Eyasu Berhe Remix By Tsegay Solomon_T_IBEX (ፀጋይ ሰሎሞን) "ከላዕሎ" ዝገርም ብቕዓት ኣብ መድርኽ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 952

  • @selamyinges3367
    @selamyinges3367 2 ปีที่แล้ว +222

    ሰሚዐ ዘይፀግቦ ሓቀኛ ታሪኽን ጅግንነት ተጋሩ ኣሕዋትና ሰላም የውርደልኩም ፈጣሪ ደላይ ፍትሒ ሓውኹም 'የ

    • @سلامه-ج7ش
      @سلامه-ج7ش 2 ปีที่แล้ว +3

      ኣሜን ማዓረይ

    • @rgbe----tigraweyti-
      @rgbe----tigraweyti- 2 ปีที่แล้ว +3

      ኣሜን ዝሓወይ❤

    • @sitiomer3662
      @sitiomer3662 2 ปีที่แล้ว +1

      Same here.

    • @b.m3843
      @b.m3843 2 ปีที่แล้ว +2

      HILKUSAT AGAME Hasadat niana zibelikumo nabakum Tetewiyu amilekti Ferenji

    • @Friday-fq3db
      @Friday-fq3db 2 ปีที่แล้ว +1

      Thank you 👍🏽

  • @miraftesma0012
    @miraftesma0012 2 ปีที่แล้ว +42

    ተጋሩ ነኝ ግን ትግረኛ አልችልም ታሪኩ ብዙ ነው።ይህን ሙዚቃ ስሰማ የኦነ ነገር ስጋሄን አልፎ አጥንቴ ውስጥ ዘልቆ ገባ ኡኡኡኡኢፍ

    • @menilkwasse3386
      @menilkwasse3386 หลายเดือนก่อน

      😅​@@devdev8715

    • @menilkwasse3386
      @menilkwasse3386 9 วันที่ผ่านมา

      ​@@devdev8715 ቅዝናም ቅዘን ታዲያ ማን አባትክ ከለከለህ ?? የአር መሪው ፈስ ነው ፍሳ 😂

  • @7tufyfud37
    @7tufyfud37 2 ปีที่แล้ว +63

    ዋይ ትኮርመኒ ድምጺ ❤❤❤❤❤❤🙏🙏❤🙏🙏👌👌 ሕዉስዉስ ሉኒ ንብዓትን ሓጎስን ኤርትራዊ ሓዉኹም የ ተጋሩ ኣሕዋተይ ሰላም ራህዋን ነዓኹም ይኹን ኩሉ ክሓልፍ ዩ

