HDMONA - Part 4 - ጽግድም ብ ዮውሃንስ ሓየሎም (ባጡ) Tsigdm by Yohannes Hayelom - New Eritrean Drama 2019

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 282

  • @HDMONANEBARIT
    @HDMONANEBARIT  5 ปีที่แล้ว +40

    ስለቲ ሃናጺ ርእይቶን ደገፍን ምስጋናና ይብጻሕኩም ኩሉኹም ኣሕዋትን ኣሓትን፤፤ ንዝዓብዩ ዘለዉ ትስፉዋት ተዋሳትን ደረስትን ከሙኡ ውን ኣለይቲ ከም ቀደምኩም ሃናጺ ርኢቶ ንሃቦም፤፤ ናብ ኩሉ ንኽባጻሕ ከኣ ሸር ምባል ተሓባበሩ፤፤ ንቀጻሊ ዝመጹ ስርሓት ንምክትታል ካኣ ሳብስክራይብ ዘይምሕማቅ፤፤ ደጊምና ክብረት ይሃበልና፤፤

    • @gottseidankgottseidank8538
      @gottseidankgottseidank8538 5 ปีที่แล้ว

      sekutu atum woyalat be kab adi zemetsen be fara aytelagetsu sele bahlun meninetun zeyreses fara teblwo kemszi aynet tegrinya aytezareb teblu neskum denakor
      bejeka awol sad awol sad mara jegna eu kalot sakit ekum

    • @fullpower1391
      @fullpower1391 5 ปีที่แล้ว

      @@gottseidankgottseidank8538 bejaka tmbel tm iyu zexbqlka

    • @fullpower1391
      @fullpower1391 5 ปีที่แล้ว

      @@gottseidankgottseidank8538 ኣታ ክንዲ ርእስኻ ዲካ ተሓስብ በቃ ኣግፍሒካ ምሕሳብ የለን

    • @streritube1948
      @streritube1948 5 ปีที่แล้ว +3

      ደላዪ ንብሱ ትሩሱዑና ኣለኹም

    • @Wedimamaa
      @Wedimamaa 5 ปีที่แล้ว +1

      ንባጢንጋ ኣድናቆተይ ኣብጽሑለይ ። HDMONA NEBARIT ደላይ ነብሱ ከኣ ኣይትዘንግዑና ቀጽልዎ

  • @yonatandaniel6204
    @yonatandaniel6204 5 ปีที่แล้ว +125

    nezia tenbeba zeleka bir ktbel thagos
    mrekavzedeli like ms subscribe

  • @sundayschool6826
    @sundayschool6826 5 ปีที่แล้ว +51

    ን ቴኖን ባጡን ዝፈቱ ስኩ like

  • @wizfugra2920
    @wizfugra2920 5 ปีที่แล้ว +6

    ---ብሩኽ ዓርቢ ጅምዓ የዉዕለና ----
    ንእንዳ ብዓል ባጡ ይሕዋትና like ኮመንት እንዳ ሃብና ዳኑ gual ጆን ሓፍትና ውን ብሓዱሽ ስራሕ መጽኣትና ኣላ እሞ
    ሓደራ ነተባባዓያ ነዛ ሉል ትመስል ሓፍትና ዳኑ ዘይ ይጋገ የለን ካብ ጌግኡ ዘይእረም ዩ ኣረሜን
    ኣቦና ኣዳም ውን ጌጋ ኣርኪብሉ ዩ ኩሉ ፍጡር ይጋገ ዩ ሓዊ ንሓዊ ውን ይቀያየም ይበዳደል ዩ ሕድገት ከኣ ይገብር ናብ ንቡር ይምለስ እሞ
    ዳኑ ሓፍትና ውን እኮ ኤርትራዊት ሙካንኪ ጥራይ እኩል ዩ ናይ መንፈስ ሓፍትና ክትኾኒ እሞ ስርሓትኪ ውን ዝወጾ የብሉ ድምጺ ይኹን ምንቅስቃስ ብሰንኪ ሓንቲ ሕማቅ ስራሕ ኩሉ ሕማቂ ተደምሲሱ እሞ ክንብል በለ እንበር ኣይ ተካዕወን ኣብ ዝመጽእ ውን ካብዚ ንላዕሊ ካባኺ ንጽበ ኣጆኺ ኣጆኺ ኣብ ጎንኪ ኣለና ሃየ ኣብታ ደርፊ ከድኩም like ኮመንት ርኢቶኹም ውን ትሕትና ዝትሓወሶ ኣፍሱሱላ ሰሰናዩ ኣብዘዘለናዮ ሰላምን ቅሳነትን ስደትና ይሕጽረልና 🙏🙏🙏😍😍😍🇪🇷

