4ይ-ክፋል/ መንፈሳዊ ፊልም ""ስጋ ብጻይካ ኣይትብላዕ"" ∞{.ደራስን ዳይረክተርን ሻም ኣሕፈሮም.}∞.

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 160

  • @egziabhermiki8351
    @egziabhermiki8351 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ጻጋኡ የብዝሓልንኩም ነዓና ድማ ዘስተውዕል ዓይነ ልቦና ይሃበና መድሃኔ ኣለም ፍቑራተይይይ

  • @hani6817
    @hani6817 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ሂወት የስመዐና ብሓቂ ማሃሪት አያ ፀግኡ የብዘሐልኩም አግዝኣብሔር ኣምላክ ክቡራተይ✝️🙏♥️

  • @nastnettesfagaber6546
    @nastnettesfagaber6546 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን አዝጋበሄር ጸጋኩሙ የብዝሓሉኩሙ ቃል ሂወት የስማዕልና 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @hareyah9864
    @hareyah9864 3 ปีที่แล้ว +13

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ከምዙይ ዝበለ መንፈሳዊ በጃኩም ተካታተሊ ኣቅርብልና ከይተቃርፆዎ ከምዙይ ዝበለ ንብዛሕ ይልወጥ እዩሞ ኣጆኩም ብዝተከኣለኩም ኣቅርብልና

    • @abalibanostube
      @abalibanostube  3 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜንንን እሺ ጸሎትኩም ይደግፈና!!!

  • @hddhufrjt9357
    @hddhufrjt9357 2 ปีที่แล้ว +3

    አሜን//3//ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕልና አብ ቤቱ ይንብርኩም ደቂ እመብርሃን አሕዋተይይ 🤲🤲🤲🤲✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @abalibanostube
    @abalibanostube  3 ปีที่แล้ว +51

    ኣሜንንን ወኣሜንንን. ኩሉ ብሰናይ ጸሎትኩም'ዩ፡
    ብሰናይ ምክትታልኩምን ሓገዝኩምን ኢዪ'ሞ ኣምላከ ቅዱሳን የኽብረልና፡ ኣምላኽ ሰላም - ሰላሙ የብዝሓልና።
    5ይን-መወዳእታን ክፋል ናባኹም ከነብላ ኢና።

  • @grmaynguse4334
    @grmaynguse4334 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna yehwat

  • @dhhdhdhrhrhrhrh448
    @dhhdhdhrhrhrhrh448 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃል ህይወት ይስመዐልና ቀፅልሉ🎋🎋🎋❤❤❤👏👏👏👏👏❤🎋🎋🙏🙏

  • @almazfsha6660
    @almazfsha6660 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen 🙏🙏🙏 Bhakiy Kal hewit yesmalna Egzabhr Xegiu yebzhalkum Kiburat yhwaty 🙏❤️
    ንኹሉ ዘስተውዕል ልቦና የሃበና 🙏😔 ፈጣሪ ✝️🕯️🙏

  • @mezerberha5269
    @mezerberha5269 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ህይወት የሰመዑልና አሜን አሜንአሜን

  • @Dan-ln6rg
    @Dan-ln6rg 3 ปีที่แล้ว +9

    ብኃቂ ደስ ትብሉ ጽግኡ የብዘኀልኩም ኣብዚ ናይ ደክተር ክንብባ ከሎ ዳብዳቤ ልበይ ተንኪፉኒ ንማማይ ኣዘኪርካኒ እና ጸግኡ ዕጽፊ ድርብ ገይሩ ይሃብኩም ኣቦይ ሊባኖስ ምስ ቅዱስ ጊዮርጊስ ናይ ስደት ኣቦይ ይሓልውኩም አሜን ናይ መጨረሻ ንጽባ

  • @ድንግለይእያኣዶፍቅሪ
    @ድንግለይእያኣዶፍቅሪ 2 ปีที่แล้ว +2

    እሰይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሕ ናይ ይቅርታ መንፈስ ኣብ ኩላትና ይሕደረና

  • @bxhxbhdhdh9999
    @bxhxbhdhdh9999 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚብሔር አምላክ

  • @loo7291
    @loo7291 3 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለህይወት የስመዐልና ክብራት አሕዋትና

  • @swswits3103
    @swswits3103 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክብራተይ

  • @slaamslaam7629
    @slaamslaam7629 3 ปีที่แล้ว +1

    አሚን አሚን አሚን ቃል ህይወት የስማዓልና በጃኹም ቀፅልዋ👏👏👏

  • @bsratbs6688
    @bsratbs6688 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ አሜን ቃል ህይውት የስመአልና ፅጉኡ የብዝሕልኩም ፍቕራት ኣሕዋትይ
    ንበዓትኩም ንበዓት ራህል ይግበረልኩም
    ሕድግት ክንግበር አምላክ ዓይኒ ልቦናና ይዓድልና ፍቕሩ ይዓድልና 😥

  • @ብርግጽዓስቢኣሎ-ዀ2ለ
    @ብርግጽዓስቢኣሎ-ዀ2ለ 3 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ህይወት የሰመዕና

  • @ድንግልማርያምእያልዕልቲካ
    @ድንግልማርያምእያልዕልቲካ 3 ปีที่แล้ว +3

    ባሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፍትዋተይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @akberetafom1239
    @akberetafom1239 3 ปีที่แล้ว +6

    ቃለ ህይወት የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም የሕዋት

  • @ኩሉበኣካኮነ
    @ኩሉበኣካኮነ 3 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ዞም የሕዋተይ። ኣብ ዓለም ብዙሕ ኢዩ ዝግበር ኣምላክ ቅዱሳን መድሃኔ ኣለም ጥበቡን ምስትውዓሉን ይስደደልና

  • @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ
    @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክብራት አሕዋት ቀፅሊዎ 👏💝💝💝💝

  • @KhanKhan-hz3pp
    @KhanKhan-hz3pp ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏

  • @fjdffrtyy213
    @fjdffrtyy213 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስምዐልና ክቡራት ኣሓተይ ብሓቂ መሃሪት እያ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ

  • @ተመስገንአምላኽ
    @ተመስገንአምላኽ 3 ปีที่แล้ว +6

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና ፀጉኡ.የብዝሓልኩም💐💐💐💐💐ቀጻሊ.

  • @kiflaytbirihan613
    @kiflaytbirihan613 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሓቂ ደስ ይብል ኣምላኽ ፀግኡ የብዝሐልኹም

  • @ሂዊጓልትግራይ
    @ሂዊጓልትግራይ 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ👏👏👏

  • @መሲጓልተዋህዶ
    @መሲጓልተዋህዶ 3 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ብጣዕሚ ፍቅሪ ሪሒቃ እያ ዘላ ብኣፍና ፍቅሪ እምበር ብተግባር የላን ልቦና ሃብና ፈጣሪ😭😭

  • @መንበረፍቕሪYouTube
    @መንበረፍቕሪYouTube 3 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለህይወት የስምዐልና ተባረኩ ወገናተይ

  • @tigraweyti7855
    @tigraweyti7855 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመን ይባርከልኩም ብጣዕሚ ማሃሪት መሳጢትን ፊሊም እያ ፍትዋተይ ቀፅሉሉ

  • @tigrayeyuadey5917
    @tigrayeyuadey5917 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qali hiwet yesmielna😭😭😭👏👏👏👏

  • @thth1085
    @thth1085 3 ปีที่แล้ว +2

    ቃልህይወት የስመዐልና ኩብራተይ ጸግኡ የብዘሐልኩም።

  • @HK-rn8yx
    @HK-rn8yx 3 ปีที่แล้ว +9

    ቃለ ህይወት የስመዐልና አህ ክንደይ ኮን ንህሉ ንሓውና ብገንዘብ ዝሸጥና ኣቤቱ ሰላምና መልሶ ፈጣሪ 😭

  • @እግዚአብሔርጓሳይናእዩ
    @እግዚአብሔርጓሳይናእዩ 3 ปีที่แล้ว +3

    በሓቂ ብሩዃተይ ቃለ ህይወት የስመዐልና👏

  • @ግረማነሸጓልተዋህዶ
    @ግረማነሸጓልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +1

    በሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና 3-/4 ብብክያት ወድእየን😓😓 እፍፍፍ

  • @ውቤቴነሽማርያም
    @ውቤቴነሽማርያም 3 ปีที่แล้ว +2

    እዋይ ናይ ብሓቅ ፀጋኡ የብዝሐልኹም

  • @axumawitgatsyon6202
    @axumawitgatsyon6202 3 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላክ አሜን 💔😥ልብካ ዝመልስ 💔

  • @اساس-ص2خ
    @اساس-ص2خ 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜንኣሜን ኣሜን ኣሜንኣሜን ብሓቃ

  • @temesgenamlakey7189
    @temesgenamlakey7189 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen qal hiwet yesmalna

