Sibhatawian corrupted group guhilatat mouth piece, communist arrogant self-centered self-righteous Shabia sympathizer narcissistic dogmatic politics and narrative is over you like or not
Sibhatawian corrupted group guhilatat billioner and millioner selfish self-centered self-righteous narcissistic narrative and politics is over, we learned our lesson no more Sibhatawian corrupted in tigray, the majority of tegaru are behind getachew and thadikan
Our future professional elites - thanks too see you again and again for your RATIONAL analysis. YES our future is bright
ሓቅነትን ብስለትን ዘለዎ ፅቡቅ ትንታነ። ለውጢ የድልይ ኣብ ትግራይ። ብሓደ ድሑር ዓሌታዊ ጉጅለ እናበረስና ኣይንነብርን። ትግራይ ብምሁራትን ጠቃሚ ሓሳብ ብዘለዎምን ሰባት ክትምራሕ ኣለዋ። እዞም ድሑራት ጉጅለ ስብሓታውያን ደጊም ይኣኽሎም ክንደይሻዕ ክፃወትሉ ነዚ ህዝቢ።
እዞም ተጋሩ ኣሕዋትና ብሓቂ ፎእ ኢኹም, ተስፋ ተቑሩጹ, ወግሐ ጸብሐ ንስልጣን ክትቋራቖሱ የሕዝን። ኤርትራዊ ንምንባር እምበር ባህጊ ስልጣን ዘለዎ ሓደ ኡዃ ኣይትረክብን። በዚታት ድማ ንሕናን ንስኹምን ንፈላለ ኣለና።
ቴዲ በጃኻ መረዳእታ ዘይብሉ ጸለመ ከይኸውን ንጠንቀቕ። ብሓቂ ኣብ ሞንጎ ግምት ምክፍፋል ዝፈጥር ሥራሕ ከይኸውን።
ሓሲዩ ኢዩ እናበለ ክንድዚ ዝኣክል ሰብ ክብል ዘሕፍር ኢዩ:: ኣይመስለንን ዘይብል:: ናይ ጋሳ ቃላት ዝጥቀም
Why is it always noisy. Teddy press you need to work on it.
እዛ ዘረባ ናይ ነቐፋ ዘረባኳ ቴዲ ክንደይ ኢሉ ኽሰማማዓላ ገጹ ረአዬ ተኸኽ ኢሉ ዘሎ 😂 እዚ ደአ አብ 'አሰና' ናብ አማኒኤል ክኸይድ ኔሩዎ እምበር
ፕሮፌሰር መድሃኔ ታደሰ ኢልካ አበይ አሎ አየቅረብካዮን።ንስኻ ግን ናይ ግምት ደገፍቲ ጥራሕ ዲኻ ተቅርብ ።ሚዛናዊ ዘይትኸውን
አቱም ተጋሩ ፈቲኹም ጸሊእኩም ኢትዬጲያውያን ደአ እምበር ኤሬትራውያን አይኮንኩምን ይትረፍኩም ከአ ስለዚ ዓሪፍኩም ተቐመጡ
ፕሮፌሰር= ፕ/ር
አየ በሰራት ለባስ ለባስ ደኣ ይፈቱ 250 ካለለላሸን ዝሰረቀ ተምሰግን ናይ ደቡብ ምብራቅ ምምሕዳር ጌታቸው ዝሸሞ ተመሰግኖ ምክንያቱ ንስኻ ከሙኡ ሰርቅካ ሰለ ዝወፃኻ ሰለዝኸንካ።
Misinformed or confused or convinced professor Medhine
ብስራት ካብ ትግራይ ካብ ትወፅእ ድሕሪ 83 ዓ/ም ትግራይ ህዝቢ ትግራይን ገዲፍካ ዝከድካ ብዛዕባ ህዝቢ ትግራይ ህልዊ ኩነታት ዘይትፈልጥ ሰብ ኢካ ታብኡ ሓሊፋ ትግራይ ካብ ዘፍርሱ ሰባት ሓደ ኢካ።
