🛑ብዘሕዝን ጉዳይ ምስ ስነጥበባዊ ቶማስ የማነ ኣበራ ተራኺብና Tomas Yemane Abera

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 553

  • @maggyshow
    @maggyshow  11 หลายเดือนก่อน +100

    ብዝኸኣልናዮ ንህጻን ስነጥበባዊ ቃልኣብ ገብረስላሴ ንሓግዞ gofund me 👉 gofund.me/81fa03eb
    ዓቅሚ ዘይብልኹም ድማ like , share ምግባር ኣይትሕመቁ

    • @syumnelo4525
      @syumnelo4525 11 หลายเดือนก่อน +2

      Nezi 2 yhzab nfiker tgebro zleka kemesgeka ydeli hanti kngreka zdeli ab gorebabtina tegaru alewu bfiker bmthgegazi ena nguazi zlena azi zgberi nay xlie kzreb kelo ygermena eyu slezi ajoka bro

    • @SS-ck9xp
      @SS-ck9xp 11 หลายเดือนก่อน

      @@syumnelo4525👍👍
      From 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @akezaberhe6216
      @akezaberhe6216 11 หลายเดือนก่อน

      ከመይ ገይርኻ ይሕገዝ ማግዋይ

    • @menkemtg6761
      @menkemtg6761 11 หลายเดือนก่อน

      Sala serawit Eritrea kemuwn Serawit Ethiopia kulu hzbi Tigray hamimu

    • @shabaytesfa
      @shabaytesfa 10 หลายเดือนก่อน

      ኣንታ ቆማል ትግረዋይ ንስካስ ንድልየት መዲያ ረፖርት ገርካዮ በል ተጸበ ወርሒ ክንተሓዘካ ኢና ወዲ ኣራይ ኩዕንቲ

  • @Askal7942
    @Askal7942 11 หลายเดือนก่อน +6

    ምሕረት የዉረደለካ እግዚአብሔር ኣምላክ 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @selamwondatir1737
    @selamwondatir1737 10 หลายเดือนก่อน +1

    Mearey egziabher yimharka.

  • @er3137
    @er3137 11 หลายเดือนก่อน +26

    ሓድሽ እየ ናብዚ ገዛ ፡ ከማካ ይብዝሑ ጽቡቅ ናይ ህዝብታት ፍቅሪ ዝደልዩ ወዲ ትግራይ ኣስሊ ፡ ❤❤ from Eritrea love you tigray people ❤🎉

    • @medhin8187
      @medhin8187 10 หลายเดือนก่อน

      እንኳዕ ሰላም መፃእኻ ዝፈትወና ፈተዉቲ ኢና 👏🥰

  • @szazlzazm9647
    @szazlzazm9647 11 หลายเดือนก่อน +4

    እግዝብሄር ምሕረት ይላኣከልካ ዕሸለይ 🙏💚💚

  • @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
    @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 11 หลายเดือนก่อน +6

    እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልካ ቃልአብ ሓወይ 🙏❤

  • @MiriMiri-fb8fx
    @MiriMiri-fb8fx 11 หลายเดือนก่อน +2

    ምሕረት የውርደልካ ፈጣሪ ማዓረይ❤🙏

  • @ተመስገንጌታየ-ወ2ጨ
    @ተመስገንጌታየ-ወ2ጨ 11 หลายเดือนก่อน +6

    ፈጣሪ ምሕረት የውርደልካ ቶሚ ሓወይ ለባም ሰብ ብጣዕሚ 🙏

  • @ጓልሃገረትግራይ-ነ2ገ
    @ጓልሃገረትግራይ-ነ2ገ 11 หลายเดือนก่อน +3

    ፈጣሪ ምሕረት የዉርደልካ ዕሸለይ😢🎉❤

  • @ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ
    @ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ 11 หลายเดือนก่อน +1

    እግዛብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣኸልኻ ቃልኣብዋ ማጊ ቶሚ ለ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹሙ

  • @SlimiGokt
    @SlimiGokt 11 หลายเดือนก่อน +2

    ፈጣሪ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ 👏👏👏

  • @emnetberhe
    @emnetberhe 11 หลายเดือนก่อน +5

    ማጊየይይ እንኮዕ ደሓን መፃኻ 🕊️ ንክቡር ሰነ ጥበባዊ ዳዊት ነጋ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ 🥲🥲 እቲ ሓውና ለ ኣብ ዓብይይ ደረጃ ክበፅሕ ይምነየሉ ብጣዕሚ ኣስሕቕኒ 🌼
    ንህፃን ተዋሳኢይ ለ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት ይውርደሉ 🤲

  • @GodisLove-z5u
    @GodisLove-z5u 11 หลายเดือนก่อน +6

    ማጊየይ&ቶሚየ ፍቅርኩም ሰላምኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ምሕረት የዉርደልካ ቃልኣብ ሓዉና❤❤❤

  • @عليآلعلي-ق6ض1س
    @عليآلعلي-ق6ض1س 11 หลายเดือนก่อน +2

    እግዛብሄር ኣምላኽ ምሕረት የውሪደልኻ 😢😢

  • @ራሄልጓልተዋህዶ
    @ራሄልጓልተዋህዶ 11 หลายเดือนก่อน +1

    ምሕረት የውርደልካ መዓረይ🙏

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn 11 หลายเดือนก่อน +23

    ቶማስ ግን ስለቲ ንሕልናካ ትነብር ዕድለኛ ኢካ እግዚአብሔር ናይ ልብካ ይሃብካ እመብርኃን እታ ትፈትዋ ፅላላ ተንብረልካ♥️😘
    የቀንየልና ከአ ♥️ ንፈትወካ ኢና❤

  • @حياةبراه
    @حياةبراه 11 หลายเดือนก่อน +4

    ምሕረት የውርደሉ ማዓረይ ፈጣሪ😢😢😢🙏🙏

  • @ጓልምህረይ
    @ጓልምህረይ 11 หลายเดือนก่อน +2

    ምሕረት የዉርደልካ ጎይታዋይ😢🙏

  • @hhhgvg4542
    @hhhgvg4542 11 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የዉረደልካ ቃሉዋይ

  • @heru12169
    @heru12169 10 หลายเดือนก่อน

    ኣምላኽ ምሕረት የውርደልካ ህፃነይ

  • @GgHh-dw8by
    @GgHh-dw8by 11 หลายเดือนก่อน +5

    እግዚአብሔር አምላክ ምህረት ይለአኸልካ ዕሸለይ👏💞💞💞💞😍😍😍😍♥️♥️♥️♥️🥰🥰🥰🌹🌹🌹

  • @Princess_Rozi
    @Princess_Rozi 11 หลายเดือนก่อน +1

    ምሕረት የውርደልካ ማዓረይ😢❤🙏🙏🙏

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 11 หลายเดือนก่อน +5

    ቲሙየይ ፅሪይ ሰብ ብጣዕሚ ዘፉትወካን ዝክበረካን ደላይ ሰላም ብዓል ሙልእ ሕልና ❤❤❤❤
    ቃልየዋይ እግዚእብሔር ኣምላክ ምሕረት የዉርደልኪ ንእሰይ

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም 11 หลายเดือนก่อน

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምሕርት የውርደልካ ማዓርይ

  • @FggCg-ek9dg
    @FggCg-ek9dg 11 หลายเดือนก่อน +1

    👍👍👍👍👍👍👍👍👍

    • @KbromKefi-k7x
      @KbromKefi-k7x 6 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤

  • @ጓልተዋህዶትግራይ
    @ጓልተዋህዶትግራይ 11 หลายเดือนก่อน +5

    ቃልኣብ ወደይ ምሉእ ምሕረት ይግበረለካ 🥺

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17 11 หลายเดือนก่อน +3

    ምሕረት የውርደሉ ዕሸለይ🙏❤💛

  • @dawitteame3666
    @dawitteame3666 11 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚኣብሄር ምሕረት የውርደሉ

