ጉድ ስማዕ/ ምስጢር ኣቐታትላ ኣብርሃም ኣፈወርቒ/ ኢሰያስ ብትግራይ ሃዲሙ/ ሰልጠነ ተፈታዊ ናብ ኣመሪካ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 521

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +24

    ኣብርሃም ኣፈወርቂ ኣብ ኤርትራ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ትግራይውን ብጣዕሚ ፍቱው እዩ ነይሩ። ክሳብ ሎሚ ደረፍቲ መናእሰይ ትግራይ ንኣብርሃም ካብ ምፍታዎም ዝብገስ ብናቱ ቅድን ንናቱ ኣምሲሎምን ክደርፉ ዝፍትኑ ብዙሓት እዮም። ኣብ መጉዓዝያ ኣውቶቡሳት ኣብ ባጃጃት ወዘተ "ፍሽኽታ ኣመለይ" ዝኣመሰሉ ካብ ናይ ኣብርሃም ደርፍታት ዝተወስዱ ጥቕስታት ምርኣይ ልሙድ እዩ።
    ብዛዕባ ኣማውትኡ ዝምልከት መንግስቲ እዩ ቀቲሉዎ ተባሂሉ ዋላ ኣብ ትግራይ ይዝረብ ነይሩ እዩ። ግን ድማ ህግደፍ ኣይገድፍን ካብ ዝብል ዝዝረብ ታራ ዘረባ ጌርና ኢና ንወስዶ ነይርና።
    ሎሚ ግን ከም ሓድሽ መርድእ ኮይኑ ተሰሚዑኒ።
    ነብሲ ኣብርሃም ኣብ ገነት ትዕረፍ💔
    🩵🩵🩵🩵🩵

  • @ጋልትግራይ-ቨ2
    @ጋልትግራይ-ቨ2 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +84

    ነሹ ከምዝ ንሰልጠነ ናይ ራያ ክዳን ዝሰደድኩሉ ንዓኻ እውን ክሰደልኻ እየ ናብ ትግራይ ምሰ ከድኻ 🥰🌿💙🥰🥰

    • @rota8742
      @rota8742 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      Nski diki sedidklu kbri yhabki

    • @ዕባይ-ዓጋመ
      @ዕባይ-ዓጋመ 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ክብረት ይሃብኪ ዘሓፍተይ

    • @sebhatiyassu1024
      @sebhatiyassu1024 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Seltene Seltene'do abzihki gual Tigray. Geledo astimulki neru koinu Seltene kkkk

  • @hhgghhgggc8823
    @hhgghhgggc8823 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +31

    ሰልጠነ ሓዉና ኣንዃዕ ብሰላም ተመለስካ ባዓል ሕልና 💪💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿👑

    • @huruyshow1131
      @huruyshow1131 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣብ ካሜራ ክትህሉ ኣብ ዘይትደልየሉ እዋን th-cam.com/video/_WTv7mqF91E/w-d-xo.htmlsi=e9LC0L46klJm2gmS

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +17

    ሰልጠነ ኣንዃዕ ብሰላም ተመለስካ 🎉ነሸነሺ አዎን ኣንዃዕ ብሰላም ምጽአካ❤🎉

  • @Gebremedhn12
    @Gebremedhn12 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +26

    🕯ሽግርን መከራን ኣብ ነብስካ ምስ መጸካ ኢካ ትፈልጦ ስለዚ ኢና ሰብ ክብደልን ክብድልን እንከሎ ዓገብ ንብል ። ከም በዓል ኣብርሃም ኣፈወርቂ ኣጥፊካ ድቃስ የለን ህግደፍ ጨካናት 💔😢💔

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ዓሊ ዓብዱ ዮኑስ ፡ ሚኒስተር ዜና ናይ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ፡ ሎሚ ኣብ ኣውስትራልያ ዑቕባ ሓቲቱ ተሓቢኡ ዘሎ ፡ ኣብ ማእሰርትን ሞትን ናይ ብዙሓት ኤርትራውያን ገጠምቲ ፣ ጸሓፍቲ ፣ ጋዜጠኛታት ፣ ደፍትን ስነጥበባውያን ግዳያት ከም በዓል ኣብርሃም ኣፍወርቂ ወሲኽካ ፡ ቀንዲ ተሓታቲ እዩ።
      ናይ ዓሊ ዓብዱ ዮኑስ ጉድ ጸብጺብካ ኣይውዳእን እዩ። ነቶም ገዳይም ተጋደልቲ ጕጅለ ፩፭ ዝነበሩ ፣ ንበዓል ኣቶ ተኪኤ በየነ ከይተረፈ ሓላፊ ባንኪ ኤርትራን ደራሲ ፥ ሪቕ ካብ ሕፍትን ፡ ክንደይ ኣስማቶም እናጸለመ ፡ ንገለ ውን ናብ ማእሰርቲ ክድርበዩ ብዙሕ ጎስጓስ ዝገበረ እዩ።