ስለ ትግራይ ክፈልጥ ኣብ ትግራይ ክህልይ ነይሩዎ😂
ሓደሓደ ሰብስ ሃመይ እዩ ልሓስብ😂
እሞ ደብሪጽ ድዩ ስለ ትግራይ ልፈልጥ😂 እዙ ለማስ🤣🤣🤣🤣🤣
Kla tm bel barya nafaki debrestntet
Sibhatawian corrupted group guhilatat mouth piece, communist arrogant self-centered self-righteous Shabia sympathizer narcissistic dogmatic politics and narrative is over you like or not
Abyi no kefu
ንንፃድቃን መለስ ዜናዊ ክሳብ ሎሚ ብህይወት አሎ😂😂😂 ህውሀት = መለስ ዜናዊ
2001 TPLF ንክልተ ተከፊላ ምስ መለስ ዝነበሩ ገሊኦም ብህይወት የለውን ስብሀትም የለን ክብሀል ይካአል ምስ ስዬ ዝነበሩ ግን Almost ኩሎም አሉ። ፃድቃንን አበበ ጆቤ key position ምስ ንስዬ ሀቢሮም ተባሪሮም ቂም ሂዞም ምስ ዝሞተ መለስ ብህይወት ዘየለ ሰብ ይታገሉን ይእከቡም። ጆቤ ህጂ active player ኮይኑ መፂኡ አሎ ስዬ ብሀው ወክል ይልፍልፍ አሎ ፅባህ ንሱም ምስ እንፃድቃን ክልፍልፍ ንርኦ ኢና😂 ጌታቸውን ክንደያ አረቄን ስልጣን እንተሂብካዮም ክትጋልቦም ቀሊል እዩ😂😂😂 😮ብርሀኑ ነጋ አብይ ንጌታቸው ንምንታይ እሺ ከምዝበለ ነጊሩና ሎ😂😂😂
# ህዝቢ ትግራይ ቂምን አረቄን አብ ❤ም አብ ✋ ሂዞም ካብዝዞሮ ባእልካ ተከላከል
ኣብ ትግራይ ብጣዕሚ ዝገርም ኩነታት ንዕዘብ ኣለና:: ብዛዕባ ቀይሕ ሠራዊት ዝቑርቆር ኮሚኒስት ስርዓት ከም ዝቖንቆነ ደረቕ ኦም/ ተኽሊ ወዲቑ ክንሱ: ኣብ ድሑራት ናይ ሣልሳይ ዓለም ሃገራት ግና እቲ ሠራዊት ናይ ውልቀ መለኽቲ ተኣዛዚ; በቲ ናይ መስፍናዊያን ስርዓት ናይ መሳፍንቲ ተኣዛዚ ወይ ናይ ሓደ ፓርቲ ሓሸከር ኮይኑ ይቕፅል ኣሎ: እምበር ነብሱ ዝኸኣለ ተቋም ኮይኑ ናይ ህዝብን መንግስትን ሓላዊ ክኸውን ኣይከኣለን ዘሎ::
ኣብ መከተ ህወሓት መንግስቲ ስለዝነበረ ህወሓት እዩ ዝመርሐና ምባል ትክክል እዩ ወዲፃድቃን ከማካ ኩሉ ተቃሊሱ እዩ ሕዚ ግን መዕነውቲ ኢኩም።
ጉጅለ ማለሊት ወድዛ መጉርዒ ታይ ትፈልጦ ኣለኻ❗️
ስቕ በል
ጉጅለ ድሕረት
Sibhatawian corrupted group guhilatat billioner and millioner selfish self-centered self-righteous narcissistic narrative and politics is over, we learned our lesson no more Sibhatawian corrupted in tigray, the majority of tegaru are behind getachew and thadikan
ብስራት ኣማረ 03 ክንደይ ተጋሩ ረሻንካ ኣረሺንካ
Liar always Liar
He lacks the professional communication skills, he throws bad mouth words, and spread rumours
Bla bla bla 😡😡😡😡