Bereket Ogbamichael (Beramu) - Luley | ሉለይ - New Eritrean Music 2019

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 649

  • @حسينيعقوب-س9ص
    @حسينيعقوب-س9ص 5 ปีที่แล้ว +16

    روعه روعه روعه انا سعيد جدا بهذا
    اتمنى لك التوفيق
    اخوكم حسين
    من السودان
    لكم التحية اروعة شعب ربنا يحفظكم

  • @ወዲኤረይዕባይቃዛ-ደ1ኘ
    @ወዲኤረይዕባይቃዛ-ደ1ኘ 5 ปีที่แล้ว +8

    ኣጸሊላትኒ እዛ ደርፊ በሬ ኣቤት ድምጺ መርዋሕ ኣድኒቀካ ወዲ ኤረይ ወድታ ሓላል ስፍራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ሓረጎትወዲኤሪ
    @ሓረጎትወዲኤሪ 4 ปีที่แล้ว +9

    በረኸት ናይ ብሓቂ ዘያማይ ናይ ሃገርና እካ እሙ ኣብ ስራሓኻ ኣቢ ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ ! ( ባሩ )ሽኮር ናይ ብሓቂ ' የ ዘድንቀካ

  • @Meatwere
    @Meatwere 5 ปีที่แล้ว +126

    ኣታ ዘይምፍላጥ ጸገም እዚ ድዩ በረኸት
    ን ንህምያ እዛ ሓዳሽ ደርፋ ዜማ ጌርላ ዘሎ ቅድሚ ሕጂ ውን ብዙሕ ስራሕ ሰሪሑ ጌና ውን ይሰርሕ ኣሎ እሞ ኣጆኻ ንበሎ ።ናዓይ ከኣ like ግበሩለይ ደቂ ኤረይ ጻዕዳ።

  • @mnbarbtesfa1180
    @mnbarbtesfa1180 5 ปีที่แล้ว +102

    Neza comment tenbbwa zelekum 2020 natkum tkun shikorinatat deki🇪🇷🇪🇷

  • @ዋልታተስፋይ
    @ዋልታተስፋይ 4 ปีที่แล้ว +2

    እዛ ድርፊ ጥራሕ ዘይኮነትስ ብዙሕ መልእክቲ ኢዪ ዘለዋ ንዝርዳኣኩም ብፍቅሪ ጓል ኣምሲሉ ብዙሕ ንኤረይ ኢዪ thanks በሬ ወዲ ዙረይ ሉል ባሕሪ , ሕምም ዝብለላ , እክልቲ ኢሎምኪ ጎደባ ዓድና ወዘተ ዝብል ደጋጊምኩም ድማ ኣስተማቀዋ ከምተ ባዓል
    ቴዲ ኣፍሪ ዝበሎ ጓል ኣሰመራ ጃኪ ጎሳየ ፍያሜታ

  • @ebrahimseid8672
    @ebrahimseid8672 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤❤ኢርትራውያን እኛአማራወችሙዚቃቹህን በጉጉትነውየምንሰማው በርቱል 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @filishimendi8822
    @filishimendi8822 4 ปีที่แล้ว +89

    ሓደ ሚልዮን ተራእዩ ከብቅዕ ላይክ ዘይብሉ ሙኻኑ ብጣዕሚ የሕዝነካ እዚ ዝመስል ስራሕ እንዳ ሰርሑ ንምንታይ ኢና ዘይነተባብዖም።

  • @mulumulu7748
    @mulumulu7748 4 ปีที่แล้ว +25

    ፅቡቅ ስራሕ ኣጆኻ ሓወይ ካብ ትግራይ 🇪🇹🇪🇹

  • @idreshamid5878
    @idreshamid5878 4 ปีที่แล้ว +5

    Bereket ab sawa eye zfelto hayli Janhoy 19th round ,derftat nay kiros Asfaha yoderfelna nieru, nay bahaki bilixti derfi beramu, keep going!!!

  • @سميرهسميره-ب9ص
    @سميرهسميره-ب9ص 2 ปีที่แล้ว +2

    degagime semie zeymenwa zefen teum dmxi aleka from tigray😻🙏

  • @Yoni625
    @Yoni625 5 ปีที่แล้ว +23

    መፍትሕ ትመስሊ ዕጹው ትኸፍቲ
    ኩሩዕ በኣኺ ዘይተመጽዋቲ 🇪🇷👍👍

  • @PETERMiCHAEL-lk4ny
    @PETERMiCHAEL-lk4ny ปีที่แล้ว +20

    ኣታ እዛ ደርፊ ክይተረድኣና የሐድሳ ኣሎ ምስለኒ🤨 ደቂሰ ተንሲ እንተስምዕክዋ 4ይዓመተይ መቂራ ትጸንሕ ገለ ኣለዋ ሕልፊ ካልእ ስርሓቱ😍😍👌❤ኣጸሊላትኒ'ኮ😇anyone in 2k24 ትሰምዓ ዘልካ like ኣጋጪካኒ ሕለፍ😜😜🇪🇷🇪🇷

