Hidget Kmhreka'ýe"-Saron Ghirmay - New Eritrean music 2022- ሕድገት ክምህረካ'የ-ሳሮን ግርማይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 480

  • @Saeyet
    @Saeyet  3 ปีที่แล้ว +50

    Merry Christmas & Happy New year futwat teketatelti saeyet!!

  • @grmaytesfay4568
    @grmaytesfay4568 ปีที่แล้ว +238

    እዛ ደርፊ ሰሚዐያ ኣይፈልጥን ኢየ ኣብ ቲክቶክ ብ ሰንኪ ናኑ ኢየ ዝሰምዓ ዘለኩ ኣለኩም ዶ ከምዚ ከማይ

    • @timnitderar
      @timnitderar ปีที่แล้ว +3

      Me too 😥

    • @nohom7139
      @nohom7139 ปีที่แล้ว +2

      Me too

    • @smretbrhane7072
      @smretbrhane7072 ปีที่แล้ว +4

      Me too

    • @yohanamhreteab631
      @yohanamhreteab631 ปีที่แล้ว +2

      Me too

    • @luwamtekletekle5564
      @luwamtekletekle5564 ปีที่แล้ว +4

      ኣነ ኣለኩ ሕጂ ኣብ ቲክ ቶክ ሰሚዐ መጽየ
      በጃኩም ስምዕዋ ጽብቅቲ ስራሕ እያ ሓብትና ከኣ ቀጽልዮ ብካልእ ክትመጽና ንጽበ

  • @ሩፍታ-ዸ7ጸ
    @ሩፍታ-ዸ7ጸ ปีที่แล้ว +114

    ኣብ ቲክቶክ ዝሰምዓ መሊሱ ዘስተማቀራ ላይክ ❤❤❤❤

  • @keseteyemane3008
    @keseteyemane3008 3 ปีที่แล้ว +117

    ሕድገት ይሃብኪ ዛሓብተይ
    ሰኣን ሕድገት እንድዩ ዝኹሉ ሽግር
    ዝበጽሓና ዘሎ።

  • @azuhabeshawit9143
    @azuhabeshawit9143 3 ปีที่แล้ว +87

    መን ኣሎ ከማይ ደጋጊሙ ዝሰመዓ ሳሮነይ ጽቡቅ ስራሕ ማዳ ንኡሰይ ውን ከምኡ god ♥️

    • @Berkey13
      @Berkey13 ปีที่แล้ว

      Eza derfi kef alaw kgermaki last week eya semeaia kk

    • @Gebrimdhen
      @Gebrimdhen ปีที่แล้ว

      Wala ane 😊❤

    • @freberhe9501
      @freberhe9501 ปีที่แล้ว

      ኣለኹ ዓመተይ ብደይ ምቁራፅ በቃ ንዓይ እላ ዝተሰረሐት ኮይኑ ይስመዐን ኡፍፍፍፍ ሰብ ርጉም ልበይ ክፅግኖ ኣይከኣልኩን እህህህ💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @ሰውይጨነቃልፈጣርያወቃል
    @ሰውይጨነቃልፈጣርያወቃል 2 ปีที่แล้ว +43

