ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ስምኪ ቀይርያ በለልና መምህር ፀጋይ ❤እዮርሳሌም❤ በልዋ ዝተመቸወትኩም እዛ ስም👍ግጨውኒ መምህር ፀጋይ እውን እግዚኣቤሄር ኣምላክ ዓስቢ ድካም ይክፈልካ ኣቱም ዝሓገዝኩም ከዓ ኣብ ዓምደ ወርቂ ይፅሓፈልኩም ልዑል እግዚኣቤሄር ኣምላክ❤❤❤❤
መምህረይ ኦአርትራዊ ተኻታታሊኻ ሓውኻ ኢየ፡ብምንታይ እሞ ክገልጸካ ፡መፈጸምትኡ የርእኻ ኢለ ጥራይ ኢየ ዝሓልፎ፡ንዓና ካኣ ናብ ሰናይ ስራሕ ክንሰርሕ የንቅሓና ፈጣሪ፡ክብረት ይሃብካ፡ ህጻንን ዓቢ ወላድን ሰኣን ሓገዝ ክነብዕ ከቢድ ኢዩ
መምህር ጸጋይ አነ ቃላይ የብለይን እግዚአብሄር ጸግኡ የብዝሐልካ እሙን ብተግባር ሽግሮምን መከሮኦምን ከምቲ አብ ሩባ ዝሐጸብካዮም ይተሐጸበሎም ።
መምህር ፀጋዛኣብ ክብረት ይሃብካ ሽግሮም ንክቅረፍ ዝገበርካ ብዉላድካ ታሓጎስ ዝሓገዝኩም እዉን ብዝወፀ ይተካኣልኩም❤❤❤
እትዮጵያ ትብል ሽምኪ ቀይሪያ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ዛጋለይ
ሽማ ካብ ኢትዮጵውያ ናብ አደዋይ ኢትዮጵውያ ክቅየር አለዎ!
_ተመሰገን አምላክ ንኩላትኩም አብዚ በረከት ዝተስትፍኩም ንኩላትኩም ብዝወፀ ይተከአልኩም ፍቅራተይ እግዚአብሔር አምላክ እኣብ ዝለክም ይሓልኩም❤🎉🎉🎉 ኩላትኩም ኣብዚ ዘለኩም ንሳዶር ሚዲያ እወን ነተባብዐዮ ፍቅራተይ በረከት እዩ ዋ🎉❤_
መምህር ፀጋይን መምህር ፀጋ ዘኣብን ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ምሉእ ጥዕናን የሃብኩም እዞም ቆልዑ ፅባሕ ተማሂሮም ሃገረ ትግራይን ህዝባን ዝኽሕሱ እዮም እሞ ብጣዕሚ ባህ ዝብል ቅዱስ ስራሕ እዩ ልዕሊ ዝኾነ ይኹን ዘዓብዩ ቆልዑ ብፍቕሪ ሃገርን ሕብረተ ሰብን ክንሃንፅን ክንምህርን ይግባእ።
ብወርሑ ዝሕግዞም እንተዝርከብ ከመይ ሰናይ ነበረ።
ተመስገን ተመስገን ተመስገን❤❤❤❤ብዝወፀ ይተከእልኪም ሓዩሊ ይሃብካ ጸጉሸይይ❤❤❤❤
መምህር ፀጋይ ሓውና ውለታካ እግዝኣቢሄር ኣምላክ ይክፍልካ🎉🎉🎉
ኣሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ 🙏🙏🙏
_እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይክበር ይመሰገን ሰላምካ ዮብዘሐዮ መምህር ፀጋይ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቅዱሰ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዝሓወይ ማዓረይ ብሓቂ ደሰሰ ዝብል ዝሃብኩም እመንዎ ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዓፅፍ ኣብሊ ይሃብኩም 💞🌹💞__ተጋሩዋይ ማዓረይ ንዘይ ክቡር መምህርና 50ነእተዮ💞_
ኣቦ ውፅዓት ኣብዝከድካዮ ይቅናዓካ❤❤❤❤❤
እሰይይይይይ እግዚአብሔር ኣምላክ ግርማ ይክደንክም ህይወትኩም ብሩህ ይኩነልኩም/ክን ብዝወፀ ይተክአልኩም/ክንመምህር ፀጋይ ኣምላክ ዓስብኻ ይክፈልካ
እግዛብሄር ጸጋ በረክቱ የብዝሓልኩ ገንዘብኩም የብዝሓዮ ፈጣሪ
ግርማ ተከደኑ እግዚኣብሔር ብዝወፀ ይተከአልኩም❤❤❤❤❤❤
ንዋሃብቲ እግዚአብሔር አብዝሑ ይሃብኩም 🙏❤
