ንትሕሽ ሰርፕራይዝ ገይረያ ሓቃዊ መደብ ናይና ክፋል 25 (Nayna Reality show part 25
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 20 มิ.ย. 2024
- welcome to kidan tube.please subscribe my channel. contact us 👉 +251927407052
follow 👇
👉 facebook
/ kidan.zerabruk.9
👉TikTok
www.tiktok.com/@kidanthsh?_t=...
👉 Instagram
kidan_zerab...
#kidan #tigrignacomedy #comedy#howto #prank #familypranks#howtomakemoneyonline #howtomake #ትሕሽ#eritreanbestguayla #tigrigna_music#howtomakemoneyonline #tigrayan_shorts#howtocreateyoutubechannel #tigrignadrama #dwnews#tigraynews #tmh #hdmonanebarit #neshneshtv #maggy #kidantube#ትግራይ #ትግርኛ_ሙዚቃ #ትግርኛኮሜዲ #eritreanmusic #eritrea #eritrean #eritreancomedy #eritreanwedding #reality #realityshowdrama#ሰርፕራይዝ - บันเทิง
ምሕረት የውርደልኪ ተሐሸይ ኣትሕመምና እባ እስኪስ ኣዶ ፍቅሪ💖💖😘
ምሕረት የውርደልኪ ትሕሸይ 🙏ራህውሸይ ውን ጎበዝ ብጣዕሚ ኣዶሰ ኩሉ ግዘ ትታሓጎሰ🥰🥰🥰🥰🥰🥀🥀 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ምሰ ደቅኪ ትሕሸይ❤❤❤❤❤❤
ራህዊተይ ኩሉ ግዜ ከምዚኣ ገይርኪ ኣስትይያ ኣነ ዓዲ ከለኩም ከምኣ ገይረ እየ ዘፍለሐላ ነይረ ንኣደዋይ ብጣዕሚ ደስ ይብላ ነይሩ ናፍቁኒ እዚ ሂወት😢😢😢
ደምሪን😊
ናተይ ሓሳብ ♥️👌
ዋይ ትሕሸይ ኣደዋይ ምሕረት የዉርደልኪ ማራ እየ ዝፈትወኩም 🙏🥰🥰
ምሕረት የዉርደልኪ ትሕሸይ ራህዉሸይ ድማ ብጣዕሚ ጎበዝ ኦደ ምሳካ እናሃለወት ምክንካን እዩ ፅብቅ❤❤❤❤
ምሕርት የዉርደልኪ ተሐሸይ ክቡራት ስድራ ዝፈትወኩም❤❤❤❤
ተሐሸይ ምሕረት የውረደልኪ❤🙏
ደምሩን😊
ምሕረት የውርደልኪ🎉🎉❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለይ😊
ቱሐሸይ ምሕረት የውርደልኪ ራህውሸይ ተባረኪ❤❤
ምሕረት የውርደልኪ ትሕሸይ ተርህዊተይ ተባረኪ ለባመይ😘😘😘😘ነዊሕ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኩም ፈጣሪ😍😍😍
ምሕረት የውርደልኪ ተሐሸይ ምሰ ጋልኪ ዕድመን ጥዕናን የሃብክን❤❤
ምሕረት የውርደልኪ ተሐሸይ ማዓረይ❤❤❤❤
ደምርኒ አባ ዝያዳይ
ምሕርት ይዉርደልኪ ፈጣሪ ተሐሽይ🙏🙏🙏❤❤❤ንጓልኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ 🙏🙏❤❤❤
ንዛ ከመንተይ ተንብቡ ዘለኹም ኣብ ሂወትኩም ሰላም ዘይወደኣ ሓጎስ ይምነየልኩም ካብዚ ሕማም ድማ አምላክ ይሓልኽም ሳብስክራብ ከእ ሩገፅለይ😢
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ምሕረት የውርደልኺ ተሐሸይ ለዋህ❤
ምሕረት የውርደልኪ ተሐሸይ ራህውሸይ ውን ብጣዕሚ እየ ዘፈትወኪ❤😘
ምሕረት የውረድልኪ ፈጣሪ ትሕሸይ ማዓረይ አንኮዕውን ብሰላም መፂኣክን ብአነት ናፍቀክን ነይረ ትማሊሰ ታይ አየን ጠፍአን አለ ኣትየሰ ሰአነክን ዳርጋ ናዓክን ክረአ አየ ዘኣቱ ራውሸይዉን ብጣዓሚ ደሰ ባሃል አዩ ለደዋካ ከምዘይ ምግባር ብውላድኪ ተረኽብዮ አኪ ራውሸይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ይሃብኩም አግዙኣብሔር ንፈትወኩም ኢና ከምዘይ ዓይነት ቃፅልዮ ራውሸይ እዮብይከ ከመይ ኣለካ 🙏💋💋💘