  • @habeshareflection5583
    @habeshareflection5583 4 ปีที่แล้ว +73

    ብሓቂ ግሩም ሙዚቃ! ትግርኛ ንቅድሚት 💪💪💪
    0:25 ብርከይ ዓፂፈልኪ መለየ
    መን ኣለኪ ሕልፊ ክንድኣየ
    ሉለይ መሊእኽዮ ልበይ
    ቀዲውኒ መን ከማይ ሉለየ
    ናባኺ ኣቢሉኒ ቀልበየ
    ሉለይ ክብል'የ x2
    1:04 ዝብሎ ኣለኒ ውዱእ ዘረባ
    ዕንቂ ባሕሪ'ኺ ማይ ዝሓፀባ
    ኣቲ ናዶሰይ ጥዕምቲ ጨና
    ቀልቢ ዝስሕብ መስታ ኮኾባ
    ወለላይ ዋናኺ ባዕለይ
    እዝጎ'ለ ንኽኾነለይ
    ዕፅፍ ዝርግሕ ሳላኺ ለይለይ
    ፈታ ይብል ንዓኺ ባዕለይ
    ኣቲ ሉለየ ወይኖ
    ፍቅሪ ሒዙ ዘይክእሎ
    ዕፅፍ ዝርግሕ ሳላኺ ለይለይ
    ፈታ ይብል ንዓኺ ባዕለይ
    1:58 መፍትሕ ትመስል እዝውቲ ከፍቲ
    ኩሩዕ ብኣኺ ዘይተመፅዋቲ
    መን ይኸልኣኒ ምፍቃር ንዓኺ
    ሓልየ ርሒቀ ፈፂመ ኣይንኪ
    ዕፅፍ ዝርግሕ ሳላኺ ለይለይ
    ፈታ ይብል ንዓኺ ባዕለይ
    ኣቲ ሉለየ ወይኖ
    3:23 ኢደይ ሂበንድየ ሉለይ ንዓኺ
    ወርሐይ ፀሓየይ ንስኺ'ኺ
    ስውንውን ኢለ እንድየ ግርማ ልበሲ
    ኣብውሽጢ ልበይ ተመላለሲ
    ሉለይለ ሉለይለ x3
    4:47 ኢደይ ሂበንድየ ሉለይ ንዓኺ
    ወርሐይ ፀሓየይ ንስኺ'ኺ
    ስውንውን ኢለ እንድየ ግርማ ልበሲ
    ኣብውሽጢ ልበይ ተመላለሲ
    ...
    ቻነለይ Subscribe ብምግባር ድጋፍኩም ሃቡኒ 👉
    th-cam.com/channels/VhQHNnLCegSvPCcwLaFJog.html
    የቅንየለይ ደቂ ዓደይ ሓላላት ❤💛❤

  • @rabiarabia1881
    @rabiarabia1881 3 ปีที่แล้ว +7

    አሪፍ ነው 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇩🇯🇩🇯🇩🇯🇸🇴🇸🇴🇸🇴

  • @eskopteklay1941
    @eskopteklay1941 3 ปีที่แล้ว +41

    From Brazil 💓Eritrean people🇪🇷 nic music 🔥

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 4 ปีที่แล้ว +16

    ኣየ ደርፊ ማለት ደስስስስስ ዝብል ወዲ ኤረይ ❤🇪🇷🌷💯💯💯💯💯💯💯💯👍

  • @asmoromkobodom2839
    @asmoromkobodom2839 5 ปีที่แล้ว +7

    ሩሑስ ሓድሽ ዓመትይግበረልና ደቂ ኢረይ ዓመተ ሰላምን ራህዋን ቅሳነትን ይግበረልና ።

  • @ሰብሎሚ-ከ1ቀ
    @ሰብሎሚ-ከ1ቀ 5 ปีที่แล้ว +193

    በረኸት ኑፉዕ ዘያመይ ዩ
    ንኣብነት ናይ ንሂምያ ዘርኣይ ሓሳዊ
    ገበተ ይቅረ ክኣሎ ንኻልኦት ደርፍትን እውን
    ዝሰርሓሎም ዩ ስለዚ ሃየ ሕፍስ ዝበለ like ንሃቦ

    • @randomvideos7309
      @randomvideos7309 5 ปีที่แล้ว

      ሰብ ሎሚ dyakon eu neyru nisu Eu tekimiwo

    • @sasiebaye5861
      @sasiebaye5861 4 ปีที่แล้ว

      @@randomvideos7309
      ቅቅቅ ድቁና ኢዩ ሓጊዝዎ ኢልካዮ በቃ።

    • @mikiyatlove9608
      @mikiyatlove9608 4 ปีที่แล้ว +1

      @@sasiebaye5861 ድያቆን እንተ ኔሩ ሓቁ ኢዩ ዜማ ከመ ደያቆናት ዝክእል የለን ስለዚ ኣዚዩ ሓጊዝዎ ኣሎ ወላ ኣብ ኖርማል ስእሊ ክትርእዮ ከለካ እኮ ዲያቆን ኢዩ ዝመስል።