    ኣጆኽ ቀፅልዮ ኣዛሓፍተይ ኣነውን ኣቦዛ ሕጅ ስዓት ሰለ ተጠለምኩ እንዳነባዕኹ እየ ዝሰምዓ ዘለኹ💔💔💔💔💘😢😢😢

  • @tantanhabeshawi4753
    @tantanhabeshawi4753 3 ปีที่แล้ว +81

    ኣንታ ሎምስ ክበሪ'ዩ መስለኒ እዚ የእዛንና፡ ዋው በቃ ብልጽተይ ጥዑም ድምጺ ምስ ህርመት ግጥሚ ዜማ መዳ(ንኡሰይ)👌💪🤟✍

  • @KbraKflay-xe1hf
    @KbraKflay-xe1hf ปีที่แล้ว +6

    Men alo kemzi kemay eza derifi semieu zeymenwa❤❤❤❤❤

  • @Tigraweyti_Queen
    @Tigraweyti_Queen 2 ปีที่แล้ว +46

    ዋው ገለ ዓይነት
    ድምፂ💯
    ግጥሚ 💯
    ዜማ💯
    ናይ ልበይ ደርፊ🥺❤🙌

  • @asmarino1520
    @asmarino1520 ปีที่แล้ว +33

    ካብ ቲክቶክ ዝመጸ ከማይ ናይዘን ኣሕዋትና ብኽያት ሪኡ መን ኣሎ

  • @meraghirmay3249
    @meraghirmay3249 3 ปีที่แล้ว +17

    ሓዳገይ ጣዕም ዜማኺን ቃላትኪን ኣንቢዒኪን
    ነደይ ኣዘኪሪኒ ሰስንለይ ፎርሳ ሓዳገይ
    መዳ ሓወይ ከኣ thanks kings of music ertrean

  • @abielabi5719
    @abielabi5719 ปีที่แล้ว +61

    Let be completely honest this music deserves more views

    • @Berkey13
      @Berkey13 ปีที่แล้ว +3

      I agree with you bro

  • @Maly105
    @Maly105 ปีที่แล้ว +8

    ዋውውው ኣነስ ኣበይ ነራ ወደይ እዛደርፊ ናይ ብሓቂ ንዓይ ሓቲትኩም ኢኹም ገርኩማ ብልቢ የመስግን ነታይ ደራፊት ገጣማይ እቶም ቻነል ንኹልኹም ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሚኪቤላ
    @ሚኪቤላ ปีที่แล้ว +14

    2/6/2023, ካብ ቲክ ቶከ ዝመጻካ እስከ

  • @meronebalho9246
    @meronebalho9246 ปีที่แล้ว +18

    በሂወቴ ብዙ ሙዚቃ ሰምቻለሁ እንደዚህ ሙዚቃ የትም የለም 😭🙏🙏

  • @ኤልያስፉቅሪስድራ
    @ኤልያስፉቅሪስድራ ปีที่แล้ว +17

    ስረ እንዳ ኣዕጠኩኻ ቅናተይ ትፈትሕ😢😢😢😢

  • @kerrya2128
    @kerrya2128 3 ปีที่แล้ว +44

    Grt voice 👍👑💖💖💖💖💖I swear to God Eritreans are full of hidden talented people proud of you my beloved ppl🇪🇷 💖

  • @HR-uf1zn
    @HR-uf1zn 3 ปีที่แล้ว +4

    ጡዑም ጽምጺ
    ጽቡቕ ውህደት
    ዘሎዎ ጣዕሚ ሙዙቓ፡
    ልብኻ ፍሕሩ ዝስወጠካ ኡጹብ ጥበብ። ልዕሉ
    ኩሉ ድማ ኣብዚ ግዜ ሃሰስ እልካ ዘይርከብ ባህርያዊ ጽባቐ ርእና። ብሓፈሻ ንኡድ ስራሕ። ሓደራ ብከምኡ ቀጽሊ ኢኺ
    ዓቢ ትምህርቲ ነተን ባህርያዊ ጽባቐ ዝድፈና የሕዋትና

  • @furtilove6335
    @furtilove6335 ปีที่แล้ว +20

    ልብካ ትሕምም ደርፊ ያ ብሓቂ😢❤

    • @alemalemey8917
      @alemalemey8917 ปีที่แล้ว

      Eti guday ab mstmqar eyu...ksab kndu ab lbka zeymetaw...ajokum ajona

    • @selamukbazgi1854
      @selamukbazgi1854 ปีที่แล้ว +1

      ​@@alemalemey8917 ❤

  • @mussiehabtom8233
    @mussiehabtom8233 ปีที่แล้ว +2

    እዚ ደርፊ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ዓቢ ስብከት እዩ፡ ፍቕሪ፡ ቅንዕና፡ ሕድገት፡ ጸላኢኻ ምፍቃር፡ ሕማቕ ንዝገበረካ ጽቡቕ ምሕሳብን ስሊኡ ምጽላይን ዝብልዓበይቲ መሃርቲ ቃላት። ደስይብል፡ ስራሕ ኩሉ ከምዚ እንተዝሰርሕ እቲ ስነጥበባዊ ዝበሃል፡ ሰላም ምሰፈነ።
    መረረ ዘይብሉ ጥበብ።