መምህረይ ኣቦ ውፁዓት ሽሕ ዓመት ንበረልና❤ ኣብዚ ሰናይ ተግባር ዝተሳተፍኹም ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ብዘውፃእኹምዎ ይተክአልኹም❤🙏
ተመስገን ኣምላክ
እግዝኣቢሄር ይሃብካ መምህር ፀጋይ ሓውና ፅቡቅ ስራሕካ ቀፅለሉ❤❤❤
ታዓዲልካ ዝሐወይ
ኣሰይ ተመስገን ብዝወፀ ይተካኣልኩም 🤲✝️✝️🌹🌹🤲🤲
መምህር ፀጋይ ዓሰብካ ካብ እግዛኣብሄር ርከቦ ዝህብኩም እውን እግዛኣብሄር ብዝወፀ ይተከአልኩም ኣሕዋተይ
እሰይ ዝሩባ ደሰ ክብልእግዚአብሔር ምሉእ ብዘይ ጎዶሎ ይሃብኩም❤
Guyta ybarka tbareku goyta Eyesus bdemu ychefnku❤❤❤❤
ብጣዓሚ ደስ ዘብል ከምዚ ናትኩም ስራሕ ክንሰርሕ ኣምላክ ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና ም ሰናይ ዘበለ ካብ ኣምላክ ርከብዎ ምስ መሳርሕትካ❤❤
ብዝወፀ ይተከአልኩም ወገናተይ
ብዝወፀ ይተከኣልኩም አግዚብሔር ባዕሉ አሕዋተይ❤❤
ምመህረ ፀጋይ ክብር ሰብ❤
Eta Ethiopia tbahal nab tigray keyriya zhaftey 🎉🎉
ዕድመንጥዕናንይሀብኩም
መ ም ፀጋም ወጋ ድካምካ ካብ ኣምላክ ርኾቦ ብሓቂ ፅብቅ ሰራሕ
እግዝአብሔር አምላክ ይባርኩም ብዘዉፅአኩሞ ይተከእልኩም 🙏🙏✝️✝️
ዝሃብኩም ኣብዚሑ ይሃብኩም❤❤
ተባረኽ ቡሩኽ ሓውና❤❤❤❤❤❤
አንቱም ትሕግዙ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩሞ
ዋሃብቲ እናወሰኸ ይሃብኩም ንዝፀልመቶ እናብራህኹም ንዝሓዘነ እናሓጎስኩም እትነብሩ ሂብኩም ዘይውዳአኩም ሰማያዊ ጌታ ዘይውዳእ ገንዘብ ይሃብኩም መምህረይ ምስ ኹሉሎም መሳርሕትኻ ዕድመን ጥዕናን ሓይልኹም ሓይሊ አምላክ ይኹን 🙏🙏❤️🙏❤️🙏❤️❤️
Asey 🎉 hji des bel ❤ memhr tsegezab hdri hagzom keyttelmom ab zbxah abxahayom ❤❤❤
ተመስገን ኣምላኬ ተባረኽ እሕዋትና
እግዚአብሔር ኣምላክ ብዝወፀ ይተካኣልኩም ብሩካተይ 🙏🥰😍🥰😍😍🥰🥰
አቱም ትሕግዙሎኹም እግዚአብሔር ኣምላከ ይሓጉዙኹም ላሃብኹም ንበሩ🙏🙏🙏🥰🥰🥰
ተባረኹ እሕዋተይ👏♥️♥️♥️♥️♥️
ዕድመ ምስጢና ይሀብኩም
ዘማራይ ቅዱስ ዳዊት ዝበሎ ቃል ፡ ኣነ ኮ ድኻ እየ ምስኪን ውን, የ ንዓይ ዝኸውን ግን እግዚኣብሀር ይሓስበለይ እዩ። ስለ ኩሉ ውህበታቱ እግዚኣብሀር ይመስገን። ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ፍቁራት የሕዋተይ. 💟🙏💟 ( ካብ ሓውኩም አርትራዊ
Memhirey eidem teina yhabka eigizabher amlak tsgeu ybzhlak🙏❤❤😍😍😍
ተመሲግን ❤❤❤❤ እግዜዜአብረ ይሲህ
ተባረኽ ሓወኒ🙏❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤ቃላት የብለይን
ተመስገን 🙏
Asey mukrat des bahlti klukum tegaru kemu wen etitrawiyan xgmay thguzu amlak ybarkum❤❤
ተባረኹ አሕዋተይ😢😢😢
❤❤❤ተመስገን🎉🎉🎉
ተመስገን❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍
ብዝወፀ ይተከአልኩም ዘሞሓተይ ❤👏
❤!!
