መጀመርያ ምግበይ እዩ ከምኡ በሊ ኢሉኒ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • ‪@Gedli_plus‬ ‪@Brakhe_Show‬ ‪@Brakhe_Show‬ ‪@TigraiMediaHouse‬ ‪@TDF25‬ ‪@T_forum‬ ‪@TigraiTv‬

ความคิดเห็น • 469

  • @Gudy-i3i
    @Gudy-i3i 3 หลายเดือนก่อน +212

    ጅግና ታጋዳላይ ተስፋይ ሓሮጎት ጁዑ ሽልማት ❤❤❤❤❤❤ይዋሃብ ትብሉ ላይክ በተለይ ኣብስደት ዘለና ኣብ ዓዲ ዘለኩምለ ነዙ ጅግና ግብኡ ሸልምዎ❤

    • @ahmadAli-mu3yh
      @ahmadAli-mu3yh 3 หลายเดือนก่อน

      ይግብኦን ፈረቃን❤❤❤❤

  • @HaftomDesta-r5r
    @HaftomDesta-r5r 4 หลายเดือนก่อน +55

    ንስኻ ውን ሓሳዊ ኢኻ ኣበይ ኣሎ እቲ ናይ ምግበይ መልሲ ሓሳዉ ሚድያ

    • @MINTWEREDE
      @MINTWEREDE 4 หลายเดือนก่อน +5

      ብጣዕሚ ተናድድ ምግበይ ልምንታይ ገሊፅኻዮ

    • @waskan9610
      @waskan9610 3 หลายเดือนก่อน +3

      ሓሻዊ እዩ

    • @FanaYBRah-hq8cw
      @FanaYBRah-hq8cw 3 หลายเดือนก่อน +1

      ምእታን ቱሓቂ ክፍለጦ ዙስብ ክካታተሉ ዳኣከነይ

    • @stellakibrom3849
      @stellakibrom3849 3 หลายเดือนก่อน

      ልዕሊ ኩሉ ኣዳም እምበር ሓሳዊ። ንሰናቲም ናይ ዩትዩብ ክትኣርይ ክትብል ኣቤሎ ዝብላዕ ዛዕባ ኢልካ ዘይናትካ ጸብጻብ ትሰርሕ። ጀነራል ምግበይ መስኪሩ ዝበልካዮስ ኣቤሎ። በዚ ሓሶት ትዝርግሖ ዘለኻ ዩትዩባ ክዓብይ ዘይኮነስ ካብታ ዘላታ 6K ምንቕ ኣይትብን እያ። ስለዚ ሓቂ ዝኾነ ሓቤረታ ዘርግሕ።

    • @JdbfcHdbcjc
      @JdbfcHdbcjc 3 หลายเดือนก่อน +1

      ዋይ ሓሳዊ ኣነ ይገድድ ናይ ምግበይ ቃል ክሰምዕ ምፅባየይ

  • @user-vc5iz4ih1o
    @user-vc5iz4ih1o 4 หลายเดือนก่อน +43

    ኣበይ ድኣ ኣሎ ናይ ምግበይ መልሰ

    • @temesgenabay3201
      @temesgenabay3201 3 หลายเดือนก่อน

      Btaemi eyu zgerm! Nay mgbey shum alelka mgbey zbelo zeymsmae entay malet eyu, meheri media

  • @haniHani-vy7tk
    @haniHani-vy7tk 3 หลายเดือนก่อน +9

    ተስፍሸይ ጀግናና እንኳዕ ተረፍካ💊💪💪🇻🇳💊💛❤

  • @SamuelGebreyesus-x1f
    @SamuelGebreyesus-x1f 4 หลายเดือนก่อน +8

    ኩሉ ግዜ የማናይን ፀጋማይን ጠሚትና ክነስተውዕል ኣለና። ትግራይ ግን ሓንቲን ሓንቲን እያ ወያነ = ህወሓት = TPLF = ሓየሎምን መለስን ንቕድሚት። long lives to weyane, long lives to General MGBEY

  • @MeseretHaftu
    @MeseretHaftu 4 หลายเดือนก่อน +51

    አዕፅውወ ዙሚድያ ተጋሩዋይ ሓሳዊ መናቆሪ ናይ ምግበይ ኣበይ ኣሎ ሞልዑል ዝኮንካ ወዲ🤑😤

    • @user-ou4zq5fv6k
      @user-ou4zq5fv6k 3 หลายเดือนก่อน

      😂

    • @habengerie4629
      @habengerie4629 3 หลายเดือนก่อน +1

      Fooooooooooo hasawi ezi Media ketso alewo

    • @jonmulay1167
      @jonmulay1167 3 หลายเดือนก่อน +1

      ምግበይ መልሲ ሂቡ ኢሉስ እቲ ዝሰማዕናዮ ደጊምልና ኬዱ ኣርእስቲ ዝሃቦ ካሊእ ተዛረቦ ካሊእ

    • @Lily-zo6jd
      @Lily-zo6jd 3 หลายเดือนก่อน

      😂😂❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 4 หลายเดือนก่อน +13

    ናሓደ ህዝባዊ ዕላማ ወፅኢኹም ዘይሰራሕኽዮ ታሪኽ ናህተይ ኢልካ ንህዝባዊ ሰራዊት ትግራይ ዘይምጥን ስራሕ አይትስርሒ ሕዚ እውን ይቕሬታ በሊ