    • @fyoritesfatsion8830
      @fyoritesfatsion8830 4 ปีที่แล้ว

      @@randomvideos7309 p

    • @rayanruweyd8391
      @rayanruweyd8391 4 ปีที่แล้ว

      @@mikiyatlove9608 MAXAMED

  • @YordiMuluken
    @YordiMuluken 5 หลายเดือนก่อน +2

    From amehara i love eritrean muzic ❤❤people🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @aliyamar919
    @aliyamar919 4 ปีที่แล้ว +15

    I like this music god job bro....👍👍👍👍👍 from 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

  • @25cent61
    @25cent61 5 ปีที่แล้ว +5

    Wawww gele aynet swur
    Melekti zhazelet
    😍Chewam eye elomki
    Godobo adna eklti elomki ewe nkltiena 🇪🇹 and🇪🇷
    Degimkum smewa!!!

    • @yki_blij
      @yki_blij 5 ปีที่แล้ว

      Yeah Like Habewa Alikala Jema

    • @yki_blij
      @yki_blij 5 ปีที่แล้ว

      Xegum Eyu

    • @pogbaabrham9183
      @pogbaabrham9183 4 ปีที่แล้ว

      Dejen Gebremeskel first song in my dj playlist lol

  • @mubarikosman1807
    @mubarikosman1807 4 ปีที่แล้ว +107

    From somali 🇸🇴❤🇸🇴 I love eritrean music adn people 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

    • @temesgenamlak5651
      @temesgenamlak5651 3 ปีที่แล้ว +8

      we love you too

    • @selammeharigebrwat8069
      @selammeharigebrwat8069 3 ปีที่แล้ว +5

      ll
      no.mcml

    • @kidistabera1111
      @kidistabera1111 3 ปีที่แล้ว +1

      @@tn.tesfit5872 kooooookoooklkookoooooklookooooooooooooooooooooooooooooooooookllkoooooooooooooooooooooooooooooooooookoooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooollloooooooookkoķkoooooooooooooooooooooooooooooooooooooookoooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooookookooooooooooooooooooookkkkkkkkkoooooooooooòkokookokòoòooooooooooooòooòoòoooooooooooooooòoooòooooooooooooooòkoooooooooooooooòoooooooooòkokòoooooooooòoooooooooooòoooooooooòooooooooòkòoooooooooooookòooooooooooooòooooooooòooooooòòooooooooòooooooòoooooooòooooooòoòoooooooooooooooòoòoooooooooooooòòooòoooooooooooòòooooooòooooòoooòoooooooooooòooooooooòoooòòoòoooòooòokmmmmmmmmmmmmmmmmmmmmmmmmmmmmmmmmmmmmmmķoķikìķķķķkikiuimh

    • @asteryohannes2872
      @asteryohannes2872 2 ปีที่แล้ว +2

      We love you back welalooo

    • @amen7986
      @amen7986 2 ปีที่แล้ว

  • @yodittesfeaye5169
    @yodittesfeaye5169 5 ปีที่แล้ว +2

    በጣም በጣም ቆንጆ ዘፈን በሁሉም ነገር የሚወጣው ነገር የለውም። ደጋግሜ ብሠማው ልጠግበው አልቻልኮም በጣም ቆንጆ ስራ በዚህ ቀጥልበት ጎበዝ።

  • @maandaweeye230
    @maandaweeye230 2 ปีที่แล้ว +12

    i don't understand the lyrics but i love the songs eritrean adn people from somalia 🇸🇴💓🇪🇷🇪🇷🇸🇴✌🇸🇴 🇪🇷

  • @luwamweldenkiel8328
    @luwamweldenkiel8328 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣየ ወ ሉለይ ክብልየ፡ግጥምን ዜማን ይበል።