አሰይይይ በላወፅእ ይትክኣልኪም ፈጣረ 👏❤❤❤❤
አሕዋተይ ምዓረይ😢
ተመስገን. ፈጣሪ. ብዝወፀ ይተከአልኩም. የሓወትይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤😢
🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻😘😘
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤
ብፅወፀ ይተክአልኩም ኣሕዋተይ ❤💛👏
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እግዛብሔር ዓስብኩም ይሃብኩም ኩቡራን ኣሕዋተይ ናይ ሎሚ መንእሠይን ናይ ሎሚ መንግስትንስ ትርጉም ዘይብሎም ናይ ሃተፍተፍ ጥራይ ኢና ካብ ከምዚ ሠብ እንተ ተሓወሠ እዩ ሠብ ዝበሃል ዘውፃእኩም ይተክኣልኩም ኩብራን ኣሕዋተይ👏 ናይ ተዓባይ ሓፍቶም ቴሎፎን ፅሓፉለይ ወይ ቴለፎን ኣውፅኡላ ዝዓቅመይ ክሕግዝ እየ👏
Ethiopia tigray ሽም ይመርሕ
Memhir Tsgay edimen tienan yehabka 🎉🎉🎉🙏
እሰይ ክንደይ ደስ ይብል
🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እቲ ኣቦኦም ግና መን እዩ ቀቲሉዎ ኣምሓራይ ዶ ኤርትራዊ? ፀጉሸይ ከኣ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ።ልቦና ናይቶም ህፃናት ግና ክጥዕም።ትምህርቶም ንፉዓት ክከኑ ፀጋይ ሓወይ ኣብ ግዘ ዝረከብካሉ ተራእዮም። ዝለገስኩም ፈጣሪ ብዝወፀ ይተክኣልኩም።
🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️🥰🥰🥰🥰❤️❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤💖💖💖🙏✝️💝
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Amom keman tegagsa❤❤
😢😢😢😢
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
God be with you I would like to Ethiopia to change her name please 🙏
😢😢😢😢😢😢
❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Temesgen Kendye des eleni bfelay eta abay ktedngxka gen hji temesgen fetari🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥲🥲🥲💞💞💞
Asey enqae hagesekum eway wala eta merat neshtey eya zwex ytekalkum
🥰🥰🥰❤❤❤💔💔😭😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Eta merat ab gdni yehwata tkun kemau wn hadara
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂
Aseyyyy xbuq
❤❤❤❤❤❤❤😂😂
ተጋሩዋይ ፁሩያት ሳብስክራይብ ግበሩለይ ❤ይቅርታ 😢
ለማኒት ክትልምኒ ድኪ መፂኪ ናብዚ😢
ንምንታይ ትቕይር ኢትዮጵያ ተጋሩ ዝፈጠሩዋ ሃገር እያ ብጣዕሚ ተጋጊኻ ብተወሳኺ ወለዳ ዘውፁኡላ ሽም እዩ ። ወለዳ ክትክሕድ የብላን ። መምህር ዝንእደካ ሰብ ኢኻ ኣብዚኣ ግና ተጋጊኻ ።
ኢለሙኺ እየ ኢለያ ደሓን
@@gedamtube ይቕሬታ ብደንቢ ስለዘይሰማዕኹ እየ ። መምህር ድኻምካ ፈጣሪ ከይራኣዮ ኣይሓልፍን ተጋሩውን ነቲ ትግብሮ ዘለኻ ማዕረ ዘይብሉ ሥራሕ ንዓኻ ዝለና ክብርን ምስግናን ወሰን የብሉን