  • @ሰላምሰላም-ኘ3ጀ
    @ሰላምሰላም-ኘ3ጀ 11 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ❤

  • @ሳራአልማዝ
    @ሳራአልማዝ 11 หลายเดือนก่อน +1

    ،wow❤💛❤️💛❤️💛🥰

  • @nrhrb3886
    @nrhrb3886 11 หลายเดือนก่อน +4

    ምሕርት የዉርደልካ ማዓራይ🙏

  • @melataskal9201
    @melataskal9201 11 หลายเดือนก่อน +7

    ፈጣሪ ምሕረት የውርደሉ ኣምላኸይ 🙏❤

  • @mareyhelsh5850
    @mareyhelsh5850 11 หลายเดือนก่อน +3

    ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ ❤❤

  • @ቅዱሰሚካኤልአባቴእርዳኝ
    @ቅዱሰሚካኤልአባቴእርዳኝ 11 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ይምሓርካ ዕሸለይ🤲

  • @እንዳባጉናዓደይ
    @እንዳባጉናዓደይ 11 หลายเดือนก่อน +5

    ምሕረት የውርደልካ ማዓረይ እና ማርገይን ቶማሰይን ድማ ብጣዕሚ ዝፈትዎኩም ሰብ ሕልና ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ኣሉየትግራይልጅነኝ
    @ኣሉየትግራይልጅነኝ 11 หลายเดือนก่อน +8

    እግዛብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ቃሉየይ ቶሚ ሓወይ ንስለ እቲ ሕልናዊ ስራሕካ ክብረት ይሃበልና ዝሓወይ🙏❤😥

  • @BealaNaif
    @BealaNaif 11 หลายเดือนก่อน +4

    ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ❤❤

  • @TGgf-vr1ly
    @TGgf-vr1ly 10 หลายเดือนก่อน

    ማግ&ቶሜ ደለይት ሰላም ♥️ቃልአብ ምሕረት የዉሪደልካ🙏♥️

  • @AbrhetGebrihiwe
    @AbrhetGebrihiwe 11 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏🤲🤲🤲

  • @Oneforall-ux3iw
    @Oneforall-ux3iw 11 หลายเดือนก่อน +5

    እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓወይ ❤❤
    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የዉርደልካ ዕሸለይ❤

  • @ማጊተሰፋፅባሕ
    @ማጊተሰፋፅባሕ 11 หลายเดือนก่อน +16

    ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ🙏🙏 እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ማጊተይ🎉🎉❤❤

  • @asmiteynatey2517
    @asmiteynatey2517 11 หลายเดือนก่อน +12

    ቶሚ & ማጊ ሰበይ ኢለኩም ኣለኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ መግለጺ የብለይን Er & Tg

