ความคิดเห็น •

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v 2 หลายเดือนก่อน +183

    ትሕሸዋይ መዓረይ ምስ ደቅኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤❤ምን ኣሎ ከምዚ ከማይ ንትሕሽ ምሰ ደቓ ዝፈትዋ ላይኽ ግጪ❤❤✌

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራብ በሉለይ❤ ማዓረይ

    • @MmN-vi1yy
      @MmN-vi1yy 2 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @user-lo9hv9we9k
      @user-lo9hv9we9k 2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣነ ይፈትዋ እየ ❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu 2 หลายเดือนก่อน

      ኣነ❤❤❤

    • @user-td8ep1xr9e
      @user-td8ep1xr9e วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 2 หลายเดือนก่อน +15

    ጓል ትሕሽ ሽኮር, ዓባይ ሰብ ኣነስ ክፈትወኪ ምቅርቲ 🌷🌷🌷💐💐💐❤🇪🇷

  • @user-xq8fy4cl9g
    @user-xq8fy4cl9g 2 หลายเดือนก่อน +54

    ዲራማ ታኮንኩም አቃርፅኪሟ እዳ ተሐሽ❤😊

    • @kidantube11
      @kidantube11 2 หลายเดือนก่อน +33

      ክጅመር ይኸውን እዩ❤

    • @lemlemwoldegerima3598
      @lemlemwoldegerima3598 2 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤

  • @user-od5dx9vz8b
    @user-od5dx9vz8b 2 หลายเดือนก่อน +26

    ናይ ሎማዓንቲ ፕራንክ ኽብድ ኢላ ቅልል ልበለምበይ ከምዚይ ዓይነት ፅብቅ ኣይኾነይ
    ብልተረፈ ብጥዕሚ እየ ልፈትየኹም ❤❤❤❤❤

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme 24 วันที่ผ่านมา

      ወለላ ሳብ ግበረለይ❤

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 2 หลายเดือนก่อน +8

    ትሖሸይ መዓረይ. ዕደመን ጥዕናን የሃብኪ. ምስ ደቅኪ. ራህዋየይ. ከመኡ. ጌርኪ. ኣይተደንግፅያ

  • @user-kn8yy7wy9d
    @user-kn8yy7wy9d 2 หลายเดือนก่อน +25

    ውይ ተሐሸይ በስመአብ ትብላ ደጋጊማስ ከብደይ በሊዓትና ራህውሸይ እንታይ ገበረትኪ😢

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme 24 วันที่ผ่านมา

      ወለላ ሳብ ግበረለይ❤

  • @Hareg675
    @Hareg675 2 หลายเดือนก่อน +9

    ራህውሽ የተክኣልክይ😂😂😂 ግደፊ ኪዳነ ኣይተናድድለይ❤

  • @user-ed7oq6yy9p
    @user-ed7oq6yy9p 2 หลายเดือนก่อน +7

    ዋይ እፍ እሰካብ ተመፀአ ዠተጨንቅኩው መፀኣ ከመይ ትብል አያ ናብሉኩ ናፈለጠኩውሰ ንባዓለይ ደንቅፀ ዋይ እፍ ትሕሸይ ማዓረይ ኣደግፂትኪ ጋልኪ ኢና አንኮዕ ብዳሓን መፂኣክን አንዳ ትሕሸይ ማዓረይ 🙏💘💘🥀

