Deqey mearey fetari msakum ykun 🙏🙏🙏🙏❤❤❤🇪🇷
Ufffff eway dekey amlak misakum yikun ❤❤❤❤❤❤❤
ደቅንይ ማዓረይ ኣምላኽ መሳኹም ይኩን😭
ፀላኢኹም ይንባዕ ሓተይ ወላዲ ዘይብሉ ገዛ ከቢድ እዩ😢እንተ ነዛ ሓፍቶም ዘመርዐው ግን ሕልና የብሎሙይ ህፃን ቆልዓ ኣብዘይ ዕድማኣ ዋእ😢
😢😢😢😢 ከብድካ ይበልዑካ😢😢 ጥሪት ተዝግዘኦምን ቀለቦምን ክዳኖም ተዝክደኑን ሓደ ገባሪ ሰናይ ክንደይ ምተዓደሉ
😢❤❤❤❤❤😢😢😢😢
🙏🙏🙏😭😭😭😭😭
😭😭🥰🥰🥰🥰🥰
😭😭😭
😭😭🥰
😢😢😢😢😢😢
😢😢😢
እዛ ጓለይ ኢትዮጵያ ዝብል ሽምኪ ድሕር ደጊም ትግራይ ይኹን ሽምኪ ኢትዮጵያ ቀታሊት ኣቦኺ እያ ።
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
አጆኹም ዘሞ አሕዋተይ እግዚኣብሔር ብጥበቡ የዕብዮም።እታ ዝተመርዖዎት ምስ ባዓል ቤታ ምስኦም ተትከውን ክንዲ ስድርኦም ክትእብዶም
መን ዩ ነዛ ህጻን ኣመርዕዩዋ እንታይ ዝኾነ እዩ ኸ ተመርዕዩዋ ኣብ ቐይዲ ክውዕል ብሕጊ ክሕተት ይግባእ ። ኣብ ርእሳ ዝወረደ ጸገም ተበሊጾም ህጻን ቆልዓ ካብ ሽግር ናብ ሽግር ክትኣቱ ዝገበሩ ሰብት ብሓቂ ድፉናት ሕልና ዮም። መር ጸጋይ (ገዳም ሚድያ) ኣምላኽ ጸጋኻ የብዝሓዮ ክብሪ ይሃብካ ዝሓወይ ።
አዮኩም ደቀይ ድሕሪ ሰሙን አብ ትሕቲ ፈጣሪ ሂወትኩም ክትቅየር እያ🌹💛❤️🙏
😢😢😢😢😢
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም ብጥበቡ የዕብዮም😢😢😢😢😢😢😢
Egziabhier amlak msakum ykun
መድህንኣለም ሙሳኩም ይኩን 😢😢
😢😢😢😢
😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💗
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😢😢
ፀላኢኩም ይንባዕ 😢😢😢ኣጀኩም ኣሓተይ ማዓረይ መድኃኒኣለም ኣቦ እመብርሃነይ ድማ ኣዶ ይኩንኩም ኣምላክ ይሓገዝኩም
መምህር ፀጋይ እግዚአብሔር ኣምላክ ውዕለትካ ይኽፈልካ ብገንዘብኩም እትሕጉዙ እውን ብዝወፀ ይተከአልኩም 🤲✝️
እግዚኣቤሄር ኣምላክ ብጥበቡ የዒቡኩም መምህር ፀጋይ እውን እግዚኣቤሄር ኣምላክ ድካም ይክፈል ኮፍ ኢልካ ትልእኮን ብእግርካ ትኮዶን ማዓር ኣይኮነን እሞ ❤❤❤
ትግራይ ኩሉ ዓብይ፣ አዴታት፣ መናእሰይ፣ ህጻውንቲ አብ ዝኸፍኤ መነባብሮ ዝነብረላ ዓዲ ኾይና ብካሊእ ኸአ ብሚሊዮናት እናውጽኤ መራዓን ደርዓን ንሓደ መዓልቲ ዝፈሰላ፣ ፈቀዶ ባራት ዊስኪ ዝደፈአላ ዓዲ ኮይና ክትርእይ ልብካ ይሰብር፣ ብሓቂ ሰገም ህዝብና ብዕሊ ተረዲእናዮ ዲና ህዝብና ንኽንሕግዝ እቲ ዝግበር መርዓ (አብ ዓዲ ኾነ ወጻኢ)፣ ተስካር፣ ጥምቀት ቆልዓ ብዕቅኑ ዶ! ክንገብር አይምተገብአናን? በረከት ንረኽበሉ፣ ናይ ልቢ ዕግበት ንረኽበሉ ህዝብና ምዕንጋል ዶ! ክኾን አይምተገብኤን? ጸላኢ ህዝብና ቀቲሉ ነቲ ዝተረፈ አድኪይዎ፣ ንሕና ኢና ዘለናዮ እዚ ህዝቢ ዝግበአና ንግበር።
መምህር ሰላምን ጥዕናን በረከቱን የብዝሓልካ!