  • @user-bz7fj1fk2m
    @user-bz7fj1fk2m 2 ปีที่แล้ว +56

    The full Lyrics ኩሒል ሮምሃይ (“ኩሒሮማይ”) ብ ኢያሱ በርሀ
    ከላዕሎ ተጋድሎ ሓኽፈን
    ከም ስግኡ ቅይኡ ኸይድፈን
    ከላዕሎ ብኽራረይ ገይረ
    ታሪኽ ቕያ ‘ቶም ጀጋኑ ሰብ ስረ ፤
    ትዝታ ኣሎ ልበይ ዘቓዘነ
    ወግሐ ፀብሐ ውን ዝብለኒ ኣነ
    ከዘንትዎ እንተነፈሰለይ
    ታሪኽ ቕያ ‘ቶም ጀጋኑ ብፆተይ::
    ኣየ ‘ዛዶ ኣዶ ራህራህ ከብዳ
    ሓየሎም’ዶ ተሰማ ይኣብዳ
    ወደይ በለት ኣለሻ ወሪዳ
    ኣብ ዝባን ብርሃና መቓብር ናይ ወዳ ::
    ኩሒል ሮምሃይ ኩሒል ሮምሃይ
    ኩሒል ሮምሃይ ኩሒል ሮምሃይ
    ኣዒንቲ ኣዴኻስ ሰሪበን ማይ
    ከላዕሎ ኸልዕሎ ኢለ (2)
    ብርሃን ሪአስ ብርሃነ ኢለ ፤
    ግጥም ኮነ ኹናት ሱር ሰዲዱ
    ሜላ በለ መኸተ ናይ ኢድዩ
    ቃንዛ ኣድያቦ ነኣኽሱም ከባፅሑ
    ዕርዲ ገድሊ ትግራይ ክፍንፅሑ
    ወራር ሰራዊቶም እማ ኣኽተቱ
    ወዮም ኢድዩስ መዳፍዕ ጎተቱ ፤
    ስረ ኣፅነዐ ምምብርካኽ ሕሩሙ
    ተጋዳላይ ከየዕፅፍ ስሙ
    ናብ ህዝቢ ትውርወር ዓረር ደባ
    ኣብ ግምባር ክትዓልብ ከም ወለባ
    ሒደት ርእሱ ነኣማኢት ገጠመ
    ቓል ጠቒዑስ ሓኽፈን ተጠምጠመ ፤
    ስረ ናይ ኣቦ ኾይኑ ንመን ክህቦ
    መድፍዕ እንትፈሶ እንተዝረግርጎ
    ብምንሽር ከላሽን ቀብቀቦ
    ወይን በዓል ሓቦ ፤
    ዱርኩኺት ሞት ረጊፁ ተኳሳይ
    ትንፋስ እንትሓልፍ መኽመስመሳይ
    ቆሲለ እሉ ድሕሪት ተይመለሰ
    ወይን ተቓለሰ ፤
    ኣቦ ፅንዓት ክንዲ ሽሕ ብልሓቱ
    ዕርዲ ኣፅንዐ ብርሄን ምስ ሰሓቱ
    ዝናር ምስ ጎደሎ ተኸሊሉ
    ድራር ጥይት ኮይኑ ፤
    ኩሒል ሮምሃይ ኩሒል ሮምሃይ
    ኩሒል ሮምሃይ ኩሒል ሮምሃይ
    ኣዒንቲ ኣዴኻስ ሰሪበን ማይ
    ከላዕሎ ኸልዕሎ ኢለ (2)
    ብርሃን ሪአስ ብርሃነ ኢለ ፤
    ኩናት ሓኽፈን ምኾነቶ ዓንቂ
    ዓቐብ ስርዒ ምስኮነቶ ዑንቂ
    ዓቀይታይ ናይ ኢድዩ ብዝመፃ
    ምልሶ ኾነት እታ ዝመረፃ
    ዘይትተርፎ ሞቱ እናሻተተ
    ተኣቲቱ ንሽረ ኸተተ ፤
    ገዳይ በሉ ሽም ብርሃነ ኣልዓሉ
    ጊዘ ግጥም ፀግዖም ዝወዓሉ
    መርድእ ወዳ ኣደባባይ ተነግራ
    ሃለው ክትብል ኣልዐለተን እግራ
    ‘ታይ ተሪፉ ገዛ ኸፍ ዘብላ
    ኣየ ወላድ ዘይትረኽቦ ኣይብላ ፤
    ተበገሰት ሰለኽለኻ ገፃ
    ቁርፃ ሪኣ ኽትቀብፅ መሪፃ
    ማንታ ንብዓት እናረኸበ ኣዒንታ
    ፅንዓት ተቐኒታ ፤
    ፅባሕ ውግእ ህድእ ኢላ ምድሪ
    ቃል ከይጠልሙ ወዮም ሰብ ቃል ሕድሪ
    ተመለሱ ሓመድ ድበ ኽብሪ
    ናይ ሰማእታት ዝኽሪ ፤
    እግሪ እምባ ሓኽፈን ምስቀረበት
    ናብ ግብፃዊት ገፃ እናማዕተበት
    ክፉእ ትርኢት ከይትርኢ ዓይና
    ፀለየት ደኒና ፤
    ብፃዩን ሓዉን ካብ ጎኑ ዝተፈልዮ
    ቁሪፂ ኾይኑ ኣርሒቑ ሰነዮ
    ነገር ዕፃ መዓልቲ ዝሰገረ
    ሓው ንሓው ቀበረ ፤
    ኩሒል ሮምሃይ ኩሒል ሮምሃይ
    ኩሒል ሮምሃይ ኩሒል ሮምሃይ
    ኣዒንቲ ኣዴኻስ ሰሪበን ማይ
    ከላዕሎ ኸልዕሎ ኢለ (2x)
    ብርሃን ሪአስ ብርሃነ ኢለ ፤
    ብዙሕ እንተይፀንሐት ምስአርከበት
    የዋህ ወላድ ንሓዋ ኣለለየት
    ጎቦ ልባ እትገብሮ ዝሰኣነት
    ንየን ነዘን ክትብል ተይቀሰነት
    ኣብ መቓብር ወዳ ብስኽፍታ
    ሓውካ ኣበይ ኣሎ በለት ኣፍ ከፊታ ፤
    ሕልፈት ወዳ ኸርሳ ነጊሩዋ
    ትኩስ ሬሳ ወዳ ፀዊዑዋ
    ጉድጓድ ኣትዩ ተነፂፉ ኣብ እግራ
    ሕልፈት ናቱ መን ደፋር ይንገራ
    ኣንደበት ናይ ሓዋ ቓል ሰኣነ
    ተሰማ ግን ክእብድ ፈተነ ፤
    እወ!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!
    ዘይገጠመ የለን ዘይተገብረ
    ዘይተሰግረ የለን ዘይተፆረ
    ዘይተኻእለ የለን ዘይተዓቑረ
    ተኣምር ዘንገረ ፤
    ዛንታ ኣለዋ እምባ ሓኽፈን ዲና
    ፅንዓት ኣዶ ዘፅለለት ከዲና
    ዕርዲ ብርሃን ዕርዲ ኽንዲ ሽሕና
    ቅያና ዛንታና !!!
    =======================================================
    Eternal honor to our true and beloved martyrs!!!
    ጅግንነት ተጋሩ ይነገር !!!
    ኣየ እወ ዘይርሳዕ መዋእል እቲ ጅግንነትኩም!!!!
    ግጥሚ፣ ቴማ ፣ ድምፂ፣ ኣመራርፃ ቃላት፣ ፈላጥነት፣ ሓቦ፣ ጅግንነት፣ ሓላይነት፣ ውፍይነት፣ ተስፋ፣ ፅንዓት፣ ብፃይነት፣ መስተውዓላይነት፣ - - - ኮታስ ኹሉ ተደሚሩ ጅግንነት ተጋሩ ስንቅን መስትያትን ንመፃኢ ናብራና!!!! ንደቅና ብግቡእ ክነምህሮም ይግባእ!!!