ምሕረት የውርደልኪ ትሕሸይ ራህዋየይ እውን ቀጽልሉ ኣደ ብህይወት ከላ ብዝተኻኣለና እን ኣኽቢሪናያ ምረቓ ንኸስብ ዕድመን ጥዕናን ንክቡራቴ ወለድና🥰🥰🥰❤❤❤
ደምሪን😊
ራህዊተይ አምላክ አብዚሑ ይባርክኪ ዛጎለይ🙏ከምኡ ጌርኪ ነዛ ኽብርቲ ሓፍተይ አሐንቅቅለይ😘❤
ምሕረት የውርደልኪ ትሐሸይ ወለላ❤
እንካዕ ዳሓን መፃእኩም እንዳ ተሐሽ❤ ምሕረት የውርደልኪ ተሐሸይ❤❤ ኣይትጥፍኡ❤ ራህዋየ ጠባየ ሰናይ ክፈትወኪ
ኣሠይ ኹሉ ግዜ ብደቅኺ ትሓጎስ ደስስስ ክብሉ ስድራ🎉❤❤❤
ምሕረት የውርደልኪ ተሐሸይ ምቅርቲ
ኣሰይይይይ ራህዉሸይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምሕረት የዉርደልኪ ተሐሸይ❤❤❤
ተሐሸይ ምሕረት የውርደልኪ ራህውሸይ ፅብቅቲ ይምችኪ ያዓኪ❤❤❤❤🌹💋
ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኪ ትሕሸይ ፅርይት እዛም ድቅኪ ደስ ክብሉ ምእዝዛት❤❤❤ 50 k ነብፅሐያ ተጋሩዋይ💛❤ ♥♥♥♥
ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤
እድመን ጥዕናን የሐብኺ ራሕውሽይ ኣደቦኺ ይትኽልኺ ዛጓለይ ደስ ትብሉ ቤተስብ ❤❤❤
ትሖሸይ ምሕረት ያውርደልኽ❤♥️👏
ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤
ምሕረት የውርደልኪ ተሐሸይ ራህዋየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤
ምሕረት የዉርደልኪ ትሕሸይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ተሐሽይ ምሕረት የውርደልኪ ራህውሽይ ፅብቅቲ ይምችኪ❤❤❤❤❤❤
ተሐሸይ ምሕረት የውረደልኪ❤❤❤❤❤❤❤❤ራህውሽይ❤
ተሐሸይ እግዝኣቢሔር ምሕረት የውርደልኪ ተባረኪ ራህውሸይ ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏❤❤❤❤❤
ምሕረት የውርደልኪ ተሐሸይ ራህውሸይ ውን ጎበዝ ከምዚ ገይርኪ ሰለ ዘሐጎሰክያ እግዚአብሔር የሕጉስኪ ለባመይ ❤❤❤
ደምርኒ ዛሓፍተይ
ኣሜን
ግን ማዘረይ እያ ትመሰለኒ ኣነሰ ተሐሸይ ማዓረይ ዕደመ ያሃብኪ ምሰ ደቅኪ❤❤❤❤❤
ምሕረት የዉርተደልኪ ትሕሸይ ራህዉት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ😊
ኪዳነይ ምሕረት የውርደልኪ ዋይ ኪድዋይ ኣይትሕመሚ ስሓቅን ጭዋታ ምስ ደቅኪ ኣይፈለየኪ ካብ ኩሉ ማዘረይ ኮንኪ ኢኪ ትስምዕኒ ራህውሸይ ለባ ክብሪ ይሃብኪ ዛበይተይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ደምሪን😊
ምሕረት የዉርደልኪ ኪድየይ❤ ራህዊተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤🎉🎉🎉 ምርቃ ኣዲኡ ዝናፈቀ ይህልዶ ከም ዝካማይ
ደምርኒ ዝያዳይ
እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሕረት የዉርደልኺ ትሐሸይ ተባረኺ ራህዉሸይ ምረቓ ወለዲ ቀለሊ ኣይኮነን ለባመይ ንኩሉኹም የፈትወኹም እየ❤
ምሕረት የውርድ ትሕሸይ ራህዊ ድማ ንፍዕቲ ❤❤❤
ምሕረት የውርደልኺ ትሕሸይ💙
ምሕረት የውረደልኪ ተሐሸይ❤ራህውሸይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኪ ዝያዳይ❤❤❤
ተሐሸይ ምሕረት የዉረደልኪ❤🙏🙏
ምሕረት የውርደልኺ ቶሖሸይ 🙏🙏🙏🙏