  • @martabelete2121
    @martabelete2121 2 หลายเดือนก่อน +18

    ዋው ለሞዓንቲ ኣይተቀደምኩን ብትሕተይ ለለኩም 👍 እዚኣ ፀፊዕኩምኒ ሕለፍ\ፋ ደቂዓደይ ድብር ኢሉኒ እዩዋ ኣባራቡርኒ

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 2 หลายเดือนก่อน

      ክብረተይ ሳብስክራብ በሉለይ❤

  • @user-dj5wd9zb5h
    @user-dj5wd9zb5h 2 หลายเดือนก่อน +15

    ራህውሸይ መሕረር😂
    ተሐሸይ ልቃሕኺ መልሲ😂

  • @MhretTades
    @MhretTades 2 หลายเดือนก่อน +18

    ዋውውው ቀዳሜቲ ባዕለይ ኮሞንት ሳብስክራይ ኢልኩምኒ ሕለፉ 19 ቁድስ ገብሪኤል ይሓልውኩም ይሓልወና 🙏❤️

    • @Tsegavlogs2
      @Tsegavlogs2 2 หลายเดือนก่อน +2

      ገይረለኪ ንስኪ እውን መልስ ሓፍተይ

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 2 หลายเดือนก่อน +2

      ክብረተይ ሳብስክራብ በሉለይ❤

    • @Tsegavlogs2
      @Tsegavlogs2 2 หลายเดือนก่อน

      @@hiwettsegay1616 እሽኒ ንስኪ አውን

    • @Tsegavlogs2
      @Tsegavlogs2 2 หลายเดือนก่อน +1

      ገይረሊኪ ነይረ አየ

  • @user-hw4se4di5r
    @user-hw4se4di5r 2 หลายเดือนก่อน +24

    እወይ ተሐሸይ አሕዘናትኒ ሰጦታ ከዝእኪ ሳበራይዝ ግበረያ ራህዋ ግደፊ😘🙏

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme 24 วันที่ผ่านมา

      ወለላ ሳብ ግበረለይ❤

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 2 หลายเดือนก่อน +8

    እዉይ ትሐሸይ ቃደማኪ😢😢😂😂ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እግዚአብሔር አምላኽ ፍቁራተይ❤❤❤

  • @DdRr-nc1pz
    @DdRr-nc1pz 2 หลายเดือนก่อน +9

    እንካዕ ብዳሓን መፃኩም ተሐሸይ ምስ ደቅኪ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 2 หลายเดือนก่อน +27

    ከመይ ቀኒኹም ብሩኻት ስድራ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም አቦ ቀሺ ይፍትሑኒ ብፀሎቶም ይዘክሩኒ አብ ስደት ዕውንውን ይብል አለኹ ወለተኺዳን ሱም ክርስትናይ 😢😢😢

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 2 หลายเดือนก่อน +1

      ህያበይ ሳብስክራብ በሉለይ❤

    • @asayyeebyo182
      @asayyeebyo182 2 หลายเดือนก่อน +5

      አጀኪ እመ አምላኽ ኣደይ ትሓግዝኪ ፆሎት ግበር እኪ ናይ ቅዱስ ሚካኤል ደርሳን ፀልኪ ማይድጋም ስተይዮ ክብረተይ❤❤❤

    • @user-bl3fc1vg4f
      @user-bl3fc1vg4f 2 หลายเดือนก่อน +2

      ሓፍተይ ናተይ ስም ክርስትናካ ንኩሉ ኣይንገርን ምስ ሰናይ ይቅርታ

    • @yetewhadoljoch
      @yetewhadoljoch 2 หลายเดือนก่อน

      እንታይ ችግር ኣለዎ ​@@user-bl3fc1vg4f

    • @user-cn6ip2gp6d
      @user-cn6ip2gp6d หลายเดือนก่อน

      አረ ስም ክርስትናኪ ኣይንገሪይ

  • @hiwettsegay1616
    @hiwettsegay1616 2 หลายเดือนก่อน +19

    ነዛ ከመንተይ ተንብቡ ዘለኹም አብ ሂወትኩም ሰላም ዘይወዳኣ ሓጎስ ይምነየልኩም ካብዚ ሕማም ድማ አምላክ ይሓልኽም❤❤ ከእ ሳብስክራብ ሩገፅለይ❤

