Breaking News // ምዕራብ ትግራይ ጀሚሮም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 เม.ย. 2024
  • Microphone media, Ethiopian news, Tigray daily news, Tigray news today, Tigray news youtube, Tigray daily news youtube, Ethiopian daily news, Ethiopian news today, Ethiopian news youtube, Ethiopian daily news youtube, Eritrean news, Eritrean daily news, Eritrean news today, Eritrean news youtube, Eritrean daily news youtube
    Tags (please ignore)
    =============================================================
    አዳዲስ ዜናዎችን በየጊዜው እናቀርባለን።
    Please subscribe / @microphonemedia
    This channel will provide you with daily and current Ethiopian And Tigray news in Amharic and Tigrigna languages. In addition, this channel will also create educating and entertaining videos. If you want to receive Breaking News I kindly ask you to subscribe for more videos.
    Please SUBSCRIBE / @microphonemedia
    Follow us on Facebook / microphone-media-%e1%8...
    Our Facebook page username is Microphone media Tigray be sure to follow us for special content.
    #Tigraynews #Eritreannews #Ethiopia #Ethiopiannews #Microphonemedia

ความคิดเห็น • 15

  • @n.a9187
    @n.a9187 12 วันที่ผ่านมา +3

    Emo niska k n Eritrea metsekum tedalew dika tiblom zeleka mehzeni

  • @user-mp5kw8mk6v
    @user-mp5kw8mk6v 12 วันที่ผ่านมา +1

    ጨለ ሓበሬታ እዩ ቀፅለሉ 💪💪

  • @MkVg-px7gx
    @MkVg-px7gx 12 วันที่ผ่านมา +1

    ፅቡቕ ሓበሬታ እዩ ቐፅለሉ

  • @llgi5729
    @llgi5729 12 วันที่ผ่านมา +1

    ህዝቢ ኤርትራ ትብልሲ ህዝቢ ትግራይከ ኩናት አይጨነቆን ማሌት ድዩ እንታይ ዘረባ አዩ

  • @destageremedhngeremaryam9048
    @destageremedhngeremaryam9048 12 วันที่ผ่านมา

    ፅቡቅ ቀፅለሉ

  • @MmKkk-sp6dt
    @MmKkk-sp6dt 12 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕም ፁቡቕ ትንተናዩ ቃፂለሉ