  • @rahelcellfie9673
    @rahelcellfie9673 11 หลายเดือนก่อน +1

    ቃልየ የኔ ጣፈጭ እግዚአብሔር ይማርህ የኔ ቆንጀ ቃልየ

  • @ጓልዞምጀጋኑ-ኸ1ጸ
    @ጓልዞምጀጋኑ-ኸ1ጸ 11 หลายเดือนก่อน +10

    ምሕረት የዉርደልካ ዝሓወይ
    ቶሚየይ ሕልናዊ ሰብ ብምክንያት እየ ዝፈትወካ❤ ማጊየይ ፁሩይ ቀፅለሉ ❤

    • @gmercy6144
      @gmercy6144 11 หลายเดือนก่อน

      Genzeb Eritreawiyan Haram Tegaru hagiziwo nezi Qolia

  • @ትግራይሃገርእያ-ቀ7ጐ
    @ትግራይሃገርእያ-ቀ7ጐ 11 หลายเดือนก่อน +5

    ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ🙏

  • @ለዘዉስዩም
    @ለዘዉስዩም 11 หลายเดือนก่อน +4

    ምሕረት ይሃቦ ፊጣሪ🥰🥰🥰👏

  • @asmiteynatey2517
    @asmiteynatey2517 11 หลายเดือนก่อน +1

    ጹቡቕ ህጻን ኣምላኽ ምሕረት የውርደልካ

  • @fthawifthawi4252
    @fthawifthawi4252 11 หลายเดือนก่อน

    Mhrey yewurdelka ajoka knhgzeka ena tesfa zeymqrax 😢🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ወዲኣበራሜድያ
    @ወዲኣበራሜድያ 11 หลายเดือนก่อน +6

    ክብሪ ይሃብካ ማጊ ሓወይ❤❤ ኩሉኹም ከኣ 🙏 🙏 🙏

  • @tigraytigray5893
    @tigraytigray5893 11 หลายเดือนก่อน +11

    ዋው ብድንግላ ❤❤💕👍👍🎉 ግጨዩኒ ❤
    Mage my love bro 😘😘😘

  • @yesus_goytayu1233
    @yesus_goytayu1233 11 หลายเดือนก่อน +1

    ጐይታ ምሕረቱ ይአከልካ ዚወደይ 🤲✝️❤️

  • @ትጂቆልዓሰነገደ
    @ትጂቆልዓሰነገደ 11 หลายเดือนก่อน

    ምሕረት የውርደልካ ኣቡሸይ🎚👏❤❤❤❤

  • @hhshdhjdueiirh1923
    @hhshdhjdueiirh1923 11 หลายเดือนก่อน +3

    ፈጣሪ ምሕረት የውርደልካ🙏🙏

  • @Soliy_Only1
    @Soliy_Only1 11 หลายเดือนก่อน +1

    ለባማት ቶሚ &ማጊ ምሕረት የውርደሉ ፈጣሪ👏👏👏

  • @nebutube19
    @nebutube19 11 หลายเดือนก่อน +3

    ኩላትና እዩ መሩሩና ዘለ ስድትና የሐፅረልና 😢😢😢

  • @Gsh-h1z
    @Gsh-h1z 11 หลายเดือนก่อน +1

    ቶሚ❤ማጊ❤❤❤❤

  • @LwamIssak
    @LwamIssak 11 หลายเดือนก่อน

    አግዚኣብሄር ይምሓርካ ዝወደይ

  • @ጋልትግራይ-ኸ1ጸ
    @ጋልትግራይ-ኸ1ጸ 11 หลายเดือนก่อน

    ፈጥሪ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ

  • @sarayan525
    @sarayan525 11 หลายเดือนก่อน +1

    አምላኽ ምሕረት የዉርደልካ ማዓረይ 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @adfa6826
    @adfa6826 11 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab2232 11 หลายเดือนก่อน +3

    ጽቡቕ መደብን ኣቀራርባ መስሓቕን ኣዘናግዕን ቁምነገር ዘለዎ ❤ኩሉ ግዜ ተቕርቦ ጽቡቕ ንፉዕ መንእሰይ ቅጽሎ❤ምስ ቶማስ ዝገብርክምዎ ጽቡቕ ኣምላኽ ይሓግዝ❤❤

  • @ተመስገንእዩቃለይ
    @ተመስገንእዩቃለይ 11 หลายเดือนก่อน

    ቃልዋየይ ኣምላክ ምሳኻ ይኹን ምሕረት የውርደልካ

  • @edenaraya9795
    @edenaraya9795 11 หลายเดือนก่อน +2

    ምሕረት የውርደሉ🙏❤️

  • @samirha5358
    @samirha5358 11 หลายเดือนก่อน

    ኣምላክ ይሓግዝክም ኣሕዋተይ❤

  • @hadnetkinfe8976
    @hadnetkinfe8976 11 หลายเดือนก่อน +1

    Aseyyy

  • @ማመስገንነውልማዴ
    @ማመስገንነውልማዴ 11 หลายเดือนก่อน +1

    እግዝኣብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ዝወደይ ቶምና & ማግተይ ናይወጣትነት ዘመንኩም ኣምላክ ይባርከልኹም