  • @beramuofficial8146
    @beramuofficial8146 4 ปีที่แล้ว +71

    ሰላም ክቡራት ደገፍተይ ድምጻዉ
    በረኸት ዑቅባሚካኤል(beramu) 'የ
    ስለቲ ልባዊ ሃናጺ ርኢቶኹምን ደገፍኩምን
    ብልቢ እናመስገንኩ ግጥሚ ሉለይ ኣብዚ
    ይጽሕፈልኩም ኣለኹ፥ ሉለይ
    ብርከይ ዓጺፈልኪ መለየ
    መን ኣለኒ ሕልፈኺ ነዓየ
    ሉለይ መሊእክዮ ልበየ
    ቀድዩኒ መን ከማይ ኢልየ
    ናባኺ ኢሉኒ ቀልበየ
    ሉለይ ክብልየ ሉለይ ክብልየ
    ኣነ ሉለይ ክብልየ
    ዝብሎ ለኒ ዉዱእ ዘረባ
    ዑንቂ ባሕሪ ኢኺ ማይ ዝሓጸባ
    ኣንቲ ናርዶሰይ ጥዕምቲ ጨና
    ቀልቢ ዝስሕብ መስታ ኮኾባ
    ወለላይ ዋናኺ ባዕለይ
    እዝግዮ ኢለ እንድየ ክኾነለይ
    ዕጽፍ ዝርግሕ ስልኽ ለይለይ
    መታወኒ ነዓኺ ባዕለይ
    ኣንቲ ሉለይ ወይኖ
    ፍቕርኺ ሒዙ ዘይፍኑ
    30 ጸይረ 20 ሕለፈንዲ
    ነዚ ፍቕርኺ ዓመታት ኣብ ዝባነይ
    ርርው ኣቢለ ኢደይ ዝሓዞ
    እንኪ እንዳበልኩ መን መሊኢለይ
    መፍትሕ ትመስል ዕጹው ትኸፍቲ
    ኩሩዕ ብኣኺ ዘይተመጽዋቲ
    መን ይኸልኣኒ ምፍቃር ነዓኺ
    ሃልየ ሪሒቐ ፈጺመ ኣይንኪ
    ጨዋምያ ኢሎምኺ ጎዶቦ ዓድና
    እኽልቲ ኢሎምኺ እውይ ንኽልቴና
    ኣነ' ሞ ከመይ ኢለ እሺ ይብል
    ንስለኺለ እንዲየ ኣትየ ኣብ ውዑይ ዝሑል
    ተመኔ ዝኹሕሎ ሸፋሽፍቲ ዓይኒ
    ስብራ ዘርክበሉ ክቑጾ ብወኒ
    ኢደ ሰብ ኢሎሞ ተንገባግብኒ
    ፍቕርኺ ዘይንቡር መሲሉ ንዓይኒ
    ኣንቲ ሉለየ ኣንቲ ሉለይ
    ርእሰይ እንዲኺ ክሳድ ባዕለየ
    ለይ ኢለ ሉለይ ኢለ
    ኢደይ ሂበ እንዲየ ሉለይ ነዓኺ
    ወርሐይ ጸሓየይ ንስኺ ኢኺ
    ስውንውን በሊ ግርማ ልበሲ
    ኣብ ውሽጢ ልበይ ተመላለሲ
    ሕልፍ ዝብለላ ትንፋሰይ ኣነ
    ሰለም ዘየብል ጓሳኣ ኮይነ
    ሕቑን ከሪመ ጸባ ንወዛ
    ላህመቱ እንኪ ኢለ ኣነ ዶ ዋዛ
    ኣንቲ ብርሃን ዓይኒ
    ሉል ' ት ኣነ ሞ ድምጺ ሰሚዐ ቃና
    'ት ኣነ ሞ ዋዜማ ጥዑም ዜማ
    'ት ኣነ ሞ ስምኪ ስቑር ሕደማ !