  • @slamsa4224
    @slamsa4224 3 ปีที่แล้ว +7

    ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዛብሔር ኣምላክ የሕዋተይ

  • @JfjfDhf
    @JfjfDhf 11 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐናፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋትና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @selmselm9212
    @selmselm9212 3 ปีที่แล้ว +7

    ብሓቂ ቃል ህወት የስመዓና

  • @semeresheshay4177
    @semeresheshay4177 3 ปีที่แล้ว +9

    ባሓቂ ቃል ሂወት ይስማዓልና ቀጽልዎ

  • @kndahaftitesfay9066
    @kndahaftitesfay9066 3 ปีที่แล้ว +5

    ቃለ ሂወት የስመዐልና🥰🥰🥰🥰💓💓💓💓

  • @مرحبامرحبا-و3ه
    @مرحبامرحبا-و3ه 3 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት ያስማዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏

  • @biniam5322
    @biniam5322 3 ปีที่แล้ว +2

    ናይ በሓቂ ልብካ ዝትንክፍ ፊሊም እዩ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሃልኩም

  • @ሚሊጋልትግራይ-ገ6ዀ
    @ሚሊጋልትግራይ-ገ6ዀ 3 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃል ሂወት ይስምዓና 🙏🙏🙏🙏🙏🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️

  • @ጋልዓበይሃገርትግራይ
    @ጋልዓበይሃገርትግራይ 3 ปีที่แล้ว +5

    ብሓቅ ቃለህይወት የሰማዓልና ፆጉኡን በረከቱን የብዝሐልኩም ክን ኹቡራተይ ቀፅልሉ

  • @ተዋህዶእያእምነተይትግራወ
    @ተዋህዶእያእምነተይትግራወ 3 ปีที่แล้ว +9

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም ክብራተይ 5ይ ክፋል ብሃንቀውታ ንጽበ

  • @banatewelde2892
    @banatewelde2892 3 ปีที่แล้ว +3

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna

  • @fhjyfgjy2115
    @fhjyfgjy2115 3 ปีที่แล้ว +5

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና

  • @tsegagerensea6904
    @tsegagerensea6904 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን፡(((3))) ቃለ ሂወት የስምዓና ቡሩካተይ አግዛኣቢሄር ኣምልክና ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩም ይባርክ ባሓቂ ዓቢ ትምህርቲ ዩ አግዛኣሄር ኣምካክና ንኩልህና ናይ ንስሓ ሂወት ይሃበና ባዓና ንዱኩማት ባረቱ

  • @samiberhanesamiboy6075
    @samiberhanesamiboy6075 3 ปีที่แล้ว +5

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣሕዋተይ

  • @LemLem-v2s
    @LemLem-v2s 3 ปีที่แล้ว +9

    ናይ በሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና አብ ቤቱ የንብርኩም አሕዋተይ ናይ ብሓቂ ማሃሪ እዩ ቀጽልሉ

    • @amlesetftwi1613
      @amlesetftwi1613 3 ปีที่แล้ว +1

      ናይ በሓቅ ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣሕዋት ኣዝያ መሃሪት እግዚብሄር ናይ ዘበን ኣገልግሎ ዘበንኩም ይባርክን ይቀድስን . በሓቂ ልብካ ዝትንክፍ ትምህርቲ

  • @-canaantube
    @-canaantube 3 ปีที่แล้ว +5

    ቃለ ሕይወት የስምዓልና!! ኣምላኽ ጸጋኹም የብዝሕ!!

  • @tsgabnuguse7257
    @tsgabnuguse7257 3 ปีที่แล้ว +2

    Aseyyyy mahiri zkene filmi abtegber knewalo amlak yehagzena neakum kea ney agelgletkum zemen ybarekelkum fetari

  • @Nebyat-dp2fi
    @Nebyat-dp2fi 3 หลายเดือนก่อน

    Amen (3) qalehiwetu yesimialina kuburat ahiwatey nikuluna Egziabiher nay kireta menifes yisidedelena

  • @ቲቲጓልትግራይጓልቶምጀጋኑ
    @ቲቲጓልትግራይጓልቶምጀጋኑ 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና

  • @እምነትካብምስማዕእያ
    @እምነትካብምስማዕእያ 3 ปีที่แล้ว +7

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመኣና ናይ አገልግልቱኩም ዘመንኩም ይባርከልኩም

  • @ሰላመይብኣካዩናተይጎይታ
    @ሰላመይብኣካዩናተይጎይታ 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ፫ ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ፍቁራተይ።

