HDMONA - ሓሳዊ ብ ኒሀምያ ዘርኣይ Hasawi by Nehmia Zeray - New Eritrean Music 2019

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น •

  • @bibilove5468
    @bibilove5468 6 ปีที่แล้ว +946

    ኮይንካ ድዩ'ታ ጸለመ ናተይ ኢልካዮ
    እክለማይ ገዲፍካ ገዲፍካ ቀለብካ ገርካዮ
    ዕላል ከተማሙቅ ሓሊንካ ንሓሶት ትጽይፌ
    ናይፍቕርና ዛንታ ጨኪንካ ትንፍሱ ትሕልፍ
    ህልም ኢልካ ኣንታ ውሩዙይ ሓሳዊ
    ኣጻዕዲካ ጸሊምካ ትጸዊ
    ጽባሕ የለን ንሎሜ ትነብር
    ክልተ ሰብካ ምስ ጋና ትመክር
    ዘንበድበድካዮ እቲ እስቲ ሃፈጽታ ኣርኪብኒ
    እግሪ ኣውጺኡ ትብሊ ማዓልኺ ሓደሪኺ ይብለኒ
    ክንደይ ግዜ'ሎ ጽንጽዋዮ
    ሰንደል ኢሊካ ይቁጽር ድዩ ዓወት
    እንታይ ገሪኻ ዝባነይ ትወግኣኒ
    ህያብካ ድዩ ሓሶት ጸሊምኻኒ
    ኣይ ሰብ እንድየ ጽቡቅ ዘድልየኒ
    ከምዘይ ነበርና ትማሊ ብሓደ
    ካብ ቀዳማይ ዳሕራይካ ገደደ
    ይእከለካ ኣንታ ዘይርብርብ ሓሳዊ
    ክንደይ ግዜ ሓሶት ሰኒዕካ ትጽዊ
    ብርሃኑ ከለሊ ድነ ተከዊሉ
    ኣብ ጸላም ዝስዕስዕ ኣባ ጋይላ ኮይኑኑ
    ይእከልካ ኣንታ ሓሳዊ
    ክንደይ ግዜ ሓሶት ክትጸዊ
    ኩፉእ ዝኣልም ተተከዊሉ
    ብኣይ ዝውዕል ዘዘናጢሉ
    ቁኑዕ ሰብ ይፈልጥ ጸጽቡቅ ጸጽቡቅ
    ሕሱም ሰብ ከማካ ሕማቅ ኣካኺቡ
    ዝነበረ ሂወት ብሓንሳብ ደሚሲሱ
    ስጋ ሰብ ይበልዕ ከም ሃንዛ ቆሪሱ
    ኣታ ነውሪ ሕማቅ ስማዕ
    ክላ በሎ ሰብ ካብ ምብላዕ
    ሓሶት ነውሪ ነውሪ ነውሪ ነውሪ
    ንሓቂ ግዳ ዘይቲ ዘሪ
    ኣታ ኣነ ነይ ነይ ነይ ሕዘልካን (3)
    ፈጣሪ'ሎ ባዕሉ ይሪኢኻ ኻ ኻኻ
    ጋል ቀ ያሆ ንኣይ ኣብ ሰዓታ ደሩፍክለ ኒሀምያ ፍቅር እንቃዕ ናተይ ኮንኺ ዲሳዊት love you

  • @eritreanyoung4468
    @eritreanyoung4468 6 ปีที่แล้ว +112

    ነዛ ደርፊ ናይ ነህሚያ ክሰምዕ ከለኩ ን ኣፍቃሪተይ ይዝክር ብ ሸም ኣፍቃሪተይ ላይክ ጽቅጥ like 🌺🌺🌺🌾🌾

  • @nohnoh4127
    @nohnoh4127 6 ปีที่แล้ว +120

    ሰሰብና እስከ ዋላ ንፈቅድ ዋላ እቲ ብሓባር ምክኣል እንተሰኣናዮ፡ህዝበይ በጃኩም ነዞም ኣብ ልብያ ዘሎዉ ኣሕዋትና ዝክር ነበሎም፡ገለ ድማ ብሓባራ ንግብረሎም፡እግዚኣብሄር ኣምላክ ካብዚ ዘሎዎ ጸበባ የገላግሎም ።

    • @Filipos610
      @Filipos610 6 ปีที่แล้ว +1

      Amen mewaxo yfterelom

    • @wintahelen4280
      @wintahelen4280 6 ปีที่แล้ว +1

      Amen mewatsio yfterelom amlak abzia hadish amet.

    • @tsigelegesse51
      @tsigelegesse51 6 ปีที่แล้ว +1

      Amlak mewaxio yfteeelom hawna / haftna kea sleti tegediskum lebewakumn habertakumn kea btaemi nednkekum amla rahwa ylakelna

  • @maekeleandom9892
    @maekeleandom9892 6 ปีที่แล้ว +626

    ኒሀምያ ጽብቅቲ ስራሕ

    • @miliondesale4625
      @miliondesale4625 6 ปีที่แล้ว

      Maekele Andom lemani

    • @maekeleandom9892
      @maekeleandom9892 6 ปีที่แล้ว

      @@miliondesale4625 ክክክክክ እሞ ቶኪብካ ዲካ like

    • @ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ
      @ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ 6 ปีที่แล้ว +2

      Maekele Andom ታይ እየ ክገብር ኣነስ ናይ ኖሆም ወይ ናይ ኤርትራውያን ተስሚዕ ልበይ ይስወረኒ ናይ ትግራይ ክልፕ ባሃላዊ ናኮነስ ሰሚዐ ርአ ስቅ ይብል ትምርቲ ኣቢኒ ቅልኒ ብና ኖሆም ፍትውት ኣባ በሉል ፅርይቲ