    • @siem4010
      @siem4010 4 ปีที่แล้ว +1

      Wwww btami des tbl music ya bro ajoka attfena ka 😍❤👈 wedi eriy

    • @timoart8256
      @timoart8256 3 ปีที่แล้ว +4

      ናይ ሃገር ሙካና ዝነገረካ ሰብ ኣሎ ዶ እዛ ደርፊ በራሙ ሓወይ፡

    • @mekisebsemere8493
      @mekisebsemere8493 3 ปีที่แล้ว +1

      Beri shkor halal ftret soo edmen tinan

    • @الهاممحمد-س8م
      @الهاممحمد-س8م 3 ปีที่แล้ว +1

      Betami ena nefetewka ajoka berte

    • @wediteages9391
      @wediteages9391 2 ปีที่แล้ว +1

      Great Peom…

  • @ali-tp1hu
    @ali-tp1hu หลายเดือนก่อน +2

    I'm from Ethiopia and the best music 🎶🎶🎵🎶🎉🎉🎉🎉🎉❤❤

  • @heri2068
    @heri2068 4 ปีที่แล้ว +23

    *ጨዋም'ያ ኢሎምኺ ጎዶቦ ዓድና*
    *እኽልቲ ኢሎምኺ'እወ ንኽልቴና*
    *ክጎብጥዋ ደልዮም'እወ ንኤሩና*

  • @hanetsomfisseha3773
    @hanetsomfisseha3773 4 ปีที่แล้ว +4

    ሉለይ
    ይጽሕፈልኩም ኣለኹ፥
    ብርከይ ዓጺፈልኪ መለየ
    መን ኣለኒ ሕልፈኺ ነዓየ
    ሉለይ መሊእክዮ ልበየ
    ቀድዩኒ መን ከማይ ኢልየ
    ናባኺ ኢሉኒ ቀልበየ
    ሉለይ ክብልየ ሉለይ ክብልየ
    ኣነ ሉለይ ክብልየ
    ዝብሎ ለኒ ዉዱእ ዘረባ
    ዑንቂ ባሕሪ ኢኺ ማይ ዝሓጸባ
    ኣንቲ ናርዶሰይ ጥዕምቲ ጨና
    ቀልቢ ዝስሕብ መስታ ኮኾባ
    ወለላይ ዋናኺ ባዕለይ
    እዝግዮ ኢለ እንድየ ክኾነለይ
    ዕጽፍ ዝርግሕ ስልኽ ለይለይ
    መታወኒ ነዓኺ ባዕለይ
    ኣንቲ ሉለይ ወይኖ
    ፍቕርኺ ሒዙ ዘይፍኑ
    30 ጸይረ 20 ሕለፈንዲ
    ነዚ ፍቕርኺ ዓመታት ኣብ ዝባነይ
    ርርው ኣቢለ ኢደይ ዝሓዞ
    እንኪ እንዳበልኩ መን መሊኢለይ
    መፍትሕ ትመስል ዕጹው ትኸፍቲ
    ኩሩዕ ብኣኺ ዘይተመጽዋቲ
    መን ይኸልኣኒ ምፍቃር ነዓኺ
    ሃልየ ሪሒቐ ፈጺመ ኣይንኪ
    ጨዋምያ ኢሎምኺ ጎዶቦ ዓድና
    እኽልቲ ኢሎምኺ እውይ ንኽልቴና
    ኣነ' ሞ ከመይ ኢለ እሺ ይብል
    ንስለኺለ እንዲየ ኣትየ ኣብ ውዑይ ዝሑል
    ተመኔ ዝኹሕሎ ሸፋሽፍቲ ዓይኒ
    ስብራ ዘርክበሉ ክቑጾ ብወኒ
    ኢደ ሰብ ኢሎሞ ተንገባግብኒ
    ፍቕርኺ ዘይንቡር መሲሉ ንዓይኒ
    ኣንቲ ሉለየ ኣንቲ ሉለይ
    ርእሰይ እንዲኺ ክሳድ ባዕለየ
    ለይ ኢለ ሉለይ ኢለ
    ኢደይ ሂበ እንዲየ ሉለይ ነዓኺ
    ወርሐይ ጸሓየይ ንስኺ ኢኺ
    ስውንውን በሊ ግርማ ልበሲ
    ኣብ ውሽጢ ልበይ ተመላለሲ
    ሕልፍ ዝብለላ ትንፋሰይ ኣነ
    ሰለም ዘየብል ጓሳኣ ኮይነ
    ሕቑን ከሪመ ጸባ ንወዛ
    ላህመቱ እንኪ ኢለ ኣነ ዶ ዋዛ
    ኣንቲ ብርሃን ዓይኒ
    ሉል ' ት ኣነ ሞ ድምጺ ሰሚዐ ቃና
    'ት ኣነ ሞ ዋዜማ ጥዑም ዜማ
    'ት ኣነ ሞ ስምኪ ስቑር ሕደማ !

  • @lemaalemgebrekiros5357
    @lemaalemgebrekiros5357 5 ปีที่แล้ว +31

    ዋውውው ደስ ባሃሊ👌👌👌👌👌💞💞👈👈🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 ከብ እ/ያ

  • @ወዲኤረይዕባይቃዛ-ደ1ኘ
    @ወዲኤረይዕባይቃዛ-ደ1ኘ 5 ปีที่แล้ว +65

    በሬ ወዲ እንቃዕ ብሰላም መጻካና
    ደርፊ 100%
    ዜማ 100%
    ድምጺ 100%
    ፎርሳ ጥራይ ወዲ ኤረይ ጅግና

  • @kiduiloveu2631
    @kiduiloveu2631 5 ปีที่แล้ว +42

    ዝወዲ ማራ እዩ ኬፍ ዘለዎ ብፍላይ ድምፁን ዜሙኡን ደስስ ክብለካ ።

  • @dawitsolomon8643
    @dawitsolomon8643 5 ปีที่แล้ว +10

    ትግርኛ ደርፊ ከምዚ እዩ ክውን ዘለዋ ዜማ 100% ግትሚ 100% music arrangements 100% vocals 100% love it perfect

  • @fre8932
    @fre8932 4 ปีที่แล้ว +12

    እዋይ ሰሚዕካ ዘይትምኖ
    ደርፊ ❤❤👏👏👏💪

  • @robelghiorghis3610
    @robelghiorghis3610 5 ปีที่แล้ว +25

    Man! You killed it again well done, One of the 1 playlist song in my DJ gig song. Bravo!!!!

    • @abrahamkamara3093
      @abrahamkamara3093 4 ปีที่แล้ว

      Any translation on English please love this song

    • @sarahghabte
      @sarahghabte 4 ปีที่แล้ว +2

      @@abrahamkamara3093 he is just singing to the gurl how much he loves her, how much she means to him bla bla

  • @AT-ex8dx
    @AT-ex8dx 3 ปีที่แล้ว

    ዋውውውው ቅድሚ ሕጂ የስተብህለላ ኣይነበርኩን እታ ግጥሚ ይበል! ቀጽሎ ።

  • @michaelnuguse2548
    @michaelnuguse2548 5 ปีที่แล้ว +1

    ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደቱን ምስንፈትዎም ስድራቤትና ንራኸበሉ ሀገርና ሰላም ናዕና ትኸዉን ዓመት ይግበረልና።