  • @yriga
    @yriga 3 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቅይ ምሃሪት እያ ፈጣሪይ ሰላሙ ይልኣከልና

  • @ማርያምእናቴናት-ኘ5ጘ
    @ማርያምእናቴናት-ኘ5ጘ 3 ปีที่แล้ว +9

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላኽ አሕዋተይ ናይ ብሓቂ ዋይ

  • @ልዪሽልማቴተዋህዶሃይማኖቴ
    @ልዪሽልማቴተዋህዶሃይማኖቴ 3 ปีที่แล้ว +5

    ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክብራተይ ቃፃልሉ

  • @zaidkuhlay2106
    @zaidkuhlay2106 3 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ደስስስ ዝብል ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣባ ሊባኖስ ብጸሎቶም ይደግፍኩም ቀጽልዎ ዞምየሕዋተይ

  • @loo7291
    @loo7291 3 ปีที่แล้ว +3

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ክብራት የሕዋተይ

  • @negasirahwa8280
    @negasirahwa8280 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen nay bahik kale hiwet yesmalan nay aglglat zebenukum ybrkelukum yehwatey

  • @rgattewelde6946
    @rgattewelde6946 3 ปีที่แล้ว

    Haki bhaki kale hiwet yesmeana

  • @samera7043
    @samera7043 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ኩቡራት ኣሕዋተይ እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዘሕልኩም ⛪️✝️📖📚💞💖💖💗💗💗

  • @نهىنهى-ث3ص
    @نهىنهى-ث3ص 3 ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክብራት ኣሕዋተይ ኣምላኽ ፀጉኡ የብዘሓሊኩም ✝️❤🌹

  • @fikaduequbay7557
    @fikaduequbay7557 3 ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ ደሰ ዘብል ቃል ሂወት የሰመዕልና እግዝኣብሄር ጸጉኡ የብዝሐልክም ኣሕዋተይ

  • @jgddhccc3011
    @jgddhccc3011 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜንንንን ቃል ህይወት የስመዐና🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️

  • @ማኅበርተዋህዶእያእምነተይ
    @ማኅበርተዋህዶእያእምነተይ 3 ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ /ኣሓተይ ኣብ ቤቱ የንፅንዕም። ፍጣሪ።

  • @الاع-ح4س
    @الاع-ح4س 3 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዕልና ክብርት ኣሓዋተይ

  • @የልዳዉሰማዕትቅዱስጊዮርግ
    @የልዳዉሰማዕትቅዱስጊዮርግ 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ደስ ዝብል ት/ቲ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ፍቁራተይ✝️

  • @እግዚአብሔርይመስገን-ደ4ቘ
    @እግዚአብሔርይመስገን-ደ4ቘ 3 ปีที่แล้ว +5

    አሜን ፫ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጋኡ የብዝሐልኩም እግዚአብሔር ❤

  • @ውዕሎቱዘክርነብሰይ
    @ውዕሎቱዘክርነብሰይ 3 ปีที่แล้ว +3

    በሓቅ ቃል ህይወት ያስመዐልና ቀፅልዋ 5 ክፍል......

  • @ሰላመይኢኪድንግልማርያመይ
    @ሰላመይኢኪድንግልማርያመይ 3 ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስመዐልና ጸጋ እግዚአብሔር አምላክ የብዘሐልኩም ፍቱዋተይ ዝተምሃርናዮ አብ ልቦናና የሕድረልና ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ናይ ይቅርታ ልቢ ይዓድለና

  • @amanueltadiwos1904
    @amanueltadiwos1904 3 ปีที่แล้ว +5

    ጸጋኹም የብዝሓዮ ኣሕዋተይ፡ኣጆኹም በርትዑ

  • @rurhf8024
    @rurhf8024 3 ปีที่แล้ว +3

    ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @ተመስገንኣምላኬ-ዠ8ከ
    @ተመስገንኣምላኬ-ዠ8ከ 3 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ እግዚአብሔር አምላክ ወገናተይ አሜን አሜን አሜን

  • @Dan-ln6rg
    @Dan-ln6rg 3 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር አምላክ ረጅም እድሜን ጤናን ይስጣቹ ውድ የተዋህዶ ልጆች

  • @rutamicheale3140
    @rutamicheale3140 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምኣልና ናይ ብሓቂ ነብስኻ ዘፈትሽ መለኽቲ አዩ ቡሩካተይ አግዛብሄር ኣምላኽ ኣአዚዙ ይባርኽኩም ኣብ xolotkum ዘክሩኒ ነዓይ ንድክምቲ ሓፍትኩም🙏🙏🙏