    • @samsomkifle4587
      @samsomkifle4587 6 ปีที่แล้ว +1

      Ane miki arkey

    • @adamabraham4178
      @adamabraham4178 6 ปีที่แล้ว +1

      Like naka zeykone nmen 🎵🎶

  • @gulerinebah8358
    @gulerinebah8358 6 ปีที่แล้ว +18

    “ኣይ ሰብ እንዴ ጽቡቅ ዘድልየኒ፥ከምዘይ ነበርና ትማሊ ብሓደ ካብ ቀዳማይ ዳሕራይካ ገደደ”። 💯❣️💯

  • @ወዲኤርትራ
    @ወዲኤርትራ 5 ปีที่แล้ว +367

    ነሀሚያ ዓይነይ ሕጂ ኮመንት ይጽሕፍ ኣለኩ ሊብያ ስለ ዝጸናሕኩ እየ እንበር ቅድመይ ኮመንት ኣይምጸሓፉን ኔሮም ። እስከ ብላይክ ጌርኪ እንቋዕ ሰላም ኣተካ በልኒ ናይ ሕማመይ !

    • @brtukantube7096
      @brtukantube7096 4 ปีที่แล้ว +15

      ወዲ ኤርትራ እንካዕ ብስላም ኣታኻ ማዕረይ ❤️
      ናይ ኣዴና ቅድስት ቅድሳን ድንግል ማርያም ኣማላጅናት ኣይፍልይካ ❤️🙏

    • @johnberihuhaile6373
      @johnberihuhaile6373 4 ปีที่แล้ว +2

      Chid riesi meshenit n comment ktxhf diki Tesedidka se
      Nef

    • @elsajefter5596
      @elsajefter5596 4 ปีที่แล้ว

      Enkuae hagosena

    • @estifanoskidaneghbrezghi9002
      @estifanoskidaneghbrezghi9002 3 ปีที่แล้ว +2

      @@johnberihuhaile6373 ክክክክ ኣየ ሕቡሽ ናሓውኩም ነቸም ሑሕ ኢኺም ትብሉ

    • @ኣብገለኣጋጣሚሰብከሲበ
      @ኣብገለኣጋጣሚሰብከሲበ 2 ปีที่แล้ว

      Etom zeye atnea kseb hji kea 6 amet mulu

  • @hazomotv1561
    @hazomotv1561 6 ปีที่แล้ว +239

    ሰላምን ጥዕናን እንዳተመነኹ ደቂ Erey ሽኮርናታት ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ተኣሲሮም ዘለዉ ኣብ ጸበባ ሽግር መዋጽኦ ዝሰኣኑ ኣሕዋትና ዝወጹላ ይግበረልና ዓመተ ራህዋ ይግበረልና ኣሜን

  • @azmimohammad591
    @azmimohammad591 6 ปีที่แล้ว +252

    ኒሀምያ ናይ ሕማመይ ማራ ከፍ ኣለክይ ድቅይ ኤረ ሾኮራት ማራ እየ ዝፈትወኩም ኣብ ስደት ዘለኩም ኣምላክ ያሓሉኩም

  • @OroApp-th4uz
    @OroApp-th4uz 6 ปีที่แล้ว +139

    I'm oromo ethiopian and I love Eritrean people
    I have so many friends from eri Wish you all the best guys

  • @omeradem811
    @omeradem811 5 ปีที่แล้ว +13

    i am from Somalia but I like Eritrean music .

  • @robelzeratsion7172
    @robelzeratsion7172 6 ปีที่แล้ว +54

    She is our Eritrean 🇪🇷 Rihana I love you ❤️ 👏👏👏👏👏👏

  • @tesfaysamuel3788
    @tesfaysamuel3788 6 ปีที่แล้ว +57

    ሓሳዊ ለኽባጥ እወ መደናገሪ ክኣ እምበር ከማ ገሩ እንድዩ ንዓይ ፈላሊዩኒ ዘሎ እንዳተፋተና እሞ ኽኣ ንዘይ ኮና ።ብሩኽ/ቲ ነዛ ኮመንት ተንብባ/ኺ ሓደራ ፍቕሪ ከም ስሙ'ዩ ሞ ተደናጊርኪ/ካ ከይትኸስር፡ወይለይ ዝረሳዕኩዎ ከኣባ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ዘመን ሰላምን ራህዋን ቅሳነትን ይግበረልና ኣሚን ።

  • @andallahmohamad9154
    @andallahmohamad9154 6 ปีที่แล้ว +26

    ናይ በሐቂ ጽብቅቲ ፍጥርት እንቆዕ ነዛም ሐስውቲ ረከብ ኩያም

    • @tamrattamu7945
      @tamrattamu7945 6 ปีที่แล้ว +1

      ረኪብክና እዩ ዝባሃል ነብስኪ ኣይተውጽእያ ኣይንሕሾ ኣይንሃምቆ

    • @chiayyemane3494
      @chiayyemane3494 6 ปีที่แล้ว

      Nice bertie

  • @kokebereket3941
    @kokebereket3941 6 ปีที่แล้ว +85

    ደጋጊመ ሰሚዐያ ክመንዋ ግን
    ኣይከልኩን ብልጽቲ ደርፊ 2019
    H
    A
    P
    P
    Y
    N
    E
    W
    Y
    E
    A
    R
    I Love u #Ethio #Erena 😍🤩

  • @mebrahtumengesha8767
    @mebrahtumengesha8767 6 ปีที่แล้ว +16

    neti Hasawi feletkiyo aleki........HASAWI belae seb.
    Good job!!