ደሙሩን❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቱዕማት ስድራ ምሕረት የውርደልኪ ኪዳነይ ራህውሸይ ዓባይ ሰብ ❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤
ምሕረት የውርደልኪ ኪዱየይ
ትሕሸይ ምሕረት የውርደልኪ❤❤❤❤😊😊
ደምሪን💞
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርዳልኪ ትሕሸይ❤🙏ራህዋሸይ ልባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤🙏
ደምርኒ አባ
ምሕረት የውርደልኪ ትሐሸይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ደቅኪ ❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤ati tihishey kindey teadilki eki eway rahwitey hiwetki zitebareke yikun ❤❤❤
ምሕርት የውርደልኪ ኪዱዋይ ማዓረይ ራህውሸይ እየቦይ ይፈትወኩም እየ ❤
ደምሪን😊
ወድ ማርያም ምሳኺ ይኹን።
ማአርግ ሓወይ ደምረኒ ሓዳሽ ጀማሪት እየ
ትሕሸይ ምሕረት የውርደልኪ ቡሩካት ኢኩም 🥰🥰🥰❤️❤️❤️
ትሕሸይ ምሕረት የውርደልኺ ❤🙏❤ ብራቮ ራሕውሽ ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏👍👍👍
ምሕረት የውርደልኪ ትሐሸይ ማዓርይይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤
ትሐሸይ ምሕረት የውርደልኪ ራህዊሸይ ኣምላክ ይባርኪ 🥰🥰🥰🥰 ደቂ መዳም ለ ካብ ስደትተመሊስና ስድራና ነሐንቀቅሉ ጊዘ የምፀኣልና ❤❤❤❤🙏
❤ካልኣይ ማዓልቲ ❤ሳፕራይዝ ግበርያ ፅብቅት ነፀላ ገዚእኪ ቡና ሰቲ ጌርኪ❤ ክፅበየኪ እየ ይፈትወኩም እየ ሓፍትኩም ካብ ሱዑዲ ዓረብ ❤
ደምርኒ ምቅርተይ
ውይ ትሖሸይስ ኣይትሕመሚ ድኣ ተስፋ ዓምዲ ደቃ❤ ምሕረት የውረድልኪ
ደምሪን❤💞
ምሕረት የዉርደልኪ ትሐሸይ ራህዉሸይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🙏❤🥰
ምሕርት የዉርደልኪ. ተሐሽይ❤❤❤ ራህዉሽ ከዓ ለዋ
ምሕረት የውርደልልኪ ተሐሸይ ራህውሸይ የኔ ቆጆን ከፈትወኪ ማዓት❤
ምሕረት የዉርደልኪ ትሕሸይ እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን አምላኽ ቅዱሳን ፍቁራተይ❤❤❤
ደምሩን😊
ምሕረት የዉርደልኪ እግዚአብሔር አምላክ ማማየይ🙏🙏🙏
ትሐሸይ ምሕረት የውርደልኪ ራሄለይ ጎበዝ ምቅርተይ❤❤❤
ደምርኒ አባ ዝያዳይ
@@RahelGebrehwetእሺ መዓረይ
ምሕረት የውርደልኪ ኪዱ ሓፍተይ፡ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ድማ ራህዋ well done👏👏👏
ደምርኒ አባ
ምሕረት የውርደልኪ ትሕሸይ🙏🙏🥰🥰🥰🥰
ሳብስክራይብ ግበሩለይ💞
ምሕረት የውርደልኪ ተሐሸይ ማዓረይ ደስስስስስስ በሃልቲ ቤተሰብ ይሞችኩም ፍቁራተይ.❤❤❤❤🎉🎉🎉
ትሐሽይ ምሕርት የውርደልኪ ራህዊሽይ አምላክ ይባርኪ
ኩሉ ግዜ ከምዚኣ አናገበርኪ አስትይያ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ራህውሸይ ተባረኪ ዝሓፍተይ ትሐሸይ ምሕረት የወርደልኪ እግዚአብሔር አምላክ😍🙏
እግዝኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ኪዳነይ ራህውሸይለ ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ሓጎስ ይሃብክን/ኩም ንኩለኩም
ፅጋ ሓፍተይ ደሚርኩኒ ሕለፊ