  • @user-bx2zl8hu8u
    @user-bx2zl8hu8u 4 หลายเดือนก่อน +14

    ንኩላትም የመሰገኑ መክንይቲ ንትግራይ ደም ከፍለም እዩም 2+አም ጀግና እዩም ንሳ ኢዳ ንሱ ኣእግሩ ኣወፍዮም እዩም መልሲ አበይ ኣሎ ናይ መግበይ በጀካትኩም ንኩላት ንትግራይ ኢለም እዩም ወፅአም ዋ ገለመለ አይተበሉ ከዚ ኣደመይ ንመድያ ትበልስ ልአለዩ የመሰሉ ካጀኩም አሕዋተይ❤

    • @abebaselomon
      @abebaselomon 2 หลายเดือนก่อน

      ብደምቢ ተፃሪዩ በቢዝረከባ ጡፍ ይቨለላ
      ይቅር ካቭምድያ ካቭምድሪ ክትጠፍእ
      ምድያታት እውን ጅግን ነት ዝሰርሐ እተተሰዊኡ እውን ንቬተሰቩ ክሽም ኣለዎ

  • @baraktesfa8191
    @baraktesfa8191 3 หลายเดือนก่อน +8

    ከምኡ ዘብል ኣይነበራን ናብ ቃልሲ ምውራዳን ካብ ኣካላታ ምጉዳላን ጥራሕ እኹል ጀግንነት ጌራ ኔይራ እያ

  • @user-wb8ry3cj6g
    @user-wb8ry3cj6g 3 หลายเดือนก่อน +5

    እቲ ጀግና ተጋደለይ ንሕግዞ ኣለና እንበር ንሳ እውን ዋላ ኮ ታሓስው ንትግራይ እላ እዳ ጎድላ እያ እና ኣይንፃረፍ ብጣዕሚ ዓብይ ጌጋ እያ ገይራ ደፋር

  • @Kingbalwin
    @Kingbalwin 4 หลายเดือนก่อน +16

    ኣቱም ሰባት እታ ኣሃዱ እንዶ ትጠየቅ

  • @almazhailu8748
    @almazhailu8748 4 หลายเดือนก่อน +16

    እና ምንም ማለት ኣይኮነን የትም ፍጪዉ ድቄቱን ኣሚጪዉ !
    ኩሌኹምኮ መዘና ኣልቦ ጀጋኑ !👌🙏 ❤💛💪

    • @user-bz7fj1fk2m
      @user-bz7fj1fk2m 3 หลายเดือนก่อน

      RIP Tigrigna. Shame on you!

    • @Tewodros-tm7bs
      @Tewodros-tm7bs 3 หลายเดือนก่อน

      Tay eyou hiwiswas bi amharigna zitelekefet rieto tsehafit.

  • @salamahsalamah4030
    @salamahsalamah4030 3 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ የጠራጥር ዝተሰውኡ ኩማዶታት ሓትና ታሪኾም ብከሙዙይ ይጠፉእ ❤❤😢😢

    • @AaAaa-mh9sw
      @AaAaa-mh9sw 3 หลายเดือนก่อน

      ለክስ ታሪክ አሕዋትና እውን ብካምዚ እዩ ተሰርቁ

    • @user-mc7ln4vx4b
      @user-mc7ln4vx4b 3 หลายเดือนก่อน

      ብጣዕሚ እዩ ዝገርም 😢😭💔ነመሕዘኒ ምስታሪኾም ጠፊኦም ኣሕዋትና ልምንታይ ግን ከምዚ😢ናማትካስ ናማትካ ዩ ፎእ😭ቱ ዓደይን ኣደይን የድፍርን ኢሎም ምውፅኦም ጅግንነት ይኣኽሎም ነይሩ😢

  • @marrymarry825
    @marrymarry825 3 หลายเดือนก่อน +3

    ብምግዳልኪ ንኸይትኮርኢ ብመልሓስኪ እናተሓባኢኺ ክትከዲ ኢኺ ፎካስ ፍዮሪ ተኽላይ

    • @cooc-bt7tg
      @cooc-bt7tg 3 หลายเดือนก่อน

      # ዝታሪኽ የናየይ ምግበይ ኢሉኒ ዝብል አበይ ሰሚኩም መሊእኹም ትናገሩ ሙሉእ ቃለመሕትት ኣበይ ተሰሚዑ።
      ናይዚ ተጋዳላይኸ ብዛዕባ ታይ ከምዘዋግዐ ሙሉእ ኣበይ ኣሎ

  • @issayaskandes5736
    @issayaskandes5736 3 หลายเดือนก่อน +3

    ንመጀምርታ ግዜ ብቦምባ ትኪ ትቃጸል ታንኪ 😂😂 ኣብ ትግራይ ሪኢና 😢😢። ታንከኛ ነሬ 'ሞ ቦምባ ትኪ ታንኪ ኣየቃጽልን'ዩ ።ሓሶት ግደፉ ። ብዘይ ጸረ ታንኪ ፥ ፋጎት፥ ኣርብጂ ተመራሒ ሚሳይል •••••••ዓገብ ተጋሩ ።

  • @Tudj-q7o
    @Tudj-q7o 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግና ሓውና እንኾዓ ተረፋካ

  • @user-vr6lx4uk8f
    @user-vr6lx4uk8f 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣይ መፅልኦ.....ምእንታ ክረኣየልኩም ዘይራኸብ ርእሲ ኣይትሃቡና። ሓሳዊ ኢኻ ንባዕልካ። መልእኽትኻን ዝሃብካዮ ርእስን ኣይራኸብን። ቦጥሯቕ፡ፈሽላኽን ጣቒረንን ትበሃል

  • @aranshitesfay3145
    @aranshitesfay3145 4 หลายเดือนก่อน +8

    እንታይ ናታ አይኮነን ማለት? ኩሉ ተጋዳላይ ነናይ ባዓሎም ጅግንነት ሰሪሖም እዬም ነገርግን ብሓደ ድዬም ተላኢኾም,ወይ ፈፂሞሞ ,ወይመደባቶም .ናሃቱ ናሃታ ዝብል ብሓደ ተልእኾኦም እንተነይሩ ግልፂ ይኩን ተዘይኮይኑ ጠጠው አቡሉ እዚ ሓደገኛ እዩ.