  • @shaiebya437
    @shaiebya437 ปีที่แล้ว +1

    Ezia derfi neay eki derifkiley saron haftey abza derfki abza clip zelo kulu natey hiwet eyu tanx more sariney 😢😢😢❤❤❤

  • @titigaltigray
    @titigaltigray ปีที่แล้ว +1

    ባሓቂ ልብኻ ትጉድእ ኣይ ኣበይ እሞ ደቂ ሰባት ነንባልትና እዶ ንፍቐር ፅልእይ ጉዳኣት እበር ካልእ ትርፍይ ይብላን ሽሕ ዓመት ዝነብር ሰብ ይለን ❤️❤️🙏

  • @ሚዛናዊ
    @ሚዛናዊ 3 ปีที่แล้ว +7

    እዋይ ድምጺ ክጸሪ ዕድመ ይሃብኪ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ በጺሕኪ ክርኤኪ ይምነ

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie3040 หลายเดือนก่อน

    One of the best from REPUBLIC OF TIGRAY

  • @filz4461
    @filz4461 3 ปีที่แล้ว +14

    ኣታ ክንደይ ደስ ትብለካ እያ። ክትነፍዕ!

  • @AsromNeamn
    @AsromNeamn ปีที่แล้ว

    ባሕድስያ ባ ሳሪ ሽኮርርር ሕድገት ንነብስካ ክትብል ኢካ ሕድገት ትገብር መክኒያቱ ሰባት ኢና ሞ ግድን ኢና ክንወድቅ ውድቀትካ ሪኡ ምስ ዘልዕለካ ጊን ደጊምካ ኣይትውደቅ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ው

  • @paul_eagle
    @paul_eagle 3 ปีที่แล้ว +5

    ግጥንን ዜማን ይበል ምስ ጥዑም ድምጺ ቁሩብ ዳይረክተር ዉሒድኒ ይመስለኒ ብዝኮነ ብሉጽ ስራሕ።

  • @blesseritrea1519
    @blesseritrea1519 3 ปีที่แล้ว +9

    Wow beautiful voice viva precious 🇪🇷👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zemenzemen67
    @zemenzemen67 3 ปีที่แล้ว +37

    መዳ ምስ ሳሮን ብሉጽ ስራሕ ⭐❤🇪🇷

  • @EmaShow
    @EmaShow 3 ปีที่แล้ว +17

    ስረ እናዕጠቕኩኻ፡ቅናተይ ፈቲሕካ
    ግልብጥ እኮ ኢልካኒ፡ዘይተጸበኹኻ፡
    እንተኣመንኩኻ፡ኩሉ ዝበልካኒ
    ግዜ ዘይቅይሮ እሙን መሲልካኒ።
    ገርሂ ኮይነ'የ 'ምበር፡ለማጽ ተጸብየ
    ከምኡ'ያ 'ዛ ዓለም፡የለን ዘይደመየ፡
    ግርህነት ጥዑም'ዩ፡ዓሻ ከይትብለኒ
    ካልእ እንተተረፈ'ስ ክብደል ጌሩኒ።
    ግጥሚ + ዜማ Medhanie Gebremedhn Niusey ተስፋ እስከ ሃቡለይ ነዞም ይሕዋትይ ❤️🙏

  • @abrahamsemere3654
    @abrahamsemere3654 ปีที่แล้ว

    ጹብቕ ጹፉፍ 100% ዝወጻ ዘይብላ ልዕሊ ኹሉ ኣከዳድና ሚዛኑ ዝሃለዎ ኣጆኺ በርትዒ, ካልአይቲ ክትሰርሒ ከለኺ ከይትሃወኪ ጽፍፍቲ ስራሕ ንጽበየኪ

  • @rachelzerefan4353
    @rachelzerefan4353 2 ปีที่แล้ว +4

    Saron you are hero stay safe and you're the rising star so the future is bright your crown will be master golden on top.