ምሕረት የውርደልኪ ትሕሸይ ማዓረይ ራህዊሸይ ንፍዕቲ ቀፅልሉ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ምሉእ ምሕረት የውርደልኪ ትሕሸይ ደስ ክትብሉ 😘🥰🥰🥰🥰🥰
ምሕረት ይዉርደልኪ ቶሖሸይ ሓላል ራህዉሸይ ዓባይ ሰብ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ደምርኒ አባ ዝያዳይ
ምሕረት የውርደልኪ ኪዳነይ ኣደ እኮ ብንእሽተይ እያ እትሕጎስ❤❤❤ ቀፅሉሉ ራህውሽ ይልመድኪ ከምዙይይ
ምሕረት የዉረደልኪ ትሐሸይ ራህዉሸይ
ጎበዝ ❤❤❤
ዋው ትሕሸይ ብሩኻት ውላድ ሂቡኪ ብጣዕሚ ዕድለኛ ኢይኺ ❤❤❤❤❤
ደምርኒ አባ
ምሕረት የውርደልኪ ትሕሽየይ ❤❤❤🎉
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኪ ትሕሸይ❤
ራህዉሸይ እውን ቀፅልሉ የኔ ማር💖
እግዚአቢሔር.አምላክ ምሕረት የዉርደልኪ ተሐሸይ ፅሪይቲ ❤❤❤❤
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኪ ትሕሸይ❤❤❤❤❤
ደስ ባሃልት ስድራ ተሐሸይ እዛ ጋልኽ ክፎትያ ጣፋጭ ♥️💗
50k dina zeyelna koynna tegaruwani ajona eba ntababayom❤❤
ዕድመ ይሃብክን እንዳትሐሽ ❤❤❤
ምሕረት የዉርደልኪ
❤️❤️❤️♥️♥️♥️ምሕረት የውርደልኪ ምቅርተይ ራህውሸይ ምቅርቲ ቆንጅየ 🌹🌹🌹
ሳራ ሓፍተይ ደምርኒ
@@RahelGebrehwet ደሚረኪ ለኹ ምቅርተይ ❤️♥️♥️
@@sara.s-ni7jo የቀንየለይ ክብረተይ🙏🙏🙏
ምሕረት የውርደልኪ ትሕሽይ ራህውሽይ ለባምይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🥰🥰❤️🥰🥰❤️❤️❤️❤️💯💯
ምሕረት የዉርደሊኪ ተሐሸይ ፅሪቲ❤❤❤❤❤
ተሐሸይ ምሕረት የውርደልኪ❤ራህውሸይ ለ ለባም ራህዋ ትበሃል ኣላትኒ ጓል ሓፍተይ ጓለ12 ዓመት ከማኪ እያ ፅርይቲ ዘይተሰረሖ የብላይ ንኣድኣ ቡና ቅርብርብ ተብለላ እና ርራህዋክን ፉሉያት ኢክን
ምሕረት የውርደልኪ ኪዱየ
ራህዋየ ርግዕቲ❤❤❤❤
Mhret yewurdelki kiduye ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉abtsbuk dereja yedrki mekberiki wuledi
ምሕረት የውርደልኪ ትሐሸይ ራህውሸይ ደሞ ተባረኺ ❤😊
ሰላማት ኽቡራትን ፍቱዋትን ቤተሰብና ከመይ ኣለኹም ? ብኹሉ ነገር ኣብ ጎንና ኾይንኹም እትህቡና ሓቦን ሞራልን ብቅርሺ ጥራሕ ዝምዘን ኣይኮነን መድሓኒት'ውን እዩ ስለዚ ልዑል ምስጋና ኣለና ፍትውው ኢና ነብለኩም❤❤❤❤❤❤❤🙏
❤❤❤
ምሕረት የውርደልኪ ተሐሸይ
ምሕረት የውርደልኪ ፈጣሪ ተሐሸይ🙏 ራሂዊተይ መክበሪኪ ውለዲ ❤❤❤🥰🥰🥰
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ💞
አሰይይ ዛሓፍተይ ሓሳብ ልብኪ የሰምረልኪ ራህዋዬ ኪዳንዬ እግዚአብሔር አምላከ ምሕረት የወረደልኪ እመቤቴ ትዳምሰሸ❤❤❤
ሸሮ ላይክ ገበሩላ አሕዋተይ መልካምነት ለራሳችን ነው❤
ምሕረት የውርድ ትሐሽይ rahwity my beautiful girl 😍
ምሒረደየውርደልኪ❤❤😍😍
ምሕረት የውርደልኪ ትሖሸይ ብደቅኪ ኩሉ ግዜ ታሓጎሲ❤🙏💟
ሳብስክራይብ ግበሩለይ💞
አሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኪዱየይ ምሕረት የውርደልኪ❤
ምሕረት የወርደልኪ ሚሚተይ ማዓረይ ብጣዕሚ እየን ንፈትወክን ምስ ደቅኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደምረኒ ዝያዳይ
ደምሪን❤💞
@@RahelGebrehwetእሺ ዝያዳይ❤❤❤❤
@@HIfti-Hእሺ❤❤❤❤