  • @user-hi3cf8gm1v
    @user-hi3cf8gm1v 2 หลายเดือนก่อน

    ሓቅ ሞዓልቲ ነዉሕ እበ ለይወጸአ ኣይተርፍን መዓልቱ ኻዓ ኣኺሉ❤❤

  • @KhanKhan-xw1hn
    @KhanKhan-xw1hn 2 หลายเดือนก่อน

    ሓቅ ደይወፀ ደይቃረ ጅግናና እካዕ በሰላም ተረፍኻ❤❤❤

  • @sifisosiyabonga4434
    @sifisosiyabonga4434 4 หลายเดือนก่อน +3

    ናይዚስ ድማ ገደደ ።ብኸምዚ ቡምባ ደቢኻ ትቃጸል ታንኪ ብካርቶን ወረቐት ዚተሰርሔት ድያ ነይራ።

  • @goitomhailu4277
    @goitomhailu4277 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ እንታይ ኢና ንሰምዕ ዘለና ታሪኽ ንበዓል ታሪክ ንሃቦ ።ጅግና ተጋዳላይ ተስፋይ ሓረጎት ንዘለኣለም ንበር ። ንተጋዳሊት ፍዮሪ ተክላይ ድማ ከም መጠን ተጋዳሊት ከም መጠን ጉድእቲ ክብሪ ይግበአኪ እቲ ታሪኽ ግና ከም ደቂ ዓዲ 3 ገይርክያ ። ናይ ኣቦታትኺ ግበሪ ታሪኽ ኣይቅዳሕን ።

  • @semereberhe-cw2vc
    @semereberhe-cw2vc 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ጉራ ካብ ተቃሳይ ትግራዋይ ክዝረብ ዘይግብኦ ሕሱር ጉራ ካብቀዳሞት ኣሕዋትኩም ዘይትመሃሩ ታይኣምጽኦ ፍለጡኒ ፍለጡኒ ሕስራን ንኽሞቱ ዓይኖም እናረኣዩ ፈንጂ ረጊጾም ዝሓለፉ ምስጢር ውድቦም ከየውጽኡ መልሓሶም ዝቆረጹ እንኳን ብባዕሎም ከምዙይ ሰራሕኹ ቅያ ፈፀምኩ ክብሉ ኣብቅድሚኦምጅግና ክበሃሉ ዘይደልዩ ናይጀጋኑ ጀግና ዘሓለፉ ብፆት ተውሪዎ ዘለኹም ዘሕፍር ዘረባ ክንደይ ምሰሓቅኹም ጀጋኑ ክትኮኑ ትኹኑ ግን ባዕልኻ ምዝራብ መፍኮሲ መንዓቂ እዩ ብብብጾትኩም እንተዝንገረልኩም መጥዓመልኩም ብጣዕሚ አነ ከክንዳኹም ሓፊረ ዘይበሃል!!!

  • @GueshKahsay-v1v
    @GueshKahsay-v1v 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ ባሓቂ ተስፍይ ጅግና

  • @ትግራይዓደይ-ዠ6ሠ
    @ትግራይዓደይ-ዠ6ሠ 3 หลายเดือนก่อน +2

    ተስፍይ ጅግና🌷🌺🌺🌹🌹

  • @Abrhet924
    @Abrhet924 3 หลายเดือนก่อน +1

    ተሰፍሸይ ጀጋናና እንኳዕ ተረፍካ ከሎም ብፆትና ሰተሰዋእ ታረከም ተሰራቅ ሓሰወት አመራራሕ ብጣዕማ ሓዛና በፆይ ተሰፋይ አየዝካ አብ ግንካ አሉንንን

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44 3 หลายเดือนก่อน

    አዛጋል ሱቒላ ሸይና ዘይትምለስ ናይዚወዲዉን ሩኡይሑሶትዩ ምኽንያቱ ታንኪ ብቡምባትኪ ኣይትቃጸለን።

  • @ጓልተምቤንሃገረሰላም
    @ጓልተምቤንሃገረሰላም 4 หลายเดือนก่อน +6

    እዚኣ ጥራሕ ለይሰማዕና ነይርና😅
    በሉ ኣረጋግዕዎ ኹሎም ናይና ነኽብሮም ኢና

  • @fefe8043
    @fefe8043 3 หลายเดือนก่อน

    ዋይይይይ እኒኤኺ ወረኛ 😂😂😂
    ጅግና ተጋዳላይ ተስፋይ ሓሮጎት ካብ ዝገበሮ ንላዕሊ ይግቦኦ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-xt1jk4dm6h
    @user-xt1jk4dm6h 3 หลายเดือนก่อน

    ዋላኳ ዘይ ታሪኻ ተነገረት ንህዝቢ ክሳብ ዝተቃለሰት ጅግና እያ።አምሰሉታት አይትኹኑ።
    ታሪኽ ንበዓል ታሪኽ።

  • @user-et8jf6ds6f
    @user-et8jf6ds6f 4 หลายเดือนก่อน +8

    ናይ ዘለው ተተሰረቀ መልሲ ክህብሉ ኢዮም ናይ ዝተሰወአ ከምዚ ኢሎም ዘይሰርሕዎ ታሪክ ናተይ እንተይሎም ብጣዓሚ ዘሕርቅን ዩ 😢

    • @HafitomHaylu
      @HafitomHaylu 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሓቅካ ወይ ዝሓወይ ህንደይ ታሪክ ሰሪሑ እዩ ልኮን 😢😢😢😢😢

    • @rewerttcghhhdg
      @rewerttcghhhdg 3 หลายเดือนก่อน

      ኣይ ሓቂ ማዓረይ ክንደይ የሕዝን ሞቶም ሞት ከልቢ ኾይኑ ግን ልምንታይ 😢😢😢😢

  • @henoketesfahun5024
    @henoketesfahun5024 3 หลายเดือนก่อน

    It does mother who did, all TDF and the people of Tigray are heroes.