  • @ወዲህዝባዊግንባርዕባይመራ
    @ወዲህዝባዊግንባርዕባይመራ 3 ปีที่แล้ว +5

    ጽብቅቲ ፍጥረት ምስ ጥዑም ድምጺ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዮ።

  • @senaytmekonen4308
    @senaytmekonen4308 ปีที่แล้ว +1

    Eza derfi,s Nay ela ditederefet koynu ysmani alo
    💔😭💔💔💔💔💔

  • @samuelteame7210
    @samuelteame7210 28 วันที่ผ่านมา +1

    Men Alo Ab 2025 Zisem’a Zelo & Happy New Year for All ❤️

  • @AliekGebrit
    @AliekGebrit 11 หลายเดือนก่อน

    2021ኣብ ኤርትራ ከለኩ እየ ሰምዐያ ግን ማራ እየ ዝፈትዋ ክሳብ ሕጂ ይሰምዓ ኣለኩ saretyyy❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @esleenebilee2346
    @esleenebilee2346 3 ปีที่แล้ว +6

    Sweet voice nd nice music with M'lekti 🇪🇷❤

  • @OrdoBirhan7067
    @OrdoBirhan7067 3 ปีที่แล้ว +10

    ጽፉፍ ኣከዳድና ዋውው

  • @imissyoumom238
    @imissyoumom238 3 ปีที่แล้ว +8

    ዎው ይበል ድምጺ ቀጽልዮ ሽኮሪና በርትዒ 👌👌👌👌❤❤❤❤❤

  • @rezeneasmel0ash976
    @rezeneasmel0ash976 ปีที่แล้ว

    wowww ain sei lomi endea semeya kabtin zelwna derfit zeblxki gele aynet voic kexleyo wowww ግጥሚ zerba ybluin kulu gezi tum neusy ❤ sarony kalay gezi ksmeo demxki kexbi eye ❤❤❤

  • @ንኺድ
    @ንኺድ 3 ปีที่แล้ว +78

    ንዘፍቀረ፡ንዝኣመነ፡ ኣይትጥለሙ በጃኹም(ሓሶት ጡፍ በሉዎ፡ንትሓላለ) ካብ ብጥልመት ዝሰንብደ ሓውኹም።

    • @reir2557
      @reir2557 3 ปีที่แล้ว +5

      ኣጆካ ተምሃረሉ ጥራሕ ዝሓወይ 👍👍👍👍ዝበለፀ ኢካ ትረክብ

    • @ንኺድ
      @ንኺድ 3 ปีที่แล้ว +6

      @@reir2557 ንፍቅሪ ሓቲታ ፍቅሪ ረከባ(ሕውነት መሪጸ ኔረ ፡ኣይሰለጠን)፡ ጠሊማ ፡ሂወተይ ክኣ ብዘይ ምስንኻል ቀጺለ(ኣብ ሂወት ቁኑዕን ወሳንን ኩን) ፡ኩሉ ዓጼያ፡ ድሕሪ ግዜ ኮለል ብገለ ረኪባ ዳግማይ ሓቲታ ይቅሬታ ተጌሩላ፡ ኣብ ኢደይ ኣላ ሕጂ ( ኣምላክ ይመስገን🙏❤❤❤) ፡ "ገነትጋልቀሺ" ምስጋናይ ካብ ልቢ❤