  • @siyemhanis9926
    @siyemhanis9926 5 ปีที่แล้ว +65

    Ab zelekumo adey mariam thalkum deki erey nezom ab libya zmotu kea xnat yhab n sdra

  • @henokhabtemariam3968
    @henokhabtemariam3968 5 ปีที่แล้ว +8

    ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ደቂዛ ሓላል መሬት

  • @ሄራታንብርሃነ
    @ሄራታንብርሃነ 5 ปีที่แล้ว +1

    ዋው እንኳዕ ብደሓን መፃእኩም እንዳመቀረት እያ ትከይድ ዘላ እዛ ድራማ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ እየ ዝሪኣ እና ቀፅልሉ ምቁራተይ ደሞ ደቂ ኤረይ ከምታ ናይ ኩሉ ግዜ ቃለይ ፍትውትው'የ ዘብለኩም

  • @aeknmore9024
    @aeknmore9024 5 ปีที่แล้ว +28

    Ya jema nemejemrta gezie eye first yexhef aleku beruk mealti yewelena 👍😍😘

  • @titititino989
    @titititino989 5 ปีที่แล้ว +11

    እውይ ኬብሮም የኔ ማር ምስኪን ዘይት ክልያ ፀኒሓ ባዕላ ክትልምነካ እንድያ እባካቹ ላይክ ስጡኝ

  • @21stcentury80
    @21stcentury80 5 ปีที่แล้ว +23

    ኣንታ እዚ ፍልም ሃገርናስ ኣብ ስደት ጥራይ ዘሎ እዩ ዝከታተሎ መስለኒ

  • @blen3327
    @blen3327 5 ปีที่แล้ว +5

    Wellcome tenafekti n batu zfetu eske like yhabeni bruk mealti ka yewelena 🇪🇷❣❣❣😘

  • @samielkubrom5921
    @samielkubrom5921 5 ปีที่แล้ว +52

    ሰላም ብመጀመርያ ጆኒ ብምቅጻል ጽቡቅ ስራሕ ክንብሎ ይፈትወካ ኢየ ሕጂ ግን
    ኣነ ዝገርመኒ አንተሎ ናይዞም ኣርቲስት ወይ ደረስቲ ናይ ሃገርና ኢዩ ህዝብና ክትብሉ ምዓት ተመሊስኩም ካ ነቲ ህዝቢ ናይ ሃገረሰብ ተናአስዎ ብምሉአኩም ደረስቲ ምንሻው ነቲ ህዝቢ ሃገረስብ ኪይኑ ስራሕኩም
    ንኣብነት ነዚ ሒዝካዮ ዘለካ ካራክተር ሲ ካብ ዓዲ ከም ዝመጸ ኢዩ ማለት ካብ ሃገረ ሰብ ከምዝነጸ ማዕረ ኾምዚ ግን የለን ብፍላይ ኣብዚ ዘለናዮ ዘምን so ኩላህኩም ደረስቲ ክተረምሉ ኣለኩም ኣግምት አትውዎ
    ላይክ ኮሞንቲ ሃቡና ዶ ገለ ክትብሉ ትውዑሉ ተመሊስኩም ነቲ ህዝቢ ሃገረ ሰብ ትጸርፍዎ