  • @DdDf-e4p
    @DdDf-e4p 2 หลายเดือนก่อน

    ወየ ካናክስ ዝገደዱ ኮኖም ዞም ቃል ዝገብሩ ❤

  • @Samiafro362
    @Samiafro362 4 หลายเดือนก่อน +2

    ታሪክ ኣሕዋትና ይቃለል ኣሎ እዞም ይትዩብ በራት መንግስቲ ጠጠው ክብልኣለዋ እቲ መንግቲ እንታ እዪ ዝገብር ዘሎ
    ታሪክ ጀጋኑና ብላይክ ናይ ዩቱብ ብዝእክብ ተዜመሓላለፍ ይሐይሽ

  • @ShishayAsmelash
    @ShishayAsmelash 3 หลายเดือนก่อน +1

    ትሕሱ ከምዘላ ሞ ኩሉ ኪናት ዝፈልጥ ሰብ ብቀሊሉ ዝርድኦ ኢዩ። ኣገላልጽኣ ንኪናት ኣብተለቪጅን ኮፍ ኢልካ ከምትርእዮ ፊልም ኢያ ገሊጻቶ ። ሓቀኛ ታርክ ኣብ ኪናት ክትሰርሕ ግን ምስቲ ኩሉ ሕሰሙን መከርኡን ካልእ ኢዩ ። ንዘይ ዋዓልካሉ ግን ብከምዚ ዝገለጸቶ ኣገላልጻ ኢዩ ዝግለጽ።

  • @user-rz5gs1sn2y
    @user-rz5gs1sn2y 2 หลายเดือนก่อน

    Enberke btsaynet tfelt do bsmaem anagraa wun bsru tay eya tbl mewaredit aytewardena❤❤

  • @fefe8043
    @fefe8043 3 หลายเดือนก่อน

    yessss ሓቅስያ ብእግሪ ረጊፅኻያ ብርእሲ ትወፅእ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-pf8mi8ke4q
    @user-pf8mi8ke4q 3 หลายเดือนก่อน

    ውልቀ ታርኽ ናይ ተጋዳላይ ክጭወ ክስረቅ ኣብዚ ወለዶ ርኢና ኣብ ዝሓለፈ 2 መዋእል ከምኡ አይነበረን

  • @wedimehari-uv3vk
    @wedimehari-uv3vk 3 หลายเดือนก่อน

    ክብርን ሞጎስንይግበኦም ❤❤ታርኽ ንበዓል ታርኽ።ግን ከዓ ክልትኦም ዓብዩ ዘይሃስስ ታርኽ ኣለዎም እዩ

  • @RaeiMengs
    @RaeiMengs 3 หลายเดือนก่อน

    ታነከኛ ዝነበርካ መሰክር ኢዛ ታንኪ ቡቡነባ ኡድ አይኮነትን ተቃጺላ ምግናንዩ አየ ህዝቢ ትግራይ

  • @GenetDream
    @GenetDream 2 หลายเดือนก่อน

    anhna elna nerna ena haki hn kulu gze haki eyu ajoka jueee❤
    naa ewn zeykone sleztezarebet ember eti zkefeleto kya arakisna aykonan kulom bxotna eyom

  • @MizanMizan-xh6py
    @MizanMizan-xh6py 3 หลายเดือนก่อน

    ታሪክ ተጋዳላይ ኣይተባላሽው እዚሚድያ ዘይትዓፅዎ ብውሽጢ ኣረዳድእዎም ክብሪ ናይ ተጋዳላይ ከምዚኮይኑ ምእንቲ ትግራይ እንዶ ኩሎም ኣካሎም ጎዲሎም ዘይረዳድኡ ክልቲኦም ብፆት ድማ ታሪክ ንባዓል ታሪክ ይኩኖ ኩላኩም ጀጋኑ

  • @user-co1hv3rs7d
    @user-co1hv3rs7d 3 หลายเดือนก่อน

    አወ ታሪክ ክትሰርቅ ኣይነበራን ግን ክኣ ክንደይ ዋዓሩ ጀጋኑ ተጋደልቲ ብዘይ ደቂ ኣንሰትዮ ትዕወት ዓውደ ኪናት ኣይነበረትን ኣብ ዓዲ ኣምሓራ ጠጠው ኢለን ዝትኩሳ ስረ ፀላኢ ዘፍትሓ ጀጋኑ አየን ፀርፊ ኣየድልን ተጋጊኺ ምባል ይኣኽላ አዩ አበር ኪናት አኮ ኣይተሳተፈትን ከይጀመረት አያ ኢዳ ተወቂዓ ሕክምና ኣትያ በቃ

  • @user-jm5ne8di3d
    @user-jm5ne8di3d 3 หลายเดือนก่อน

    ደኖቁር ኢኩም መቸም፣ አብ ውግእ ዘጋጥም ኩሉ ጽብቅ ይኩን ሕማቅ ዓወት ይኩን ስዕረት፣ ናይ ሙሉእ አሃዱ እዮ፣ ከም ራስ ብራስ ዝተዋጋኩም ናተይ ናተይ ትብሉ፣ መሕፈር