    • @Tes861
      @Tes861 3 ปีที่แล้ว +4

      Ahhh zeftena eyu zeflta

    • @ንፍቅሪብፍቅሪ
      @ንፍቅሪብፍቅሪ 3 ปีที่แล้ว

      Riesi nay sahil hizka da kemey geyra misaka kitsamamea

    • @darioabreha8745
      @darioabreha8745 3 ปีที่แล้ว +3

      People talent

  • @zebibanuh1173
    @zebibanuh1173 ปีที่แล้ว +1

    Nesik nebeyneke eza derfe mexgab 🎉❤abyateni

  • @piyaryohanakehasesarahana
    @piyaryohanakehasesarahana 3 ปีที่แล้ว +4

    Merry Christmas 🎄🎄🎄 & Happy New year የሕዋተይ ❤️❤️❤️🇪🇷🙏 ሳሪተይ ሹኾር ዉድእቲ ሙዚቃ 🎵🎵 መድሃነ ንኡሰይ ኡዱ ዝሓወሰልሉ ምስ ጥዑም ድምጺክን ብጣዕሚ ጹቡቅ ሰሪሕክማ 🙏🙏👍👍

  • @filmonteklu9742
    @filmonteklu9742 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውው ብጣሚ ጥዕምቲ ደርፊ እዝንና መለሳ ረኪቡ ቀጽልይ

  • @wediteages9391
    @wediteages9391 ปีที่แล้ว +5

    Meda 😢one of the best singers Melodies and lyrics I’ve ever seen

  • @ክቅጽልአየ
    @ክቅጽልአየ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሳሮነይ ኣነስ መግለጽ የብለይን ግን ናዓይ አልኪ ኪ ደርፍኪያ ኦፍ 20.11.2024 💔🖤😢like ብ ምስ ሳሮነይ አስከ💝

  • @a.s5676
    @a.s5676 ปีที่แล้ว +4

    💔❤😓😓ኣጆኪ ሽኮሪና አፍተይን ጋል ኤርትራ አደይ ሕጉስ ይብል ንፍእት የሕዋት ስለዘለኩሙና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @lifeishard7018
    @lifeishard7018 3 ปีที่แล้ว +2

    Wawww wenderful Songs saron shkor and meda nusey great Jobs small Tomas alazar 💯✌️💪❤️❤️

  • @entertament9368
    @entertament9368 3 ปีที่แล้ว +7

    Happy new year 2022 ምስ ሕደገት ዝበዘሖ ይግበረልና🥰🥰❤️❤️💯

  • @መሪሕዕባይሃገረስብ
    @መሪሕዕባይሃገረስብ 3 ปีที่แล้ว +8

    ጽቡቅ ስራሕ ሳሮን ሓፍትና ❤️💎

  • @SimonEr-wd4mm
    @SimonEr-wd4mm ปีที่แล้ว

    Tiemti derfi kexlyo, zeyterayet elki tesfa keytkorxi.ember millionat kitre mitegebae ❤️💓😭

  • @misgnaalay4714
    @misgnaalay4714 3 ปีที่แล้ว +1

    መርሓባ ሳሮነይ ብጣዓሚ ደሰ ዝብል ሰራሕ

  • @tesfaxbah7772
    @tesfaxbah7772 3 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውውው ጽብቅቲ ደርፊ ኣጆኪ ሳሩ ሽኮር የዒንትኪ ካኣ ኬፍ ኣለወን ስረ እንዳኣመለስኪ ኣብ ዝፈታሓልኪ ክልእዮ ሳሩ ሽኮር

  • @fevumoss
    @fevumoss ปีที่แล้ว +4

    Kab tiktok Ena mexiena btaimi tuum dmxi 🥰🥰🥰🥰

    • @enate-
      @enate- ปีที่แล้ว +1

      from nanu weskla

  • @wedimdrebahr2963
    @wedimdrebahr2963 3 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደስ ትብል ጣዓሚ ዜማ ንኡሰይ ንፍዕቲ ብጣዕሚ ሳሪ ካኣቀጽልዮ ኣጆኺ

  • @Elly_285
    @Elly_285 6 หลายเดือนก่อน +1

    Most underrated song lets hit 1 m views

  • @TiedrosTeklemikael-c5f
    @TiedrosTeklemikael-c5f 3 หลายเดือนก่อน

    Wawww amazing music sis 🎉❤❤❤

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane1541 8 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ስራሕ ሳሮን ሓፍተይ ብፍላይ ግጥምን ዜማን ንኡሰይ 💓💓💯👍👑