    • @kisanethabtom7181
      @kisanethabtom7181 5 ปีที่แล้ว +4

      Haqka hawey kab zgermeka tmali ms mehazay tezararibna mara aganinemo

    • @robielmahary5948
      @robielmahary5948 5 ปีที่แล้ว

      Sq elka u

    • @degafimessinbarcan443
      @degafimessinbarcan443 5 ปีที่แล้ว +1

      Ewe yiak abzias ab natka yisemame eye nezom ab dege zelenan nezom nay hagere sebin bitaeimi eyom zeganiniwo emo kea kemzi zibelkayo

    • @dearmam4952
      @dearmam4952 5 ปีที่แล้ว +3

      ሳሚ እዚ ድርሰት ኢዩ ፍልልያት ከኣ ጽባቐ ናይ ሓደ ወዲ ሰብ ኢዮም ኩሎም ብሓደ ስታይል ኣብ ናይ ከተማማን ገጠርን ቶኮይኑ ግን መቐረት የብሉን እዚ ከኣ ምንኣኣስ ዘይኮነ ፍልልይ ናይ ጠባይ ኢዩ ኣስተውዕል ሓደ ኣብ ገጠር ዘሎን ከተማ ዘሎን ክልተ ጫፍ ናይ ስታይል ኢዩብዘለዎ ናብ ኦም ምስተሓወሰ ከኣ ንዖኦም ይመስል

    • @blackroots3851
      @blackroots3851 5 ปีที่แล้ว +1

      Hawey xibuk endika zeleka gn ezi sne tibeb eyu kurub ente zey aganinkayo aymikern eyu 2ay kea hagerb seb sle zikone aykonen eti kedni hasab.kab hager seb zimexe gerhi seb nmukani nimglax eyu .

  • @AZ4k
    @AZ4k 5 ปีที่แล้ว +101

    Antum gdefu 200 ente belna 2 like tobuna 500 ente belna 5 annta gdefu 1000 like habunana pls i love you guys 😍🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍😂

  • @andomabrham9106
    @andomabrham9106 5 ปีที่แล้ว +4

    ብመጀመርያ ሰላምታ እዛ ድራማ ኬፍ ኣለዋ ግን እታ ኣርእስታስ ሺወያ ከተብሩሁሎይ ብትሕትና ይሓትት ፧ ጽግድም እንታይ ማለት'ዩ ቁርብ እስከ ወስ በሉኒ ደቂ ዓበይቲ

  • @meseretkasa8800
    @meseretkasa8800 5 ปีที่แล้ว

    ብጣዓሚ ደስባሃሊ ቀፅልዋ ኣሕዋተይ

  • @meleylove5875
    @meleylove5875 5 ปีที่แล้ว +1

    Batu dhri newih gzie kemzi aynet film yr'ei aloku respect👌👏 if i would give the Oscar.... I would give you 💯

  • @cdc2391
    @cdc2391 5 ปีที่แล้ว +7

    ኡፍፍፍፍፍ እቲ ዘጽልኣኒ ምሳኻ ዘየላ ጓል ምልማን'ዩ።

  • @jesuisfierdenoir9430
    @jesuisfierdenoir9430 5 ปีที่แล้ว

    Welcome deki erey mukurat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️ qexlwo habayb .

  • @debesayaraya447
    @debesayaraya447 5 ปีที่แล้ว

    Selam deqi erey halalat xbuq srah bmqxal leli kulu ka qelitfkum tseduluna alekum ajekum brtueu 🇪🇷🌹👍👍👍

  • @faniliverpool6732
    @faniliverpool6732 5 ปีที่แล้ว +24

    ላይክባ ሃቡኒ ክትጸድቁ ሕማቅ ኣለኹ ኡፍፍፍ ነዛ ጓል ግን ማራ የሕሪቃትኒ

    • @solomonalem3050
      @solomonalem3050 5 ปีที่แล้ว

      Nay behaqi blisti film kab kulu gizekum sle tkibru

  • @wedieritrea1193
    @wedieritrea1193 5 ปีที่แล้ว +7

    Foa ata antay ekum like hubna tray tfeltu bae habesha zblkums... hanaxi rieto gda zeythbu ab zkone like habuna tray. Nay bhaki xbkti movie ajokum bertau