    • @user-je7xd5lb5r
      @user-je7xd5lb5r 2 หลายเดือนก่อน

      አሜን አሜን አሜን

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz 2 หลายเดือนก่อน +6

    ራህውተይ እንታይ ገቨረትኪ 😂❤ተሐሸይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ምስ ደቅቂ ❤❤❤❤❤

  • @mmn7636
    @mmn7636 2 หลายเดือนก่อน +8

    ዊይ ትሕሸይ ማዓረይ ገይራ እሕዝናትኒ 😢 ይኣኽላ እዩ ራህውሸይ 😂😂😂

  • @aduyoutube1897
    @aduyoutube1897 2 หลายเดือนก่อน +8

    ታይ ኣሎ ታይ የለይ ምሕባር ኣብዩዋ ምዓረይ ኡፍ

  • @selam801
    @selam801 2 หลายเดือนก่อน +8

    እውይ ትሕሸይ አባይኺ ሃምዚ ዝበለ prank አይትግበርዋ😢ለለ እፎትወኹም'የ❤😊

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme 24 วันที่ผ่านมา

      ወለላ ሳብ ግበረለይ❤

  • @user-oe1vl4rh7c
    @user-oe1vl4rh7c 2 หลายเดือนก่อน +4

    እንካዕ ብዳሓን መፃእኩም ተሐሸይ ምስ ደቅኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 😘😘😘😘😘

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme 24 วันที่ผ่านมา

      ወለላ ሳብ ግበረለይ❤

  • @feetsfwef3563
    @feetsfwef3563 2 หลายเดือนก่อน +6

    2ይ ክፋል ንፅበ ኢና ሪአክሽን ናይ ተሖሸ ፅቡቆት 😂😂❤

  • @user-ls2dx8te6y
    @user-ls2dx8te6y 2 หลายเดือนก่อน +3

    ራህዉሸይ የተክኣልክይ😂😂😂❤❤

  • @mashomashosara8047
    @mashomashosara8047 2 หลายเดือนก่อน +4

    ዋይ ትሕሸይ ልባ መሊቄ 😂😂

  • @user-vh4ov2mx9j
    @user-vh4ov2mx9j 2 หลายเดือนก่อน +2

    ትሕሸዋይ መዓረይ ምስ ደቅኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤😢

  • @rfduv1457
    @rfduv1457 2 หลายเดือนก่อน +3

    ትሖሸይ ምዓረይ😢♥️♥️
    ዕድመ ጥዕና ይሃብኽ ምስ ደቅኽ♥️♥️♥️💑

  • @rfhhffh4334
    @rfhhffh4334 2 หลายเดือนก่อน +1

    እኳዕ ብዳሓን መፃኩም ዳተሐሽ ፁሩያት❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤

  • @jeirejeire8992
    @jeirejeire8992 2 หลายเดือนก่อน +2

    እረ ትሕሽ ኮይንኪ እብር አነስ ገና አብዙ በርይ ከለኩ እየ ኡይ ኡይ ክብል ኔረ እየ 😁😁😁

  • @TsarkanGalTigray-cq3yg
    @TsarkanGalTigray-cq3yg 2 หลายเดือนก่อน +3

    እንኮዕ ድሓን መፃእክን ሙቁራተይ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉ኣነስ ትሐሸይ ማዓረይ ኣሕዝናትኒ ❤❤❤ ራህዊ መሕረር😂😂😂ትሐሸይ ልቃሕኪ መልሲ እኪ😂😂😂

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 2 หลายเดือนก่อน +3

    ትሕሸይ ኣሕዚናትኒ ራህዊተይ ግደፊ ኣሕፅር ኣብልያ ኣነ ተዝኾን ከማን ትገዛ ምስ ረኣኹ በይነይ ኣይኣቱይ 😁♥️

  • @sas7080
    @sas7080 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣይ ተሐሸይ ማዓረይ ከብደይ በሊዓትኒ ❤️🙏🙏❤️❤️❤️

