናቱ ትብሉ ኤርትራውያን ተጠንቀቁ ነዚ ጨሓም ሰብኣይ ንምንታይ ቀጻሊ የምጽኦ ኣሎ
ኪድ ደንቆሮ ናትናኤል እኮ ንህዝቢ ትግራይ ዘርብሕ እዩ ዝደሊ እግሪ መገዱ ድማ ንኤርትራ ስለ ዝጠቅም ንድግፎ. ጉሓፍካ ሒዝካ ውጽኣልና... ኩሓሊ መሲልካስ መንቆሪ ኢኻ 😮 ኪድ ብሪጌድ ንኹዕንቱ ኢኻ
ብልጽግን ናይ ደቡብ ሱዳን ናይ ሙርሌ ጎሳ መዓልታዊ ኣብ ኢትዮጵያ ኣትዮም ሂወት ሰብ እንዳሕለፉን ከብቲ እንዳዘመቱን ኣቤት ክብል ዘይከኣለስ ትግራይ መጺኡ ምስ ኤርትራ ክዋጋኣልካ ትደሊ ኣለካ እዚ ካብ ደርሆ ጸባ ምጽባይ እዩ
N tgray nselam zxwe ember nkunat zxwe xelae hizbi tgray eyu
ሕጂዉን. ኤሪትራዊ. ሰላም. እዩ. መዝሙርና. ግን. ምሳኩም. እሾክ. ጐረቤት. 80. ዐመት. ዘድመኩምና. ከምዛ. ደላታ ደብ. ብመደቅ. ምዕጻዋ. ብሕጊ ትአትዉ ትወጽኡ. እዳ. እቶ. በሎ አይ. ኮነን. ከም. ቀደም. እምነት. ዝብልዎ. አይሰርሕን. እዩ. ምሳኩም. አከለ
Ata ezicheham sebay kndey yhsw
Hji kunat kkefet tedelyu aymlketenan tblu alekum tegaru xbuk u gn federal nabta kunat nktatwu kgeber kelal eya mknyatu xadkan dnber mes Eritrea frderal yeto telu katwu eyom ba kgananexu eyom kunat ktjmer eya abey ya ktkfet ta kunat ab tigray aytetedatkumn ala
ኣብ መዓኮርካ ጉዕ በርበረ ከእቱዉልካ ትጽበ ኣለኻ። መንእሰይ ንቓሕ ተወደብ ተዕጠቅ። ዕጥቂ እንተኾነ የሕዋትካ ኢዮም ተሰኪሞሞ ንመሳፍንት ሕወሓት ይዕጅብሉ ኣለዉ። እዛ ትግራይሲ መልሓሰኛታት ጥራይ ድያ ተዕቢ? መስዋእቲ ከፊልና ኸኣ ትብሉ። ንስልጣን እዞም ሰለስተ ጎሓሉ ጉጅለታት ሞይትኩም።
Hassawi kuffuu Issayas never said Tigray, he said malelit
اسياس.حقكم.هوتقراوي
ተኮስቲርኩም መናእሰይ እምበር ክልልኩም ከተድሕኑ ነይረእናኩም, አብይ ናብ ሐሞኽሽቲ ቀይሩኩም ብቡር ዝተቀብረ እኳ ዘይብልኩም ነዚ ሃተፍተፍ ዝብል ዘሎ።
አብይ ይኩን ኢሰያስ ልቢ የዕብዩም እምበር ንዓኩም ሐሰውቲ ምጭፍላቕ ጠፊእዎም አይኮነን ።
ለመንቲ
ኣብይ ኣዲኻ ኮይንካ ኢኻ ተለዓዕል ዘለኻ ወዲ መኣምን ! ፊደል ዝቖፅርካ ኢኻ ትመስል ! ሓሳዊ ለቕላቒ
መራሕቲ ክልል ትግራይ ናብ ኤርትራ ሚሳየል ተኹስኩም ከተማታትናን ህዝብና ንኽትጎድኡ : ካልእውን ነቶም ዝሓለወኩም ምክልኻል ሰራዊት ኢትዮጽያውያ ሓሪድኩም ከተብቕዑ: ኮፍ ኤልና ክንርእየኩም ዲኹም ደሊኹም?????
እንታይ ማለት ካ እዩ አዲሐሎ አብይ አሼክእው አብ ፎቆዶ ባር፥ ስዋ፥ ሜስ አብ ታሪኽ ሕዝባዊ ግንባር ከም እዚ ቆልኣ አራት ኪሎ ዘሽከአኔ ብ ዚሮ ዝሰደደና አስታት 100 ሺሕ ንምንታይ ጠፉኡ ትብል??
እንታይ ማለት ካ እዩ አዲሐሎ አብይ አሼክእው አብ ፎቆዶ ባር፥ ስዋ፥ ሜስ አብ ታሪኽ ሕዝባዊ ግንባር ከም እዚ ቆልኣ አራት ኪሎ ዘሽከአኔ ብ ዚሮ ዝሰደደና አስታት 100 ሺሕ ንምንታይ ጠፉኡ ትብል? አዲሐሎ ብ ደቂ አስመራ መጻወቲ ኮይኑ ቆልኣ አራት ኪሎ እኳ እዩ አሺክእው 100 ሺሕ መንእሰያት አበይ ተሐሺሾም እዚ ዝራኣዩ አሐዲ እኳ እዩ 150 ሺሕ ሰራዊት ጁብቲ አትዩ
ayenay genocide eu bhlmi teraewo ethi cheham sebai
Shewya zbil hamimu alo amanuel cheham 😂
Why do you think someone it's gonna declare? War on you just to do your job. Your people can not do that before you say anything first organ. people get out from begging.
Help the people.
You are a liar, we are a people. We never done it before we never gonna do. We are excel Warprisoner We are Law Biding people.
ሓሳዊ ጨሓም መዳናገሪ
انتم.كيف.عقامي..متى.كنتم.عملت.خيرلا
شعب.لرترياانتم.من.زمان.اعد.ارترياتار.يح
حقكم.معرف.تقراي
❤❤❤