    • @momylove1962
      @momylove1962 5 ปีที่แล้ว

      Selomon hanatsi rito da. Ny lebam andy

  • @danealmekonene749
    @danealmekonene749 5 ปีที่แล้ว

    ባጡ ያኮ ኣድናቂካ እየ ቀጽሎ እታ ሕሩማ ግን ካብ ናባካ ናባይ ትቀርብ እሞ ደይተቃጥበኒ ግዳ

  • @luelasrat5712
    @luelasrat5712 5 ปีที่แล้ว +1

    ባጢ ነብሲ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ

  • @willi8442
    @willi8442 5 ปีที่แล้ว +3

    Welcome deki abeyti kgermekum dkas abini xenihu gele ente dekesku eske like habini. Nab nay kulu gzie lomi ba iza like tbezh tkewn aytewhdu like deki eri.

  • @lulaentertainment8592
    @lulaentertainment8592 5 ปีที่แล้ว +3

    ኩቡር ዳይርክተር !!!!!!
    , እቲ ናይ"ቲ ተፈጊኡ ዘሎ ወዲ ፣ የደርብሸኩም ኣሎ ፣ ኣብ ገለ ይሓዊ ኣብ ገለ ሓዱሽ ህራም ይከውን ኣሎ pls ወላ ኣሕውይዎ ፣ ብጣዕሚ ነታ ፊሊም የፍኩሳ ኣሎ ።

  • @robibibi479
    @robibibi479 5 ปีที่แล้ว +6

    ኑፉዕ ባጡ ፊልም ከኣ ከምዚ ክከውን ኣለዎ፡፡ ቀሊትፍኩም ኣውርድዎ ህድሞና!

  • @bibites803
    @bibites803 5 ปีที่แล้ว +5

    ዝከበርኩም ተዋሳእቲ ብምውሳእኩም ጽብቅ ነሩ ግን እቲ ካብ ሃገረ ሰብ ዝመጽ ሰብ ግን ከምቲ ትገብርዋ ዘለኩም ኣይገብርን እዩ እዚ ግን ኣእምርኡ ዝሳሓተ ከማን ከምእ ኣይገብርን እዩ እቲ ዝበዝሐ ሰብ ኣብ ሃገረ ሰብ ይቅመጥ ኩቡር ባህሊን ኣታሓሳስብኡን ሕዙ ዝነብር ዘሎ ሰብ ግን ክሳብ ክንድዚ ምናኣስ ጽብቅ ኣይከነን ንህዝቢ ዝምህር ፊሊሚ እንተትሰርሑ ጽብቅ ነሩ እቲ ወዲ ከተማ ትብልዎ ሰብ ከማን ካብ ሃገረ ሰብ ከም ዝመጽ ትፈልጡ ?

  • @DirasatLanguage
    @DirasatLanguage 5 ปีที่แล้ว +2

    Good episode.

  • @ከማካሞመንኪሮሰይኢሰያስስ
    @ከማካሞመንኪሮሰይኢሰያስስ 5 ปีที่แล้ว +3

    Deqi ደቂ ኤረይ ክጽበያ ዝጸነሕኩ ፍሊም እንቃዕ ድሓን መጻእኩም ባጡ ዝፈቱ ረጊጽኩምኒ like እስኪ ሕለፉ።

  • @haderatukabo9372
    @haderatukabo9372 5 ปีที่แล้ว +1

    ንፍዓት ተዋሳእቲ ኣጆኩም እስከ ቀጽልዎ

  • @tupac2paclovechannelt834
    @tupac2paclovechannelt834 5 ปีที่แล้ว

    ቅዙፈይ ማራ ዝሕብዮ ብዘይ ንሱ ክነብር ከምዘይክእል ምስ ፈለጠ ሸንድሑኒ ባ መተባብዕ ላይክ አድዩኒ ክክክክክክክክክ

  • @efi889
    @efi889 5 ปีที่แล้ว +1

    Part 5 ንጽበ ሰናይ ቀዳመ ሰንበት ደቂ ኤረይ

  • @loveislife9009
    @loveislife9009 5 ปีที่แล้ว

    Batu adnikeka bux srah kexlo tewaseti wun gele aynet i love u deki eire

  • @trhasmhrie1357
    @trhasmhrie1357 5 ปีที่แล้ว +3

    Welecam deqi abeyti❣🇪🇷😎👈

  • @wendilchiya5909
    @wendilchiya5909 5 ปีที่แล้ว +4

    aske be Ertrawi zhbene sebe like habeni deqi qeyeh bahri

  • @AM-fz5lg
    @AM-fz5lg 5 ปีที่แล้ว

    Good actors and actresses, especially the dude with a scar on the face, he made it seems like is really. Keep it you up all, nice job