  • @MiriMiri-fb8fx
    @MiriMiri-fb8fx 2 หลายเดือนก่อน +4

    2 ይ ክፋል ቀልጥፍና❤😂

  • @goeytsegezab6494
    @goeytsegezab6494 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዋይ ቲሒሸይ መዓረይ ❤❤❤❤

  • @Tsegavlogs2
    @Tsegavlogs2 2 หลายเดือนก่อน +25

    ደቂ ሳብስክራይብ ጉብሩሉእ ደቂ ዓደይ

    • @user-wc7vo5xn2v
      @user-wc7vo5xn2v 2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣታዮ መላእክቲ ኣተልዕላ ብረብሕን ብዘይ ረብሕን ሶ ገይረልኪ እየ

    • @weynotube7
      @weynotube7 2 หลายเดือนก่อน +1

      ገይረልኪ ንስኪለ መልስለይ

    • @user-kj9yz9gj8i
      @user-kj9yz9gj8i 2 หลายเดือนก่อน +1

      ገይርና

    • @Tsegavlogs2
      @Tsegavlogs2 2 หลายเดือนก่อน

      @@user-wc7vo5xn2v ይቅንይልይ

    • @Tsegavlogs2
      @Tsegavlogs2 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@weynotube7 እሺኒ

  • @goodplaza795
    @goodplaza795 2 หลายเดือนก่อน +3

    ተሐሸይ መዓረይ❤❤❤❤❤

  • @user-uz6pv1ol1q
    @user-uz6pv1ol1q 2 หลายเดือนก่อน +6

    ውይ ኣደዋይ ተዘክራትን ፀላኢና ሽንፍልል ይኩን ተሐሸይ ሕነኪ ፍደይይ 😁

  • @user-jb4tt8pi1u
    @user-jb4tt8pi1u 2 หลายเดือนก่อน +1

    ውይ ራህውሸይ ካልኣይ መዓልቲ ከይትደግሚ ኣደ እያ ኣደ ከኣ ብዝከኣልናዮ ክነሐጉሳ ጥራሕ እዩ ዘለና ማለት ከሚዚታት ንኣደ ዝግባኣ ኣይኮንን ካብኡ ከኣስ ደንጒክያ ማለት ቀልጢፍኪ ፕራንክ እዩ ክትብልያ ነሩኪ ከመይ ኢሉ ኣክኢሉኪ😢 ብዝተረፈ ይፈትወኩም እየ 💟💟

  • @destakonjo2505
    @destakonjo2505 2 หลายเดือนก่อน +5

    ራህዉሸይ መሕረር ኣኺቢዱኽላ ዝሮ ይመቸይኽን

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme 24 วันที่ผ่านมา

      ወለላ ሳብ ግበረለይ❤

  • @Seniseniii
    @Seniseniii หลายเดือนก่อน +1

    ኡፍ አሕዚናትኒ ትሐሽ ድሕንነት ወደይ ክፈልጥ አየ ኣደ ወላድ

  • @user-th6dq8ki5i
    @user-th6dq8ki5i 2 หลายเดือนก่อน +3

    ካምዚ ዓንት ከተደግሚ ተሐሸይ ኣሕዚናተኒ ዋይ ብስማኣም

  • @sarayan525
    @sarayan525 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኡፍፍፍ ትሕሸይ አሕዚንክኒ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tijey8083
    @tijey8083 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብከን ፈጣሪ ትሕሸየን ራህዊተይን ይመቸክን❤❤❤❤❤❤❤

  • @Abeba-e8x
    @Abeba-e8x 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሕዚናትኒ ትሐሸይ ሚስክን ❤❤

  • @user-sj5ce3pl1s
    @user-sj5ce3pl1s 2 หลายเดือนก่อน +3

    ትሐሸይ ዝያዳይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @RawhaMohMmd
    @RawhaMohMmd 2 หลายเดือนก่อน +3