  • @Elly_285
    @Elly_285 ปีที่แล้ว

    This music has been underrated one of the best banger ❤❤❤

  • @blesseritrea1519
    @blesseritrea1519 3 ปีที่แล้ว +3

    Mary Christmas 🎄 and happy new year’s the best year to all Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹

  • @tedihayelom9066
    @tedihayelom9066 3 ปีที่แล้ว +31

    ግጥምን ዜማን መዳ ንኡሰይ ብሉጽ ስራሕ ሳሮን

  • @dejufeqar7767
    @dejufeqar7767 3 ปีที่แล้ว +6

    ኣጆክ ሳሪ ሽኮር ጽዕርክ ቀጽል ጥዑም ድምጽ ኣለክ🕊

  • @tesfaldet-g2494
    @tesfaldet-g2494 3 ปีที่แล้ว

    ኣነ ብወገነይ ናይ ብሓቂ ትድነቅ ሙዚቓ ኮይና ረኪበያ።

  • @abrhamhadish4267
    @abrhamhadish4267 3 ปีที่แล้ว +1

    Xbuk seriha mes kulu zema gitamey meda ka edimka yebrika bezihu alo zexboyo kebaka!🙏🙏🙏

  • @feqereu1860
    @feqereu1860 3 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ደርፊ ምስ ሁዱእ ሙዚቃ ኣጆኪ በርቲዒ ምቅርቲ

  • @hani24fishhani73
    @hani24fishhani73 3 ปีที่แล้ว

    Eway ezias krekba nierni kokob mhabkwa kab semay awride nmeda kea mo fetari hasab lbukum yesmrelkum nay lbey rekibkma 😍❤❤❤❤❤❤❤

  • @andersontylersr.5508
    @andersontylersr.5508 ปีที่แล้ว

    Much love Saruuu... GREAT MUSIC, EMOTIONAL VOICE

  • @show9646
    @show9646 ปีที่แล้ว +1

    ጌጋ ዲዩ ነሩ ንዓኻ ምፍቃረይ
    ኣግዲዑኑ ኮ ሎዋህ ምኻነይ
    ኢለ ንደ ነረ ጸሓየይ ኣብሪቐይ
    ሕጂ ግን የላን ያ ፡'
    ጣዕሳ የብለይን ኣብ እምነት ምእማነይ
    ትርጉም ዉን የቡሉን ንሩጉም ምርጋመይ
    ግዳ ዘይከም ኢድካ ይቅረ ይበለልካ
    ፍቅርኻ ገዲፉ ምሕረቱ ይሃብካ
    ስረ እና ዕጠቁኻ ቅናተይ ፈቲሕካ
    ዕብዲ ኮ ልካኒ ዘይተጸበኹካ
    እና ኣመንኩኻ ኩሉ ዝበልካኒ
    ግዜ ዘይቅይሮ እሙን መሲልካኒ
    ክንዲ ዝኣመንኩ ዶ ምደነንኩ
    ክንዲ ዘድማዕኩ ዶሞ ኣነ ምሓፈርኩ
    ገርሂ ኮይነ በር ለማጽ ተጸብየይ
    ኮሙያ ዛ ዓለም ኢለ ደምዲመይ
    ግርህነት ጥዑም ዩ ዓሻ ከይትብለኒ
    ካልእ ተተረፈ ፍቅሪ ኣደንጊሩኒ
    ስረ ና ዕጠቁካ ቅናተይ ትፈትሕ
    በቃፈሪድካኒ ብፍቅሪ ክስክሕ
    !!!!!!!!!
    ኣማሪረን ተማሂረን የ ኣነ ብግብርኻ
    ከምዝወደቅኩዎ ኣይትውደቀኒ ካ
    ኣነ ንበይነይ የ ኣነ ሞ ንበይነይ የ
    ኣታ ንበይነይ የ ኣነ ቀደመይ የ
    ሽሕ ግዜ ውግኣኒ በር መሬት ትጽበበኒ
    ክጽልየልካ የ ከማይ ከይትደንን
    ንበይነየ ንበይነየ ኣነ ንበይነይ የ
    ኣታ ንበይነየ ንበይነይ ከምታ ቀደመይየ
    ሓመቀ ጸበቀ ኣታ መምህረይ ኢንዲኻ
    ናተይ ይኣኽለኒ ኣይደልን ሕማቅኻ
    ኣነ ንበይነይ የ ኣነ ንበይነይ የ
    ኣነ ንበይነይ የ ከምታ ቀደመይ የ
    ብዙሕ ሚሂርካኒ ኻ ቡዙሕ ተማሂረ
    ኣነውን ክምህረካ የ ኢለ ኣቀዲመ
    ሕማቅ ኮኑ ከብደይ ኣይክእሎን ጨኪነ
    ሕድገት ክምህረካ የ ነብሰይ ክሕሸኒ ለ(2)
    ኣማሪረን ተማሂረን የ ኣነ ብግብርኻ
    ከም ዝወደቅክዎ ኣይትውደቀኒ ኻ
    ኣነ ሞ በይነየ ኣነ ንበነየ
    ኣነ በይነየ ታ ቀደመይ የ
    ሽሕ ግዜ ይኽፍኣኒ በር ዋላ ይጽበበኒ
    ክጽልየልካ የ ከማይ ከይትደሚ
    በይነየ በይነየ ኣነ ንበይነይ የ
    ኣነ ንበይነይ የ ክውምታ ቀደመይ የ
    ሓመቀ ጸበቀ መምህረይ ኢንዲኻ
    ናተይ ይኣኽለኒ ኣይደልን ሕማቅኻ
    ኣነ ሞ በይነይ የ ኣለ ንበይነይ የ
    ኣነ ንበይነይ የ ከምታ ቀደመይ የ
    ጡዑም ድምጺ 100%
    ግጥሚ። 100%
    ዜማ 100%❤❤