  • @xxtxtentacionmyking4453
    @xxtxtentacionmyking4453 5 ปีที่แล้ว

    ጽብቅቲ ድራማ እያ። ኣቱም ኣብዚ ላይክ ትልሙኑ ክዓ ኪድ ናብ ፌስብኩም ባእ ሪኢቶ ናይቲ ድራማ ሂብኩም ዘይትከድ ግዳ

  • @lplpplplpu8637
    @lplpplplpu8637 5 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ዳሓን መፃዕኩም

  • @fiyorigebray6365
    @fiyorigebray6365 5 ปีที่แล้ว

    way movie malet abze alo nay behaki batu nefoe derasi blz keytkarexona ember hejic betami ab seata temxewa alekum edmen tenan yehabkum shikorinatat deki erey

  • @thanksgod5311
    @thanksgod5311 5 ปีที่แล้ว +13

    ሃገረሰብ ሕብረተሰብ ኢዩ ፈቃር ራህራህ ሪሂጸ በላዕ ህርኩት ልቡ ጻዕዳ ገርሂ ብዱል ኢዩ ። እዞም ደረስቲ ኢና ባሃልቲ ግን ንሕብረተሰብ ማዕረ ከምዚ ከተናሽዎ ሼም ኢዩ ዓገብ

    • @weysebdeqey2436
      @weysebdeqey2436 5 ปีที่แล้ว

      Ata entay ikum nezom fara dea likie hibomom

    • @blackroots3851
      @blackroots3851 5 ปีที่แล้ว

      entay dika trie zeleka kem zibdel zelo koynu do aykonen ziwasa zelo grhnetu rieom yixawetlu alewu hijs abey iya eta gega.Aganinomo eka kitbl ezi kea sne zibeb eyu ente zeyganinkayo aymikrn u mikniyatu ezi hakeygna zanta aykonen

    • @thanksgod5311
      @thanksgod5311 5 ปีที่แล้ว

      @@blackroots3851 ስለምንታይ እሞ ዘየለ ዝፋላሰፉ ኣብቲ ሕብረተሰብ ዘሎ ከየጋነኑ ዘየቅርብዎ ዘይ መስል

  • @ትግራዋይነትክቡርመን-ሠ6ነ
    @ትግራዋይነትክቡርመን-ሠ6ነ 5 ปีที่แล้ว +5

    ደቂ ኤሪ ሓላላት ከም ልበይ ንስኩም ክትዋስኡ ኣነ ክፍረጅ ተራባሪብና ኣዝየ እየ ዝፈትወኩም ብሃንቀውታ ድማ ክፅበየኩም ፀኒሐ ከምቲ ከማይ ስደት ዝመረሮ ላይክ ይፅፍዐኒ 😥😥😥😭😭
    ኪቢሮነይ ኬፍ ኣለካ 😘😘😘❤❤❤

  • @kibromhabte5157
    @kibromhabte5157 5 ปีที่แล้ว +2

    welcome guys
    ኣብ ኩናትን ቢዝነስ ዓለምን ሕልና ዝብሃል ኣይሰርሕን እዩ።

  • @ሕጂግርምኮነ
    @ሕጂግርምኮነ 5 ปีที่แล้ว +1

    ባጡ ባጡ ሰብ ከትሃሲሲሲሲ

  • @seafsifyan7379
    @seafsifyan7379 5 ปีที่แล้ว +1

    wellcome batino habibi kmy dika tehguseni zelaka kmzi kemay zfetfwo entelo n batiti bezi rgex

