ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Thank you Mekonen. As Eritreans , we are going to need later all the history of our ancestors. Our history is the base of our identity. Please continue doing this program. Thank you
ዚ ወርቃዊ ዛንታ ዘረጋግጸልና ዓይኑ ዘፍጠጠ ሓቅታት፥ - ትብዓትን ጅግንነትን ኣቦታት ኣከለ፡- ጥቡቕ ዝምድናን ሕውነትን ሹማምንቲ ኣከለ ፡ ካርነሽም ፡ ሓልሓልን ዓንሰባን ካልእ ከባቢታትዛ ናይ ሎሚ ኤርትራ።ብአጃኹም እንተኺልና ፍቕርን ስኒትን ክንከስቡ ንፈትን ፡ ካብኡ ዝተረፈ ትም ሕትም ይምረጽ።የቐንየልና ሓው መኮንን ተስፋይ።
Thanks for letting us know about our heroes.
ባህታ ሓጎስ ንሓዉ ቀቲሉ እንተኮይኑ ብከመይ ደኣ ጅግና ይበሃል፡ ንሓውካ ምቅታል ደኣ ሕማቅ ኢዩ ዘብለካ።
Kibret yehabelna memhir Moke.. Enda mesgena ena....
የቀንየለይ መምህር ሞኬ ኣነ ሓንቲ ካብቶም ንደጋት በህታ ሓዎም ዝተወልድኩ እየ ግን እዚ ኹሉ ይፍልጦ ኣይነብርኩን። ደስ ኢሉኒ ታሪኽ ኣቦሓጎታተይ ብምስመዔይ። ኣዚየ የመስግነካ
ጋልመን ትብሃሊ ?
@@zerhansdebesay6525 ሓወይ ክትፍልጥ ደሊኻ ሕዝ በል ኣነ ጋል ጽሃየ ገዘሄይ ሰንጋል ይብሃል
@@tesgeredagezahy2118 ኦከይ ብጣዕሚ ጽብቅ እሞ በዛ ናተይ ሰም ብፈይስብኩ ኮንታትኪት ግበሪ ጸሓፍለይ ሓንቲ ስእሊ ኣነታ እታ ፕሮፋይለይ ኪጽበየኪ ኢየ ሰብና ኢኪ።
kolel kab tibl tewahdo nieru kotelich qeyru zeytbl kab tuhut aflto zelewom tewahdo elka tequashish
Zyada kulu eti dmxka zyada neti zanta yemekro thank
Kemzi HaqeNa tarik ayfeleyena .
Anta alyu eba kemzom gala qenat wa mehret yewrd belu enber si etom abahgotatey si feriha fetari ballguemo zeadelom kem nguselemu eyom netom Amen
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷👍
great mokie
kahadi haymanotun qetali hawn genzeb zfetun bgenzeb ziqyerin jigna yebahal ?
የቐንየልና ክቡር ሓው። ሓንቲ ሕቶ ኔራትኒ ናብ ኩሉኹም እያ ዝፈንጣ ይንገረኒ። (Mosaic) እዛ ቓል ትግርኛ ድያ፧ እንተኮይና እንታይ ማለት እያ፧ ስለዘይፈጣ ክፈልጣ ድማ ደልየ ንመልስኹም የመስግን።
ኣብ ታሪክ ተሓታቲ አዩ
Wellcom memehr
You earn more Views
ገደፊ ኢሲከ ኒሰያ ጊዲ ደኒሰሪሒ
*Ezia mexihaf alatni nmereb mlashi zdeli nay WhatsApp number ysdedeley ksedelu eye*
@ግዜ መምህር ዩ *ዓሻ seb eka flitet xibuk eyu nay bhaki adegxkani*
ቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅ
ታሪኽ ባህታ ሓጎስ ስስዐ ጥልመት ሓሶት ሃይማኖትካ ምቕያር እዩ ።ካብ ሰገነይቲ ንሳሕል ከይዱ ምስ ግብጻውያ ኮይኑ ንደቀ ኣስገደ በሓይሊ ዘመስሉመ እዩ ።አስላማይ ኮይኑ ተመሪዑ ዝነብር ዝነበረ እዩ ።ጥልያን ኣብ ባጽዕ ምስ መጹ ድማ ኮተሊኽ ተቀይሩ ንጥልያን መሪሑ የእተወ ዕሱበ ኤየ።ብሰንኩ ድማ ኤርትራ ተገዘኣ።