  • @Tesfieguesh
    @Tesfieguesh 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +12

    ምንጪ ካብ እሰያስ ሃለቃ ዩ፡ዝጅምር ዘሎ ወረ፡ጋና ካልእ ክንሰምዕ ኢና

    • @oshrizecharya7978
      @oshrizecharya7978 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ወዲ ሓትነይ ጅግና ኣባሃህላካ ፈተዮ ተስፊት ሓወይ❤

  • @ሃይማኖት_ማሓሪ
    @ሃይማኖት_ማሓሪ 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +15

    ስልጡነይ እንኳዕ ብሰላም ተመለስኻ ጅግና መርኣያ ሰላምን ፍቅርን ክቡር ሓውና ብዘይ ሃስስ ቀለም ኣብ ልብና ተፃሒፍኻ ዓቢ ቦታ ኣለካ ንበረልና ተፌ ሓውና❤❤❤❤❤❤❤

  • @fidleytube
    @fidleytube 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ሰልጠነ ሓውና እንኳዕ ብሰላም አተውካ🙏❤🎉

  • @Senu-21S
    @Senu-21S 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ዉይ ናይ ኣብርሃም ታሪክ ከሕዝን😢 ስልጣን እንካዕ ብሰላም ተመለስካ❤

  • @MuzeyGidey-j4n
    @MuzeyGidey-j4n 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ስልጣን ሓወይ እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ
    አነስ አብራሃም ክፈትዎ ደርፍታቱ
    ነብስካ አብ ገነት የንብርካ ዛሓወይ

  • @habeshaentertainment2740
    @habeshaentertainment2740 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +19

    Btami ue zehzn 😢😢nay Abraham

  • @kidusgirma7909
    @kidusgirma7909 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ነሹ አብ ትትግራይ ቡዙሓት ፈተዊቲ አለናልኻ ምጻእ❤️💛

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤️❤️

  • @alexandershewitalexander2394
    @alexandershewitalexander2394 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +12

    ሱሉጡን ጎይታ ፈቅረ እንካዕ ብሰላም መፃካ ጎይታዋይ

    • @Haregte
      @Haregte 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሌክሰይ ጥፋእያ ኣለኻዮ ሰላም ክትኮነለይ ተስፋ ይገብር ድሕሪ ነዊሕ ስለ ብረአኹዃ ደስስስ ኢሉኒ😢🙏

  • @SarttSa-y3q
    @SarttSa-y3q 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ስልጣነ ቡሉፅ ባዓል ሕልና እንኮዕ ብሰላም ኣተካ💙🌿💙🌿💙🌿💪💪👏

  • @Rafueil
    @Rafueil 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +12

    ኣብርሸይ ምዓረይ ኣሕሕሕ ለዋህ ሰብ ዋላ 100 ደረፍቲ ጋሕ ዘይብሉ ካብ ኣብርሃም ዝመውት 😢😢😢

  • @MaergHans
    @MaergHans 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ሰልጠነ እንካዓ ብሰላም ተመለስካ💙💙💙🙏🙏🙏

  • @ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ
    @ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +11

    ተመስገን ሰልጠነ ብሰላም እንኳዕ ተመለስ❤ ዝተረፍኩም እውን ብሰላም ይምለስኩም ኣምላክ ምሳኹም ይኹን ሕማቅኩም ክንሰምዕ ኣይንደልን🙏😊

  • @Ggff-m5r
    @Ggff-m5r 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ሰልጠነ ሓዉና እንኳዕ ሰላም አተኻ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @HagoezWelou
    @HagoezWelou 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰልጠነ እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ብዓል ሕልና ከማኻ ዝበለ ያብዝሐዮ❤❤❤❤

  • @richochewa7653
    @richochewa7653 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰልጠነ ሓውና አንኴዕ ብሰላም ተመለስኻ ❤🙏❤👍👍💪

  • @TsehayGhebremiceal
    @TsehayGhebremiceal 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ነሹ ነሹ ጅግና እንቋዕ ደሐን መጻኩም። እንቋዕ ጥዓምዋ ህዝቤ ተበሳቤሱ ዘሉ ከፈልጥዎ አለዎም ትምህርቲ እዩ ንኩሉ ብዙኩነ ጎይታ ይሐሉኩም። 🙏🏾💕

  • @BerhaneTemelso-w5f
    @BerhaneTemelso-w5f 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ጽቡቅ ትሕዝቶ ጅግና !