  • @freweynitsegay3377
    @freweynitsegay3377 5 ปีที่แล้ว

    wawwww good job batu hwuna

  • @nardoskeste8603
    @nardoskeste8603 5 ปีที่แล้ว +15

    ኣፍቃሪየይ ጠሊሙኒ ኮይኑ ባ ኣጻናኑዑኒ

    • @lplpplplpu8637
      @lplpplplpu8637 5 ปีที่แล้ว

      እዋይ አፍቃሪ ዶ ይሊኪ

    • @nardoskeste8603
      @nardoskeste8603 5 ปีที่แล้ว

      እወ ኣወዳት ሎሚ ጸጊቦም

    • @theblueschelsea8921
      @theblueschelsea8921 5 ปีที่แล้ว

      @@nardoskeste8603 awald wedi abiden vodka lemiden

    • @ሕጂግርምኮነ
      @ሕጂግርምኮነ 5 ปีที่แล้ว

      ሰክቲ ውክርያ ገንዘብ ዳበልኪ በጽቢጽኩዮ ትኮኒ፡

    • @nardoskeste8603
      @nardoskeste8603 5 ปีที่แล้ว

      ሕጂ ግርም ኮነ ገንዘብ እንታይ ክገብረለይ

  • @Ibrahimsalh.
    @Ibrahimsalh. 5 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ ስራሕ ዩ ደቂ ኢየ። ጊን ስነ ስርዓት ግበር ሽጋራ ትስሕብ ዘለካ ክንደይ ህዝቢ ኢዩ ዝሪኤካ ዘሎ ስለዚ ቆልዑ ጽቡቅ መሲልዎም ሕማሕ ክገብሩ ይክኢሉ ኢዮም ።ፊልሚ ኢንዳ ሰራሕካ ሽጋራ ሒዝካ ኣቃርጾ።ብዝተረፈ ጽቡቅ ዕዱል ኣሕዋት።

  • @fili4439
    @fili4439 5 ปีที่แล้ว +1

    Sorry part 5 entewxula kea kurub ምበርተዐት ነይራ

  • @wedieri2301
    @wedieri2301 5 ปีที่แล้ว

    Yeah bejakum gidefu kemo ay tgbero like geles tebzuhley alekum ba beka hji weskulu mashi do

  • @filimonberihu4570
    @filimonberihu4570 5 ปีที่แล้ว

    wel come back and good job guys

  • @naomilove9961
    @naomilove9961 5 ปีที่แล้ว

    Plessss eza clasical zela nay meni derfi eya tahabriuni

  • @Yosiefjose
    @Yosiefjose 5 ปีที่แล้ว +9

    Gelekumsi ab TH-cam ikum teharu mesleni kdmey zxehafe yelen enda belkus 17 comment 😋

    • @momylove1962
      @momylove1962 5 ปีที่แล้ว +1

      Yosief Yohannes kkk😁😁🤣🤣

  • @abizzhabzzreactionyt7817
    @abizzhabzzreactionyt7817 5 ปีที่แล้ว +1

    Cast music 100%✌

  • @efremabrha9849
    @efremabrha9849 5 ปีที่แล้ว

    Tebeatay wsanetatt delewa film keep it up batuuuu

  • @aman6148
    @aman6148 5 ปีที่แล้ว

    Batu wedi nic one

  • @werwissenmorgen8983
    @werwissenmorgen8983 5 ปีที่แล้ว

    Eza classical betaemi fetyeya

  • @ermiasweld5457
    @ermiasweld5457 5 ปีที่แล้ว

    Thanks,batu

  • @ghiduerga2831
    @ghiduerga2831 5 ปีที่แล้ว

    ya kefff alekum 👍selam koynu ab adna nriaekum nkewun ya habayb

  • @afqirkakalonahomeytrezayet9230
    @afqirkakalonahomeytrezayet9230 5 ปีที่แล้ว

    Miss so much batu😊

  • @bleaneynatey3868
    @bleaneynatey3868 5 ปีที่แล้ว

    Batu bravo bhaki nefue xbuke serah

  • @solomonyemane7196
    @solomonyemane7196 5 ปีที่แล้ว

    Well come deki eri miss u mooooore

  • @ابوصالح-ح5ن5ع
    @ابوصالح-ح5ن5ع 5 ปีที่แล้ว +1

    ጽግድም እንታይ ማለትዩ፧ትርጉማ ዝተሓባበረኒ!

