Eritrean tiktok kunatat israel Sami shikor

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ส.ค. 2024

ความคิดเห็น • 7

  • @user-es3nz5et9c
    @user-es3nz5et9c 3 หลายเดือนก่อน +2

    እቲ ሓቂ ሰብ ኣይጠፍኦን ኢዩ መን ኢዩ ዝብድል ዘሎ ፍሉጥ ኢዩ መን ኢዩ ኣብ ቦቶኦም ከይዱ ዝርብሽ ወይ መን ኢዩ ዝብድል ዘሎ ፍሉጥ ኢዩ ነቶም ደለይቲ ፍትሒ መን ኢዩ ዝልእኮም ዘሎ ፍሉጥ ኢዩ

  • @user-es3nz5et9c
    @user-es3nz5et9c 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣንታ መፍትሒ ዝጠፍኦ የለን እቲ ዕላማ ብድሕሪት ኮይኑ ዝደፍእ ዘሎ ናይ ትግራይ ኣጀንዳ ኢዩ።

  • @danidaniel7685
    @danidaniel7685 3 หลายเดือนก่อน

    Fulut eko u Tegaru wuhudat Eritrawiyan ymoxukum alewu dhan ka 1 malti kitrekba ekin

  • @user-es3nz5et9c
    @user-es3nz5et9c 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንታ እንታይ ከተምጹ ስለ ዝደለኩም ኢኩም ክንድዚ ዘረባ ዝበዝሕ ዘሎ እዞም ክልተ ሰባት ተዛርቦም ዘለካ ሓሳባቶም እዮም ክህቡ ዝክእሉ ንስካ ክኣ ኣንታ ትሓቶም ዘለካ ተቃራርቦም ዲካ ዘለካ ወላስ ተራሓሕቆም እቲ ዘረባ ናብ ክልእ ይከይድ ኣሎ።

  • @FinanMehari-wv2pi
    @FinanMehari-wv2pi 3 หลายเดือนก่อน

    ናይ እረትራዊያን ጸገምና ነንሕደና እና ንዋዳዳእ ዘለና መፍቶ ለባማት ኣሕሕሕ

  • @atewerkigebrekrstos2237
    @atewerkigebrekrstos2237 หลายเดือนก่อน

    ኣታሳሚ ዝብሉካ ንሰላም ሓሳባት ስሚበሊዕ ከረፍ በል ሎቅማጽ