    • @erigang9336
      @erigang9336 5 ปีที่แล้ว

      meb Tesfa neseka do ata gnuf drbay Wedi shermuta Wedi Afo for ever

  • @sinasimona2463
    @sinasimona2463 6 ปีที่แล้ว +36

    Nehmia confidence100%,ህርመት100%,ክሊፕ100%,ሳሮን ከኣ ፍሉይ ሂወት ሂባታ

  • @ሙኩሕይሕሰሞ
    @ሙኩሕይሕሰሞ 6 ปีที่แล้ว +25

    መቀነይተይ ደርፊ ረኺበ ሕጂ
    ንሀመይ ብጣዕሚ ነፊቀኪ ኢየ ነይረ
    ጠበሽ ኢልኪ ከምቲ ሉሙድ ደስ ዝብል ስራሕ ሒዝኪ !

  • @sudanesmusic3623
    @sudanesmusic3623 6 ปีที่แล้ว +93

    I don't know why dislike 🤔🤔?
    She is amazing 💚💚💚

  • @Insight-n1j
    @Insight-n1j 6 ปีที่แล้ว +174

    እንቆዕ ብሰላም መጻኽና ሽኾሪና ጽቡቕ ሙዚቓ ምስ ጽቡቕ ቪድዮ !
    እዞም ትሕስዉ ክኣ ሓሶት ግደፍዎ ኢኹም !

  • @samonmogos1386
    @samonmogos1386 ปีที่แล้ว +4

    (ብዘይካ ፈጣሪ) ኩሉ ሓሳዊ ባለገ ካባይ ጀምርካ ሰጣዊንት 😭😭😭😭😭😭

  • @Metsnanat
    @Metsnanat 2 ปีที่แล้ว +7

    Am from ethiopia 🇪🇹 i cant stop listening this music ❤️❤️❤️❤️ur so😍😍😍😍😍😍

  • @ትዙ
    @ትዙ 6 ปีที่แล้ว +11

    Am from Ethiopia ..love u ertriean people's
    Xbuk zerfi shikorina
    Dear gele gele....

  • @bashirxamaraawi7276
    @bashirxamaraawi7276 6 ปีที่แล้ว +111

    Www. What a song really i like it greating you from somalia 🇸🇴🇸🇴🇪🇷🇪🇷

    • @akdaradam8536
      @akdaradam8536 6 ปีที่แล้ว

      🇪🇷

    • @akdaradam8536
      @akdaradam8536 6 ปีที่แล้ว

      Ertrae

    • @akdaradam8536
      @akdaradam8536 6 ปีที่แล้ว

      Källbäcksrydsgatan

    • @jdjdjhdhdh2456
      @jdjdjhdhdh2456 6 ปีที่แล้ว

      🇪🇷🇪🇷❤🇸🇴🇸🇴

    • @muwutzetesedmtzi3783
      @muwutzetesedmtzi3783 6 ปีที่แล้ว

      Zeimatatki ms nay bereket mengsta zmassel eyu degagimka zey mno bmkanu ketslyo aythmeki

  • @davidbrother4908
    @davidbrother4908 6 ปีที่แล้ว +8

    ኩሉ ግዝየ ንፍዕቲ ጥዑም ድምጻ ንህሚያ
    ምስ ሓረካታ ዝወጻኪ የብሉን ቀጽልዮ ኣጆኪ
    ንሓሳዊ ሓሳዊ ምባል ቅቡል እዩ

  • @እስቲፋኖስተስፋልደት
    @እስቲፋኖስተስፋልደት 6 ปีที่แล้ว +10

    ፎርሳ ንሄምያ ሓፍተይ ጽቡቅ ስራሕ👌👌👌👌

  • @semeremichael1224
    @semeremichael1224 6 ปีที่แล้ว +7

    ስጋ ሰብ ዝበሊዕ ከም ሃንዛ ቖሪሱ ፡ ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ትሕዝቶ ዘለዋ ደርፊ

  • @ዓወትዩስመይ-ጘ8የ
    @ዓወትዩስመይ-ጘ8የ 6 ปีที่แล้ว +54

    ነህምያ ሽኮር፣ ንፍቅሪ ኢልካይ እንበር ነዚ ድክታቶር መራሒና እያ ትግበእ እዚ መተለሊ፣ ጠላሚ ጀጋኑ ብጸቱ። ናይ ብሓቂ ንእሰያስ እያ ትግባእ። ንዓኪ ድማ ዕድመን ጥዕናን። happy new year for all.

  • @ደላይትፍልጠት
    @ደላይትፍልጠት 6 ปีที่แล้ว +13

    ብጣዕሚ ጎቦዝ እኪ 101%👍👍
    ሓቁ ሓቁ ዳሕድሕዮ👌
    ፅቡቅ መልእክቲ ዘለዎ ሙዚቃ በርትዒ 😍😘

  • @ሱዛናንጓልትግራይፃዕዳ
    @ሱዛናንጓልትግራይፃዕዳ 6 ปีที่แล้ว +421

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም ንሓዱሽ ዓመት ደቂ ኤሪ ካብ ሓፍትኩም ጓል ትግራይ እሱራትኩም ፀገምኩም ሰደትኩም ተራሕሪሑ ሓዱሽ ሂወት ትፈጥርሉ ይግበርኩም ብፍላይ ንኡሱራት ኣዋፅኦ ይፍጠረሎም ኣብ ልብያ ንዘለዉ ጩቁናት የሕዋትና ውን መዋፅኦ ይፍጠረሎም ኣብ ሓዱሽ ዓመት ናይራህዋ ተሕጋስ ቅሳነት ይኩነልኩም ላይክ ክኣ ኣግርጩው ኣብሉለይ እሳእያ ዓስበይ

    • @Dani-ds2pw
      @Dani-ds2pw 6 ปีที่แล้ว +3

      ሩሕስ ሓዲሽ ዓመት ንዓኺ ውን ሓብትና 💐

    • @abrhamisaac1783
      @abrhamisaac1783 6 ปีที่แล้ว +3

      Thanks habibti

    • @redseasaba8516
      @redseasaba8516 6 ปีที่แล้ว +14

      Bzaeba ausurat bnay adiki techeneki natna baelna alnayo.