  • @tomasmehegoseyyy659
    @tomasmehegoseyyy659 5 ปีที่แล้ว +75

    ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ይግበረልና፡
    ዓመተ ሰላም
    ዓመተ ፍቕሪ
    ዓመተ ራህዋ
    ዓመተ ሰኒትን
    ፍትሒ ዝነግሰሉ፡ዓመጽና ዝጸንቱሉ፡
    ዓድና ንምለሰሉ፡ምስ ስድራና ፍቕሪ ነውሕዘሉ፡ምስ መታዓብትና ንራከበሉ፡
    ሰናይ ርጉእን ዝኮነ ሂወት ንመርሓሉ ዓመት 2020 ይግበረልና፡So ምቁራት የሕዋት ኣኣኣብ ዘለኩሞ ሰላም ሰላም ሰላም።

  • @mulugetakidane1847
    @mulugetakidane1847 4 ปีที่แล้ว +4

    ጥዕምቲ ደርፊ እይ 🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🕊🕊🕊🙏🏾🕊🕊🕊🕊🕊

  • @AdulisKing
    @AdulisKing 5 ปีที่แล้ว +9

    Entay ekum kulugzie nayTigray eyu tblu? I love Tigrinya music. I love my 🇪🇷💯gin MnAhk Mklal ngdefo! They are our brothers/sisters & honestly they make great music and advance our language. Just enjoy

    • @gualerey5482
      @gualerey5482 ปีที่แล้ว +1

      This eritrean song not tigray ... Listen to the lyrics it about Eritrea

  • @abanebro
    @abanebro 5 ปีที่แล้ว +70

    ነዛ ደርፊ ትሰምዕ ዘለኻ ርሑስ በዓል ይግበረልካ ንዓመታ ምስ ስድራኻ ከተብዕል ኢኻ

  • @gualerey5482
    @gualerey5482 ปีที่แล้ว +1

    Who else have noticed this song is a love song for Eritrea not a lady... Love this music

  • @THEREISNOTOMORROW-p5v
    @THEREISNOTOMORROW-p5v 5 ปีที่แล้ว +9

    Berie Beramu one my favourite singers and melody producers of this late generation.🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️😍

  • @dawitteklzghi5326
    @dawitteklzghi5326 4 ปีที่แล้ว +2

    Beramu my best singer Nice job 👏 thanks so much for coming

  • @ache540
    @ache540 3 ปีที่แล้ว +1

    2022 መፍትሕ ትመስል ዕጹው ትኸፍቲ
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷☝️ ኩሩዕ በኣኺ ዘይተመጻዋቲ
    ጨዋምያ ኢሎምኺ ጎዶባ ዓድና
    እኽልቲ ኢሎምኺ እውይ ንኽልቴና

  • @asmaitawetu390
    @asmaitawetu390 5 ปีที่แล้ว +2

    Eway kemzi derfi ztiem rie ayfeltin abey alekum deki, Erey like awhudkum way Btaemi des tbil.

  • @sisaysetegne7452
    @sisaysetegne7452 5 ปีที่แล้ว +2

    @ያበደ ዘፈን አንደኛ በርዬ እውነት ከ100% 110%ሠጥቼሀለው በርታ ገና ብዙ ካንተ እንጠብቃለን bere bro yimechih!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!

  • @isseyerione2738
    @isseyerione2738 4 ปีที่แล้ว +10

    I love everything about this song well done to all of you

  • @senafehakirurabsolutelyrig4269
    @senafehakirurabsolutelyrig4269 4 ปีที่แล้ว +7

    I love this song. I been listening to it multiple times on lidet (Christmas) day

  • @ማክዳ-ወ9ዀ
    @ማክዳ-ወ9ዀ 4 ปีที่แล้ว +4

    በጣም ቆንጆ ዘፈን በተለይ ዜማው#1🇪🇹🇪🇷

  • @user-fu9sq9ps2u
    @user-fu9sq9ps2u 5 ปีที่แล้ว +3

    ፎርሳ ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ቤሬ ተኣምር ዝኾነ ደርፊ 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️ ቆርጫጭ ከኣ ገለ ዓይነት ጋቢዙናዮ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @natihawey4018
    @natihawey4018 5 ปีที่แล้ว +1

    በርየ ሓወይ ጽቡቕ ስራሕ ናይ ብሓቂ ካባኻ ብዙሕ ኢና ንጽበ ብፍላይ እቲ ንፍለጠሉ ዘመናዊ ዜማ ናይ ዓድና ክትሰርሓሉ ክጽበየካ እየ በጃኹም ዜማታት ናይ ዓድና ባዕልኹም ስርሕዎ ጓይላ ይበዝሓና ኣሎ።

  • @ጋልኤሪደጋፊትኪሮስኣስፍሃ
    @ጋልኤሪደጋፊትኪሮስኣስፍሃ 5 ปีที่แล้ว +21

    በሬ ዓይነይ እንቃዕ ብሰላም መጻካኒ ብጥዓም ጥዕምቲ music ሃየ ይሕዋት ነተባብዓዮ like comment ጌርና

  • @annsam3583
    @annsam3583 3 ปีที่แล้ว +7

    I can’t stop listening to this song and keep it up girl ❤️🎼🎼🎼🌹❤️❤️❤️❤️🇪🇹🇪🇹🇪🇹

  • @Entertainment-ri3be
    @Entertainment-ri3be 5 ปีที่แล้ว +9

    Berye blux srah ኣድኒቀካ ምስ ኩሉ ወጻኢታት ሪኤኻ ንፉዕ
    ብዙሕ ጻዕሪ ከም ዝረሃጽካላ ናይ ካሜራ ምስክር እዩ ሶ ፎርሳ