@@TayeTessema-cs5lrገሊአኽሙስ ንምፅሓፍ ክትህወኩ ክሳብ መወዳእታ ሰሚዕኹም ተፃሕፍክም ታይ ይኸደኩም ዳሓር ከኣ ኢ/ያ ዋላ ተጋሩ ይፍጠርዋ እምበር ቀታሊትና እያ
_ኢለምኢ እዩ እሉ እንብረ መዓዘ ቅይረያ እሉ እዩ ናይሰ ካብ ዝኩሉ ፅቡቅ ሓንቲ ጌጋ ነረኢ ንምንታይ ከሙኡ ንኩን_
ብሓቂ አረ ካብ ዝኩሉ ፅቡቅ ሰራሕስ ንሓንቲ ጌጋ ንረኢ ቅይረዮ እወን እይበለይ ኢለምኪ እዩ ኢሉ እንብረ አብ ክሞንቲ ሰለ ዝረአየ እዩ❤ @@ኣፀደ
ተመስገን 🙏🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏
ስምኪ ቀይርያ በለልና መምህር ፀጋይ ❤እዮርሳሌም❤ በልዋ ዝተመቸወትኩም እዛ ስም👍ግጨውኒ መምህር ፀጋይ እውን እግዚኣቤሄር ኣምላክ ዓስቢ ድካም ይክፈልካ ኣቱም ዝሓገዝኩም ከዓ ኣብ ዓምደ ወርቂ ይፅሓፈልኩም ልዑል እግዚኣቤሄር ኣምላክ❤❤❤❤
መምህረይ ኦአርትራዊ ተኻታታሊኻ ሓውኻ ኢየ፡ብምንታይ እሞ ክገልጸካ ፡መፈጸምትኡ የርእኻ ኢለ ጥራይ ኢየ ዝሓልፎ፡ንዓና ካኣ ናብ ሰናይ ስራሕ ክንሰርሕ የንቅሓና ፈጣሪ፡ክብረት ይሃብካ፡ ህጻንን ዓቢ ወላድን ሰኣን ሓገዝ ክነብዕ ከቢድ ኢዩ
መምህር ጸጋይ አነ ቃላይ የብለይን እግዚአብሄር ጸግኡ የብዝሐልካ እሙን ብተግባር ሽግሮምን መከሮኦምን ከምቲ አብ ሩባ ዝሐጸብካዮም ይተሐጸበሎም ።
መምህር ፀጋዛኣብ ክብረት ይሃብካ ሽግሮም ንክቅረፍ ዝገበርካ ብዉላድካ ታሓጎስ ዝሓገዝኩም እዉን ብዝወፀ ይተካኣልኩም❤❤❤
እትዮጵያ ትብል ሽምኪ ቀይሪያ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ዛጋለይ
ሽማ ካብ ኢትዮጵውያ ናብ አደዋይ ኢትዮጵውያ ክቅየር አለዎ!
_ተመሰገን አምላክ ንኩላትኩም አብዚ በረከት ዝተስትፍኩም ንኩላትኩም ብዝወፀ ይተከአልኩም ፍቅራተይ እግዚአብሔር አምላክ እኣብ ዝለክም ይሓልኩም❤🎉🎉🎉 ኩላትኩም ኣብዚ ዘለኩም ንሳዶር ሚዲያ እወን ነተባብዐዮ ፍቅራተይ በረከት እዩ ዋ🎉❤_
መምህር ፀጋይን መምህር ፀጋ ዘኣብን ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ምሉእ ጥዕናን የሃብኩም እዞም ቆልዑ ፅባሕ ተማሂሮም ሃገረ ትግራይን ህዝባን ዝኽሕሱ እዮም እሞ ብጣዕሚ ባህ ዝብል ቅዱስ ስራሕ እዩ ልዕሊ ዝኾነ ይኹን ዘዓብዩ ቆልዑ ብፍቕሪ ሃገርን ሕብረተ ሰብን ክንሃንፅን ክንምህርን ይግባእ።
ብወርሑ ዝሕግዞም እንተዝርከብ ከመይ ሰናይ ነበረ።
ተመስገን ተመስገን ተመስገን❤❤❤❤ብዝወፀ ይተከእልኪም ሓዩሊ ይሃብካ ጸጉሸይይ❤❤❤❤
መምህር ፀጋይ ሓውና ውለታካ እግዝኣቢሄር ኣምላክ ይክፍልካ🎉🎉🎉
ኣሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ 🙏🙏🙏
_እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይክበር ይመሰገን ሰላምካ ዮብዘሐዮ መምህር ፀጋይ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቅዱሰ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዝሓወይ ማዓረይ ብሓቂ ደሰሰ ዝብል ዝሃብኩም እመንዎ ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዓፅፍ ኣብሊ ይሃብኩም 💞🌹💞_
_ተጋሩዋይ ማዓረይ ንዘይ ክቡር መምህርና 50ነእተዮ💞_
ኣቦ ውፅዓት ኣብዝከድካዮ ይቅናዓካ❤❤❤❤❤
እሰይይይይይ እግዚአብሔር ኣምላክ ግርማ ይክደንክም ህይወትኩም ብሩህ ይኩነልኩም/ክን ብዝወፀ ይተክአልኩም/ክን