    • @filmonzerzghi9929
      @filmonzerzghi9929 6 ปีที่แล้ว +5

      +Red Sea Saba sik eba bel gud do rekibna anta hawey

    • @lloveumissueritrealloveumi53
      @lloveumissueritrealloveumi53 6 ปีที่แล้ว +7

      ሱዛናን ጓል ትግራይ ፃዕዳ endealadeki galza kersesti agame kab abzi kem tsrti teleflefi naydekeadki resa alaeli dekimuna alo beresakum mefnaw esatoms eritreawyan zeshegrewo dema neana ahwatom ertreawyan mush kemakum negana keneshegr eskis men tsewieuki eyu abat tbeli zeleki garvej

  • @biniwedieri324
    @biniwedieri324 6 ปีที่แล้ว +47

    ኒሀምያ ዝፈቱ ላይክ ይሃበኒ

  • @Jakiuno
    @Jakiuno 6 ปีที่แล้ว +4

    Nihmey meteabti one of our top singers , how many like for this beautiful sis ? Show me ur love

  • @Belesaproduction
    @Belesaproduction 6 ปีที่แล้ว +15

    ባእ ገለ ዓይነት ስራሕ ፡ሙዚቃ+ግጥሚ +ድምጺ= ብሉጽ ስራሕ ።ቀጽልዮ ናሆሚ ሓፍተይ።

  • @ናብልብናንመለስ
    @ናብልብናንመለስ 6 ปีที่แล้ว +22

    ሰሚዕካ ዘይትምኖ 😘 ድምፅኪ ፍሉይ ጣዕሚ ኣለዎ ሽኮሪና .

  • @ተስፍኢዩስንቀይ
    @ተስፍኢዩስንቀይ 6 ปีที่แล้ว +155

    ጽብቕ ሙዚቃ ኢያ ጽብቕ ስራሕ ሸኮሪና ዮናስ የባሓል ካብ ኢትዮጵያ 🇪🇹✌🏿

    • @ትግራዋይፎዉሲኣስተዉዒሉተ
      @ትግራዋይፎዉሲኣስተዉዒሉተ 6 ปีที่แล้ว +7

      ዎዲ ትግራይ ዓደይ 😍😍😍😍😍

    • @redseacamels8608
      @redseacamels8608 6 ปีที่แล้ว +3

      Deki tigray gorebietna 😉😁😋

    • @rynbr2603
      @rynbr2603 6 ปีที่แล้ว +2

      Leklakay dika lemaxay sagua ke aleka du wedi godobna 😂

    • @formawidc6699
      @formawidc6699 6 ปีที่แล้ว +1

      Wawwwwwww nihma shikore qexlyo iki ajoki xbeqtey natey

    • @robitesfa4207
      @robitesfa4207 6 ปีที่แล้ว +3

      Tesfa u sonkey kab tigray mibal ay mikelelekan gin bihimak aytiredaeyo

  • @aroneri8872
    @aroneri8872 6 ปีที่แล้ว +10

    Nehmia ሽኮር ገርክሉ ንዚ ኣረግቲ ወዲ ኣፍወርቂ ናይ በሓቂ ሰጋ ሰብ ይበል ከም ሃንዝ ቅርስ

  • @umalak6110
    @umalak6110 5 ปีที่แล้ว +53

    Am not understand that song bt i like from somalia🇸🇴

    • @heartlightqueen3985
      @heartlightqueen3985 5 ปีที่แล้ว +1

      @@weygudeweyadiynafckemasyzi8555 🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮👊👊👊👊👊👎👎👎👎👎👎👎👎👎🤜🤜🤜🤜

    • @Biniiamm
      @Biniiamm 4 ปีที่แล้ว

      🇪🇷🇸🇴🤝🤞

    • @yonathanisaa6695
      @yonathanisaa6695 4 ปีที่แล้ว

      She say dont lie tell the true always you lie

  • @aklieumefthkulu2051
    @aklieumefthkulu2051 6 ปีที่แล้ว +243

    Merhaba nhimia enkae bselam mexakna neza koment tenbba zeleka rhus hadsh amet ygberelna zemena ygbero tasre kftah ztefia krkeb ztefalalina bselam yternfena

  • @israeliisrael3643
    @israeliisrael3643 6 ปีที่แล้ว +80

    ገለ ዓይነት ድምጺ ጀመርቲ ኢና like ሃቡና ያኣኸ

  • @ንሓቂይሓቅምስሓቂ
    @ንሓቂይሓቅምስሓቂ 6 ปีที่แล้ว +6

    ኒህምያ ሽኮር ላሕታት ድምጻ ከፍ ዘለዎ ሳሓቢ ቃና ዘለዎ እንቃዕ ብ ሰላም መጻእክና ሓቢብቲ ኣይትጥፍእና ኢኺ ማራ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ንኹልና ናዓኺ ንስድራበትኪ ን መላ ህዝቢ አረትራ ኣብ ስደት ዘለና ምስ ስድራበትና ኣኻኽቦ ትፈጥረልና ዓመት ይግበረልና ሰላምን ፍቅርን ስኒትን ንኹልና ጽቡቅ ክሊብ ምስ ጽቡቅ ደርፊ ጡዑም ጎሮሮ

  • @antihgdef
    @antihgdef 6 ปีที่แล้ว +138

    ንዓሻ ደርጉሓሉ ንለባም ኣምተሉ፡ኣየ ጥበብ ኣጆኩም ደቂ ኤረ ቀሪብና ኢና ወዲ ቴንቤን ን ዓዱ ዩ።

    • @shamuhammadkhan2774
      @shamuhammadkhan2774 6 ปีที่แล้ว +9

      አረ ንልብያ ልኣክወ እምበር እንታይ ኣለወ ተምቤን

    • @retaamanuel1249
      @retaamanuel1249 5 ปีที่แล้ว +1

      Zero

    • @robelteweldebrhan506
      @robelteweldebrhan506 5 ปีที่แล้ว +2

      Tegaru sle zeyfetus tgrway auxikumlu aye seb

    • @tomitomi3006
      @tomitomi3006 5 ปีที่แล้ว +1

      @@shamuhammadkhan2774 kkkkkkk Mish aba mexyu keyesaqyekum ferihkum dhan wedi adkun u ayxknelkumn u kkkk