ሓሳዊ።
@@zerhansdebesay6525 ንስኻ ካብ ርእሰኻ ክሳብ ኤግርኻ ብሓሶት ስለዝተጎብጎብካ ኣቦ ሓሶቲኻ።ከምኡ ስለ ዝኾንካ ድማ መጽናዕቲ ከይወሰድካ ሐሳዊ ኢልካ ትጻረፍ ኣሎኻ።ባህታ ሕጎስ ባህታን ሓጎስን ዘየምጽአ እንትርፋ ሓዘንን መግዛእቲን ዕሱብንሓሳዊ ጥልያን እዩ ነይሩ ።እታ ሰገነይቲ ዝብልዋ ዐዲ ድሕሪ ባህታ ድማ ኣስፍሃ ወልደሚካኤል ፈጢራ ኣብ መግዛእቲ ኢትዮጵያ የእቲያትና።
@@melakemehreteab7541 ሕጂ ዉሓሳዊ ተምላስ ዓዲ ስብኡት ኢዩ ።ርእስካ ቆሪጾም ኣብ ሎቆታ ከእትዉካ ኢዮም ኣብኡ ከዲካ ከምኡ በል።
@@zerhansdebesay6525 ድርባይ ስለ ዝኾንካ ጽሩይ ታሪኽ ስለዘይብልካ ንስስዐን ጥንመትን ሃይማኖትካ ምቕያርን ዓዲ ምሻጥን ከም ጅግንነት ጋርካ ተቕርብ ኣሎኻ ።ባህታ ሓጎስን ኣስፍሃ ወልደሚካኤልን ሸየቲ ዓዶም እዮም ።
Abey knrekba nkel eza mexhaf
ኣየ ንስኩም ጥልያን ልክዕ ከም ኣባሕጎኩም ኢኩም ትርእዎ።ንሶም ብቲ ንዓኦም ከመይ ክገዝእዎ ይክእሉ ዝሓሰብዎን ዝጥዕሞም እዮም ዝጽሕፍዎ።ንታሪኽ
Aye catholic akilukum beka tarik kitkohahulu lomis dehan kulu felitukum eyu
ብህታ ሓጎስ ሰራቂ ደብሪ ቀራሊ የሕዋቱ ሽያጢ መኒነት ደኣ ሎሚ ኣብዚ ሙዕቡል ኣን ን መንብከተዕሽዊዎ ካቶሊክ ራሳሓት ታሪክ ሎምስ ናብ ተብሎ ኦ የለን ኢዚ ረሳሕ ታሪክ ሒዝክን
ሓወይ ኣስተውዕል ካብ ስምዒት ወጺእካ ሕሰብ ፡ ሃይማኖት ምርጫ እዩ ። ሓደ ነገር ክብለካ ንሓደ ርስያዊ ወይ ግሪኻዊ ወይ ውን ኢታልያዊ ወይ ውን ጀርመናዊ ፈላሊኻ ክትርእዮም እንተ ፈንቲንካ ኣብ ካልእ ዓለም ኢኻ ዘለኻ ተባራበር ። እንታይ እየ ክብለካ ደልየ እቲ ዘሎ ፍልልይ ኣዝዩ ንኡስ እዩ ፡ ካብ ብስምዒት ብርድኢትን ክብረትን ክትርኢ ፈትን ።
@@segen8531 እወ ሃይማኖት ናይ ግሊ እዩ ባህታ ከዳዕ ግን ን ጣልያን መሪሑ ናብ ኤርትራ ኣምጺኡ ኣቦታትና ብስንኩ ቡዙሕ መስውኣትን ከፊሎም ኣብ ናኹራ ተወሲዶም ቡዙሕ መከራን መግረፍትን ዝራኽቡ ዘይርሳዕ ታሪኽ እዩ ዘሎ ነቲ ሕማቅ ታሪኹ ገዲፍኩም ዘይለ ታሪኽ ኩሓሒልኩም ሰብ ኣይተዳናግሩ ታሪኽ ጀጋኑ ክትነግርሎም ተደሉኹም ቡዙሓት ኣቦታት ኤርትራ ሓርበኛታት ኣለውኹም
@@ምንባርብሜላ-ሸ3ጰ ሓወይ ሸተት ኢላትካ ኣላ ተባራበር ፡ ስራሕ ፡ ኣንብብ ፡ ተማሃር
@@segen8531 ኣንቢበ እየ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ ን ገበነኛ ዘይደገፍኩ ደሊኻ ሓወይ
@@segen8531 ezi zblo zelo hasot tekoynu nmntay zeyteredio kedae tezey koynu bahta anbibu u ko kemo elka
Thank you Mekonen. As Eritreans , we are going to need later all the history of our ancestors. Our history is the base of our identity. Please continue doing this program. Thank you
ዚ ወርቃዊ ዛንታ ዘረጋግጸልና ዓይኑ ዘፍጠጠ ሓቅታት፥
- ትብዓትን ጅግንነትን ኣቦታት ኣከለ፡
- ጥቡቕ ዝምድናን ሕውነትን ሹማምንቲ ኣከለ ፡ ካርነሽም ፡ ሓልሓልን ዓንሰባን ካልእ ከባቢታትዛ ናይ ሎሚ ኤርትራ።
ብአጃኹም እንተኺልና ፍቕርን ስኒትን ክንከስቡ ንፈትን ፡ ካብኡ ዝተረፈ ትም ሕትም ይምረጽ።
የቐንየልና ሓው መኮንን ተስፋይ።
Thanks for letting us know about our heroes.