  • @GzzhhmzohZhcifbo
    @GzzhhmzohZhcifbo 3 หลายเดือนก่อน +1

    ታሪክ ንባዓል ዋና ❤❤❤❤❤

  • @salamahsalamah4030
    @salamahsalamah4030 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤ጅግና ወድጅግና ታሪኽ ላባዓል ታሪኽ ሃብዎ እንኻዕ ሃለኻ ተስፉሽ❤❤❤❤❤

  • @Mengstuberhin
    @Mengstuberhin 2 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ምግበይ ሃይል መልስ? ደንቆሮ ታርጌት ሚድያ ንትግራዋይ ታታልል፡ ለማን ፡ሌባ😮 ንምቅዋም ብ like ግለፁለይ

  • @AbTg-hp8gu
    @AbTg-hp8gu 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ ምግበይ ኣበይ ኣሎ ንስካውን ኣይጡዑይን

  • @einhornwelt6571
    @einhornwelt6571 4 หลายเดือนก่อน +2

    Tigraywood present true story with acters Tesfay hargot and Fiyori teklay in cinima Ras.

  • @TesfayTeklay-gp7wq
    @TesfayTeklay-gp7wq 3 หลายเดือนก่อน

    ሓቂ እናሓደረ እዩ ዝደምቕ ተስፋይ Hero

  • @SenedTube
    @SenedTube 3 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኻ በርትዕ ተስፍሸይ ኣብ ጎንኻ ኣለና ፅሩየይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MaseMen-mu1on
    @MaseMen-mu1on 3 หลายเดือนก่อน

    ተስፍይ ጅግና🎉

  • @teklehaymanotassefa4687
    @teklehaymanotassefa4687 3 หลายเดือนก่อน

    ናይቶም ተሰቀለ ደቅና ከመወሰዱ ታሪኾም አልዎት ይሳዕስዕሉ ዎገኦም ግን እናሓደረ የዎርዶም

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns6757 4 หลายเดือนก่อน +1

    ንስኻ ዉን ትሕሱ ኣለኻ።ኣብቲ መእተዊ ጀነራል ምግበይ መልሲ ሂቡ ዝብል ዝሃቦ የለን።

  • @downdownw7374
    @downdownw7374 3 หลายเดือนก่อน

    አየ ወየን በሔይሊ ሸዓርቲ ክመስሉስ ዕድመኹም መሉእ ብሓሶ ክትዕብሉኽዋ እዛ ዓለም። ስዕረትኩም ስረምፍታሕኩምን ዓለም ኩሉ ፈሊጡዎ ስዝኾነ ብጽውጽዋይ ዝቕየር የለን።

  • @user-rz5gs1sn2y
    @user-rz5gs1sn2y 2 หลายเดือนก่อน

    Ajoka btsaye enkae bselam wetsakalna 🥰🥰🥰kbri naeka

  • @user-dx9dy4is8q
    @user-dx9dy4is8q 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዘሓመቀ ነገር ታሪኽ ምስራቅ እዩ ብሕጊ ትጠየቅ ኣለዋ ታሪኽ ንዝሰሮሖ ክኾን ኣለዎ

  • @vvg5520
    @vvg5520 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጥብ ሓሳዊ አትሓሱ ሓማስየን ተጋሩ ነዐፅዎ ነዚ ምድያ

    • @amanuelmengsteab5384
      @amanuelmengsteab5384 3 หลายเดือนก่อน

      Gud rekibna ezi eko tigraway eyu entay amxeo dea hamasein mebal

  • @moe3000
    @moe3000 4 หลายเดือนก่อน +5

    Be careful, guys. These historical victories happened just 3 years ago ,not 100 years ago. Try to document properly and carefully.

  • @user-fl1ye6ug4r
    @user-fl1ye6ug4r 3 หลายเดือนก่อน

    ታርጌት ትብሃል ንባዕኻ መናኽሲ ሓሳዊ ኢኻ
    እንተጋጢሙ እንኳ ተጋደልቲ ዮም ኣብ ኣሃድኦም ዘይውድኡ
    ካብቲ ናብዚ ዘርባ አይተመላልስ ትክክል አይኮንካን

  • @yonaskeshi1863
    @yonaskeshi1863 4 หลายเดือนก่อน +1

    እታ ጓል እንታይ እዩ ዕጥቃ
    ቅድሚ ኩሉ ታንኪ ብቡምባ ኢድ F1ኣይትቃጸልን እያ
    ምናልባሽ ግን እቲ ወዲ እሱውን ሰንሰልታ ሃሪመ ኣቃጺለያ እዩ ዝብል ዘሎ
    እንታይ ዓጢቑ ኔሩ ካብ RBG,
    B10, FAGOT, MITS, መድፍዕ 76, ROCKET 107 ,
    ዝኣመስሉ ዓጢቅካ ኢኻ ታንኪ ተቃጽልን ተዕኑን
    ሰንሰለታ ዝታሃረመት ታንኪ ደው ጥራይ እያ ትብል ኣይትቃጸልን እያ ስለዚ
    ብመሰረቱ እታ ጓል ትሕሱ እያ ዘላ እቲ ወዲ ካኣ ደጋጊምኩም ሕተትዎ እሱውን ኣቃጺለያ ትብል ቃል ሃሪመይያ ኢሉ ተዘማሓይሻ ቁሩብ ክንኣምን ንኽእል ታሪኽ ሓቂ ክኸውን ይግባእ

  • @ErdiYosief
    @ErdiYosief 4 หลายเดือนก่อน +2

    ታንኪ ከመይ ጌራ ኢያ ኸ ብ ቦምባ ኢድ ክትቃጸል ትኽእል ታንኪ ወይ ኣርፒጂ ጸረ ታንኪ ወይ ከኣ ታንኪ ብታንኪ ኢያ ክትቃጸል ትኽእል ስቅ ኢልኩም ትቅደዱ ቁሩብ እባ ዒብ ግበረ

    • @milushmey8397
      @milushmey8397 3 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂 ሃየ ጥራሕ በሎም

  • @meazamesele5733
    @meazamesele5733 3 หลายเดือนก่อน

    ናይብዙሓት ስውአት ጀጋኑ ታሪክ ክስረቅ ሪአ ትከውን'ሞ ንሳውን....