  • @atsedetessma3725
    @atsedetessma3725 2 ปีที่แล้ว +59

    አናብስ ደቂ ትግራይ ማአርግ ትግራይ አብ ገኑኩም እንተዚነብር ከመይ ደስ ምበለኒ ተጋሩ አህዋተይ

  • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
    @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 2 ปีที่แล้ว +113

    አቤት ብቕዓት አንብሳ ወዲ ትግራይ
    ጀጋኑ ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን ብዓወት ተመለሱ ዓወት ንስራዊት ትግራይ💛❤😍✊

  • @ፊፊጋልትግራይ
    @ፊፊጋልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +102

    ዋውውው ዝገርም ብቅዓት
    ከላዕሎ ተጋድሎ ሓኽፈን
    ከም ስግኡ ቅይኡ ከይድፈን!!

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta17 2 ปีที่แล้ว +62

    ክብሪ ንዓኹም ጀጋኑና ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና 😪😪❤💛💪💪💪

  • @ሰላምንትግራይዓደይ-ቐ8ተ
    @ሰላምንትግራይዓደይ-ቐ8ተ 2 ปีที่แล้ว +49

    ይበል ሱሕል ጎሮሮ ጅግና
    ወድ ወይነይ ኮሪዐልካ❤️💛✊

  • @nevergiveuptigray7719
    @nevergiveuptigray7719 2 ปีที่แล้ว +92

    ኩሉ 100% አሰይ ዞሞ ተጋሩስ ኩሉ ዛዓደሎሞ ተመስገን ኻባኩሞ ምፍጣረይ ደቂ ሓራስ ነብሪ 🌹❤️❤️❤️😥

    • @titichannel8465
      @titichannel8465 2 ปีที่แล้ว +3

      ሸኮረይ ንዒ ንገዛይ እውን ጓል ደመይ ፅሪቲ ❤️💛😍😍😍😍❤️💛😍😍🌹🌹🌹☕️🌹🌹🌹ኣጆና ክብረተይ ፈጣሪ ኣለና ❤️🙏

    • @nevergiveuptigray7719
      @nevergiveuptigray7719 2 ปีที่แล้ว +1

      @@titichannel8465 እሺ ጓል ሪመይ ገረልኪ አለኩ 🙏🌷🌷🌷

  • @mikmackup8000
    @mikmackup8000 ปีที่แล้ว +21

    ፈጣሪ ካብ ዝፈጠሮ ኹሉ ትግራዋይ ፅፉፍ, ፍሉይ, ላዕለዋይ, ሓቀኛን ጅግና:: ትግራይ ምዃን ክብረት!!::

    • @berhewe6872
      @berhewe6872 ปีที่แล้ว +1

      ዋው፣ፉሉይ፣ድምፂ

    • @binigaraj1533
      @binigaraj1533 6 หลายเดือนก่อน

      Nay bahaki

  • @bsi9003
    @bsi9003 2 ปีที่แล้ว +72

    ትግራይ ዓደይ ትንሳኤኪ የሪአና ኣቲ ቅድስቲ ዓደይ መከራኪ በዚሑ 😥💔💔💔ሰላምካ ይመልሰልካ ኣታ የዋህ ህዝበይ፣ብዓወት ተመለሱልና ጀጋኑና

    • @maharitekie8799
      @maharitekie8799 2 ปีที่แล้ว

      Yebal bikate100#enaka natukum kana

  • @ሲል
    @ሲል 2 ปีที่แล้ว +176

    ዝገርም ድምፂ ብቃዓት በቃ ካልኣይ እያሱ እያሱ ኣይሞተን 😘😍

    • @titichannel8465
      @titichannel8465 2 ปีที่แล้ว +3

      ሰሉተይ ሸኮር ንዒ ንገዛይ እውን ጓል ደመይ ፅሪቲ ❤️❤️❤️💛💛💛😍😍😍🌹🌹☕️🤣🤣🤣

    • @haftomgebrehiwet1978
      @haftomgebrehiwet1978 2 ปีที่แล้ว +1

      @@titichannel8465 bn

    • @samuelnegash1320
      @samuelnegash1320 2 ปีที่แล้ว

      Xi

    • @oneday12212
      @oneday12212 2 ปีที่แล้ว

      @@titichannel8465 ገይረልኪ ጋል ሪመይ❤💊

    • @titichannel8465
      @titichannel8465 2 ปีที่แล้ว

      @@oneday12212 ፅሪቲ ናተይ ሓፍተይ የቀንየለይ ክብረተይ ❤️💛🙏👈😘😘😘😘

  • @cairomanchester2301
    @cairomanchester2301 2 ปีที่แล้ว +169

    wow wow wow ገራሚ ድምፂ ሓወይ ናተይ ኣንቢዕካኒ ዓድና እና ህዝብና ሰላም ግበረልና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም

    • @maspriv9s277
      @maspriv9s277 2 ปีที่แล้ว +1

      ☝️💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @trhaslove4629
    @trhaslove4629 2 ปีที่แล้ว +61

    ብጣዕሚ ዝገርም ብቕዓት ትግራዋይነት እንኳዕ ካባኹም ተፈጠረኩ 💖💖💖💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @amanithupia1201
    @amanithupia1201 2 ปีที่แล้ว +13

    ዋውውውው ሓወይ ማዓረይ ዳግማይ እያሱ በርሀ ብርክካ ይሰስን ትግራዋይ ምካንኮ ሚሲጥር እዩ ሰላምኪ የርእየኒ ዓደይ🕌⛪🙏💛❤🐅🐅🐅👌👌👌💪💪💪💪💪👊👊👊👊

  • @genetzerihun5658
    @genetzerihun5658 2 ปีที่แล้ว +26

    Wow ቃላት የብለይን እንኳዕ ናተይ ኮንኩም ተመስገን ትግራይና ሙሉእ ብርሃን ስላም ይግበረልና አምላክ ምሳኩም ይኩን ጀጋኑና 💛❤️