  • @dhdhdhdhgdhdhhdyfyydyeyyey4639
    @dhdhdhdhgdhdhhdyfyydyeyyey4639 5 ปีที่แล้ว +3

    Deqi erey shikorinatat nebsexor eiye emo like habuni

  • @wedinegassi2554
    @wedinegassi2554 5 ปีที่แล้ว

    xubuq srah ajekum,qexuluwo,ay thmwqu deqi Eirey shikorinatatat

  • @tesfaxbah5442
    @tesfaxbah5442 5 ปีที่แล้ว +2

    ያ ጃምዓ እታ ፊልም ማራ ከፍ ሂባትኒ እታ ኣርእስታ ግን ዘይ ተረደኤትኒ እንታይ ማለት እዩ ጽግድም?

  • @tekleabraham9115
    @tekleabraham9115 5 ปีที่แล้ว

    Entay dea akarixjmkum

  • @merhawitesfagergsh5871
    @merhawitesfagergsh5871 5 ปีที่แล้ว

    Wellcome shikorinatat

  • @dawitheile9394
    @dawitheile9394 5 ปีที่แล้ว

    Wow xibikity film

  • @hajereynatey8456
    @hajereynatey8456 5 ปีที่แล้ว

    Wawww gele aynet filmi

  • @sesinatey150
    @sesinatey150 5 ปีที่แล้ว

    Wellcome shikorinatat.....xbkti film....yehwat

  • @yewhansweldegabr2806
    @yewhansweldegabr2806 5 ปีที่แล้ว

    Teno and Batu pleas like

  • @SMARA291_LDN44
    @SMARA291_LDN44 5 ปีที่แล้ว

    Perfecto 😉

  • @mikimana4152
    @mikimana4152 5 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkk batu ambesa beta zeykelwa: mexikayom wede :sheukey hejis kea: benbsey ati halay :zeytlbmi geda afqariki: zeythaqufi kela: wae ab semiet eko: yetikumna :bwzkone betaemi wedeti film: beunet bezey qelalem :eye zezareb zelku: bertieu ansbes selam :zesfno leytin: mealtin yegbrlna fetari mara ye zeftwekum miss u habaybna ::

  • @directtop5202
    @directtop5202 5 ปีที่แล้ว

    I like it

  • @lavitamaiko4157
    @lavitamaiko4157 5 ปีที่แล้ว

    Batu Gele Aynet film

  • @robitete3838
    @robitete3838 5 ปีที่แล้ว +17

    *ህድሞና ቲቪ ድሓን ዲኹም ድኣ ሎሚ ለማናይ ከይተሰአ ሰዲድኩማ ብዝኾነ የቐንየልና🙏 ንባጡ ዝሕቢ ከምቲ ልሙድ👍😉ብሩኽ መዓልቲ ከኣ ይገበረልና*