  • @lemlem1974
    @lemlem1974 4 หลายเดือนก่อน +1

    እስታ ትጠየቅ ናይ ጅግና ሐውና ወዲ አበርገለ ልምንታይ ይምጠል ድርኡ ለ አሜሪካ ዘለው ሜድያ እያ ዝቀረበት ክፊለጥ አለዎ ቀንዲባይ እያ

    • @SamuelGebreyesus-x1f
      @SamuelGebreyesus-x1f 4 หลายเดือนก่อน

      ዓሻ ዲኺ መዓረይ። ወዲ ዓድና ክትብሊ??? ነውሪ እዩ ኣይበሃልይ። ኩሉ እቲ ዝበሃል ዘሎ ሓቂ ምዃኑን ዘይምዃኑን ከይፈለጥኪ??? ተረጋጊዕኺ ሕሰብሉ፣ ምናልባት ንትግራይ ክፈላልዩ ዝወጠኑዎ ክኾን ተኸኣለኸ

  • @atobrhanweldegabr
    @atobrhanweldegabr 3 หลายเดือนก่อน +1

    ተማቀልወን እንዶ ተጋሩዋኒ 😂😂😂ብቡንባ ታንኪ ኣቃጺልኩም እዋይ ሕፍረት ዓሕ😅😅😅😂😂

  • @dsegtjioojgvvfv
    @dsegtjioojgvvfv 4 หลายเดือนก่อน +4

    ስቕበልምግበይ ትብል ኣበይ ኣሎ ሎቕማፅ ሓሳዊ እኻ ንስኻዉን ተጋሩ ከምዝ ዝበሉ ፍልልይ ከይፈጥሩሉና ኩሎም ተጋደልት ጀጋኑና ዮም።

  • @احمدعلي-ز2ح7ظ
    @احمدعلي-ز2ح7ظ 3 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ ናይ ምግበይ ቃል እዉን ሓቂ እንተኮይኑ ስጀመር ክልቀቅ ኣለዎ ሕብረተሰብና ይስማዓዮ

  • @user-vc8it6th1u
    @user-vc8it6th1u 3 หลายเดือนก่อน

    አነ መጀመርያ አትሕዘ ተኻራክረ ነይረ ብሱሩ ዘይመስል ዘረባ እዩ ሓንቲ ሓዳሽ ታዓላምት 4 ታንኪ አቃፅላ ዝብል ሰብ ምንም ስለ ወታደራዊ ሳይነስ ዘይፈልጥ ሰብ ጥራሕ እዩ ክዛረብ ዝክእል አነ መጀመርያ አብ ሽረ 04 አብ ዝኮነ እንዳስዋ ረክበያ ነይረ እና አብቲ እንዳስዋ 4 ታንኪ አቃፅላ ዝብሉ ሰባት ነይሮም አነ ተኻራክረ እየ ብደንቢ ናይ ውግእ ኩነታት ስለ ዝፈልጦ እዝአስ አያነይቲ አየር ወለድ ኮይና እያ እንዳ ተጋላበጠት 4 ታንኪ ተቃፅል አነ ዝገረመንይ ኮምኡ እሎም ዝሰንዱ ሰባት ምንም ስለ ወታደራዊ ኩነታት አይፈልጡን እዬም አሽኳን አርባዓተ ታንኪ ሓንቲ ቡንባ ወርውራ አይትኮንን ዝሮዝሮ ኮምኡ ኢላ ምዝራባ ነተን ዋዕሮታት ትግራይ ሞራል ኮይንዎን እዩ ብምግዳልክይ ንባዕሉ ጅግና እክይ ሓፍትና ብደንብይ ዓፍንክና

  • @SenedTube
    @SenedTube 3 หลายเดือนก่อน

    ፍየሪ ተኽላይ ኣቲ ውርደተኛ ለይባ ሰራቒት

  • @ሚዙቻናልmizuchanal
    @ሚዙቻናልmizuchanal 3 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ሓወይ😢

  • @user-sm6mj1vq6v
    @user-sm6mj1vq6v 3 หลายเดือนก่อน

    አንቱም ስብ አዙ ታሪክ ይስታኪክል ስውኡ ጀግና አሽናፊ አብርሃ ወዲ አሮብ ወዲ ዑጡቁ ስንበት አውን ይረእ አሎ አፊቲ ሚዲያ አዚ ዛንታ ዝተዛበዐ አዩ ዝመስል ጀግኒ ስውኡ አሽናፊ አብርሃ ምእንቲ ሃገር ኢሊካ አዚ ኩሉ መስዋእቲ ታርኩም ብዘይረብሑ ይቃሳቀስ አሎ ወዲ አሮብ አለካ ዶ

  • @tester8090
    @tester8090 4 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ምግበይ መልሲ ዘየቕረብካስ ትኣማንነት ንከይህልወካ ትገብር ኣለኻ እት ሓቂ ካልኦት ተጋደልቲ ዋላ ምስኦም ዝነበሩ ሓቲትካ ተቕርቦ ትኽእል ኢኻ ምግበይ እዩ ኣነ እየ በሊ ኢልኒ ኢላ ትብል ኣለኻ ክፃረ ኣለዎ ምግበይ ውን መልሲ ክህብ ኣለዎ