  • @hope-jx6ht
    @hope-jx6ht 2 ปีที่แล้ว +38

    I am crying,I can not stop,I don't know where my tear coming,,god bless tigray ppl,tigray must free soon

  • @atsedetessma3725
    @atsedetessma3725 2 ปีที่แล้ว +18

    አህዋተይ ተጋሩ ኪሪኤኩም ሐበን ይሲመኤኒ

  • @raya8366
    @raya8366 2 ปีที่แล้ว +46

    ወንድሞቼ እህቶቼ እሄ ግዜ አልፎ እፎይ ብለን የምንኖርበት ግዜ ይምጣልን ::ትግራዎይ የከፈለው መስውአት ለኢትዮጵያ ነገ ሲጨልምባቸው ይገባቸዎል አይዟን::
    አንድነታችን መለያችን
    ትግራዎይነታችን ኩራታችን
    ታሪካችን መኩሪያችን
    ትግራይ ትስዕር ❤💛❤
    ክብር እና ሞገስ ለጀግኖቻችን🙏🏽

    • @banjamin4743
      @banjamin4743 ปีที่แล้ว

      Tank.yuo....deki..tegray

  • @Selenshadesh
    @Selenshadesh 2 ปีที่แล้ว +21

    ክብርን ሞጎስን ንስዋአትና ጅግና ተጋዳላይ ድምፂ መረዋሕ

  • @AhmadAhmad-tv8mw
    @AhmadAhmad-tv8mw 2 ปีที่แล้ว +15

    መዓዝ አዩ ክወግሕ አዝ ተካል ጊዜ ጭንቀት ሞይትና ህዝበይ ዓደይ ሰላምኪ ይመልሶ ፈጣር

  • @ህያብ-በ8ዠ
    @ህያብ-በ8ዠ 2 ปีที่แล้ว +13

    🙏🙏🙏🙏ሰሚዒትካ ዝቅስቅስ ዋውውውው ድምፂ ምንም ጎደሎ ዘይብሉ ሰሚዕካ ዘይፅገብ መግለፂ ቃል የብለይን ሰላምና ይመልሰልና አምላክ ፈትሊ ሓቂ ትምንምን እንበር አይትብጠስን እዚ እውን ክሓልፍ እዩ ትግራይ ትስዕር 💪💪💪💪💪💪

  • @muludegol5950
    @muludegol5950 2 ปีที่แล้ว +19

    ከላዕሎ ተጋድሎ ሓኽፈን
    ከም ስግኡ ቅይኡ ከይድፈን😭✊

  • @abrahaleybeyene371
    @abrahaleybeyene371 2 ปีที่แล้ว +25

    ብጣዕሚ ዝገርም ድምፂ ጎብለል ወዲ ትግራይ ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛

    • @titichannel8465
      @titichannel8465 2 ปีที่แล้ว

      ሰላም ሸኮረይ ምስ ይቅርታ ሳብስክራይበ ገበረልይ ክብረተይ ❤️❤️❤️💛💛💛💛🙏😍😍😍☕️🌹

  • @lh7958
    @lh7958 2 ปีที่แล้ว +46

    Unbelievable Talent!!!!!
    Thank God you're Tigraway!!!!
    🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤❤❤❤💛💛💛💛🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ
    @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ 2 ปีที่แล้ว +18

    ኣቲ ቅድስቲ ሃገር🙏 ዳግም🙏 ትንሳኤኪ 🙏የርእየና 🙏 ዘገርም ድምፂ ኣጆካ ጅግና ነቢዑ የንብዕ ኣሕሕሕ ህዝበይ😢😢😢💔💔💔💊💊💊💊💊💓💓💓💛💛💛💛💐💐💐💐💐💜💜💙💙💙💙💐💐💐💐💑

    • @aml1213
      @aml1213 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏❤️💛

    • @samiberhane256
      @samiberhane256 2 ปีที่แล้ว +1

      amen amen amen

    • @mosikasta4245
      @mosikasta4245 2 ปีที่แล้ว +1

      Amen 3

    • @Himunich
      @Himunich ปีที่แล้ว

      Weq

  • @jemsbaby5315
    @jemsbaby5315 2 ปีที่แล้ว +65

    ስሚዒትካ ዝትንክፍ ደርፊ ትግራይ ትዕወት💊✊

  • @fetawisenay5177
    @fetawisenay5177 2 ปีที่แล้ว +13

    ኣየ ኣዶ ትግራይ ክንደይ ጅግና ክንደይ ድምፃዊ ክንደይ ምሁር ኮን ትወልዲ ❤❤❤❤❤

  • @defaweldu5246
    @defaweldu5246 2 ปีที่แล้ว +11

    ኣያና ጀነራል ወዲ እጅጉ 🥰🥰🥰 ክበረልና ክቡር ኣቦና💪💪💪💪

  • @ሊያጓልትግራይ-አ4ፐ
    @ሊያጓልትግራይ-አ4ፐ 2 ปีที่แล้ว +9

    ጀግና ሓወይ ዝገረም ድምፂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ግና ኣንቢዕካኒ ኣይ ህዝበይ

  • @ቁሱጋልትግራይ-ኰ2ዘ
    @ቁሱጋልትግራይ-ኰ2ዘ 2 ปีที่แล้ว +28

    ዋው ገራሚ ድምፂ ጀግና ወዲ ትግራይ ትግራይ ትስዕር💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️🙏🙏🙏

