ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Hzbi Eritrea belai yehwatu
Bitweded you are a hero forever sorry Eritrean people we let down no one cares when I hear your speech you say Eritrean people they are going to realise me all the time it's teaching my heart it's to sad 😢 😔 😟
Bitewey king 🦁🦁🦁🦁💙💙🇪🇷🇪🇷
ክቡራት ኣዳለውቲ ኤሪሳት ኩሉኩም ደልይቲ ፍትሒ ።ጅግና ኣቦና ብትወደድ ናይ ኣብነት ኮይኑ ኩሉ ሰብ ይዛረብል ።ሓንቲ ጋሉ ኣላት ንሳ ከኣ ዓሚ ኣብ ይኡጋንዳ ከምትነብር ኣብ ትዋስኦ ትነጥፍ ብምካና ፊልም ትርኣ ከም ዝነብረት ኩሉና ንፈልጥ እዩ። ሕጂ ኣበይ ኣላ ኣይፍልጥን። ንምንታይ ብዛዕባ ኣቡኣ ቃል መሕተት ዘይተቅርቡዋ ከይ ምገርምኒ ኣይተረፈን።ህግደፍ ንደቂ ስዉኣትን ስድራቤቱን ጥሉሚ ንብል ።ንጋለ ቢቱወደድ ምርያም ከ እንታይ ተገሩላ እዞም ኩሎም ተጋድልቲ ኮነ ዋላኩሉ ደልይቲ ፍትሒ።ጋል ቢትወደድ ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ኣፍሪቃ እያ ዘላ ኣያን ይሕዋትን እንተ ኮይናያ ክብር ጅግና ብተውደድ ሕልና ዕረፍቲ ይስምዕ ።ነታ ፍቅሪ ወላዲ ከይ ኣስተማቀረት ዝዕበየት ጋሉ ገዲፉ ንስለ ፍትሕን ሓርነትን ሓቅን ንርብዒ ዘመን ዝተሓየረ ጅግና ቢትወደድ።ይቅረታ ግን ሕጂ ኣበይ ኣላ ኣይፈልጥኩን ኣብ ገላ ኣውደኣመት ኣብ ኡጋንዳ ብኤሪ ሳት ኣብ ዝመሓላለፍ ተራእያ ነይራ። ስድራ ቤት እሱራትን ስውእትን ዘይ ንሓትት እንተ ኮና ትርጉም የብሉን
ንሚርያም እንተኾንካ ንሳ ዕልልቲ ደጋፊት ህግደፍ እያ። ናይ ኣቦይ ኣይምልከተኩምን እያ ትብል። ኣብ ኡጋንዳ ኣላ።
መርያም ደኣ ብሕዛላ ዝገደፋ እንታይ ትፈልጥ ወሪድዋ፡ምናልባት እኳ ነዲኣ ኣብ ደገ እንተሃልያ ምሕታታ?
ንስኪ ከ እንታይ ገርኪ ?
Wow he is very important person for eritrean people I hope we will see him if he is alive
Ahhhh. Our hero I wish everybody’s was like you. Our people and our country will be in better place ❤️😭😭😭😭
0lo
Bitew jigna amlak msaka ykun hzbi ertra kihdnaka
በዚ ዕለት ንቢትወደድ ዝፈልጥዎ ኣምጺኩም ብዛዕብኡ ከምዝምስክሩ ግበሩ ኤሪሳት
Abzi alekum kale miskrnet bitweded
Jesus is the answer "
ቢትወደድ አብርሃ ኣደ ወሊዳ ትምከን ! ይቅረ ግበረልና ተሊምናካ ።
Kuburat erisat kulukum deleyti fithi selamkum ymine kubur btew kulu gze ab lbna Ketsle megadltu zfeltwo Tarku knegrulu ab eri sat ketekrbulna bthtna nahatit kem b/g abona tekeste hayle 🙏👌💗