  • @StarKsa-np4yf
    @StarKsa-np4yf 11 หลายเดือนก่อน +2

    ፈጣሪ ምሕረት የውርደልካ ዝወደይ 🙏🙏

  • @AbcAbc-qh1qs
    @AbcAbc-qh1qs 11 หลายเดือนก่อน +5

    እግዚአብሔር ይመስገን ❤❤አለና

  • @ልዋምጋልኣፅቢ
    @ልዋምጋልኣፅቢ 11 หลายเดือนก่อน +3

    ዝወደይ ምሕረት የውርደልኻ😢😊❤❤

  • @jesusisgreat8724
    @jesusisgreat8724 11 หลายเดือนก่อน

    አምላኽ ምሕረቱ የውርደልካ ማዓረይ🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️❤️❤️

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 11 หลายเดือนก่อน +2

    ቶሚ & ማጊ ለባማተይ ❤❤❤
    ዘይምስሃቅ ምምካርካ እዩ ማሪኩኒ 😄😄

  • @BeReketKelat-lb1kp
    @BeReketKelat-lb1kp 11 หลายเดือนก่อน +6

    እዝጋብሄር ኣምላክ ይምሓርካ ውሉደይ 🙏🏻

  • @TesfayHaylu-l2r
    @TesfayHaylu-l2r 11 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚአብሔር ይምሓርካ ህፃነይ❤❤❤

  • @rosadaniel5938
    @rosadaniel5938 11 หลายเดือนก่อน +2

    Be smart my eritrean brothers and sisters we have so many people who needs help in our country

  • @ሕጂኸናበይ
    @ሕጂኸናበይ 11 หลายเดือนก่อน +6

    ቶሚ & ማጊተይ ማራ እየ ዘድንቀኩምን ዘኽብረኩምን ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤
    ቃልኣብ ሓውና ድማ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደሉ

  • @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
    @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ 11 หลายเดือนก่อน +2

    ካብ ዓለም ዝፀልኦ ነገር እንተሃልዩ ኢትዮጵያ ትባሃል ሃገርን ኣድያም ሰብሃቱን ኢየ ሓደ ግዜ ክትሕለቀላ ምስምኮርካ ካባዛ ቻናል ሃዲመ ቶማሰይ ሪአ ኣብ ኣርእስቲ ኣትየ በዚ ኣጋጣሚ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትወካ ቶማሰይ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ንቃልኣብ ካኣ መድሃኒኣለም ሙሉእ ምሕረት የውርደሉ 🙏🙏🙏 ❤❤❤❤

  • @XehayYebyo-vt9eh
    @XehayYebyo-vt9eh 11 หลายเดือนก่อน +2

    God bless you my Son 🇪🇷 🙏 ❤️

  • @yorasalemftsum-wj2vq
    @yorasalemftsum-wj2vq 11 หลายเดือนก่อน

    mhret yewrdelka fetari muqurey❤❤❤❤

  • @edenaraya9795
    @edenaraya9795 11 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና ቶማስ።

  • @klm9872
    @klm9872 4 หลายเดือนก่อน

    Embrhan Mhrtu TlAkalu❤❤❤❤🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @Geni__12
    @Geni__12 11 หลายเดือนก่อน +5

    ፈጣሪ ምሕረት ይልኣከልካ ቃሉዋይ❤🥺

  • @ZfanMehari
    @ZfanMehari 11 หลายเดือนก่อน +3

    ምሕረት የዉረደሪካ ማዓረይ 🙏 ንዳዊት ነጋል መንግስቲ ሰማይ የዋሩሶ 😭😭 እቲ ደራፊ ናይ ፅባሕ ተስፋ እዩ ብጣዓሚ እዩ ኣስሕቂኒ ይመችዮ❤❤