    • @samru2018
      @samru2018 4 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂

  • @SenedTube
    @SenedTube 3 หลายเดือนก่อน

    ተስፍሸይ ኣጅኻ ናትኻ ናትኻ እዩ ኩርዓተይ🎉❤❤❤❤❤❤

  • @ftsumsbhatu6790
    @ftsumsbhatu6790 4 หลายเดือนก่อน +2

    እስተ በዛኹም ሓሾት ሕደጉ ልህዝብና ዋጋ አክፊልዎ እጁ ድራማ ጨወታ ልህፃናት ተርኹ ሰገናት ብለይ አፍልጦ ፀኒቱ

  • @LeatishLeatish
    @LeatishLeatish 3 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ምግበይ መልሲ ኣበይ ኣሎ ኣምፅዎ ቃሉ ኣስምዕና😋😉

  • @lemlem1974
    @lemlem1974 4 หลายเดือนก่อน +2

    ብሂዎት እናሀለየ ታሪኩሁ ልምንታይ ይምጠል እዝ ካብ አመራርሐ እዩ ብዝ ኣይነት ናይ ቅያ ስሪሒሞ ዝትስወኡ ትዲኤ ታሪክ ተስሪቁሁ ኣሎሆ ማለት እዩ

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 3 หลายเดือนก่อน +1

    ታይ ክትብል ደሊካ መን ትባህርል ነበረያነበረ ታይ እዩ እቲ ምክንያት ፋልሶ ባንዳ ተምፅኦ ለውጢ የለን ናይ ሚድያ ህጊ አፅንእ ገፅካ ትከወል አብ ትግራይና ንባንዳ ግንባሩ አንፃር ህዝቢ ስለዝኮነ ጅነራል ምግበይ ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ እዩ መላእልትካ አይኮነን ህስበሉ ወዲ መድህን በራድ

  • @user-eb1dg9yd4p
    @user-eb1dg9yd4p 3 หลายเดือนก่อน

    ንዓና ክልቲኦም ጀጋኑና እዮም ብዛዕባ ታሪኽ ክልቲኦም ተዘራሪቦም ክፈትሕዎ ይኽእሉ እዮም

  • @bruhtesfa-ko2oz
    @bruhtesfa-ko2oz 3 หลายเดือนก่อน

    መግበይ ኣበይ ኤል ዝመለሶ😬

  • @MashoKidanu
    @MashoKidanu 4 หลายเดือนก่อน +2

    ታሪክ ምስራቕ ዘይቐሪ ክስካብ መዓዝዮ ከቛርፅ። እዙይ ዝብል ዘለኹ ኣብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ትግራይ እውን ኔሩ ኢዩ። ታሪኽ ንብዓል ታሪኽ ክኸውን ኣለዎ።

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 หลายเดือนก่อน +2

      ብርግፅ 2ቲኦም ጀጋኑ እዬም ነገር ግን ከምቲ ዝተብሃለ ታሪኽ ንበዓል ታሪኽ እዩ ዝግባእ

  • @user-hh3tz6gc4y
    @user-hh3tz6gc4y 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ata hasawi wedi hasewiti hasot tefeximu keteri mexikas tihsu way Tigraway ata zamediya izia atfiwa,

  • @GebremichaelBerihu
    @GebremichaelBerihu 3 หลายเดือนก่อน

    እቲ ታሪኽ ታሪኽ ተጋደልትና እዩ ።ቡዙሕ ኣይተራግብዎ

  • @Mihretab.MORO-ENTE1994
    @Mihretab.MORO-ENTE1994 3 หลายเดือนก่อน

    ኣስተውዕሉ መን ኮይኑ ዩ ብታሪኽ ንማጎት ዚ ቻናላት ናብ ሓሶት ይመርሕ ኣሎ ንገንዘብ ክትብሉ ተጋዳላይ ተበኣስዎ ኣለኹም ናይ ዓወት ናይ ሓደ ኣይኮነን ናይ ሓባር ዩ በጃኹም ኩሎም ናትና ዮም ኣነ ውን ተጋዳላይ እየ ዓወት ዝፈልጥ ብሓባር ትቃለስ ብሓባር ትስዋእ ታሪኸይ ታሪኸይ ፅቡቅ ኣይኮነን ዩ ብሓቂ ተሓስየ ...መልሲ ሃቡኒ ....TDF..

  • @مازنحامضي
    @مازنحامضي 3 หลายเดือนก่อน

    ንክልቲኦም ኣቅርብዎም ክንኣምን ናኒ ባዕለም ሓቂይዛረቡ ምግበይ እዉን ምስኦም

  • @FfFf-wg2dx
    @FfFf-wg2dx 3 หลายเดือนก่อน

    ዋላ ኣገላልፃ ተን ታንኪ ክተቃፅል ከላ እትዛረቦ ዘረባ ኣይርድኣካን ታሓንቲ ብቱይ እንትን ኢላ ገላሊፃቶ😅😅😅 ታሪክ ናብ ባዕል ዋና ይኩን ብስሩ

  • @meridlegas5259
    @meridlegas5259 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኩሎም ንትግራይ ክስወኡላ ዝወፁ ጀጋኑ አብትሕቲ ዓራት ፀኒሕኩ አይተቃልሉ

  • @MusiekbreabMusiekbreab
    @MusiekbreabMusiekbreab 3 หลายเดือนก่อน +1

    Tum sebat. Tanki. Bumba. Efwan. Derbika. Tikaxel. Bikarton diya teseriha. Bejakum eba teseteru