    • @tomitomi3006
      @tomitomi3006 5 ปีที่แล้ว

      @@robelteweldebrhan506 ata wedi tarik nay wedi afom aytgtmon ika abeyti sdrabet inte alewuka htetom hwswas u ab aletu tegaru alewo

  • @gebrhiwettesfamariam7970
    @gebrhiwettesfamariam7970 4 ปีที่แล้ว +2

    Ich komme aus Eritrea und ich lebe in der Schweiz. Ich liebe Eritrea Musik sehr 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇨🇭🇨🇭🇪🇷🇪🇷

  • @tesfaaleniaster7780
    @tesfaaleniaster7780 6 ปีที่แล้ว +51

    Ata ane ney ney hzelkan
    Fetari alo baelo yirieka
    ....
    .....
    Nihmia shikor nic Song

    • @El-bu9uk
      @El-bu9uk 6 ปีที่แล้ว

      Tesfaaleni Aster pe sega tadey kila belo seb kab mible
      GZIAWIT DERFI👌

    • @meharitesfay1757
      @meharitesfay1757 6 ปีที่แล้ว

      Tesfaaleni Aster. Tankfatki maslani gual Tekle

    • @tesfaaleniaster7780
      @tesfaaleniaster7780 6 ปีที่แล้ว

      Uffff rekibatni Kea eya enber 😪☺️

    • @meharitesfay1757
      @meharitesfay1757 6 ปีที่แล้ว +2

      Tesfaaleni Aster.
      Astera ab lebekie ay tatewyuo

  • @ትግራዉነቴኩራቴ
    @ትግራዉነቴኩራቴ 6 ปีที่แล้ว +4

    እማኒኪ ወ ስጋሰብ ምብላዕ ነዉሪ ፅቡቕ ስራሕ ኣድኒቐኪ 100%ሂበኪ

  • @Azile3112
    @Azile3112 6 ปีที่แล้ว +731

    ንሳሮንይ ዝፈቱ 100 like ❤️

    • @semisemi8781
      @semisemi8781 6 ปีที่แล้ว +2

      Wawwwwww

    • @semisemi8781
      @semisemi8781 6 ปีที่แล้ว +2

      💑💑💑💑

    • @semisemi8781
      @semisemi8781 6 ปีที่แล้ว +2

      Skorna

    • @eritreanadeyadijeganu432
      @eritreanadeyadijeganu432 6 ปีที่แล้ว +7

      Nahom hawna nsaron kulu eritrawi eyu zfetwa ezi gn nay nihimiya srah eyu so n nhimiya ajoki nbela

    • @Azile3112
      @Azile3112 6 ปีที่แล้ว +6

      eritrean እዚ ኩሉ ኮመንት እኮ ኣጆኪ ንህምያ ዝብል እዩ ኣነ ካኣ ንሳሮነይ ኣጆኪ ኢለያ ድሓር ካኣ ንህምያ ጥራይ እኮ ኣይኮነትን ትሰርሕ ዘላ ሳላ ባዓል ሳሮንን ክልኦትን እያ መሊሳ ጸቢቃ ሓንሳብ ሓንሳብ ካኣ ባ ነቶም ካልእ ግን ተረዲኤካ ኣለኩ bro or sis 😍😍

  • @Zedjames2024
    @Zedjames2024 ปีที่แล้ว +2

    man I'm Ethiopian but I love her voice very much. Love u'll Eritreans

  • @sabrinaestifanos9614
    @sabrinaestifanos9614 ปีที่แล้ว +1

    Thanks For washing.

  • @HDMONANEBARIT
    @HDMONANEBARIT  6 ปีที่แล้ว +418

    Zkeberkum teazebtna eta bealti merewah dmxi Nihemya dhri kndey dongyekum fetewtey bmbal Hasawi Tbl tmtn meharitn srah hiza mexia ala emo haye eske welcome nbela. Kem kedemna kea hanaxi riton mtbbaen nhaba. Thank you so much!!!

    • @iamme588
      @iamme588 6 ปีที่แล้ว +6

      HDMONA NEBARIT. Please change the thumbnail photo. It looks scary.

    • @ሽመይኣይነግርንእምቢ
      @ሽመይኣይነግርንእምቢ 6 ปีที่แล้ว +3

      ተስፋ ኣለኪ

    • @abelabel1812
      @abelabel1812 6 ปีที่แล้ว +3

      Ata Nay Newri eyu🔥 1:34

    • @meksebmichi2374
      @meksebmichi2374 6 ปีที่แล้ว +3

      keep going Nehemiah 👌

    • @habenpetros5339
      @habenpetros5339 6 ปีที่แล้ว +7

      gal Dc marey welkom atum sedet zelena beflay ka ab eropa zelena wey zelekin hasot negedef

  • @mulehsheki1720
    @mulehsheki1720 6 ปีที่แล้ว +95

    Nehmia nay hmamey dfetu like eske gchiw ablu

  • @wedileyfo460
    @wedileyfo460 6 ปีที่แล้ว +17

    ርሑስ ሓድሽ ይግበአረልና ጋይስ ትአምቲ ደርፊ ክኣ ሽኮሪና ግን ሓንጀመጂ ኣይተብዝሃ ኦክየ።

  • @tesfayohanneshaile252
    @tesfayohanneshaile252 5 ปีที่แล้ว +1

    ነባሪ መልእኽቲ ዝሓዘት ብልፅቲ ስራሕ። የቐንየልና ነህምያ!!! ይበል ግጥሚ ገጣሚ ዳኒኤል፣ መበገሲት ሓሰብ ናይዛ ስራሕ ባዕልኺ ስለዝኾንኪ ድማ ኣገንዒ!!

