🛑ናይ ናዝሬት ኢየሱስ | ዘማሪ ዲያቆን ኣታኽልቲ ሃይለ ማርያም | ሓዱሽ ትግርኛ መዝሙር |Tigrigna Orthodox Tewahdo Mezmur 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 20

  • @godoliassaintyared5529
    @godoliassaintyared5529  17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ●ናይ ናዝሬት ኢየሱስ●
    ናይ ናዝሬት ኢየሱስ ምዃንካ ሰሚዐ
    እፅውዕ ኣለኹ ይደሀ ተቢዐ
    ንዓይ ከይፈወስካ ኢያሪኮ ኣይትውፃእ
    በቲ ልኡም ቃልካ ብሕቱው ልበይ ይርጋእ
    ዝዓይነ ልቦናይ ብሓጢያት ዓዊሩ
    ንዓለም ዝጥምት ንዓኻ ሰጊሩ
    እነኹ ኣብ መንገዲ የእዳውካ ይፅበ
    ረድየ(ኣዕሪፈ) ንኽነብር ምሕረትካ ፀጊበ
    ዓው ኢለ ይጭድር ይብል መሓረኒ
    ጎይታይ ወዲ ዳዊት ብርሃንካ ሃበኒ
    ኣይሪኤካን ንሱ 'ተበሉኒ ትም በል
    ይልምን ኣለኹ ደሃየይ ተቐበል
    ኣየኽእለካን'ዩ ክትሓልፈኒ ንዓይ
    ክታም ደምካ ኣለኒ ሞይትካ ኢኻ ስለይ
    በለኒ ኣምላኸይ እንታይ ክገብረልካ
    ብርሃን ከዓወለይ ኢለ ክነግረካ
    እምነቱ ኣሕውዪዎ በርጠሚዮስ ባርያኻ
    ንዑቕ ዘይትንዕቕ ኣሚኑ ንዓኻ
    ንዓይ 'ውን ኢየሱስ እምነት ውደየለይ
    ምሳኻ ክስዕብ ፍቕሪ በዚሑለይ።

    • @buucsbb8535
      @buucsbb8535 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ብሓቅ ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ❤❤🌺🌺ክብር ሓውና ጸጋኡ ያዝዘሑልካ አሜን❤🎉

  • @user-hiwen
    @user-hiwen 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና🎉🎉🎉❤❤❤

  • @user-en4zd4jr7y
    @user-en4zd4jr7y 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
    ክቡር ሓውና በረከቱ የብዘሐልካ
    እግዚኣብሔር ኣምላክ ❤❤❤❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዝማረ መላእኽቲ የስማዓልና ደቂ ፅዮን ደቂ ሃገረ ትግራይ

  • @Jerusalem-m2q
    @Jerusalem-m2q 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሓቂ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
    አዝዩ ደስ ዘብል መዝሙር ❤❤❤❤
    እምነቱ ኣሕውዪዎ በርጠሚዮስ ባርያኻ
    ንዑቅ ዘይትንዕቅ ኣሚኑ ንዓኻ
    ንዓይ 'ውን ኢየሱስ እምነት ውደየለይ
    ምሳኻ ክስዕብ ፍቅሪ በዚሑለይ

  • @SaraSs-iz5bm
    @SaraSs-iz5bm 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen 🙏zmarye Melaekti yesmeana ❤❤❤❤❤❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተባረኽ ድያቆን ያሬድ

  • @mebrhitfutsum7997
    @mebrhitfutsum7997 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክት የስመዐና❤

  • @GebremedhnGebreslasse
    @GebremedhnGebreslasse 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቃለ ሕይወት የስመዐልና ሓዉና

  • @zewdugalwembrttgray9281
    @zewdugalwembrttgray9281 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቃለ ህይወት የሰመዕልና

  • @MikalGezae-s6f
    @MikalGezae-s6f 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Zmare melakti yesmalna❤

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Egziabher. yemasgen. Llllllllllllll. ⛪🙏🙏🙏❤️✔️❤️✔️

  • @tsehyneshhaile8845
    @tsehyneshhaile8845 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @freweniasfaha7452
    @freweniasfaha7452 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏

  • @buucsbb8535
    @buucsbb8535 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🌺❤❤🌺🌺🌺🌺🙏

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ከምቲ ሹዋውያን ዝብሉዎ ዘይኮነስ ከምቲ ንሕና ተጋሩ ነድምፆ እዩ መዝሙር ተጋሩ ነዚ ልቢ ዘለምልም ጥዑም ዜማ እዮም አምሓሩ ትግርኛ ንስብከት አይኸውንን ዝብሉ እዞም መደናገርቲ ሹዋውያን

  • @TigrayChannel-j2k
    @TigrayChannel-j2k 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @arsamatediros1778
    @arsamatediros1778 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amen🙏🙏🙏