  • @SenedTube
    @SenedTube 3 หลายเดือนก่อน

    ተስፍሸይ የኔ ጅግና❤❤❤❤❤❤

  • @Sele-lx3iz
    @Sele-lx3iz 3 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ሓሳዊ ይከውልካ ኣበይ ደኣ ኣሎ ናይ ምግበይ ዘረባ

  • @tsegazeabzemichael3784
    @tsegazeabzemichael3784 3 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ንስኻትኩም ኲናትን ኣሰላልፍኡን ስለዘይትፈልጡ እዩ ድሓር ሓሶት ስርቅን ዝሙትን ትግራዋይ ምስ ሞተ ጥራይ እዩ ዘቋርጾ። ኲናት ብመጀመርያ ኣጋር ሰራዊት እዩ ዝስለፍ ንስውን ኣጥቃዒ ተኻላኻሊ ረዳት ኣለዉ፡ ታንክታት ግን ኣብ ደጀን ኰይነን እየ ዕላምአን ዝሃርማ፡ አንፊቪያን ዝብሃላ ግን ኣብ ጐላጉል ምስ ኣጋር ይኣትዋ። ድሓር ንሕና ሻዓብያ ታንክታትና ከመይ ይስለፋ ከመይ ሓለው ይግበረለን ባዕልና ንፈልጦ ዳርጋ 90% ታንክታትና ናይ 130 ዝብሃል ብረት ሻምቢቆ ሞዶፊክ ተገይሩለን እዩ ኣዝየ ኣዝየ ርሑቕ ከይነን እየን ብኣስተኳሽ ዝምርሓ ብዘይካ ብነፈርቲ ብኣጋር ኣይጥቅዓን እይን። ኩለን ከኣ ለተስት ዝኰና ብሬን ዝብሃል ተገጢምለን እዩ፡ ምናልባት ስለያ ኣትዩ መጥቃዕቲ ከይፈጸመለን። ካልእ ኣብ እዋን ኲናት ኩሉን ታንክታት ማጾአን ዕጹው እዩ ብብምባ ኢድ ክቃዘላ ኣይ ክእላን እየን ብዘይካ ብፋጎት ዘረታንኪ ከምኡውን ብኣርፐጂ7 ንስውን ኣብ ፍሉይ ኣካል ናይታታንኲ እንተሃርምካ እዩ ኣድማዒ ዝኩውን ቀንዲ ክልተ እየን ግን ኣብዚ ኣይዛረብሉን ከይትማሃርሉ።

  • @bini5364
    @bini5364 3 หลายเดือนก่อน

    ኩላትኩም በርፍ በርፍ ኩትብሉ ማአት ኢኩም ሑሱማት ጎረቢት

  • @BirhaneBerihu-j7p
    @BirhaneBerihu-j7p 3 หลายเดือนก่อน

    ከምዚኦም ዝበሉ ቁዱዳት ጋዘጠኛ ክእሰሩ ኣለወም ምኽንያቱ ናይጀጋኑና ተጋድሎ የባላሽው ሰለዘለው

  • @yahereberaki2324
    @yahereberaki2324 3 หลายเดือนก่อน

    እዞም ወያነ ይቃለሱ ዲዮም ኔሮም ወላስ ፍሊም እዮም ዝሰርሑ ኔሮም እቲ ሓሶት መግለጺ ባሂርያቱም እዩ።

  • @AradiAbrha
    @AradiAbrha 3 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ዝገረመኒ እቲ ሚድያ ዝጠቀዖ ርእስን ዘሕለፎ ሓሳብን እዩ። ምግበይ በሊ ኢሉኒ እዪ ዝብል ሓሳብ ካብ ፍዬሪ ዝተለቂሖ ሓሳዊነትዶ ይኸዉን

  • @ትግራወይቲ
    @ትግራወይቲ 3 หลายเดือนก่อน

    ሓሳዊ ሚድያ እስካዉን ካልኣያ ኢካ ኣበየሎ ምግበይ ዝሃቦ መልሲ ሲጀመር ረሳሕ እድያ ሂወት ዝተከፈሎ ታሪክ ክትሰርቅ ገፃ ትርሓቅ😏

  • @danigebremeskel5982
    @danigebremeskel5982 3 หลายเดือนก่อน

    ዳርጋ ፍዮሪ ተኽላይ ኢኻ። ኣበይ ደኣ ኣሎ ምግበይ ዝሃቦ መልሲ።

  • @kibreabtewolde198
    @kibreabtewolde198 4 หลายเดือนก่อน +1

    ከማካ ለቅባጥ ይለነ ሐሳዊ ምድያ አበይ አሎ ናይ ምግበይ

  • @MebrahtuG
    @MebrahtuG 3 หลายเดือนก่อน

    መላኽዒ ኢኻ ኩሎም ምእተትግራይ መስዋእቲ ከፊሎም

  • @AbAdvert-vz8ss
    @AbAdvert-vz8ss 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሕዚ ንስኻ ዲኻ ምግበይ ትኾን ዘለኻ ማለት ምግበይ መልሲ ሂቡ ኢልካስ ባዕልኻ ትልፍልፍ እኔኻ ሃታፊ

  • @user-go7dl1bt3g
    @user-go7dl1bt3g 4 หลายเดือนก่อน +2

    ሓዲኦም ኣምሓሩ እዮም ማለት እዩ

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 หลายเดือนก่อน

      2ቲኦም ተጋሩ፣2ቲኦም ክቡር ዋጋ ዝኸፈሉ ጀጋኑ እዬም ዝሓወይ

    • @samru2018
      @samru2018 4 หลายเดือนก่อน

      ​@@Targetmideaentay kbret alowom n hzbom hasot zeytgbre gerna ilom drama zserhu kmzi entekoynu jgnenet ytref kmzi ke alo diyu mhferat foe