  • @henokfashsien5887
    @henokfashsien5887 11 หลายเดือนก่อน

    ፈጣሬ ምሕረት የውርደልካ

  • @SamSam-sw6gi
    @SamSam-sw6gi 11 หลายเดือนก่อน +2

    ፈጣሪ ምሕረት የውርደልካ🙏🙏🙏❤

  • @NezeretBereket
    @NezeretBereket 11 หลายเดือนก่อน +4

    ምሕርት የውርድልካ 🙏🙏🙏

  • @ጋልትግራይመቐለ70አንደርታ
    @ጋልትግራይመቐለ70አንደርታ 11 หลายเดือนก่อน +1

    ቃሉዋይ መዓረይ ምሕረት የዉርደልካ ፈጣሪ ዝሓወይ መዓረይ ❤❤

  • @AdiamHabtom-hm5gq
    @AdiamHabtom-hm5gq 11 หลายเดือนก่อน

    🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏

  • @ብርጌድንሓመዱ-ቨ2ኸ
    @ብርጌድንሓመዱ-ቨ2ኸ 11 หลายเดือนก่อน +6

    ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት ይሃብካ ንኡስ ሓወይ:: በጃኹም ኤርትራውያንን ተጋሩን ከምዚ'ዩ ዘጸብቀልና ንፋቀር ንተሓጋገዝ ንተሓላለ ጽልኢ ኣብቶም ሓለፍቲ ይትረፍ::

    • @edenseltene6106
      @edenseltene6106 11 หลายเดือนก่อน +1

      ናይ ብሓቂ ሓወይ ምዓረይ

  • @suadadamiloveyouhababty9388
    @suadadamiloveyouhababty9388 11 หลายเดือนก่อน

    You are right hababti hermona⭐⭐⭐⭐⭐🇪🇷🇪🇷✈✈✈🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @samriguggalmekele1270
    @samriguggalmekele1270 11 หลายเดือนก่อน +1

    ቃልኣበይ ኣምላኽ ምሕረት ይልኣኸልካ መዓረይ 🙏

  • @tsigehadush7472
    @tsigehadush7472 11 หลายเดือนก่อน

    እግዚኣብሔር አምላክ ምሕረት የዉርደልካ ዕሸለይ❤❤❤

  • @fruitsarelife7073
    @fruitsarelife7073 10 หลายเดือนก่อน

    Yekenyelna Maggi 🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙

  • @AaAa-g5j3c
    @AaAa-g5j3c 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት ይገበር🙏🙏🙏

  • @gdhfteucdgb8388
    @gdhfteucdgb8388 11 หลายเดือนก่อน

    ምሕረት የውርደልካ ኣምላክ ዘወደይ

  • @ተጋሩዋይንበሩለይምንባርኩ
    @ተጋሩዋይንበሩለይምንባርኩ 11 หลายเดือนก่อน

    ማጊ❤ቴሚ❤ እግዚብሄር ምሕረት የወርደሉ ወድነይ

  • @زايد-ك8ض
    @زايد-ك8ض 11 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😂😂

  • @HchfHfhf-w3o
    @HchfHfhf-w3o 11 หลายเดือนก่อน

    ምሕረተ የውርደለካ መዓረይ

  • @rakimehrteab3819
    @rakimehrteab3819 10 หลายเดือนก่อน

    Egzabiher Amlak mhret yewrdelka mearey 🙏🙏🙏

  • @nfreek5276
    @nfreek5276 11 หลายเดือนก่อน +4

    ዘማሪ. ይግበሮ. ነዚ. ቆልዓ ኣምላኽ ምሳካ. ይኹን

  • @ሐሩ
    @ሐሩ 11 หลายเดือนก่อน +4

    Nfuat zeom yhwatey kemu gerkum mis hizbi thawawesu tom &magi 🤩😊 nzi hixan ka mhret yewrdelu brukey 🙏