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @CcVv-b3p
    @CcVv-b3p 54 นาทีที่ผ่านมา

    Selam neshu 🙌🥰
    Seltene enkae bselam temeleska 🙏💙💖
    Abrsh 😢

  • @tekilishe
    @tekilishe 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንካዕ ብሰላም ኣተካ ሰልጠነ ሓወይ❤❤❤❤ ናይ ኣብራሃም ኣፍወሪቂ ግን ብጣዒሚ እዩ ዝሕዝን 😢😢😢ሰማይ ዝዘበጠ ጭካነ እዳ ህግደፍ😢😢😢😢😢

  • @haftomkeshi8566
    @haftomkeshi8566 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    Thanks Neshnesh hawna
    Seltene abi seb enqae selam temeleska.
    Kokob Abrham Afewerqi kesirnayo

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      🙏🙏🙏

  • @SarahWuor
    @SarahWuor 34 นาทีที่ผ่านมา

    Tegirway mekanka meskerka agami

  • @HabtomTsegay-z4o
    @HabtomTsegay-z4o 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ያ። አንካህ። ብሰላም። ተመለስካ። ሰልተነ። ጅግና

  • @destakonjo2505
    @destakonjo2505 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ሰልጠነ እንኳዓ ዳሓን ተመለስኻ ❤ዉይ ናይ ኣብርሃም ታሪክ ከሐዝን ❤❤❤

  • @taghuasmengesha5067
    @taghuasmengesha5067 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    Abrahamey😢😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @tirhasabrha3406
    @tirhasabrha3406 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የሕዝን እዩ ኣህ😢😢😢😢😢😢😢

  • @SelamTadese-r5h
    @SelamTadese-r5h 54 นาทีที่ผ่านมา

    abreham 😢hawey😢 byemanu yenbrka 😢😢😢

  • @MikiHiwet-e6c
    @MikiHiwet-e6c 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣብርሽ ነብስካ ኣብ ገነት ትበር ዓክ ዓለም 😢😢😢😢😢

  • @amaheriwedi7127
    @amaheriwedi7127 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ዝገርም እዩ ጌና ካሊእ ክንሰምዕ ኢና 🤔😣

  • @rayatube9271
    @rayatube9271 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ይቅርታ ነሹየ ሓወይ ዝተመለስካ መስልኒ ሶሪ ዝከድካሉ እየ ሪእየ❤❤❤❤ ትግራይ ግን ከይረገጽካያ ከይትመጽእ❤❤❤

  • @YemaneAsefa-h9t
    @YemaneAsefa-h9t 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ዘሕዝን ዛንታ ተፈታዊ ጀግና ተባዕ አብራሃም አፈወሪቅ

  • @feerfeer9938
    @feerfeer9938 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Neshu tgray keyaleka kytmles nfetweka eina zhawey lebam❤

  • @genet3442
    @genet3442 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሰልጠነ እንካዕ ብሰላም ተመልሰካ ጎይታ ፍቅሪ ደሰ እልና ተመሰገን❤❤💜🌷

  • @gatogato2852
    @gatogato2852 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብኻባ ሰልጠነስ ተጨውዩ ቃልሲ ምሰጠመት ጸባባና ምሓጸረ።

  • @eluzai-g1j
    @eluzai-g1j 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ስልጣነ ሓወና እንኳዐ ብሰላም ተመለስካ ❤❤❤❤

  • @mikikeshi9315
    @mikikeshi9315 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ሓደ ተመስገንስልጡነይ❤

  • @FgsVddggg
    @FgsVddggg 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    seltene hawuna enkae bselam temelse👏👏👏bzterefe dma neshnesh hawuna kea aytsean kulu gze bhankewuta eye zstbeyeka,❤❤❤❤❤❤❤

  • @ፅሪቲጎይትኦም
    @ፅሪቲጎይትኦም 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሰልጠነ ባዓል ሕልና እንኾዕ ብሰላም ወጻኻ❤❤❤