  • @awettes135
    @awettes135 5 ปีที่แล้ว +7

    🍇🌷🌹🌺💐💯 ,ኣታ ወድይ ,10 m or more ,ንሉለይ ዝብህግ.
    ሉለይ ንህዝበይ Eri

  • @yona734
    @yona734 3 ปีที่แล้ว +1

    ስከ 2021 ዝሰምዓ ዘሎ ኣግርጭው ኣብሉኒ 👌👌👌🙏🙏🙏

  • @deve5391
    @deve5391 3 ปีที่แล้ว

    Happy birthday nay h bakom ey zezkri ezai music

  • @efremzere1669
    @efremzere1669 5 ปีที่แล้ว +5

    ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንኹልና ኤረትራዋያን ኣብ ውሽጢን ኣብ ደገን ዘሎ ናብታ ብርኽት ሃገርና ንምለስ ይግበረና😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sinusis4121
    @sinusis4121 2 ปีที่แล้ว +1

    Zema Nay bere kef zihibo isike layk giberu

  • @zinabudimtsu6014
    @zinabudimtsu6014 4 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሙዚቃ እዩ ስለዚ የሕዋት ክነበራታትዖ ይግባእ

  • @seglovehabesha5100
    @seglovehabesha5100 4 ปีที่แล้ว +2

    Kemzia geru lebey zetenkefeni music I love ruyeeeeee for everytime you are in my Heart rehus Zekone selam zemelo ewan

  • @worldwide4987
    @worldwide4987 4 ปีที่แล้ว +5

    Nice music brother 👌👍🎶 love from 🇪🇹🇪🇹🇪🇹

  • @hamoodyhoussin2390
    @hamoodyhoussin2390 4 ปีที่แล้ว +55

    Greetings to you from Sudan, our brothers from Eritrea and Ethiopia 💙

  • @tekila1high836
    @tekila1high836 2 ปีที่แล้ว +3

    Beramu songs are like wine the later it comes it gets sweeter.

  • @shidenmedhaniye6119
    @shidenmedhaniye6119 5 ปีที่แล้ว +3

    ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ደቂ ኤረይ

  • @siem4010
    @siem4010 5 ปีที่แล้ว +1

    berye shikor mara ye zhbyeka mlada ab zema gele berye zfotu like rguxuley

  • @Sesen_
    @Sesen_ 5 ปีที่แล้ว +1

    Berye marr enqae beselam mexkana beal tum demxi, Clip 100% demxi 100% kef delewa music Love uuu Alweys😍 ruhus hadish amet yegbrelina 2020 ,kab Germen

  • @ffcgdcccgddfv6772
    @ffcgdcccgddfv6772 5 ปีที่แล้ว +2

    በርየ ኣንበሳው ዜማካ ማራ እዩ መዕበዲ
    ይበል ስራሕ ኣጆካ ኣስኪ ኣይትሕመቅ

  • @kolahtaentertainment
    @kolahtaentertainment 5 ปีที่แล้ว +3

    ዋው ብሓቂ ንስነጥበብ ኤርትራ ዓቢ ዝላዩ። በርትዕ ቀጽሎ። ኣብ ቀጻሊ ድማ ካብዚ ንላዕሊ ክንጽበ ኢና።

  • @lulagergish2109
    @lulagergish2109 5 ปีที่แล้ว +7

    Waww bere good job 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏆🎷🎷

  • @yammisammy6616
    @yammisammy6616 5 ปีที่แล้ว +1

    Beramu meglexi sienela special gift hipkana xmass and new year amazing srah bella ajoka kessilo ruhus hadish ament lidetn

  • @nanucliptips523
    @nanucliptips523 5 ปีที่แล้ว +9

    ጽቡቅ ስራሕ ፣ቀጽሎ

  • @AntiyeAsmera
    @AntiyeAsmera 6 หลายเดือนก่อน

    "Very lovely eri music"peace & love eriethio people"

  • @bitereyowhanabitereyowhana8565
    @bitereyowhanabitereyowhana8565 4 ปีที่แล้ว

    Ata ane abey nere hji semieaya bnebsu u adl zeybley azi zeytesemas tay ysmae።

  • @teklefishaye6461
    @teklefishaye6461 4 ปีที่แล้ว

    Very nice voice bro
    And very good job
    Ajoke habibi barte eye tehamke eke
    Xebuk serha arkitey
    Deqi erey nekum ke selam wesenay yemialkum hebiban

  • @asmarina1123
    @asmarina1123 5 ปีที่แล้ว +7

    እዚ ናይ ሎሚ ዘመን ኮመንትሲ ልመና ኮይኑ ብዝኮነ ብጣዕሚ ምሩጽ ደርፊ 2019 ኢለያ አለኩ 🇪🇷❤️

  • @burteyemaryam4816
    @burteyemaryam4816 5 ปีที่แล้ว +11

    ስወደው ይሄ ልጅ ♥

  • @nahomsubhatu8085
    @nahomsubhatu8085 5 ปีที่แล้ว +2

    Did good job bro🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷!