😭😭😭😭😭እፍፍፍ ጌታይ ማዓረይ 😭😭😭😭
ዛዓባይ ልቢ ግዲ አዕብያስ 😢😢😢😢😢ቃላት ሓፂርዋ😢
😢😢😢😢😢😢😢
እዋይ ደቀይ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን እታ ኣባይ ሓፍቶም ውን ኣብክንዲ ታኣልዮም ኣመርዕዮማ
አብ ስደት ዘሎኩም አሕዋተይ ፈጣሪ ካብ ኩፉኡ ነገር ይሓልኩም🙏❤
በጃኩም ተለፎን ትርከቡሉ ልአኩ ዋትሰ አብ አቡዩ ብከመይ ንህግዝ ❤❤❤አጆኩም ደቀይ
ደቀይ ሓመድ ትብለዐኒ ኣምላክ ምስኹም ይኹን🥺🙏
Ewax deqey mearey amom bejaki aytfeleyom bflay ezen awald lebamat eyen deqey mearey ❤❤❤
❤❤😢😢
Ahawatey mearey ajokum amlak alo msakum burukat ahawatey mqrat ajokum
እግዚአብሔር አምላክ ምሳኩም ይኩን አሕዋተይ 😢😢😢
🙏🙏🙏🙏💔💔💔😭😭😭😭😭😭
መጀመሪያ ስላም ስላም ናይ ገዳም ሚድያ ቤተሰብ እና ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩሙ ዘክብረኩሙ አሕዊተይ ስብስክራይብ ግበሩለይ 🙏🙏🙏
እምብርሃን ምስ ፍቁር ወዲ ትሓልኩም ኣሕዋተይ😢😢😢
Amlak misakum yikun ❤🙏🙏🙏
እመብርሃን ምሳኩም ትኹን😢😢😢😢
😢😢 amelk mesakum ykun dekiy
Agziabiheir amlak tegeu yebzhalkum ❤❤❤❤
ፀላኢኩም ይንባዕ ኣጀኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ😢😢
Amlak Ab tsilalu tselota nay adena mariam ayfelekum kuburat yehwatey
Egzabihr msakum ykun zomdekey
ኣሕሕሕ ኣሕዋተይ ወለዲ ዘይብሉ ገዛ ፀልማት😢😢😢
አምላኽ ብጥበቡ የዕቢኹም ገበርቲ ሰናይ እግዚአብሔር ዓስብኹም ይኽፈልኩም ክቡር ሓዉና መምህር ጸጋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ኣቦ ዘኽታማት🙏
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ቅድመትክም ኣሕዋተይ ፈጣሪ ምስኻትኩም ይኩን እዞም ደቀይ😢😢😢
እመ ብርሃን ምሳኩም ትኩን ዛም እሕዋተይ❤😢
Wedeqie medhanialem.mesakum.yekun🙏🙏🙏🤲🤲🤲😭😭😭
ኣታ ስልኪ ሃቡና
እግዚኣብሄር ሓጋዚ ሰብ ይፍጠረሎ ጸጋይ ሓውና ካኣ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንጽጉማት ክትሕግዝ
😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔
😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ብምሕረትካ ተመልከቶም ፈጣሪ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓይልኻ የፅንዓዮ ገበርቲ ሰናይ ብዝወፀ ይተክእ 😭😭😭😭💔💔💔💔💔
ፀላኢኩም ይንባዕ ኣሕዋተይ ኣጀኩም
አጀኪም አግዚእሔር አምላኻ 👏ይፅንዔኪም 👏👏😢😢😢
😭😭😭😭
ሓተይ መዓረይ ኣጆኹም ክሓልፍ አዩ አግዛብሄር ጽንዓት ይሃብኩም ፈጣሪ 💔😭😭😭😭😭
እግዚአብሔር አምላክ ጭንቅኩም የርሕቀልኩም ብምሕረቱ ይብፃሕኩም
❤🎉🎉🎉🎉
እህህህህህህ ፈጣሪ ይሐግዝኩም
Egziabher. mehaeret. Aurdelena. Uaye. Ahwatey. Aeeeeee ✝️🙏😢😢😢
Aykalkun uffff 😢😢😢😢
👌👌😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏
😭😭😭😭😭😭🙏
Amelk yemsgan yekun ezome ahawety
Agziabiheir amlak zeyraakumo shshai yfterelkum
እህ ኣየ ኣሕዋተይ ኣጆክሙ ዝይሓልፍ የለን ኪሓልፍ እዩ ክምፍቃዱ 😢😢😢😢😢
ኣይ 😢😢😢ኣምላክ ምሳኩም ይኩን❤
😢😢😢 😢😢😢
ፈጣሪ ወሲኩ ይሓብኩም
Eway yehwatey amlak yebxahekume
ዋይ.ኣሕዋተይ 😢😢😢😢😢
እመብርሃን ምሳኹም ትኹን 😢😢😢😢
Amlak mesakum yekun 🙏
😭😭😭😭😭😭
😢😢😢😢😢 እግዚአብሔር ይርዳእኹም
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ኣሕ😢😢😢😢😢😢
አህህ ኣሕዋተይ 😢😢😢
ፅንዓት የሃብኩም እዞም ደቀይ ቀታሊ ኣቦኹም ናይ ኢዱ የሃቦ ንስኹም ግን ነዚ ኩሉ ክትሓልፍዎ ኢኹም።
Ewayyy dekay senat yhabkum
Beteseb zeblwom khsmu yehwat tesfa keytknomis misknyti kurmiy ablma 😢😢😢
😭😭😭😭😭ahwatey egziabhier yrdaekun
Ajokum ezo dekey khalf eyu, natey hiwet azekiruni 😢
❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢😢😢
እግዚአብሔር አምላክ አቦይ😢😢😢
ኡፍፍ😢😢😢😢
Akkk eway dekey marey hawet zemenkum ykeyer
አጆክን😢
❤❤❤
አሕዋተይ😢
እግዚአብሔር ምሳኩምይኩን ኣሕዋተይ😢
ኣምላኽ ጽላሉ የንብረልኩም ዞምሕዋተይ😢😢
ኣጀክም ዘምደቀይ ካሓልፍ ኢዩ
ወላዲ ዘይብሉ ገዛ ፀልማት እዩ ኣሕዋተይ ማዓረይ😢😢😢😢😢
Sywe xelmat tmlki ke ewy deky marey