  • @syraharari4233
    @syraharari4233 2 ปีที่แล้ว +21

    This song is my favourite song by Eyasu Berhea and you sang it beautifully. Your voice is amazing thank you 🙏 🥰

  • @ተሰፋፅባሕ-ነ8ጠ
    @ተሰፋፅባሕ-ነ8ጠ 2 ปีที่แล้ว +10

    ዎዉዉዉ ይበል ድምፂ እዝግአብሔር አምላክ ሰላምና ይመልሰልና ተጋርዋኒ♦️🙏♦️🙏♦️🙏✝️💐💐💐🌹🌹🌹🥰

  • @abrahamworkneh6365
    @abrahamworkneh6365 2 ปีที่แล้ว +8

    ክእለት ስራሕ ውህብቶ ጥበብ ውርሲ ናይ ኣያታትና (ቅሰኑ)
    ናይ ዜማን ክራርን ውህደት ሓበር ናብ ደም ሱርካ አትዪ ቅዝሕዝሕሕሕ ሕልውይይ እናበለ ዘንበዐካን ዘጀግነካን ንዑሳት ጀጋኑ አቦ ጥበባት (አሰር ነብስሄር እያሱ በርሀ ጥበብ ይዓንብብ ብተተካእቲ ወለዶታት)❤❤❤🙏🙏🙏

  • @zewdiredaey2696
    @zewdiredaey2696 2 ปีที่แล้ว +55

    Well done! Proud to be Tigrawity! Proud of my Tegaru! This day will pass and we will see the light again. We are all in it together!!!

    • @dghhdghjk7435
      @dghhdghjk7435 2 ปีที่แล้ว

      L

    • @serenityshalom7387
      @serenityshalom7387 2 ปีที่แล้ว

      solution coming to the piece sheets of Italian Islamic Arabic republic Eritrea then erena nikdmit mis nai taliyan meshenit😒😒😒

  • @ህግደፍመንሽሮሃገር
    @ህግደፍመንሽሮሃገር 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣንበዕካኒ እባ ሓየተይይ ድምጺ 100%
    ኣየ እወ ገድሊ ጹንኩር ናብራ እያሱ በረሀ ምስልታቱ ኣፍርዩ ከይዱ ዳርጋ ዘይሞተ።

  • @cfgcfg3471
    @cfgcfg3471 2 ปีที่แล้ว +2

    አንበሳ ሰው ስትሆን ልክ እንደ ትግራይ ነው
    ሌላው ኢትዮጵያ ነኝ የምትሉ ትገርሙኛላቹ ከኔም ጭምር ምድረ አጋሰስ

  • @tsegagebrezgabher2789
    @tsegagebrezgabher2789 2 ปีที่แล้ว +30

    ዝገርም ስሚዒት ጅግና ወዲ ትግራይ ❤❤❤❤

  • @ኤልሲጓልቶምወይንቲባባየዓ
    @ኤልሲጓልቶምወይንቲባባየዓ 2 ปีที่แล้ว +51

    ብንብዓት ወዲእያ😭ክብሪ ንዓኹም🙏❤

    • @simonnuguse5222
      @simonnuguse5222 2 ปีที่แล้ว +3

      ዋላ ኣነ ኣይካኣልኩን!! ዘይኢድኩም ረኪብኩም ተጋሩ ግን ኣጆኩም ክውግሕ'ዩ

    • @mysuru9069
      @mysuru9069 2 ปีที่แล้ว

      ከምዚ ከመይ 😭😓

  • @galltdf4622
    @galltdf4622 2 ปีที่แล้ว +6

    ተጋሩ ኮ ፉሉያት ኢና💊🙏ሰላም ንሃገርና ትግራይ።

  • @rahelestif2112
    @rahelestif2112 2 ปีที่แล้ว +9

    ብንብዓት ተሓፅበ ዓኽኽ..... ህዝበይ መዓረይ ንዓኻ ዶ እዙይ ምተገብአካ

  • @ኃልፅራእወንበርታ
    @ኃልፅራእወንበርታ 2 ปีที่แล้ว +11

    ዝገርም ድምፂ ቃላት ሰኢንልካ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ✊❤️💛🙏

  • @tsegamezgebu4429
    @tsegamezgebu4429 2 ปีที่แล้ว +22

    👌 wow 👌 very talented. I cried 😢 every time I listened 🎶 this true story of our heroes song 🎵

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 2 ปีที่แล้ว +4

    gerami dimsi sirah "nebsiher Eyasu Berhe" bi akal liderif lelo eka mesilka literakani emo serihka tedenakinet lelewo eyu tebarek hawna jegna wedi weyin edme tiena temeniyelka bertie Tigrayna tisier awetina bikilsimna 👍💕💪💕👍💕💪💕👍💕🙏🏽💕💪💕