    ትሕሾመይ የኔ ጠንካራ❤

  • @user-cm8tg4zg1l
    @user-cm8tg4zg1l 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ተሐሸይ እንታይ ጠፊኡ ኣይጠፈአን ምሕባር ኣብይዋ ማዓረይ❤❤

  • @user-wy6co5cq6k
    @user-wy6co5cq6k 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዊ ተሖሸይ ኣሕዚናትኒ😊

  • @selamburuk
    @selamburuk 2 หลายเดือนก่อน +7

    እንታይ ገበረትኪ ጓለይ ብከምዚ ተደናግጽያ🥺❤️

  • @weynotube7
    @weynotube7 2 หลายเดือนก่อน +8

    እንዃዕ ሰላም መፃኩም ትሐሸይ ምስ ደቅኪ🥰
    ሳቭስክራይብ በሉለይ ደቂ ዓደይ ከይትሓልፉኒ🙏💙

  • @ExRc-xx5xn
    @ExRc-xx5xn 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዋይ ሪሃውሸይ ልቢ ኣጥፍእክሊ😂❤

  • @HelenMeles-nu5re
    @HelenMeles-nu5re 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዊይ ትሕሾይ አሕዚናትኒ😂 ራህውሸይ ከብዲ ወላዲ አይኽእልን አቅልል አብልላ ፒያንስ አትንውሕላ ከይደጐኺ ፕራክ እዩ በሊያ ዛ ካሾሎ እኮ 3 ተማላሊሳታ😂😂😂

  • @heefhedhy7144
    @heefhedhy7144 2 หลายเดือนก่อน +6

    ብስምኣብ እረ የኮነይ ራህዋ 😂😂

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ❤

  • @kalu546
    @kalu546 2 หลายเดือนก่อน +3

    የኔ ምርጥ አዶ እፍፍፍ ፈጣሪ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኽን ❤🎉

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme 24 วันที่ผ่านมา

      ወለላ ሳብ ግበረለይ❤

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme 24 วันที่ผ่านมา

      ወለላ ሳብ ግበረለይ❤

  • @MiriMiri-fb8fx
    @MiriMiri-fb8fx 2 หลายเดือนก่อน +1

    ትሑሸይ ማዓረይ የሐዚናትኒ ሕንየኺ ፍደይ❤😂

  • @HiwiTube-ug5wl
    @HiwiTube-ug5wl 2 หลายเดือนก่อน +5

    ታይ ገበረትኪ ጓለይ😢

  • @ngsti8856
    @ngsti8856 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዋይ ትሕሸይ ማዓረይ አሕዚናትኒ❤❤❤ ራህውሽ ሕደጊ 😂😂😂

    • @rahwahagos3060
      @rahwahagos3060 2 หลายเดือนก่อน

      እሺ😁

    • @ngsti8856
      @ngsti8856 2 หลายเดือนก่อน

      @@rahwahagos3060 💛❤❤❤

  • @user-sh9ng3hq6i
    @user-sh9ng3hq6i 2 หลายเดือนก่อน +2

    ፁሩያተይ💋💋💋💋

  • @668-tj6oz
    @668-tj6oz 2 หลายเดือนก่อน +4

    ፅሩያተይ ደስ ክትብላ❤❤

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme 24 วันที่ผ่านมา

      ወለላ ሳብ ግበረለይ❤

  • @user-xg4vv4yo4z
    @user-xg4vv4yo4z 2 หลายเดือนก่อน

    ትሐሸይ ማዓረይ ኣባይኪ ጭንቅ ይበል ኣደስ ኣደ ዳኣ ንባዕላ ተጨኒቃስ ንጓላ ንከይተጨንቅ ውሕጥ ኣቢላቶ ❤❤❤❤

  • @yacobtesfai2586
    @yacobtesfai2586 2 หลายเดือนก่อน +3

    ራህዋ ፕራንክ ኣይተኽብድዮ, ሕጂ ጸሓይ ኢዩ ዘሎ ኣብ መቀለ ብስንባደ ርእሰይ ሓሚመ እንዳበለት ካብ ዓራት ምትሳእ ከይትኣብየኬ።ክምዚ ዓይነት ፕራንክ ኣብግዜ ዛሕሊ ኢዩ ጽቡቅ 😃😃😃😃