  • @bahlnahmeretmennetna
    @bahlnahmeretmennetna 6 ปีที่แล้ว +3

    ብልጽቲ ድምጻዊት ክትኮኒ ምካንኪ ርግጸኛ እየ ኣጆኪ ጎበዝ ንሂማ

  • @Eritreanloveshow
    @Eritreanloveshow 6 ปีที่แล้ว +13

    ጋል መምህረይ ነበር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሓቢብቲ።
    ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ጎሮቤታን እንዳበልና ኢና።

  • @ምቁርቃንዛ
    @ምቁርቃንዛ 6 ปีที่แล้ว +7

    ሳሪተይ ንግስቲ ዓለም ❤😙 ኒሀመይ ወናኒት ምቁር ድምጺ ፈውሲ ልቢ ዝኮነ ደርፊ ❤

    • @rakitey5729
      @rakitey5729 4 ปีที่แล้ว

      መፀለል ዝኮነት

  • @Benny12-w3s
    @Benny12-w3s 6 ปีที่แล้ว +4

    ሽኮረይ ሪሃና ጠፊእክና። ሓሰውቲ ተለኩም ርእስና እደሓከክና ያ ጀምዓ ፡

  • @nimcomohamed4346
    @nimcomohamed4346 6 ปีที่แล้ว +29

    Www I support this Amazing girl but I don't understand what she says also she look like Rihana rose 😘 from Somalia

  • @teklaybirhane1998
    @teklaybirhane1998 6 ปีที่แล้ว

    ዋይ ገራሚት ቆልዓ መቸም ዛደርፊ ንኢሳያ ኣፍጨርቂ እያ ተደሪፋ ጎበዝ ቀፅልዮ መህነን ኢለኪ ኣለኩ ከምዙይ ጌርካ ናይ ሰብ ተግባራቱ ብግልፂ ምንጋር ፅቡቅ እዩ

  • @mekerettv696
    @mekerettv696 6 ปีที่แล้ว +48

    እታ እዚ ገዛ ዩቲፕ ክምቅር ከይኑ።ናይ በሓቂ ደስ ዘብል'ዩ።ካብቶም ደረፍቲ እቶም ጸሓፍቲ ኮመንት ሞራል ክትህቡ ከልኩምሲ ማራ'ዩ ደስ ዝብለኒ፡፡እቶም ዝጻረፉ ዝነበሩ ብቶም ወሃብቲ ሞራል ተሳሒቦም።ካብ ዘይሪኦም ነዊሕ ጌረ።ደስ ዘብል ቁዱስ ቅንኢ።እቶም ዝተረፍና ከምቶም ወሃብቲ ሞራል ክንኸውን ሓደራ የሕዋት።ንህምያን ኣብዛ ስራሕ ኢድ ዘለኩም ቀጽልዎ ብጠዓሚ ንፉዓት።

    • @Rose-gj7mg
      @Rose-gj7mg 6 ปีที่แล้ว +2

      Thats true😂

  • @matiabraham483
    @matiabraham483 6 ปีที่แล้ว +26

    ኢሪ ምካነይ ሕቡንየ ብሓቂ ጽባቀ ጥበብ ፍቅሪ ምሳና ኣላ

  • @senay1962
    @senay1962 6 ปีที่แล้ว +1774

    *ተሳጊርኩሙኒ ኣይትሕለፉ Like ጌርኩም ርገጹኒ ጸላኢኩም ይረገጽ* !

    • @filz4461
      @filz4461 6 ปีที่แล้ว +10

      Zteregetse meAlti ygberelka, Hargets

    • @kerrya2128
      @kerrya2128 6 ปีที่แล้ว +9

      @Daniel Abraham 😂🙋

    • @danielabraham9500
      @danielabraham9500 6 ปีที่แล้ว

      @@kerrya2128 😍👌✋

    • @danielabraham9500
      @danielabraham9500 6 ปีที่แล้ว +2

      @@filz4461 qondaf Jelgaf 👎

    • @filz4461
      @filz4461 6 ปีที่แล้ว

      @Daniel ኣታ እንታይ ደኣ ኮሪኻ ትጻወት ዶ ኣይነበርካን፧ ኮራዪ፡ ልምሉም ሓርገጽ ክክክክ

  • @joniboy7965
    @joniboy7965 4 ปีที่แล้ว +2

    እዋይ እዛ ደርፊ እዚኣስ መዓስ ኢየ ዝመንዋ፡ ክገርመኩን ሎሚ ቀዳም ዕለት 11-4-2020 ሰዓት 10:20 pm ኣብ ኣመሪካ ኮይነ ኣነ ምስ ነህምያ ሓፍተይ በዛ ደርፋ ገዛ ዓጽየ ጣጥ ይብል ኣለኩ ሞ፡ በብዘለናዮ ንተሓጎስ ጽባሕ ንኮኖ ኣይንፈልጥን ኢና ቻው በቃ።

  • @marthat474
    @marthat474 5 ปีที่แล้ว +3

    ይበል እጹብ ድንቂ ደርፊ ጓል ኤረይ ሽኮር ዓይኒ ኣባይኪ ይድፈነልኪ እንቋዕ ሓፍቲኪ ኮንኩ

  • @itsreal7225
    @itsreal7225 6 ปีที่แล้ว +42

    ኣለኩም ዶ ደኪ DC ኣነ ናይ ኒህምያ ደርፊ ክሰምዕ ከለኩ መምህር ዘርኣይ (ቐ) አየ ዝዝክር ha hhh😋🤣😍Secendery school 🤗