    • @ሽመይኣይነግርንእምቢ
      @ሽመይኣይነግርንእምቢ 5 ปีที่แล้ว

      እንታዋይ ባጡ እዩ ኸ ክፍቶን ክጽላእን

    • @huruy27
      @huruy27 5 ปีที่แล้ว

      @@ሽመይኣይነግርንእምቢ ኢሂታ ሑልኩስ ቴሌፎንካ ስደደለይ ክጸርፈካ

    • @ሽመይኣይነግርንእምቢ
      @ሽመይኣይነግርንእምቢ 5 ปีที่แล้ว

      @@huruy27 በየን ክሰደልካ

    • @huruy27
      @huruy27 5 ปีที่แล้ว

      @@ሽመይኣይነግርንእምቢ በዚ ስደዶ ደሓር ቀልጢፍካ ትድምስሶ

    • @ሄራታንብርሃነ
      @ሄራታንብርሃነ 5 ปีที่แล้ว

      Huruy Tekleab በዚ ተሰዲድዎ ካኣ ሞ ሽላ ኣሎ ቆሊባ ኣሎ

  • @wedikeshi5322
    @wedikeshi5322 5 ปีที่แล้ว

    Hdmona you are makeing nice job

  • @ከይንበዳደልሓደራኣ
    @ከይንበዳደልሓደራኣ 5 ปีที่แล้ว

    Eway mosiba helna qorira

  • @samuelrussom2592
    @samuelrussom2592 5 ปีที่แล้ว

    Så god jobbet

  • @semrtatobrhan1871
    @semrtatobrhan1871 5 ปีที่แล้ว

    Well come tsbukat

  • @ametezghiteklsenbet3274
    @ametezghiteklsenbet3274 5 ปีที่แล้ว

    Welkom beal.batu teno

  • @semereandebrhan7227
    @semereandebrhan7227 5 ปีที่แล้ว

    Welcome guys

  • @mulueberhe6377
    @mulueberhe6377 5 ปีที่แล้ว

    ወይለይ እዛ ሕሩማ ናይመነደኺ መኪና ዳኣ ክትጥርፊ ደሊኺ ነብስኺ እንተዘይሂብክዮ ዳኣ ክክክክክ

  • @asmoromeyob9654
    @asmoromeyob9654 5 ปีที่แล้ว

    Wawwww

  • @welduhaile3007
    @welduhaile3007 5 ปีที่แล้ว

    Welcome dake eray

  • @henokyohannes1196
    @henokyohannes1196 5 ปีที่แล้ว +1

    Wellcome

  • @daniehagos3312
    @daniehagos3312 5 ปีที่แล้ว

    Nic deki ereyyy shikorr

  • @joniwedi3438
    @joniwedi3438 5 ปีที่แล้ว

    Aye nuskum hagereseb kulu zeyfelt eyu mish zmeslekum hamasen dekalu

  • @eriboy2552
    @eriboy2552 5 ปีที่แล้ว

    10% (2.2/22 minutes)ayta drama time intro yeselchiweka it's like full movie

  • @Tv-ji1oj
    @Tv-ji1oj 5 ปีที่แล้ว

    Wawwwwww nic

  • @robelyacoub1655
    @robelyacoub1655 5 ปีที่แล้ว

    Dmxi aysemen aleku

  • @semeretsegay2249
    @semeretsegay2249 5 ปีที่แล้ว

    Willkommen

  • @filimonmahari5736
    @filimonmahari5736 5 ปีที่แล้ว

    እንካዕ ዳሓን መጻኩም፡ግን ሓደራ ክብለኩም ከይተቃርጽዋ ኣብዚ ሎሚ ግዜ ኣብ ስሚዕት ኣእትኩም ተቃርጽዎ ኣለኩ።

  • @yibrahokubay6662
    @yibrahokubay6662 5 ปีที่แล้ว +2

    Bal batu teno zelekumo mechem btami eu nay des zebleni bzhu deki eri

  • @sahledebesay8932
    @sahledebesay8932 5 ปีที่แล้ว

    xubukat fitiret

  • @ImproudbTigrinya
    @ImproudbTigrinya 5 ปีที่แล้ว

    deki erey ajekum kexlwo

  • @habuwedieri4570
    @habuwedieri4570 5 ปีที่แล้ว

    like eske aduyuna B1 Test eye kgebr wiele kedamay key xahafku

  • @berekhetfissehaye5064
    @berekhetfissehaye5064 5 ปีที่แล้ว +2

    Btami xbqti eya gn ab zreakwo nay Eritrea Film kab Hagereseb zmexe ente halywa Ta Film or Comedy wala hade zeyfelte koynu ywasae why??

  • @themaischannel7092
    @themaischannel7092 5 ปีที่แล้ว

    Wediza tefue sebaye hemaqe temherti yemeherelna alo nelama seb metfahe hegdef da entay gedifom yetfeuna endyom zelewou

  • @maru-fanu152
    @maru-fanu152 5 ปีที่แล้ว

    Niceee