  • @gualtigrina5944
    @gualtigrina5944 ปีที่แล้ว +2

    Eza exactly nay ztederefet koyna eya tesmani.ab hiwet zehalefkiwo zehalfe zelku 3 qolu ab resi resi awlidu ni beyney kebyom ferduni.sere teqtekiwo qinatey aftihuni.gina amlak alo misay b nighu hsyam.koyne deqey ybyom aleku.💔

  • @LuwamNugusse-bt6gb
    @LuwamNugusse-bt6gb ปีที่แล้ว +1

    Wawww hji eye semieaya ab TikTok 😢😢😢❤❤❤ lbka ttnkf

  • @mhurietesfaxibah1177
    @mhurietesfaxibah1177 3 ปีที่แล้ว

    Bitami des zibl muziqa misnay gitmu rebashi zey kone ajoki kabzi zibelix kem tiserhi kia milue im imnto aleni,nieusey kia megilexi eye zisenelika love deqi eryyy💖💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mussiekaleab4429
    @mussiekaleab4429 ปีที่แล้ว

    Wawwww anti abey nerki zenkulen beznina kxaweta kelewa❤❤❤❤❤❤

  • @user-yr5of2ih3j
    @user-yr5of2ih3j 5 หลายเดือนก่อน

    ምስ ሂወተይ ምትስሳር ዘልውዋ ደርፊ ❤❤❤

  • @TesfuGoitom
    @TesfuGoitom ปีที่แล้ว

    From tiktok 🏃‍♂️🏃‍♂️🏃‍♂️🏃‍♂️to TH-cam

  • @fanusgilazgi119
    @fanusgilazgi119 3 ปีที่แล้ว

    Waw tem demxi Saron shkor kexlyo Anbesey ka betaemi xbuk edmen tenan yehabkum fetari ❤💯👌

  • @asmaraeritrea9243
    @asmaraeritrea9243 3 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ቀጼልዮ ጤዑም ድምጺ

