There are four Mountains Jews have a strong faith in them,first Zion,Sina,Heteb and the fourth I forgot but there is a theory that when Roma soldiers control Israel many Jews climb up to the Mountain where they commit suicide.What is the name of that Mountain?Thanjs brother.
ብጣዕሚ.... ሓጺርን... ምሃርን መደብ 👍
ኣይትዝሕላ ሓቢቢ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ❤❤
ጽቡቕ ስርሕ ኣብ ሓጺር ግዜ ፡ን ብዙሕ ክፋላት መጽሓፍ ቅዱስ ብ ዝረደኣካን ፡ጽፉፍን ኣገላልጻ ይበል ኣናብባን ፡ኣቀራርባን ስራሓትካ ይባረክ።
Interesting story. Tnx
Thank you very informative 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Bravo ናይ ሎሚ ኬፍ ኣለዋ 👌🏾
የቀንየልና ቡፌ ኤሪ እንተ ናይ እስራኤል ነገር ግን ካብ ዜሮ ተበጊሶም ክሳብዚ ህጂ ዘለዉዎ ምዕባለ ምብጽሖም ኣዝዩ ዘደንቕ እዩ ኣብ ማሕበረ ሰቦም ዘለዎም ኣረኣእያ መግለጺ የብሉን ብፍላይ ኣብጸታ ማንም ስቢል እዩ ጸታ ዝከታተል ባዕለይ ነባሪ እዚ ዓዲ ስለዝኾንኩ እንተናይ በዓል ኤርትራ ግን መራሕታ ተተርኢሶማ ይድቅሱ ኣለዉ
Learned a lot..Thanks brother.
Nice and great
👍🙏🏾👌
❤❤❤❤ nicc picc
Ata eskas kmy dikaa nateyyy, mara kief zelewo medeb habibi, qexlo alena ab gonkaa ajokaa❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንፉዕ ኢኻ ኣጆኻ።
Thank you very much I wish that our people to have freedom to read the Bible❤❤❤
Happy
Thanks so much for sharing
Hawey ajoka qexilo ❤❤❤❤❤❤
ብ/ ጹቡቅ ትምህርቲ
❤❤👍
❤❤❤❤
Welcome Bufe eri ❤❤❤
Tack!
ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ ቻነል ።ኢደይ ኢድካ ኢልና ነዕብያ ኑኡሽተይ ቤትምህርቲ ኢይ።ወናኒ ቻነል ከኣ የቀንየልና ።ካብ ናይ ሃይማኖት ወይ ፖሎቲካ ጸግዒ ከይ ሓዝካ ታሪክ ከምዘለዎ ስለ ተቅርብ ቀጽሎ🥰
kbret yhabelna.
thank you for support Bufe Eri.
Naybhaqi xbuq medeb eu zeleka qexli ❤❤❤
Programka tsubuq u ❤gin dimtsi astekhakhil microphone gorniu alo maekelay volume gibero, thanks ❤
ከም ወትሩ ብሉጽ መደብ
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Wedi eri ambesaye ezom like key gebro zikatateloka kem zibezho tazibka tikewen eka ezi ka entai yereyka adbuom zikatateloka alewo malet euo ezi malet ka bi felxetka enda kenio zikatateloka alew malet euo men mokanom ka folox euo xibah nigoho kem natom filxet amsilom kezrghwo euom malet euo ezi natey elka hazo wedi eri ambesaye nikid xirah birhan euo kidmena biravo 🇪🇷🇪🇷❤️❤️👍👍👍
😢😢😢😢😢😢neziy helufu dezkurwo asetan demezu yhudawn yersuwo 🇵🇸😢😭😢😭🕊🤝
ዉሉፍ ሽጋራ ዝነበርኩ ሽጋራ ገዲፈ ተበልኩ ውሉፍ እዛ ቻነል ኮ ኮይነ 😂
thank you kbret yhabelna kbur haw. ezia gn kabta shgara kurub thaysh tkewn ya kkkk.
❤❤❤❤🎉
ይገርመካ እዩ ድምጹ ትሕዝትኡ ኣገባብ ኣዘናትዋ ደስ ካብ ዝብላኒ ቻነላት ቀዳመይቲ እያ❤
@@BUFERI ትሓይሽ ካብ ሽጋራ ዳኣ ኣፍልጦ ከማን ከማን ትእክብ
Nice No smoking😂😂
wwwwwww xsebuk zekona meglaxse nay behaki buruk hawey
Israel for ever❤❤
Isereal zadu kab kulu alem zetakebu eyom🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
10 k views ala like gn yelen please like ngberelu
ኣብ ዛሓለፈ ብዛዕባ ኣጋርታ ትብል መደብ ኣቅሪብካ ኔርካ ሃጻር አያ ኔራ ማልት ኣጋርታን ናይ ናዚ ስርዓትን ወይ ሂትለርን አንታ ምትሕሓዝ አ ዩ ዘዎም ብዝሰብፍሐ አንተ ተምጸልና ደስ ምበለኒ
ok i will bro
Lomi mule malti mska wieale Hanietay ❤😂 hji ka nezia kkkk qexlo dmxka yexelleni eyu ❤
KBRET YHABELEY. THANK YOU.