  • @ዩዳሄንበል
    @ዩዳሄንበል 2 ปีที่แล้ว +15

    ጀጋኑና ክብርን መጎስን ንዓኹም 😭😢😍😍😍✊💪💪💪

  • @abab8473
    @abab8473 2 ปีที่แล้ว +24

    ዝገርም ድምፂ ዓደይ ሰላምኪ የሪአና😢💊💛

  • @bettyboo7783
    @bettyboo7783 2 ปีที่แล้ว +21

    ጀግና ወዲ ትግራይ ኣንበሳ ኣምላክ ሰላም የውርደልና ንትግራይ ቸሩ መድሀኒኣለም

  • @selugirl1896
    @selugirl1896 2 ปีที่แล้ว +11

    😭😭😭😭😭😭😭😭አይካልኩን 😭😭ከብደይ ሓፍሓፍ እሉ ዛሓወይ አንቢዕካኔ አደይ😭💔💔

  • @azebdmtsu5179
    @azebdmtsu5179 2 ปีที่แล้ว +9

    ሰሚዕኻ ዘይምኖ ክሳብ ዓፅምኻ ዝአቱ ድምፂ😥 ኢያሱ በርሀ አይሞተን።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ🙏🙏🙏 ጅግና ወዲ ህዝቢ!እዛ ቪድዮ ቀሪፅኹም ናብ ምድያ ሸር ዝገበርኽሞ እግዚብሔር ደስታ ይሃብኹም ልዕሊ ዓመትን ፈረቓን ሃለዋቱ ዘይፈለጥኹ አቦይ ወላድየይ አብዛ ቪድዮ ሪኤዮ ተመስገን ብሂወት ከምዘሎ ፈሊጠ።ናይ ስድራኹም ኹነታት ዘይፈለጥኹም አሕዋተይ እንተሃሊኹም ከምዙ ከማይ ብድንገት ገፅ ቤተሰብኹም የርኢኹም።🙏🙏🙏

  • @tazebewmola4054
    @tazebewmola4054 2 ปีที่แล้ว +7

    ይገርማል እያሱ በርሄ ከሞት የተነሳ መስለኝ ግርም ድምጽ
    Rest In Peace. Eyasu Bereha

  • @ferebella1422
    @ferebella1422 2 ปีที่แล้ว +12

    OMG 🙏🙏🙏🙏beautiful song 🙏🙏we love you so much my beautiful Tigray PEOPLES and TDF 🙏🙏🙏GOD BLESS YOU ALL 🙏🙏🙏💛❤💛❤❤❤💛❤💛💛💛💛💛❤❤❤

  • @tesfayohanneshaile252
    @tesfayohanneshaile252 2 ปีที่แล้ว +3

    ከላዕሎሎሎ....ዎዎዎይ ተጋድሎ ሓኽፈን
    ከም ስግኡ ቅይኡ ከይድፈን
    ከላዕሎ ብኽራረይ ገይረ
    ታሪኽ ቅያ እቶም ሰብ ስረ
    ኣብ ዓᎀቕ ስሚዒት ዘጥሕል ኣቀራርባ ብትኽክል ነዛ ስራሕ ዝምጥን ጅግና!!

  • @filmontsegay297
    @filmontsegay297 2 ปีที่แล้ว +5

    ጅግና መግለፂ ስእነልካ ካልኣይ እያሱ በርሀ ንስካ ዶ ትብደል ኣታ ህዝቢ ዝመፀ እተመፀ ፀገም ዘይዓግቶ ብመንነቱ ዘይዳራደር ክንሓልፎ ኢና ትግራይ ትስዕር

  • @ኣርያምጋልትግራይ
    @ኣርያምጋልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +6

    ጅግና እንተሞተ ጅግና ይትካእ ተጋሩ ማለት ውሂብቶ ፍጣሪ እዩ :: ዝገርም ጅግንነት ድምጺ ክጥዕም እህ 💔💔 ፀላኢ ዓይንኩም ይደፍን

  • @silaseabay6208
    @silaseabay6208 2 ปีที่แล้ว +3

    ክብር ንዓኹም ደቅ ህዝበይ ኣጀና ክወግሕ እዩ ጀጋኑና💔💔😘😘😘😘😘😘ህዝበይ 💔💔💔💘💘💛💛💛💛❤❤❤

  • @hdhhdjdjdhdhhdjdjd5443
    @hdhhdjdjdhdhhdjdjd5443 2 ปีที่แล้ว +7

    እቲ ብዓል ክራር ከኣ እምበር ኣቤት ህርመት 100%√√√

  • @sarinmelles612
    @sarinmelles612 2 ปีที่แล้ว +5

    ተጋሩ የሕዋተይ ሰስኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ አምላኽ ህዝብናን ዓድናን ይሐልወልና ትግራይ ትስዕር 💛❤💛❤

  • @سلطانالعنزي-و4ر6ذ
    @سلطانالعنزي-و4ر6ذ 2 ปีที่แล้ว +10

    ህዝበይ ፅናዓት ያሃብኻ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
    ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ እስካብ ማኣዚ ኡዩ 😭😭😭😭😭

  • @mesfinwelderufael1176
    @mesfinwelderufael1176 2 ปีที่แล้ว +22

    So powerful and touching music! Eternal glory for our heroes who sacrificed their life for us❤️❤️❤️❤️

  • @tigiraytigray9077
    @tigiraytigray9077 2 ปีที่แล้ว +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑ ተጋሩና እንካዕካ ካባኹ ተፈጠርኩ 💛❤️🏖🏖⛪️🤲🙏

  • @semereabadi615
    @semereabadi615 2 ปีที่แล้ว +5

    ትግራዋይነት ኩቡር መንነት ክንብል ብዘይምኽንያት ኣይኮናን 💪💪💪💪♥️♥️♥️😘😘

  • @tigrayrimey6418
    @tigrayrimey6418 2 ปีที่แล้ว +41

    How spectacular a performance is it!? So unique skill of singing! Well done!