  • @teametesfom183
    @teametesfom183 3 ปีที่แล้ว +2

    ናሓቂ ብልጽቲ ደርፍ ቀጽልዮ ሳሮ ሓፈትይ

  • @tesfahiwetmekonen6126
    @tesfahiwetmekonen6126 ปีที่แล้ว +1

    Willkommen 🙏 nay hemamay 😊

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie3040 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ደራፊት ኢኺ

  • @tekhlit4409
    @tekhlit4409 3 ปีที่แล้ว +3

    Ohhh lbey tekifkni, nice voice

  • @zebibanuh1173
    @zebibanuh1173 ปีที่แล้ว

    Nay🎉bahaqi ❤teamti derfe shekorina qolaa demxe kulu❤

  • @zemennazrit4424
    @zemennazrit4424 3 ปีที่แล้ว

    Betami xebuk srha ediman tenan yahbkum fetari nekultkum deki Erie xada

  • @natsi2377
    @natsi2377 3 ปีที่แล้ว +1

    agdieni eka lewah mukaneyy💔💔💔💔💔💔💔💔😭

  • @fortunaalazar379
    @fortunaalazar379 3 ปีที่แล้ว

    Btaemi tiemti eza derfi, kab kulu eti idea, forgive mgbar nay hayalat eyu. Good Job saron and Meda

  • @onedaymsedey6575
    @onedaymsedey6575 3 ปีที่แล้ว +15

    ኣ ቲክቶክ ሰሚዕኩማ ዝመጻኩም ✌🏼

  • @zebibanuh1173
    @zebibanuh1173 ปีที่แล้ว

    Nemejemery ysemaa aloku nice voice ❤

  • @TestesfawiBerhe
    @TestesfawiBerhe ปีที่แล้ว

    Wawww zey kem deqi lomi azya maharis srah ya so qexlyo zhafteyy mareyy ❤❤❤❤❤

  • @sabelazerezgi866
    @sabelazerezgi866 ปีที่แล้ว

    Wow naye bhaki lebka terkibka derfi😢😢 ketsloye zhaftey gele aynet derfi

  • @henokkiflom978
    @henokkiflom978 3 ปีที่แล้ว +3

    Wwwwwww xubuq sreh ey qxulay 😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @natsnetchapi9808
    @natsnetchapi9808 ปีที่แล้ว

    Nay bahaki gele aynet dmtsi saron tsbkti ❤❤❤❤❤waaaaw

  • @mekonnenbekurestion5824
    @mekonnenbekurestion5824 ปีที่แล้ว

    ዋውውውውውውው
    Very nice song

  • @Merih-h6f
    @Merih-h6f ปีที่แล้ว

    Eza derfi kemzi kemay degagimu zsemia yhlu do sre enda yatekuka qinatey fethika 😢😢😢

  • @galtrumpasli1115
    @galtrumpasli1115 ปีที่แล้ว +1

    Exactly Kab Qedemey Beyney Eye 😭💔

  • @fevenfeven-ui4we
    @fevenfeven-ui4we ปีที่แล้ว

    Saritey Nay mudey👌❤️❤️❤️❤️😘😘😘

  • @dawitgebre2097
    @dawitgebre2097 3 ปีที่แล้ว +1

    Good job saroney i swear to God bravo

  • @samuelteame7210
    @samuelteame7210 5 หลายเดือนก่อน +1

    Mezekert nay Nanu Tik Tok ❤️👍

  • @habibahagiy8935
    @habibahagiy8935 2 ปีที่แล้ว

    Ezi darfi bana tebhal mahzy kamzi agtmewa neru thanks

  • @wetru__Hagery
    @wetru__Hagery 3 ปีที่แล้ว +3

    Great job keep it up happy new years all
    Amete selam
    Amete rahwa
    Amete kisanet
    Yegberlena
    DEKE halal meret

  • @simretmengsteab5367
    @simretmengsteab5367 ปีที่แล้ว

    Tebeb mes Hiwet kewahahad kolo good job

  • @jossi2794
    @jossi2794 3 ปีที่แล้ว +3

    መርሓባ ጽቡቅ ስራሕ