መምህር ፀጋይ ኣምላክ ዓስብኻ ይክፈልካ
እግዛብሄር ጸጋ በረክቱ የብዝሓልኩ ገንዘብኩም የብዝሓዮ ፈጣሪ
ግርማ ተከደኑ እግዚኣብሔር ብዝወፀ ይተከአልኩም❤❤❤❤❤❤
ንዋሃብቲ እግዚአብሔር አብዝሑ ይሃብኩም 🙏❤
መምህረይ ኣቦ ውፁዓት ሽሕ ዓመት ንበረልና❤ ኣብዚ ሰናይ ተግባር ዝተሳተፍኹም ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ብዘውፃእኹምዎ ይተክአልኹም❤🙏
ተመስገን ኣምላክ
እግዝኣቢሄር ይሃብካ መምህር ፀጋይ ሓውና ፅቡቅ ስራሕካ ቀፅለሉ❤❤❤
ታዓዲልካ ዝሐወይ
ኣሰይ ተመስገን ብዝወፀ ይተካኣልኩም 🤲✝️✝️🌹🌹🤲🤲
መምህር ፀጋይ ዓሰብካ ካብ እግዛኣብሄር ርከቦ ዝህብኩም እውን እግዛኣብሄር ብዝወፀ ይተከአልኩም ኣሕዋተይ
እሰይ ዝሩባ ደሰ ክብል
እግዚአብሔር ምሉእ ብዘይ ጎዶሎ ይሃብኩም❤
Guyta ybarka tbareku goyta Eyesus bdemu ychefnku❤❤❤❤
ብጣዓሚ ደስ ዘብል ከምዚ ናትኩም ስራሕ ክንሰርሕ ኣምላክ ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና ም ሰናይ ዘበለ ካብ ኣምላክ ርከብዎ ምስ መሳርሕትካ❤❤
ብዝወፀ ይተከአልኩም ወገናተይ
ብዝወፀ ይተከኣልኩም አግዚብሔር ባዕሉ አሕዋተይ❤❤
ምመህረ ፀጋይ ክብር ሰብ❤
Eta Ethiopia tbahal nab tigray keyriya zhaftey 🎉🎉
ዕድመንጥዕናንይሀብኩም
መ ም ፀጋም ወጋ ድካምካ ካብ ኣምላክ ርኾቦ ብሓቂ ፅብቅ ሰራሕ
እግዝአብሔር አምላክ ይባርኩም ብዘዉፅአኩሞ ይተከእልኩም 🙏🙏✝️✝️
ዝሃብኩም ኣብዚሑ ይሃብኩም❤❤
ተባረኽ ቡሩኽ ሓውና❤❤❤❤❤❤
አንቱም ትሕግዙ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩሞ
ዋሃብቲ እናወሰኸ ይሃብኩም ንዝፀልመቶ እናብራህኹም ንዝሓዘነ እናሓጎስኩም እትነብሩ ሂብኩም ዘይውዳአኩም ሰማያዊ ጌታ ዘይውዳእ ገንዘብ ይሃብኩም መምህረይ ምስ ኹሉሎም መሳርሕትኻ ዕድመን ጥዕናን ሓይልኹም ሓይሊ አምላክ ይኹን 🙏🙏❤️🙏❤️🙏❤️❤️
Asey 🎉 hji des bel ❤ memhr tsegezab hdri hagzom keyttelmom ab zbxah abxahayom ❤❤❤
ተመስገን ኣምላኬ ተባረኽ እሕዋትና
እግዚአብሔር ኣምላክ ብዝወፀ ይተካኣልኩም ብሩካተይ 🙏🥰😍🥰😍😍🥰🥰
አቱም ትሕግዙሎኹም እግዚአብሔር ኣምላከ ይሓጉዙኹም ላሃብኹም ንበሩ🙏🙏🙏🥰🥰🥰
ተባረኹ እሕዋተይ👏♥️♥️♥️♥️♥️
ዕድመ ምስጢና ይሀብኩም
ዘማራይ ቅዱስ ዳዊት ዝበሎ ቃል ፡ ኣነ ኮ ድኻ እየ ምስኪን ውን, የ ንዓይ ዝኸውን ግን እግዚኣብሀር ይሓስበለይ እዩ። ስለ ኩሉ ውህበታቱ እግዚኣብሀር ይመስገን። ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ፍቁራት የሕዋተይ. 💟🙏💟 ( ካብ ሓውኩም አርትራዊ
Memhirey eidem teina yhabka eigizabher amlak tsgeu ybzhlak🙏❤❤😍😍😍
ተመሲግን ❤❤❤❤ እግዜዜአብረ ይሲህ
ተባረኽ ሓወኒ🙏❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤ቃላት የብለይን
ተመስገን 🙏
Asey mukrat des bahlti klukum tegaru kemu wen etitrawiyan xgmay thguzu amlak ybarkum❤❤
ተባረኹ አሕዋተይ😢😢😢
❤❤❤ተመስገን🎉🎉🎉
ተመስገን❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍
ብዝወፀ ይተከአልኩም ዘሞሓተይ ❤👏
❤!!