  • @lulqeihbahri9061
    @lulqeihbahri9061 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Seltene anbesa jigna 🎉🎉🎉

  • @ማሕበርአክሱምጽዮንዘኦርቶ
    @ማሕበርአክሱምጽዮንዘኦርቶ 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንኳዕ ሰላም መጻኻ ነሹ❤❤❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ❤️❤️❤️

    • @StarKsa-h3v
      @StarKsa-h3v 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ነሹ ትግራይ ናዓ​@@neshnesh_show

  • @hamlaywefrishambako4155
    @hamlaywefrishambako4155 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ነሽነሽ ግዜኻ ኣይ ትቕተል ኣይ ትታለል ብሓቅን ቅንዕናን ተጓዓዝ ማለት ከይ ትበሊ ኣሜርካ ኣውሮፓ❤❤

    • @shkorinaBowey
      @shkorinaBowey 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Entay 😂😂😂😂😂

  • @Gunners_4ever
    @Gunners_4ever 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሰልጠነ ድኣ ንኽምለስ ድዩ ወሪዱ

  • @tadesetfesaheye5893
    @tadesetfesaheye5893 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    😭😭😭😭🙏💙💙💙😇💯👈Aberham Afewrge🎉🎉🎉🎉🎉🎉☝🏼☝🏼☝🏼

  • @ክወግሕዩ
    @ክወግሕዩ 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዓሊ ዓብዱ ግን ሕጂ ፍትሒ ረኪቡ ኣብ ኣውስትራልያ ብሰላም ይመብር ኣሎ ማለት ድዩ😰 ዋይ ዓለም

  • @brukmark7675
    @brukmark7675 36 นาทีที่ผ่านมา

    Hgdef seytan😢

  • @WediAbrham-sv3gq
    @WediAbrham-sv3gq 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ናይ ዓድና ነገር ዘዝኸፍአ ኢካ ትሰምዕ

  • @kahase7085
    @kahase7085 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኡሉ ኢሉ ዳኣ ኢሰያስ ናጻ ክወጽእ እዮ ይመስለኒ ንባዕሉ መን እዪ በደለኛ ጠፊእዋ እዩ ዘሎ

  • @Mili-o4n
    @Mili-o4n 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ነሹ ልምንታይ ትግራይ ዘይከድካ 😔

  • @michaelfreedom8354
    @michaelfreedom8354 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣነስ ተረዲእኒ ነይሩ ኣብራሃም ኮነ ኢሎም ከም ዝቀተልዎ..…

  • @ghenettedla3742
    @ghenettedla3742 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Thank you neshnesh well come back seltene ❤🎉❤

  • @mypresidentwufuy4219
    @mypresidentwufuy4219 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እንቃዕ ደሓን መጻኻ ነሹ ሓውና 💙💙💙💙💙💙💙💙

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      💙💙💙

  • @HagusheWelegbrial
    @HagusheWelegbrial 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ብጣዕሚ የሕዝን ኣብራሃም ህግደፉ ደኣ ጨካንይ ድዩ ኣኮን ንብራሃም ንኣረግቶት ድዩ ዝቀትል😢😢

  • @MogosHadgu
    @MogosHadgu 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሰልጠነ ደኣ ንኤርትራ እንዶ ኣይነበረን ንምንታይ ደኣ ንኣሜርካ ተመሊሱ😂😂😂😂😂

  • @JdjhfDbvd-fl6vb
    @JdjhfDbvd-fl6vb 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ሰላም ነሹ ሓላል❤ሰልጠነ ሓውና እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ❤❤

  • @GhennetKhifleiesus
    @GhennetKhifleiesus 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Tanks. Neshnesh. Seltene. Hawna. Ankea. Neselam. Temeleska. 🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐💐💐

  • @Freyoni-f2o
    @Freyoni-f2o ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ነሹ ነሹ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @teklemahari9006
    @teklemahari9006 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ንዓና ከመይ ኢሉ ክሓልፈልና ክድዚ ጭካነ ሒዝና 😢

  • @HaniHani-co7ur
    @HaniHani-co7ur 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ነሹ ሓወይ ንፉዕ ጋዜጤኛ ኣድናቂኻ ኤ ኤማ ራስታ ካብ ማአከል ልቢያ

