ዘገርም ታሪኽ.ብሰንኪ ትምህርትኹም ዝበጽሓኩም በደል ዘሕዝንዩ. Had very capable, competent people like you Mr Tedros been part of the leadership of the country, we wouldn't been in all these miseries & misfortunes. Thank you
كلام له قيمة ويعكس مدي صمود وتحمل المسؤولية والصبر علي مؤامرات تنظيم إسياس الخفي داخل الجبهة الشعبية وقتل الأحرار اللذين سماهم بالمنكع ، التحية لضيفيك المناضل القديم ومزيد من المقابلات والتوثيق.
ዘገርም ታሪኽ.ብሰንኪ ትምህርትኹም ዝበጽሓኩም በደል ዘሕዝንዩ. Had very capable, competent people like you Mr Tedros been part of the leadership of the country, we wouldn't been in all these miseries & misfortunes. Thank you
ዝገርም ታሪኽ ልቢ ዝሰብር ናጽነት ሃገር ክተምጽእ እሞ ክኣ ኣብቲ ገያጽ ቦታስ ክንድዚ ውርደት ሓቁ እንድዩ ከይ ሓልፈልና ብዝኾነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቴዲ ብሓቂ ነቢዐ 😢መሪር ቃንዛ ብሂወት ምህላውካ እኹል እዩ:: ሕዋስ ዘይ ብሉ ሓቂ ዛንታ እዩ:: ከምዛ ትማሊ ተፈጸመት ከየጉደለ ከይ መልአ ምዝንታው ይገርም ሓታቲ Tv send ውን ኣጆኻ በርብሮ ቡዙሕ ዛንታ ኣለዋ ፍሉጥ እዩ:: ከምታ ናይ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ዝበርበርካዬሞ ገዚፍ ዛንታ ብዘይ ሕብእብእ ታሪኽና ክንፈልጥ ዝገበረና ንቴዲ ውን በርብሮ ድኣ : ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዋ::
Welcome wedi Bashay Tecle ❤❤❤❤❤❤
ኣነስ እዚ ጅግና ኣቦና ብዙሕ ታሪክ ከም ዘለዎ ይርድኣካ ግን ሓታቲ ሸለል ዝበሎ ይመስለኒ ሎ እዚ ታሪክ ናይዚ ጅግና ኣቦና የገድሰና ኢዩ እሞ ብዕምቆት ክትሓቶ ይላወበካ ብዙሕ ክትንትኖ ከም ዝክእል ታሪክ ኤርትራ ይረኣየካ ልዕሊ ዝኮነ ይኩን ከኣ መሳጥን ገላጽን ኣቦ ኢዩ ንበረልና ምታን ብዙሕ ካባኩም ክንምሃርን ክንፈልጥን❤
Am allmost first..❤
كلام له قيمة ويعكس مدي صمود وتحمل المسؤولية والصبر علي مؤامرات تنظيم إسياس الخفي داخل الجبهة الشعبية وقتل الأحرار اللذين سماهم بالمنكع ،
التحية لضيفيك المناضل القديم ومزيد من المقابلات والتوثيق.
ንኽትሰምዖ ክትዛረበሉ ቐሊል ይመስል ክብደቱ ግን ንዝርኦ ብጣዕሚ ከቢድ'ዩ ሰለ'ዚ የቐንየልና ግን ኣንቶንዩ ተስፋይ ካብ 1982 ሰጋብ 1991 ብሓደ ክፋል ወዲኢዎ ብዙሕ ክገልጾ ዝግብኦ ሓደ ብሓዳ ክዝርዝሮ ነይርዎ ሃዊካዮ ብዝኮነ የቐንየልና
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ❤
❤
ኣይትዶንግዩና በጃኹም ታሪኽ ክንሰምዕ ቀልጢፍኩም ኣውርድዎ
እዚ ጋዜጠኛ ሲ እቲ ጋሻ እንዳ ገለጸ የስግል ዘይመስል ክሓቶ ተስተውዕል እቲ ዛንትኡ ካብቲ ዝነበሮ ውድብ ወጻኢ ብምንባሩ'ዩ ዝኸውን ።
ከምዚ ናትካ ብዘይ ምኽንያት ሞኽ ዘበልዎ ተጋዳላይ ደበሳይ ትዝ ይብለኒ ስለ ዘይዛረብ ምሁሩን ምቕሉልን ጥራይ ብምንባሩ ሓደ ዓሻ ተጋዳላይ መራሕ መስርዕ ኣብ 78 ኣብ ግዜ ምዝላቕ ዝተሰለፈ ንናይ 75 ተጋዳላይ ደበሳይ ኣብ ረመጽ ዝኾነ ሑጻ ገንፈለው ሩባ ዓንሰባ ኣንፋሒኹዎስ ብርኪ ኢዱን ብርኪ እግሩን ተመሊጡ ክሕክሞ እንኮለኹ ደበሳይ እንታይ ጌርካ ዳኣ ተቐጺዕካ ምስ በልኩዎ ትም ኢኻ ትብል ሕዉስ ኣይኮንካን ኢሎም ቀጺዖሙኒ ክብለኒ እዝክር ኣስዒቡ ነቲ ንእስነተይን ተሞክረይን ኣብ ግምት ብምእታው ቡዙሕ ዘይትፈልጦ ኣሎ ኢሉኒ ቀልጢፍና ዳኣ እንተ ንስዋእ ክብል'ውን ትዝ እብለኒ። ኣነ ግን ኣብሾ ዘረባይ እንዳ ደርጓሕኩ እኸይድ ብምንባረይ ከምዚ ናትካ ዝመስል ቡዙሕ ተጻብኦ እመጻኒ ስለ ዝነበረ ነቲ ገድሊ ራሕሪሐዮ ከይደ። ብዛዕባ ደበሳይ እንታይ ኮነ ንእትብሉ ግን ደበሳ ከም ኩሎም ሓርበኛታት ኤርትራ ተሰዊኡ እዩ።
😢የሕዝን
❤🎉❤❤🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዝሓለፍካዮ ግድላትን ዘርኣኻዮ ጽንዓትን ዘኢትነገር ኢዩ። ኣድጊ ዘይትጸሮን ጸጉሪ ርእስኻ ጠጠው ዘብልን ነቀፌታ ተጻዊርካ ክትጸውየሉ ምኽኣልካ ዕድለኛ ኢኻ። ኣነ እውን ኣብ ብርጌድ 44 ቦጦሎኒ 3 ኢየ ነይረ። ናይ 1977 ድብያ ስሓጢት: ውግእ ሰምሃር 1977/1978: ኩናት ገርሁ ስርናይ ማዕሚደ ወዘተ ብሓደ ኢና ኔርና።
ሰላም ብርሃነ ንመልእክትኻ የመስግነካ፡ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ፡ኣብ ብርጌድ 44 ምንባር ገሊጽካ ሞ፡ ከም ገለ ኣጋጣሚ ምሳኹም ዝነበረ
ጆርጆ ወዲ ሻምበል፡ ወይ ጆርጆ ገብረእግዝግሄር ሽሙ ትፈልጦ ትኸውን።
የቐንየለይ
ታሪኸ ኤርትራ ዘይዉዳ ሓላል መሬት ለዋህ ህዝቢ ራህዋና ቀሪባ እያ
Eway wurdet muhur mkhanka ab kindi kbret wurdet koynu bzkhone edlena ekha zey atfekha msknay bzuh wurdet ekha ahlifka
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