  • @HaftuAdane
    @HaftuAdane 12 วันที่ผ่านมา

    Btaemi tsbuk

  • @Zemenentertainment5797
    @Zemenentertainment5797 12 วันที่ผ่านมา

    Zhawey selamka ybzah ajoka welahanty gega yeblikan berti gobez zhawey ❤❤❤❤

  • @NebriTiger
    @NebriTiger 12 วันที่ผ่านมา

    ትክክለኛ ኣገላልፃ እዩ ናይ ፀላኢካ ተንኮል ኣቀዲምካ ምሕሳብ ጠቃምን ዝበራታታዕን እዩ
    ኣብይ ይኩኑ ፋና ግዜና ኩነታት እዮም ዝፀበዩልና ዘለዉ ንሕናከዓ እንተኮነ ነኒባዕሎም እናተጣፍኡ ክነብሩ ምግባር ኩናት ናብትግራ እንተይመፀ ዓድና ብቀሊሉ እንካብ ፀላኢ ውሑስ እንገብረሉን እንከላከለሉን ኩነታት ምፍጣር እንተዘይ ኮይኑ ከዓ በዚ ኣጋጣሚ ሙሉእ ሜሬትካን ተቆፃፂርካ ጠንካራ ሰራዊት ፈጢርካ ሙሉእ ዕጥቂ ኣዕጢቅካ ካብ ፀላእቲ ዝመፅእ ተፃብኦ ምክልካል እዩ። ግን እዙይ ንክግበር ብሱልን በሊሕን ዝኮነ መራሒ ክፈጠር ይግባእ ንኩሎም ውድባትን ሙሁራትን ማሕበራትን ሃይማኖትትካላትን ዝሓቆፈ መንግስቲ ክፈጠር ኣለዎ ። እዚሕጂ ዝኒሄናዮ ፀገም ብዘላቂ ምእንታን ክፍታሕ በተለይ ንፀላእትና ናይ ነዊሕ ግዜ ሕልሞምን ድልየቶምን ተረዲኡ ናይነውሕን ሓፂርን መፍቲሒ ክነድፍ ዝክእል ኣመራርሓ ክከውን ኣለዎ ።
    ትግራይ ናይ ኩላትና እምበር ናይ በይነይ እያ ኣነበይነይ እየ ኣብ ስልጣን ዝነብር ዋላ እናወደቅኩ እና ኣጥፍእኩም ንዓይ ምረፅ ዝብል ክከውን የብሉን
    ምክንያቱ መሰረት ሕመቅና ስንፍናና ህዝቢ ዘይኮነ ዋላ ብታሪክ መራሕትና እዮም ኣብዙይ ኣውዲቆምና ዘለው
    ምክንያቱ ስልጣን ምስሓዙ ተጋጊኩም ዝብልዎም ኣሕዋቶም ደቆም የጥፍኡ ወይ ከዓ ይጠፋፍኡ ልክዕ ከምዛ ህዝብና ብቅድሚኦም ታሪክ ከምዘይነበረ ናተይ ታሪክ እዩ ታሪክኩም እናበሉ ዘፋራርሑ እንካብ ብደገ ዝመፅእ ፅንሰት ብውሽጢ ንስልጣኖም ዝፃባእ ወይከዓ ለውጢ ዝደሊ ሓይሊ ዝፈርሑ ኣመራርሓታት ዝነበሩ ሕጂ እውን ዘለዉ ብሰላም ሰላማዊ ስግግር ክገብሩ ይግባእ እንተዘይይኑ ከምዚ ሕጂ ዝንሄናዮ እንተኮይኑ ግን እንካን ከሳግሩና ባዕሎም እዮም ከፍሩሱና ስለዚ ኩሉ ሰብ ለውጢ ክመፅእ ኩሉ እንተይተካፋፈለ ንጥቅሙ ዘይኮነ ነታ ደም ዝተከፈለላ ትግራይ ምእታን ክትነብር ንኩሉ ዘሳተፈ ጠንካራ ምሕደራ ክፍጠር ኣለዎ ።
    ርሑቅ ዘይ እምት መራሒ ክኮን ኣይግባኦን መሲሉኒ ክብል እንተኮይኑ ስልጣኒ ለቂቁ ንካልኦት ዕድል ክህብ ኣለዎ ምክንያቱ ናይሚልዮናት ሂወት ኣብ ናይሓደሰብ ወይ ጉጅለ ወይ ፓርቲ ስለዘሎ ሓላፈነት ክትወስድ እንድሕር ዘይክእል እንተኮይኑ ድሕሪ ኩነት መሲሉኒ እሉ ክሽፍጥ ዝሓስብ እንተድኣ ኮይኑ ስልጣኑ ለቂቁ ተራሰብ ኮይኑ ዝመሰሎ ሓሳብ እዩ ክህብ ዘሎዎ ወዲሰብ ኬሚካል ኣይኮነን መሲሉኒ እናበልካ ናይኩናትፈተነ እተካይደሉ
    ሕማቅ ነገራት ናብ ህዝብካ እንተመፅዩ ዋላ ውጉዝ ነገር ተቂምካ ህዝብካ ዘድሕን መራሒ እዩ ክፍጠር ዘለዎ ብፍላይ ንሕና ብፀላእቲ እተከበብና ሓደ ሰብ እንተሞይቱና ዋይ እንተተጉዲኡ ኣብ ኦሮሞ ወይ ኣምሓራ ሚኢቲ ከምዝሞቱ እዩ ብመንፀር ቁፅርና ነዙይ ኳልኩሌት ክገብር ዘይክእል ፀባይ ፀላእትና ክትንትን ዘይክእል ተግባራዊ ስጉምቲ ክወስድ ዘይክእል ንጉራን ንግዕዝይናን ዘይተፀየፈ ፀላኢ ንምቅፃእ ዘስገብግብ መራሒ ድሕሪ ሕጂ ኣየድልያን

  • @NejatSeid-gm3lj
    @NejatSeid-gm3lj 12 วันที่ผ่านมา +1

    ኑራድስ

  • @tesfaldetatakty343
    @tesfaldetatakty343 12 วันที่ผ่านมา +1

    ድል ለትግራይ

  • @user-bh1be8fz7t
    @user-bh1be8fz7t 12 วันที่ผ่านมา

    ጥዕና ሐበለይ

  • @user-wv3ms4sj7z
    @user-wv3ms4sj7z 12 วันที่ผ่านมา

    ኣወት ንተጋሩ ሻዕብያ የዕገርግር

  • @worldwidemedia618
    @worldwidemedia618 12 วันที่ผ่านมา

    ኣነስ ዝገርመኒ ብደገ እትልጥፍዎ ካሊእ ኣብ ዝርዝር ተቅርብዎ ካልእ አዩ። ሓሰውቲ ሓሰውቲ ሓሰውቲ።