ባህታ ሓጎስ ንሓዉ ቀቲሉ እንተኮይኑ ብከመይ ደኣ ጅግና ይበሃል፡ ንሓውካ ምቅታል ደኣ ሕማቅ ኢዩ ዘብለካ።
Kibret yehabelna memhir Moke.. Enda mesgena ena....
የቀንየለይ መምህር ሞኬ ኣነ ሓንቲ ካብቶም ንደጋት በህታ ሓዎም ዝተወልድኩ እየ ግን እዚ ኹሉ ይፍልጦ ኣይነብርኩን። ደስ ኢሉኒ ታሪኽ ኣቦሓጎታተይ ብምስመዔይ። ኣዚየ የመስግነካ
ጋልመን ትብሃሊ ?
@@zerhansdebesay6525 ሓወይ ክትፍልጥ ደሊኻ ሕዝ በል ኣነ ጋል ጽሃየ ገዘሄይ ሰንጋል ይብሃል
@@tesgeredagezahy2118 ኦከይ ብጣዕሚ ጽብቅ እሞ በዛ ናተይ ሰም ብፈይስብኩ ኮንታትኪት ግበሪ ጸሓፍለይ ሓንቲ ስእሊ ኣነታ እታ ፕሮፋይለይ ኪጽበየኪ ኢየ ሰብና ኢኪ።
kolel kab tibl tewahdo nieru kotelich qeyru zeytbl kab tuhut aflto zelewom tewahdo elka tequashish
Zyada kulu eti dmxka zyada neti zanta yemekro thank
Kemzi HaqeNa tarik ayfeleyena .
Anta alyu eba kemzom gala qenat wa mehret yewrd belu enber si etom abahgotatey si feriha fetari ballguemo zeadelom kem nguselemu eyom netom Amen
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷👍
great mokie
kahadi haymanotun qetali hawn genzeb zfetun bgenzeb ziqyerin jigna yebahal ?
የቐንየልና ክቡር ሓው። ሓንቲ ሕቶ ኔራትኒ ናብ ኩሉኹም እያ ዝፈንጣ ይንገረኒ። (Mosaic) እዛ ቓል ትግርኛ ድያ፧ እንተኮይና እንታይ ማለት እያ፧ ስለዘይፈጣ ክፈልጣ ድማ ደልየ ንመልስኹም የመስግን።
ኣብ ታሪክ ተሓታቲ አዩ
Wellcom memehr
You earn more Views
ገደፊ ኢሲከ ኒሰያ ጊዲ ደኒሰሪሒ
*Ezia mexihaf alatni nmereb mlashi zdeli nay WhatsApp number ysdedeley ksedelu eye*
@ግዜ መምህር ዩ *ዓሻ seb eka flitet xibuk eyu nay bhaki adegxkani*
ቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅ
ታሪኽ ባህታ ሓጎስ ስስዐ ጥልመት ሓሶት ሃይማኖትካ ምቕያር እዩ ።ካብ ሰገነይቲ ንሳሕል ከይዱ ምስ ግብጻውያ ኮይኑ ንደቀ ኣስገደ በሓይሊ ዘመስሉመ እዩ ።አስላማይ ኮይኑ ተመሪዑ ዝነብር ዝነበረ እዩ ።ጥልያን ኣብ ባጽዕ ምስ መጹ ድማ ኮተሊኽ ተቀይሩ ንጥልያን መሪሑ የእተወ ዕሱበ ኤየ።ብሰንኩ ድማ ኤርትራ ተገዘኣ።
ሓሳዊ።
@@zerhansdebesay6525 ንስኻ ካብ ርእሰኻ ክሳብ ኤግርኻ ብሓሶት ስለዝተጎብጎብካ ኣቦ ሓሶቲኻ።ከምኡ ስለ ዝኾንካ ድማ መጽናዕቲ ከይወሰድካ ሐሳዊ ኢልካ ትጻረፍ ኣሎኻ።ባህታ ሕጎስ ባህታን ሓጎስን ዘየምጽአ እንትርፋ ሓዘንን መግዛእቲን ዕሱብን
ሓሳዊ ጥልያን እዩ ነይሩ ።እታ ሰገነይቲ ዝብልዋ ዐዲ ድሕሪ ባህታ ድማ ኣስፍሃ ወልደሚካኤል ፈጢራ ኣብ መግዛእቲ ኢትዮጵያ የእቲያትና።