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu 2 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂

  • @user-pb3hg1cm7q
    @user-pb3hg1cm7q 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዝፍትወኩም ሰድራ❤ ረህውሸይ ከብድ እዩ ፈትንኡ ኣሕዝናትኒ ተሐሸይ ማዓረይ ሰብራይ ገርኪ ካሓሰያ❤

  • @agehxhdb6690
    @agehxhdb6690 2 หลายเดือนก่อน +2

    እዊዊዊይይ ተሖሸይይ ፀላእኪ ይጨነቅ አቲ ክንድምታይ ክትጭክኒ እኪ ንወላድት ክንድዚ ትጭክኒ ዋእ😢😢

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme 24 วันที่ผ่านมา

      ወለላ ሳብ ግበረለይ❤

  • @wskn7283
    @wskn7283 2 หลายเดือนก่อน +2

    ቱ ከልብስ ስእልክን ኣቅምጥክነኦ ንሱ ድዩ😂😂😂

    • @rahwahagos3060
      @rahwahagos3060 2 หลายเดือนก่อน

      እወ 😁 እዮብ እዩ ሲኢልዎ

  • @UjJh-yw9hi
    @UjJh-yw9hi 2 หลายเดือนก่อน +1

    ራህውሽ ግደፊ❤😂ኣይተዋፀኪይ ልተሐሽ ብውሽጢ ንመኽራ ኢና😂❤ተሐሸይ ግን ማራ ኣሕዚንክኒ😢❤

    • @rahwahagos3060
      @rahwahagos3060 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😁😂

  • @user-sc8zf2km3n
    @user-sc8zf2km3n 2 หลายเดือนก่อน +6

    ራህዋ ግደፊ ትሐሸይ ኣይተደንግጽያ😂😃😓

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራብ በሉለይ ማዓረይ❤

    • @rahwahagos3060
      @rahwahagos3060 2 หลายเดือนก่อน

      እሺ😁

  • @djdudyxjf944
    @djdudyxjf944 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሕዙናትኒ ተሓሽይ ኡፍፍፍ

  • @titinotitino2910
    @titinotitino2910 2 หลายเดือนก่อน +1

    ትሕሸይ ምስኪን 😁😁

  • @user-vz3eu9ov6q
    @user-vz3eu9ov6q 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሞተ ብሳሓቅ😂😂😂

  • @FerFerFe
    @FerFerFe หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ በዳሓን መፅእኩም🎉🎉🎉❤❤❤

  • @user-nm9tl3jb1j
    @user-nm9tl3jb1j 2 หลายเดือนก่อน +3

    ራህዋ ግን ኣይተብዝሕዮ 😂😂

    • @rahwahagos3060
      @rahwahagos3060 2 หลายเดือนก่อน

      😁😁😁

    • @MeriHaylsh
      @MeriHaylsh 2 หลายเดือนก่อน

      ​@rahwahagራህዊተይ ደምርኒ ወለላይ❤os3060

  • @hgf6568
    @hgf6568 2 หลายเดือนก่อน

    ተሐሸይ የኔ የዋህ❤❤❤🎉🎉

  • @titisabawit3510
    @titisabawit3510 2 หลายเดือนก่อน +2

    ትሐሽ ኣሕዚናትኒ ልባ ዝንብ ኢላ መዓረይ😢

  • @user-nf9bm6fq9c
    @user-nf9bm6fq9c 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ተሐሸይ ተጫዊታትኪ ብምንታይ ድየ ቆሊፈዮያ😂😂😂😂 😂😂😂😂😂😂😂