  • @ለትሽጓልቅድስትኣርሴማ
    @ለትሽጓልቅድስትኣርሴማ 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብዙሕ ትምህርቲ ረኺበላ ተወዲኣ ድያ

  • @yordanoskidane9169
    @yordanoskidane9169 3 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና

  • @ksugjj5696
    @ksugjj5696 3 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏

  • @asadiabrsha942
    @asadiabrsha942 ปีที่แล้ว

    ቃልህይወትየሰመዐልና🙏🙏🙏😢😢

  • @selugalaregawi5467
    @selugalaregawi5467 3 ปีที่แล้ว +5

    ቃል ህይወት ይስመዐልና ፀጉኡ ይብዝሐልኩም የሕዋትይ ናተይ ግን እዛ ደብዳበ ናይ ሓካይም ካላኣይ ገዝይ እያ ዝስማዓ ዝለኩ አብ ፊልሚ ግን ሓቂ ድዩ አብ ሓክምና. ማኣዝ ክም ትሞት ይፍለጡ ድዮ. ብነበስይ. እውን ሕክምና ኣይፍነ ዋ. ክመይ. ኦ ፈጣሪ ኣቦይ አብ እምነትና ፅናዓት ክነኮን ሓለይና.

  • @hffgtt9869
    @hffgtt9869 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣነ ካብ መጀመርታ ኣትሒዘ የ ተካታቲለያ ብጣዕሚ ያ ደስ ትብል ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዕና ክቡራተይ ፅጋ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ 5 ክፋል ንፅበ🙏🙏🙏♥️♥️♥️

  • @ብሃይማኖተይሕጉስቲእ-ፀ6ጠ
    @ብሃይማኖተይሕጉስቲእ-ፀ6ጠ 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክብራተይ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ እዩ ብዙሕ ትምህርቲ እናተመሃርና ኢና ፍቁራተይ ኣጆኩም ቀፅልሉ ከምዚ ዓይነት መንፈሳዊ ህይወት ንዓና ብጣዕሚ እዩ ዝቅይረና ዝምህረና እሞ ፍትዋተይ እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን 5ይ ክፍል እግዚአብሔር አምላክ ብሰላም የራክበና ኣዝየ እየ ዝፈትወኩም😍😍😍😘😘😘😘

  • @ትግራይእያዓለመይ-ተ2ቀ
    @ትግራይእያዓለመይ-ተ2ቀ 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ኣምላክ የስመዐና ክቡራተይ

  • @ሜሪጓልትግራይ-ደ5ዠ
    @ሜሪጓልትግራይ-ደ5ዠ 3 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡራተይ

  • @tesfomberhe9839
    @tesfomberhe9839 3 ปีที่แล้ว

    Bhaki egziabher nay ykre ykre zeben ygberelna nfuat kexliwo

  • @KhanKhan-lm4co
    @KhanKhan-lm4co 3 ปีที่แล้ว +5

    ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሄር ፀጉኡ የብዝሓልኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ🙏🙏♥️♥️

  • @ይመፅእለዎጀጋኑወድነይከታ
    @ይመፅእለዎጀጋኑወድነይከታ 3 ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ጥበቡን ምሽጥሩን ይግለፀልኩም

  • @ድንግለይኣዶጎይታይ-ዘ7ዸ
    @ድንግለይኣዶጎይታይ-ዘ7ዸ 3 ปีที่แล้ว +7

    ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐና ፀጉኡ የብዝሐልኩም ኩቡራት ኣሕዋትና ይቅረ ዝብል ልቢ ይዓድልና ቀፅልሉ ንዓና ንተዓዘብቲ ዓይብይ ትምህርቲ እዩ ኣምላክ ይባርኩም ☘️🍀🌹

  • @ፈቃርወዲኤረይ
    @ፈቃርወዲኤረይ 3 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና

  • @ቲሓቀኛሰላምኣብቤትካእዩዘ
    @ቲሓቀኛሰላምኣብቤትካእዩዘ 2 ปีที่แล้ว

    ፀግኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ

  • @kpkkhan1575
    @kpkkhan1575 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስመዐልና ኣሓወተይ

  • @سلامسلمي-ي7ف
    @سلامسلمي-ي7ف 5 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን❤❤❤ኣሜን❤❤❤ኣሜን❤❤❤

  • @ኣሰፋችወልዱ
    @ኣሰፋችወልዱ 3 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ሃወት የስመዐልና ✝️