    • @Yonaskidane901
      @Yonaskidane901 5 ปีที่แล้ว +1

      Loqmax entay ketgebr emo tezkro

    • @familynzp
      @familynzp 5 ปีที่แล้ว +3

      😍😍😍😍♥️

  • @Azmarino-r7y
    @Azmarino-r7y 4 ปีที่แล้ว +4

    ዕለት 11/10/2020 ዝራኣያ ኣሎ ዶ ኢስከ ላይክ ሃቡኒ ኢዛ ደርፊ ሰሚዐ ዘይጸግባ ነምያ ሽኮር

  • @henossaimon7660
    @henossaimon7660 5 ปีที่แล้ว +70

    24.11.2019
    Dhri interview nehmya

  • @meselteklebrahan
    @meselteklebrahan ปีที่แล้ว

    ብልጽቲ ደርፊ ድምጻዊት ነሀምያ ምስ መሳርሕትኺ ዓወት ንምነየልኪ
    ሰሚዕካ ዘይትምኖ ወልፊ ጌራትልና

  • @ወዲህዝቢ-ጰ3ቸ
    @ወዲህዝቢ-ጰ3ቸ 6 ปีที่แล้ว +9

    ሓሳዊ ሓቅኪ ንሂምያ ሽኮር like

  • @husilove1298
    @husilove1298 6 ปีที่แล้ว +15

    Nay bhaki xbukti derfi like hebeya aleku nseku ka neay like habuni

  • @gajsgss514
    @gajsgss514 6 ปีที่แล้ว +28

    ንሄምያ ሽኮር እንቃዕ ደሃን መጻኪ

  • @ማንቸስተርንማንቸስተራውያ
    @ማንቸስተርንማንቸስተራውያ 6 ปีที่แล้ว +6

    Rihhana nay ኤርትራ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ

  • @merihokbamichael8454
    @merihokbamichael8454 6 ปีที่แล้ว +1

    Nihmya ayney sks enka natey konki ma best nihmia zfetu eske like rgexeley 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yohannesdesta7224
    @yohannesdesta7224 หลายเดือนก่อน +1

    Who still listen this song 2024

  • @tesfagabrkidane5235
    @tesfagabrkidane5235 6 ปีที่แล้ว +6

    እዛ ደራፍት ማራ እየ ዝፈትዋ እታ ምንታይ ቤስታ ዓርከይ እየ ድዝክራ ንምያ ሽኮር እንቃዕ ዳሓን መጻክና ናይ ሕማማይ❤❤❤❤❤❤❤❤👌👌👌👌✌✌✌

    • @kingnzala4240
      @kingnzala4240 6 ปีที่แล้ว +1

      እዋእ ቅድሚ ሕጂ ዶ ሰሚዒካያ ኔርካ ኢካ እዛ ደርፊ ድኣ ማራ እየ ዝፈትዋ ትብልል?
      ሕጂ ሰሚዒካያሲ ኮመኡ ትብል።

    • @tesfagabrkidane5235
      @tesfagabrkidane5235 6 ปีที่แล้ว

      @@kingnzala4240 ኣባላይ ኣይተረዳካን ሓቢቢ እዛ ደራፍት እየ እለ እንበር እዛ ደርፊ ኣይበልኩን ግን ብሓፈሻው እዛ ደራፍት ተዘኩሮ ኣላትኒ እየ ዝበልኩ ሓቢቢ

    • @tesfagabrkidane5235
      @tesfagabrkidane5235 6 ปีที่แล้ว

      @@kingnzala4240 ተረድእካ ክውን ተስፋ እገብር ዛሓወይ

    • @wediatsida8707
      @wediatsida8707 6 ปีที่แล้ว

      ፍቅሪ እዩ መንገደይ ወዲ ኪዳነ ኣብ ሓደ line ኣለና ኣነ ከኣ ብሞት ዝተፈለየኒ ዓርከይ ይፈትዋ ስለ ዝነበረ ብከምኡ ይፈትዋ

    • @tesfagabrkidane5235
      @tesfagabrkidane5235 6 ปีที่แล้ว

      @@wediatsida8707 መንግስ ሰማይ ኣዋርሶ እንታይ እባሓል ኮይኑ ሓቢቢ። እንበር ሂወት ዳኣ ብኩሉ እዩ ዘሎ ተዘኩሮ ናይ ዓለም ነገር።

  • @relaxwithnature5876
    @relaxwithnature5876 6 ปีที่แล้ว +3

    2019 kimiselelkum ante koynu like giberuley. Amlak asalito yihabikum. 2019 ametkum yigbera.

  • @dawitmicheal2983
    @dawitmicheal2983 6 ปีที่แล้ว +21

    ርእሰ ምትእምማን ዘይብሉ ሰብ ካልኦት ሰባት ብምንሻው ብምጽላም ዩ ክፍቶ ዝደሊ

  • @ariamemun9576
    @ariamemun9576 6 ปีที่แล้ว

    ሽኮሪና ጋል መም ,ቀ ብታሚ ኣድንቀኪ ብስሜዕት ትደርፊ ምካንኪ ድምጺ ይበል ቀጽሉሉ 🌹🇪🇷🇮🇱👌

  • @234ghfdw
    @234ghfdw 5 ปีที่แล้ว

    Thank you nehamya mara eye zefetwa eza derfiki maletay ata hasawi and gebete demxiki dema mara tium kexlilu gobez haftki gal tigray

  • @ቢተውጅግናወዲህዝቢ
    @ቢተውጅግናወዲህዝቢ 5 ปีที่แล้ว +3

    ን ወዲ መድህን በራድ ያ ያኣኽለካ ትብሎ ዘላ ንህዝቢ ኤሪትራ ዳ ሓሰወ ተጻዊትልና ዩ ኣስተማቅርዋ ንህምያ ሰበይተይ ነበር miss u

  • @eriangelino7800
    @eriangelino7800 6 ปีที่แล้ว +16

    I must say cinematography, costume, and stylists of Eritrea are doing an excellent job not to mention the talent of singer and the musicians. My applaud to you all who are doing a great job behind the screen.