  • @MeriHaylsh
    @MeriHaylsh 2 หลายเดือนก่อน

    ራህዋ መሕረር😂😂😂😂

  • @gjshsh1337
    @gjshsh1337 2 หลายเดือนก่อน +1

    ተሐሸይ❤❤❤

  • @user-yr6ik8zg7v
    @user-yr6ik8zg7v หลายเดือนก่อน

    እፍፍ አሕዘናተኒ😢

  • @Naod56
    @Naod56 2 หลายเดือนก่อน +2

    Wow😂😂😂

  • @saral600
    @saral600 2 หลายเดือนก่อน +2

    ራህዊተይ ሽኮር❤

    • @MeriHaylsh
      @MeriHaylsh 2 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 2 หลายเดือนก่อน +1

    ውይይ ትሕሸይ ደንጊጻ🥺
    ራህዋ መሕረር ማዓልትኺ ተጸበይ ሓቦ በሊ ትሕሸይ ልቃሕኪ ፕራንክ ከሳብ ትበኪ 🤣❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @selamabreha1361
    @selamabreha1361 2 หลายเดือนก่อน +4

    ትሕሽዋይ ምስክን❤❤😂

  • @MotivationAHSahs
    @MotivationAHSahs 2 หลายเดือนก่อน +2

    ተሐሸይ ፅርይቲ

  • @AdGg-jd3kp
    @AdGg-jd3kp 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሕዚናትኒ 😢

  • @frehiwetbaraku6246
    @frehiwetbaraku6246 2 หลายเดือนก่อน +1

    ራህዋ በጃኪ ንተሐሽ ፕራንኪ አይትግበርያ አዶ እኮ እያ ብደቃ አይትክእልን ብካሊእ ፕራንክ ግበርያ ዋይይይ አነ አይክእልን ብደቀይ ❤❤❤

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment3855 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሞተ በሓቂ ክክክክ😂

    • @MeriHaylsh
      @MeriHaylsh 2 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @richochewa1640
    @richochewa1640 2 หลายเดือนก่อน +2

    Oh Teheshey Ahzinkni 🙏❤🙏

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme 24 วันที่ผ่านมา

      ወለላ ሳብ ግበረለይ❤

  • @Liyaliya-ou4nl
    @Liyaliya-ou4nl 2 หลายเดือนก่อน +2

    Keltfna rahwshey

  • @SalamSha-wl4tm
    @SalamSha-wl4tm หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @maazakioros-tc8zz
    @maazakioros-tc8zz 18 วันที่ผ่านมา

    😂❤

  • @ArsemaTube-bq8gu
    @ArsemaTube-bq8gu 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ተሐሸይ እንታይ ገበረትኪ ጓለይ😂

  • @Selam-ro7rr
    @Selam-ro7rr หลายเดือนก่อน

    Wuy za thshey😢serihkla rahwa🙄

  • @user-pw8io3xg1p
    @user-pw8io3xg1p 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @BreFekr
    @BreFekr 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤💊💊💊

  • @user-bt9lt2xm4t
    @user-bt9lt2xm4t หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @YAli-pt8hl
    @YAli-pt8hl 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤

  • @HeyabHeyab-f9q
    @HeyabHeyab-f9q 28 วันที่ผ่านมา

    😂❤❤❤❤❤❤

  • @trcf3183
    @trcf3183 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤🤗

  • @YourLocalCamera1229
    @YourLocalCamera1229 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4m 2 หลายเดือนก่อน

    ትሕሸይ ምቅርተይ አኘኺ
    ራህውሸይ በዚ ሎሚ ግዚ ከምዚ ከቢድ እዩ 🙄 አቅልል አብልላ ንበዚሕዚ ዃ ተሰሪሕኺ 😂😂

  • @mareprincess2402
    @mareprincess2402 2 หลายเดือนก่อน +1

    መን ይቃርፃ ኣሎ😮

  • @meremere5079
    @meremere5079 2 หลายเดือนก่อน +1

    ማዓራት💋💋💋💋