    • @ኣነእየ-ቐ5ኰ
      @ኣነእየ-ቐ5ኰ 2 ปีที่แล้ว +3

      SPECTACULAR, DRAMATIC, AMAZING, TOUCHING AND EYE CATCHING

  • @ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ
    @ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ 2 ปีที่แล้ว +17

    ኤህ ተሓመስናኮ ልብና ተንኪፍኩምና ጀጋኑና💔 ትግራየይ ተዓዲላ ዘዝተወለደ ስለኣ ይወድቐላ ትግራይ ትስዕር💊💊💊💛❤💊✊

    • @salamahsalamah4030
      @salamahsalamah4030 2 ปีที่แล้ว +1

      ጅግና ዘሓወይ ክብርን ምጎስን ንዓካ ብሰላም ይምለስካ ምስ ብፆትካ ፀጋይዋይ

  • @ኣነእየ-ቐ5ኰ
    @ኣነእየ-ቐ5ኰ 2 ปีที่แล้ว +6

    AMAZING ❤️❤️❤️ ወርቂ ዝኾነ ድምዚ። ክራር ከኣ ይበል ክእለት ጀጋኑ ተጋሩ ❤️❤️❤️

  • @merymerry3747
    @merymerry3747 2 ปีที่แล้ว +15

    ክደይ ይጥዕም ድምፁ ዕድመ ይሃብካ😘😘😘😘

  • @muludegol5950
    @muludegol5950 2 ปีที่แล้ว +53

    ፅንዓት
    ሕራነ
    ሓቦ ብቅዓት ❤✊

  • @meron7984
    @meron7984 2 ปีที่แล้ว +7

    እዙይ ይመስል ጅግንነት ቅብብል ኣቱም ቅዱሳት 💪✊💪 ዘርኢ

  • @atsedetessma3725
    @atsedetessma3725 2 ปีที่แล้ว +9

    ትግራይ ቢደቃ ትሲእር❤️💛❤️💛❤️💛🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍💐💐💐💐💐

  • @dhdh9993
    @dhdh9993 2 ปีที่แล้ว +9

    Oh ትግራይ ዓደይስ ክንደይ ተዓዲላ🎤♥️💊😥

  • @mahigere27
    @mahigere27 2 ปีที่แล้ว +11

    አቤት ብቕዓት አንብሳ ወዲ ትግራይ ጀጋኑ ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን ብዓወት ተመለሱ ዓወት ንስራዊት ትግራይ

  • @meharitesfay6546
    @meharitesfay6546 2 ปีที่แล้ว +3

    ህዝቢ ትግራይ ምልክት ጽንዓት
    ምልክት ፍትሒ
    መሰረተ ስልጣነ
    ዘይተምበርካካይ
    ኣብ ርእሱ ዝኣምን
    ድንብርጽ ዘብሎ ዝመጸ ተመጸ
    360 ከበባ ፈንጺሑ ህላውነቱ ዘረጋገን ዘረጋግጽ ዘሎን ፡ህዝቢ ስለ ዝኮነ ካብ ብዘይ ምፍጣርካ ታሪኩ የቅነኣካ።ህዝቢ ትግራይ ሽሕ እካ ንግዚኡ እንተጸልመተ ግን ምእንቲ ርእሱ ክብል በጣዕጣዕ ክብል ኢዩ።ጸሓይ ሓቂ ድማ ክትደምቅ ኢያ።

  • @alemamichanal82
    @alemamichanal82 2 ปีที่แล้ว +8

    ዎውውው ይብል ስብእና ኣንበሳ
    ስላምን ራህዋን የውርደልና ንህዝብና

  • @thth6123
    @thth6123 2 ปีที่แล้ว +7

    አስይይይይይ ጀግና ✊✊✊✊💪💪💪💪💊💊💊💊💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️💐💐💐🌷🌷🌷🌷🌷💕💞💞💕💞💞💕💞💕🥀🥀🌹🌹💉💉💉💉

  • @silaseabay6208
    @silaseabay6208 2 ปีที่แล้ว +7

    እግዝብሔር ኣምላክ ሰላምና ይመልሰልና ህዝበይ🙏🙏🙏💔💔💔💊💊💊💘💘💘💪💪💪💪

  • @alexanderkehase3891
    @alexanderkehase3891 2 ปีที่แล้ว +1

    ሀገረ ትግራይ ብቅልፅም ህዝቢ ትግራይ ይረጋገፅ።💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤

  • @genettekle8928
    @genettekle8928 2 ปีที่แล้ว +11

    ንኩላ ህዝቢ ንድሐሒት መሊስዋ አብ ማዕምሙቅ ትዝ ታታት አእቲዎ ጽቡቕ ዝኾነ ደርፊ ብጣዕሚ ዝድነቕ ።ጎይታ ይባርኻ።🇪🇷

  • @samsom8032
    @samsom8032 2 ปีที่แล้ว +1

    እዚ ኣምላኽ ሃገረ ትግራይ ሰሪሑ ተዘሬአኒ
    ተባረክ ሓወይ ናተይ

  • @abreshwedase3977
    @abreshwedase3977 2 ปีที่แล้ว +3

    ዘሕርን !!!! ትግራይ ዓዲ ጀጋኑ ። አየና ናይና መዕተዊ ረኪብና ክሳብ ንሕወስውኩም ። ትግራይ ስዒራ ።

  • @negishtube3519
    @negishtube3519 2 ปีที่แล้ว +4

    እስቲ ሰላምና ይመልሰልና ጀጋኑና መግለፂ ይብለይ መተካእቲ ጀጋኑና💖💖💖💖💖
    ትግራይ ትስዕር

  • @brktihaile520
    @brktihaile520 2 ปีที่แล้ว +6

    ዋው ብጣዕሚ ንፉዕ ይበል ድምጺ🙏🏿🙏🏿🙏🏿 ብሰላም ተመለሱና

  • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
    @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 2 ปีที่แล้ว +11