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      🙏🙏🙏

  • @ወዲዝራእ
    @ወዲዝራእ 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    (ኣብረሃም )ኣነ ኣብ ኤረትራ ከለኩ 2017 ብ ሙዚክ ሰምዐያ ነይረ ነሹ ሓቢቢ

  • @amanuelhabtemariam7744
    @amanuelhabtemariam7744 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጽቡቕ ትንተና ነሽነሽ ሓውና
    እኳዕ ብሰላም ተመላስካ።

  • @merawediandat6238
    @merawediandat6238 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ነ ሹ ኣስሊ እታ ኣብ መእተዊት ዘላ ሙዚቓ ጽብቅቲ intro እንቶ ኾነት ግን እታ EtiopiaAir ብ ኤርትራ Air እንተ ትትካ ብልጽቲ ሙኾነት ኔራ! ምኽንያቱ ተሪፉና ዘሎ ናብ ኤርትራ እምበር ናብ ኢትዮጵያ ኣይኮነን! ብ EritreanAir ትተካእ please❤💙

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ምስዚ ናብ ኢትዮጵያ መገሻ ዝነበረ እንድየ ኣቀናቢረያ ። ናይ ኤርትራ ፈትሸ ኣብ ዝቅጽል ከምኣ ግድን ክገብራ የ

    • @merawediandat6238
      @merawediandat6238 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @neshnesh_show Thank you 😊 🙏 💙

    • @chelseafc2862
      @chelseafc2862 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@neshnesh_show
      Dikala

    • @سلاخاحمد
      @سلاخاحمد 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@chelseafc2862ብፀርፊ ዲኻ ተጠሚቕካ

  • @Fnotebrhan5417
    @Fnotebrhan5417 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ህግደፍ ክንደይ ሰብ ዘይቀበረ ነኣብራሃም መንግሥተ ሰማይ የዋርስ
    በትሪ ሓቂ ግን ትቀጥን እምበር ኣይትስበርን ደጊም ሓቂ እንዳወጸ ኢዩ

  • @bahavtime5073
    @bahavtime5073 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ተመስገን ስልጣነ ኩቡር ሓወና እንኮዕ ብስላም ተመስገን 🙏🙏🙏❤️❤️🥰🥰🥰💙💙💙💙🌿🌿🌿

  • @genet3442
    @genet3442 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ተሸነሸ ፍቅሪ እንካዕ ደሓን መፂካ ጎይታ ፍቅሪ❤❤❤🌷

  • @medihabeshawit-s7d
    @medihabeshawit-s7d 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብርሸይ😢😢

  • @ሕጂ.ከ.ናበይ
    @ሕጂ.ከ.ናበይ 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ኣብርሃም ዝኣክል ደኣ ህግደፍ እንታይ ኢሉ ክምሕሮ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን😭😭😭😭 ናይ የማነ ባርያ ኣማዉታ ወይ ታሪኹ ዉን እባ ኣምፅአልና ነሹ

    • @fitnet7422
      @fitnet7422 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ባሪያ ዳኣ ናይ ኣካ እንዲያ ኔራ ብመስተ ኢዩ መይቱ ኢዩ ዝብሃል።

  • @ጋልትግራይ-ቨ2
    @ጋልትግራይ-ቨ2 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሰልጡነይ እንካዕ ብሰላም ኣተኻ 🥰🌿👏💙💙

  • @AnnoyedBamboo-ui5fz
    @AnnoyedBamboo-ui5fz 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ዓወት ንብርጌድ❤❤❤

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie3040 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንዃዕ ብሰላም ተመለስኩም አሕዋት

  • @awelkernuru5077
    @awelkernuru5077 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣነ ዝገርመኒ ግን ወዲ ሃለቃ ክሳብ ሕጂ ዝተዛረቦ የለን በጽቢጽኩሙና ኮ ኣቱም ሰባት

  • @JfEf-b6c
    @JfEf-b6c 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሂደይ ዓመቱ ገሩ ማለት እዩ ልመተ ኣብራሂም😢😢😢

    • @sadakebeg5625
      @sadakebeg5625 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      18 amet 😢💔

  • @danielkelati8298
    @danielkelati8298 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኤህህህ ምኽት ሞሊቁ ሃዲሙ ቤትግራይ
    We miss a golden opportunity

  • @Honey-7dxAmbas
    @Honey-7dxAmbas 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Welcome back 💙💙💙💙💙

  • @FulmayaSunamay
    @FulmayaSunamay 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰልጠነ ሓወይ እንቆዕ ሰላም ኣተካ❤❤❤❤