አሰይይይ በላወፅእ ይትክኣልኪም ፈጣረ 👏❤❤❤❤
አሕዋተይ ምዓረይ😢
ተመስገን. ፈጣሪ. ብዝወፀ ይተከአልኩም. የሓወትይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤😢
🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻😘😘
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤
ብፅወፀ ይተክአልኩም ኣሕዋተይ ❤💛👏
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እግዛብሔር ዓስብኩም ይሃብኩም ኩቡራን ኣሕዋተይ ናይ ሎሚ መንእሠይን ናይ ሎሚ መንግስትንስ ትርጉም ዘይብሎም ናይ ሃተፍተፍ ጥራይ ኢና ካብ ከምዚ ሠብ እንተ ተሓወሠ እዩ ሠብ ዝበሃል ዘውፃእኩም ይተክኣልኩም ኩብራን ኣሕዋተይ👏 ናይ ተዓባይ ሓፍቶም ቴሎፎን ፅሓፉለይ ወይ ቴለፎን ኣውፅኡላ ዝዓቅመይ ክሕግዝ እየ👏
Ethiopia tigray ሽም ይመርሕ
Memhir Tsgay edimen tienan yehabka 🎉🎉🎉🙏
እሰይ ክንደይ ደስ ይብል
🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እቲ ኣቦኦም ግና መን እዩ ቀቲሉዎ ኣምሓራይ ዶ ኤርትራዊ?
ፀጉሸይ ከኣ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ።ልቦና ናይቶም ህፃናት ግና ክጥዕም።ትምህርቶም ንፉዓት ክከኑ ፀጋይ ሓወይ ኣብ ግዘ ዝረከብካሉ ተራእዮም። ዝለገስኩም ፈጣሪ ብዝወፀ ይተክኣልኩም።
🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️🥰🥰🥰🥰❤️❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤💖💖💖🙏✝️💝
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Amom keman tegagsa❤❤
😢😢😢😢
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
God be with you I would like to Ethiopia to change her name please 🙏
😢😢😢😢😢😢
❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Temesgen Kendye des eleni bfelay eta abay ktedngxka gen hji temesgen fetari🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥲🥲🥲💞💞💞
Asey enqae hagesekum eway wala eta merat neshtey eya zwex ytekalkum
🥰🥰🥰❤❤❤💔💔😭😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Eta merat ab gdni yehwata tkun kemau wn hadara
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂
Aseyyyy xbuq
❤❤❤❤❤❤❤😂😂
ተጋሩዋይ ፁሩያት ሳብስክራይብ ግበሩለይ ❤ይቅርታ 😢
ለማኒት ክትልምኒ ድኪ መፂኪ ናብዚ😢
ንምንታይ ትቕይር ኢትዮጵያ ተጋሩ ዝፈጠሩዋ ሃገር እያ ብጣዕሚ ተጋጊኻ ብተወሳኺ ወለዳ ዘውፁኡላ ሽም እዩ ። ወለዳ ክትክሕድ የብላን ።
መምህር ዝንእደካ ሰብ ኢኻ ኣብዚኣ ግና ተጋጊኻ ።