    አሕዋተይ ማዓረይ ክብሪ ይግባአኩም
    ብናፍቆት እኮ ሞይትና ህዝብና ከመይ ኮን ትህሉ😢😢😍

  • @fyerihaftu3914
    @fyerihaftu3914 ปีที่แล้ว +3

    ንብዓት እዩ ዝቅድመኒ😢😢😢😢😢😢😢
    ክብርን ሞገስን ነዞሞ ጀጋኑ ስዉኣትና ቀዳሞትን ዳሕረወትን ሰማእታትና 💊💊

  • @amanuelberhane2747
    @amanuelberhane2747 4 หลายเดือนก่อน +1

    ይበል ዝገርም ድምፂ ዝገርም ብቅዓት ተስፋ ይገብር ናይ ባዕልኻ ስራሕ ሰሪሕኻ ከምተስመዐና👏👏👏

  • @ዓቕላምኣምበሳወዲትግራይ
    @ዓቕላምኣምበሳወዲትግራይ 2 ปีที่แล้ว +9

    ኣብ ስደት ብምዃነይ የሕዝነኒ

  • @michaelterefe5737
    @michaelterefe5737 4 วันที่ผ่านมา

    የአዲስ አበባ ልጅ ነኝ እዚሁ አዲስ አበባ ነው ተወልጄ ያደኩት:: አባቴ አማራ ነው እናቴ ደሞ ኤርትራዊት: ትግረኛ እችላለሁ እና የእያሱ በርሄን ዘፈን አብዝቼ ብወደውም ይሄኛውን performance ግን ባየሁት ቁጥር በጣም ነው የማለቅሰው 😭😭😭 የትግራይ ወንድም እህቶቼ በጣም ነው የምወዳችሁ ❤❤❤

  • @fyg6487
    @fyg6487 2 ปีที่แล้ว +5

    ጀጊና ቃላት ስኢነሊካ መጊለፂ ሰላምኪ የስመዓና ዓደይ

  • @ጓልራእሲኣሉላ
    @ጓልራእሲኣሉላ 2 ปีที่แล้ว +6

    ዳርጋ ዓሰርተ ግዜ ሪአያ የፀገብኩዋይ❤❤❤💔💔💔

  • @johnwick7208
    @johnwick7208 2 ปีที่แล้ว +8

    OMG you makes me cry 💪💊💊🇻🇳🇻🇳🇻🇳✊

  • @akillgebre1439
    @akillgebre1439 2 ปีที่แล้ว +3

    ዝገርም ድምፂ!
    ቀዳማይ ክፍሊ እናሃለኹ ዝነበረት ናይ ሬድዮ ትምርቲ መሰጋገሪት ሙዚቃ እያ። ክፈትዋ!

  • @ወጋሕታ
    @ወጋሕታ 2 ปีที่แล้ว +12

    ዝገርም ድምጺ ተስፋ ጽባሕ ትግራይ

  • @yetbarek63
    @yetbarek63 6 หลายเดือนก่อน +1

    ምናለበት ያ ደግ ዘመን በመጣ፣የምወዳትን ትግሬ አግብቸ፣ትግሬውም አማራዋን አግብቶ እንደድሮው ጥላቻ ሳይኖር በትግረኛ እየተንተባተብኩም ቢሆን ቋንቋውን ለምጀ ብንኖር።

  • @tsegagebre368
    @tsegagebre368 2 ปีที่แล้ว +10

    My god bless Tigray and her people 💯 voice and vocal well done .❤️💛.

  • @drmanukaa4414
    @drmanukaa4414 2 ปีที่แล้ว +18

    Wow wow I'm so speechless 🙊 you are outstanding. You took me out of this planet for a while, i felt it right through my heart and bones. keep it up brother!! 😍❤❤

  • @ዩዳሄንበል
    @ዩዳሄንበል 2 ปีที่แล้ว +16

    ዓደይን ኣደይን😭😍😍😍💪💪💪

  • @desiemhreteab2835
    @desiemhreteab2835 2 ปีที่แล้ว +1

    Amlak aboy hzbi Eritrean hzbi tgray si nenahtom hager weninom bfqrn mkbbarn zelewo habirom knebru si beayney terieani do tkewn 🙏🙏🙏kab hawkum Eritrawi teqemati jermen awet neti wuxuu hzbi tgrayn Eritrean ykun amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @meemjjo677
    @meemjjo677 ปีที่แล้ว +3

    God bless tigray government and tigray people time will came brothers and sisters all what happened in tigray and tigray people you write a book and you tell all the past long live proud of you brother and sister tigray free independent tigray soon God will God bless tigray

  • @berihu07
    @berihu07 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣብየት ብቅዓት ዲና ክንብሎ ስሚዒት ብጣዕሚ ዘሕብን ብዝሕ ስራሕ ንፅበ ካባካ ቀፅለሉ ዝሓወይ

  • @birukiros
    @birukiros 2 ปีที่แล้ว +6

    ዝገርም ብቅዓት!!! ትግራይ ዓደይ ሰላምኺ አብ ቐረባ የርእየኒ

  • @ፍቅርንሰላምንንትግራይ
    @ፍቅርንሰላምንንትግራይ 2 ปีที่แล้ว +8

    ዝገርም ብቅዓት my bro❤❤🥰