እስራኤላውያን በዘይካ ኣውራ ማለት ምሩጻት ምዃኖም ብፈጣሪ ።ንዓለምና ዘበርከትዎ ሰብ ብቀሊል ኣገባብ ንኽነብር ዘበርከትዎ ቴክነሎጂ ይኹን ሕርሻ ብሰፊሑ ኣምጸኣልና??? ተኺኢልካ? ??
ኣይሁድ እንታይ ሃይማኖት ምካኑ እባ ግለጸልና ምስ ኦርቶዶክስ ከ እንታይ ፍልልይ ኣለዎ
Ok ኣብ ዝቕጽል ሰሙን ከቕርቦ ክፍትን የ ። thank you.
ኣይሁድ ብኣምላኽነት ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣይኣምኑን እዮም።
ንእዬሱስ ክርስቶስ ብሕጂ ኢዩ ክመጽእ ኢሎም ዝኣምኑ ኢዬም።ንሕና ግን መጽዩ ንስለፍቅርና ኣብ መስቀል መስዋእቲ ደም ከፊሉልና ዓሪጉ ንብል ። ንሶም ብሕጂ ኢዩ ክመጽእ ይብሉ ንሕና ከኣ መጽዩ ንብል።
ወዲ መሬት ፡ ተገዲስካ ኣይሁዳዊያን ኣብ ዓለም ዘለዎም ጽልዋታት ተገዲስካ ። ተኸታታሊኻ እየ
There are four Mountains Jews have a strong faith in them,first Zion,Sina,Heteb and the fourth I forgot but there is a theory that when Roma soldiers control Israel many Jews climb up to the Mountain where they commit suicide.What is the name of that Mountain?Thanjs brother.
Mount Hermon I think…. it’s in the Bible
Ezom isralawuyan Kemzi natna hiwet eyu zelewom
ከመይ፧
ብልክዕ 100%
Tehasebka yo ke
Sralewuyan slemntay kristiyan zeyelewu bjeka wuhudat areb zikonu
ab zktsel slemntay kemzkone knmls knftn ina
@@BUFERITemam knxbee eina bro
ኣለዉ ክርስትያን ኣይሁዳውያን
ፈሪሳውያን እንታይ ማለት ዩ ?
ፈሪሳውያን ማለት ናይ ኣይሁድ መራሕቲ ሃይማኖት ኮይኖም። ፈርሳዊ ማለት ብቋንቋ ኢብራይስጥ ኮይኑ ትርጉሙ ካብ 'ፖራሽ' ዝብል ቃል ዝወጸ ዩ። ትርጉሙ ድማ ዝተፈልየ ማለት'ዩ።
Thanks ዛሓወይ ኣብሪህካለይ ኣለኻ
ፍልስጤማውያን ብሰሪ ልውህኖኦም ኣብ ከምዚ ወዲቆም ፡እዚ ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ እንዳ ተባህለ ንህዝብና ክትጸድቅ ኢካ ዝብል ትምህርቲ ክተርፍ ጥራይ ኢዩ ዘለዎ ዝኾነ ኣካል ከርዳኣኒ ዝኽእል እንተ'ሎ ኣለኹ ይበል ፡ናብ ብድረ መዓርን ጠስምን ማዓስ ተበጊሶም ማዓስ ከምዝኣተውዋ ኣይገልጽን ካብ ኮነ ጽውጽዋይ ጥራይ ኮይኑ ኢዩ ዝተርፍ ግን ኣብቲ ሽዑ ከምዚ ዓይነት ክጽሕፉ ምኻኣሎም ክሳብ ሎሚ ህዝብና ዘደንቆረ ይገርም ኢዩ
ኣለኩ ኣነ ሕቶኻ ሕተት ግን ብርድኢት እንበር ብክትዕ ኣይኩን።
እዚ ብሰንኪ ልውህነኦም ዝብል ጽውጽዋይ ናይ መሓመድ እምበር መን ነገረካ ነዓኻ????
Read Bible please
ንምንታይ ኢዩ ንዘይ ኣመንቲ ህዝበይ ኢሉ ናብ ምድረ ከናኣን ከእትዎም ንምንታይ ነቶም ናቱ ኣመንትን ተኸተልቱ ናብቲ ጽቡቅ ስፍራ ክወስዶም ዘይገበረ? ከመይ ከ ንዘይ ኣመንቲ ምሩጻት ኢልዎም?
ኣመንቲ ስለዝነበሩ ኢዩ ህዝበይ ዝብሎም ኔሩ ኮ።
ያምክቡር ዘይኮነ (ዮም ኪፑር)እዩ ።ካልእ ግን ንፉዕ ኣተራርኻኻ ገላጺ።
❤❤❤❤❤❤