  • @wedidc554
    @wedidc554 ปีที่แล้ว +3

    ኒሙ ዓርከይ እዛ ደርፊ ክሳብ ሕጂ ❤ ይሰምዓ ኣለኹ❤ ሰብኣይ ኢኻ ኒሂምያ ዓርከይ

  • @fisseyawedi68
    @fisseyawedi68 4 ปีที่แล้ว

    ነህምያ ሽኮር ኣንበሲት ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ፈጣሪ

  • @haileawet4934
    @haileawet4934 5 ปีที่แล้ว +29

    Hasawi October 2019 menalo zsema kemay like 👍

  • @dffrtg3066
    @dffrtg3066 3 ปีที่แล้ว +7

    يا سلام
    زكرتني اصحابي الارتريين كنا مع بعض في ليبيا سمعت الاغنيه دي عندهم
    تحياتي لهم اين ما كانو مايكل ودانيل ومهاري ود تسفاي بنيامين
    احسن ما قابلته من جنسيات
    اخوكم السوداني

  • @ronaldocrisey6012
    @ronaldocrisey6012 6 ปีที่แล้ว +7

    Välkommen kenari dmxa tay kwexa bkulu mulu 100% ♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @efremtsehaye8591
    @efremtsehaye8591 5 ปีที่แล้ว

    Adnaki Saron bereket(lebam seb)n gerhi lba Nihimiya zerayn eye!!! Like ayfetun eye ente delikum gin Habuni!!!!!

  • @selemunmsgna4825
    @selemunmsgna4825 5 ปีที่แล้ว +2

    Waw nay bhaqi hasawi!!!
    Ajokum Forsa forsa@@

  • @ዓሰብባጽዕኤርትራ
    @ዓሰብባጽዕኤርትራ 6 ปีที่แล้ว +15

    ንህምያ ሽኮር ኤርትራዊት ሪሃና

    • @kerrya2128
      @kerrya2128 6 ปีที่แล้ว +1

      @ጓል ትግርኛ መልከዐኛ ሓርበኛ exactly wala dimtsa melkia rihana double face 👌

  • @shewitdesta3553
    @shewitdesta3553 6 ปีที่แล้ว +5

    ኣሰይ ናህሚ ፃይነይ አንቃፅ ብድሓን መጳአኪ ጠፊኢኪ ኢኪ ኔርኪ አንዳ ሓመኩኪ አየ አስኪ ንሃሚ ዝፈቱ like ጥራይ አዚኣ ሪሃና ናይ ኤሪ♥

  • @weditigray3513
    @weditigray3513 6 ปีที่แล้ว +188

    ቤላ ደርፊ፡ ቀፁሉሉ። ሓውኩም ካብ ትግራይ

  • @rutaasgedom4508
    @rutaasgedom4508 2 ปีที่แล้ว

    ♥ኒምያ ♥ሽኮር♥ ጻዕዳ ልባ ኩሉ ደርፍታትኪ እንድየ ዝፈትዎ ከምቲ ጻዕዳ ልብኺ ዝቕጽል ሂወትኪ ጻዕዳ ይግበረልኪ.l admire You my sweet sister.♥♥♥

  • @ሰለሞንኣሰፋ
    @ሰለሞንኣሰፋ 6 ปีที่แล้ว +9

    Kidey sebat alekum eza derfi n eseyas tigbio eya tblu b like and coomment gele beluni i love my cauntry Eritrea.

  • @abuuuu8322
    @abuuuu8322 6 ปีที่แล้ว +12

    ቀዳማይ like belu brother kab megesha mexyu koynu😉😉😉....

  • @weldehiwottesfagergish5625
    @weldehiwottesfagergish5625 6 ปีที่แล้ว +10

    This music exactly experess to Issias Afworki .Thanks Nmina I respect you

  • @saymontekleab7820
    @saymontekleab7820 6 ปีที่แล้ว +34

    Eza derfi nwedi Afewerku eya tmlket100%

  • @asmeraeri3594
    @asmeraeri3594 4 ปีที่แล้ว +1

    Very disappointing that only very few people watched this video, whilst it's the best clip of the year!
    "Nehmia, You are better than Selamawit!"
    Look at her confidence, she is marvellous!
    Queen of derfi tigrinya!!!

  • @wedinegedeharifhe7150
    @wedinegedeharifhe7150 4 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቅ ደርፊ ቀጽልሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል

  • @godislovetn3256
    @godislovetn3256 5 ปีที่แล้ว +5

    Nimya ሰገን
    ፍረ ሰገን
    ስሕልቲ, ገረሮ
    ብልጽቲ፡ናይ ሃገርና
    መምልስኪ ሰውድልና

  • @aronasefaw5051
    @aronasefaw5051 6 ปีที่แล้ว +58

    Nay Bihaki hasawi chenawi
    Bejakum eba etom zeytihsuwu like habuni 😂😂

  • @kidusmoges4641
    @kidusmoges4641 6 ปีที่แล้ว +6

    "sga seb ybeli'e kem hanza korisu" wow great

  • @robelmosazghilebasiholytri7429
    @robelmosazghilebasiholytri7429 ปีที่แล้ว +1

    You did Good Job Nehmiya, Nice Voice , Great Melody and Lyrics, Nice message through Music, God Bless you All.

  • @brhanekahsay9293
    @brhanekahsay9293 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ስራሕ ነንሕድሕድክን ዘይትባላላጻ ንፉዓት keep up ኣሮን ቀንዲ መቐረት ናይዛ መደብ❤🎉