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 4 ปีที่แล้ว +175

    ክንደይ ሚልዮን ከምዝበጽሐት ክትርኢ ዝመጻኻ like ኣግርጭው

  • @samuelteklay72
    @samuelteklay72 5 ปีที่แล้ว +5

    Merry Xmas and Happy new year the Eritrean.....

  • @ashilaatube1065
    @ashilaatube1065 4 ปีที่แล้ว +74

    I didn't know your language but I love Eritrean people brother and sister I'm from Ethiopia

    • @simonsime7256
      @simonsime7256 4 ปีที่แล้ว +7

      Yaa me too love etho people

    • @yonashadish5209
      @yonashadish5209 4 ปีที่แล้ว +3

      Me too konjo

    • @astertekle5920
      @astertekle5920 4 ปีที่แล้ว

      @@simonsime7256 1¹¹

    • @kalewengalshefraw31
      @kalewengalshefraw31 4 ปีที่แล้ว

      It's not Eritrean it's etihopia

    • @E1991.
      @E1991. 2 ปีที่แล้ว +3

      @@kalewengalshefraw31 kkk you wish can’t you read 😮😮😮

  • @jacobnur8971
    @jacobnur8971 2 ปีที่แล้ว +2

    One on my favorites!

  • @samueltekie8255
    @samueltekie8255 4 ปีที่แล้ว +11

    Eza derifi Ni Eritrea koyna zetsmiato like please

  • @mekalekadu5079
    @mekalekadu5079 4 ปีที่แล้ว +5

    I love you music Eritrean 🇪🇷

    • @YohannesAbrha-rv5fr
      @YohannesAbrha-rv5fr 6 หลายเดือนก่อน

      I'm from Holland I I love Eritrean music 🎉🎉🎉

  • @mahmoodmahmood9050
    @mahmoodmahmood9050 4 ปีที่แล้ว +1

    በረኸት ቢጣዒም እየ ዘፍቕረካ ቢያንስ ድምፂህ አሰማኝ ማለት ፍቃደኛ ከሆንክ ብታናግረኝ ደስ ይለኛል ።

  • @wmmedia359
    @wmmedia359 5 ปีที่แล้ว +1

    ፅብቕ ስራሕ ኣጀካ በርትዕ
    ኣነስ ናይብሓቂ በረኸ ወ.ዱ ናይዚ
    ዓመት ጎብለል👌👍👍እለዮ ኣለኩ

  • @betusolomon2693
    @betusolomon2693 5 ปีที่แล้ว +1

    Asey kanari dmsu bulus serah kemita kedameyti gbu bro🙏❤🎄🇪🇷

  • @ግዕዝ
    @ግዕዝ 2 ปีที่แล้ว

    ሰለል እናበልኩም ሀተፍተፍ dance ናይ አምሀሩ እዪ!!

  • @ስዒደይበቓድዩጨኪንካ
    @ስዒደይበቓድዩጨኪንካ 4 ปีที่แล้ว +5

    ዋውውውው ዝኮነት ስራሕ ቀጽሎ ኣጆካ ንፍዕ❤

  • @AdulisKing
    @AdulisKing 5 ปีที่แล้ว +3

    BK Batami Harif Music! Dope 🇪🇷🎷🎧🎸

  • @zomadaweldab2022
    @zomadaweldab2022 5 ปีที่แล้ว +2

    berie btami hayal derafay eka kulu negerka kef aleka

  • @weynigerei2459
    @weynigerei2459 5 ปีที่แล้ว +17

    This song is best 👏👏👏👏👏👏👏

  • @eriterabarentu1119
    @eriterabarentu1119 5 ปีที่แล้ว +12

    ሉለይ ብሰመይ

    • @zezoabday8761
      @zezoabday8761 5 ปีที่แล้ว +1

      Ti3imti derfi bere 2020 selamin ti3inan yigbereljum deki tigray werki 🇪🇹

  • @marrylee6746
    @marrylee6746 4 ปีที่แล้ว +1

    ElElEl great work. Heway ♥️♥️🇪🇷♥️🇪🇷💪 I🇪🇷💞💞💕💕💞💞

  • @melest5645
    @melest5645 3 ปีที่แล้ว +3

    The best music video of 2020

  • @abrahamkamara3093
    @abrahamkamara3093 4 ปีที่แล้ว +4

    Hey from the UK love this song, I will love to know what he was saying to the lady,

  • @yassinjellaniabusofia7290
    @yassinjellaniabusofia7290 4 ปีที่แล้ว +4

    This Music Nay Hmamey I Love It So Much

  • @bizubuzy
    @bizubuzy 5 ปีที่แล้ว +27

    Bereket (Berma) and Daniel (Infinity) best art mates 😍 keep working together to shine! 🥂 1+1=3