  • @jeganewyehwatna8040
    @jeganewyehwatna8040 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ነሽው ዕድመን ጥዕናን ይሓበና ናይ ኤርትራ ጉድ ክንሰምዕ ጉድ መወዳዕታ የብሉን።

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      🙏🙏🙏

  • @mihrettesfayb9192
    @mihrettesfayb9192 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Thank you Nushu Selten welcome back home brother 💙💙💙💙💙🙏

  • @aborineberay7341
    @aborineberay7341 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ነሹ ብሰላም ተመሊስካ ክትኸውን ተስፋ ይገብር

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኢስያስ ወዲ ደብሳይ አዲኡ ትግራውይቲ ኢይ

  • @Wedibahta3880
    @Wedibahta3880 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Neshu hero kexlo 👍💙💙💙

  • @sirusirak3354
    @sirusirak3354 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😂😂😂😂 እዋይ ጸወታ ዳማ ኣየ መንእሰይ .

  • @DanaitAbera
    @DanaitAbera 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣብርሃም ኣፈወርኪ ናይ ሰላም ተስፋ ፍቅሪ መምህረይ

  • @tesfitkaleab1250
    @tesfitkaleab1250 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Zterefkum bselam temelesu Neshu ❤😊

  • @Abiጓልዉቅሮ
    @Abiጓልዉቅሮ 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤ሰልጠነ❤❤❤

  • @AberashMehari
    @AberashMehari 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክሕምስ ጠሊቁ ንሰምዕ ኔርና ኣብትግራይ አብርሃም አፈወርቂ ለይፎትዮ ሰብ ለነ ኣይመስለንይ ።መንግስተ ሰማይ የዋርሶ

  • @SandroSG19
    @SandroSG19 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Neshu smart boy💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💯

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      💙💙💙

  • @hgkodxzx1378
    @hgkodxzx1378 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብራሃም 😢😢😢😢😢😢😢

  • @wintahyab963
    @wintahyab963 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Nay abrham aforqi gn seb rgum😢😢😢😢😢

  • @MehurTesfahanes
    @MehurTesfahanes 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thanks you Neshu hawey betami lbey tenfifkani bflay nay Abrham afwerqi and bselam ztmelese seltene hawna

  • @shkorinaBowey
    @shkorinaBowey 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Abrham ab Dubaruba tekeberu

  • @Zemat-n3c
    @Zemat-n3c 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብርሃም😢😢😢😢

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣብርሃም ኮኾብ ጠፊኡ ኣጥፊአሞ😢

  • @HelenGebire
    @HelenGebire 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አብርሀም ገብረ መድህን ደንቆሮ ዝበስበሰ ኢሳያስ እዩ ቀትልወ

  • @seidiahmedin3869
    @seidiahmedin3869 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Einqae Biselam Nab Butaka TEMELisika ETiy SENAYi Sirahika Nikuluw Nebariy Tarik Zisined Mis Kulum Deletiy Selam hagizitika Zeyirisae Terekiy Nebariy Tarik Eyue Bihakiy (( Yekeniyelina.)) (( Yigibaeuka 🎉❤🎉 Eyue )) Nikula Tehagagezitiy Abye gize Shegirina Besihukumilina Biakimikum Zigeberikumo Kelilli Akenen Silezuye Eyue Ewe Yekinyelina Yigibeaeke Bihakiy Fetariy Misaka yikun Buruku Wediy Burukat (( Senay Sirahika )) KESIleluw Sesenay Nikulahina (( SELAM NIKULUW FUTiRAT )) Amen 🎉🎉🎉🎉❤🎉❤🎉🎉🎉🎉

  • @FANUSfqri11
    @FANUSfqri11 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Neshu professional gazetena ❤✅🫶🏽

  • @fitnet7422
    @fitnet7422 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ግን እዚ ክብሃል ዝጸንሐስ ማዕረ ክንደይ ኢዩ ሓቅነቱ ንሃልኪ ፖሎቲካ ከይከውን ናይ ዓይኒ መሰካክር ወጺዮም ክምስርክርሉ ይግባእ ተዘየሎስ ዋላ ምዓልትካ ኣኪላ ተከድካ ውን ናብ ካልእ ምጽጋዕ ጽቡቅ ኣይኮነን።

  • @aziebzerie3481
    @aziebzerie3481 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Temelika😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