ህዝቢ ዶ በለካ ህዝቢ ድኣ ጠሊምካ እን ዲዩ 💔🥹
💯
Well said
የቀንየልና ኤረ ኢሳት ብሓቂ ብቲወደዶ ጅግና እዩ:: ንሱ ማንዴላ ናይ ኤርትራ እዩ:: 10 ከምኡ እንተዝህሉውና እዛ ሃገር አብዝ አይመወደቀትን ነይራ::
ከምዝኦም ዝአመሰሉ ሰባት ብምስአና ሀገርና ሰላም ዘይብላ ዐድ ማእሰርትን ኩናትን ኮይና ዘላ
ይገርም እዩ ቃል ሰላምን ይቅርታን ምዝራብ ድሕሪ ግፍዒ :: ኣነ እኮ ካብ ዘድንቆ ነዊሕ ዓመታት ይግበር እምበር : እቲ ቃላታቱ እንዳ ሓደረ የደዉጽወንን የኩራዓንን :: ኸምዚ ዝኣምሰሉ ለባማትን ተባዓትን ኤርትራዉያን ክትሰምዕ ከለካ : ኤርትራስ ስጋብ እዛ እዋን እዚኣስ ቡዙሓት ለባማትን ተባትን ተትመርሕዋ ነይሮም እቲ ምዕባለ ሃገር ቡዙሕ ሰብ መገረመ ነይሩ :: ግን ኤሪትራ ኣይተዓደለትን :: ሓዲ ድኽነትን ሰላም ዘይብላ ጥራይ ዘይኮነስ :ህዝባ ናይ ስደትን አብ በርካን ባህርን ዝጠፍኡላ ሃገር ኮይና ::አምላክ መኸራኣን ስቓያን ሪኡ ይተዓረቃ ::
ናይ ለውጢ ሃዋርያ ቢተው
እዚ ጀግና ቢትወደድ እዚ ዘለናዮ ጥፍኣት ንኸይመጽእ'ዩ ሓቢሩና ነይሩ ግን ኣይሰማዕናዮን ኣብ ዓለም ከም ኤርትራውያን ንሓራዲኡ ካራ ሲሒሉ ዘረክብ ፀማም ህዝቢ ይህሉዶ ይኸውን?
Lahmet wedi sewra ertra
እንታይ እሞ ዓመት ዓመት ምዝካር እንታይ ዋጋ አለዎ ኩሉና ንደገ ወጺና እሱራትና ኽንብል ኔኤሩናቅድሚ 31 ዓመት ።
Bitew jgna men alo kemaka abo haqi beal hlna
Kela ezi entay ygebrelu 31 amet ab xelmat hzbi ka abandera nehezn😭😭😭
ሐሳብ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ካብ ጥንቲ Royal family ናቱ መንግስቲ ኣብ ኤርትራ ንምውናን ብግፋ መንእሰይት ገንሸል ንስልጣቱ ውጽኢቱ ጥምየትን ዓጸቦን ኣብ ህዝብና መን ጠጠው የብሎ
كل شيء مخطط ليش هاذ كل حتا متا
Kemey gerka eka hinoka hara ketewxo
ከም ሰብ ቢትወደድ ዝሓልፎ ዘሎ ዘይግብኦን ዘሕዝንን እዃ እንተኾነ ከም ሓደ ፉሉይ ጅግና ጌርካ ምቕራቡ ግን ጉኑይ እዩ። ጅግንነት ከም ናይ ባዓል ጀነራል ኣማን ዓንዶም ኣብ ዝኣምነሉ። ዕላማ ተዃሺሑ ብጅግንነት ዝወድቕ ኣንተኾነ እዩ እምበር ንሓደ (ከልተ) ግዜ ከም በጊዕ ተጎቲቱ ኣብ እስር ቤት ዝኣቱ ሰብ ከመይ ኢልካ ጅግና ይባሃል? ምስኪን ግዳይ እዩ ዝባሃል።
ክክክ ኣማን ዓንዶም ዜሮ ታሪኽ ዓምሓራይ ስቕ እስከ በል በጃኻ ሕፈር
kkkkkkkkkkkk kemaka donakur eyom asiremo hlna zeyblom
እቶም ንስኻ ብዘይ ዝኾነ ገበን ክትሕየር ከለኻ ስለፍትሒን ሓቅን ደውዘይበሉ ብጾትካ ኣሪኪቦምኻ ንሶም ውን ኣብጎዳጉዲ ይበልዩ ኣለው። ስሌኦም ዘይሓተተ ሓፋሽህዝቢ ክኣ ኣብዛ ስዓት እዚኣ ዝሓተሉ ዝሰኣነ ጎሳ ከምዘይብለን ኣባጊዕ መዳርግቲ ዘይብሉ መከራ የሐልፍኣሎ።
Hasawi entay giberu yiblom alo mesakin abotat
Hzbi Eritrea belai yehwatu
Bitweded you are a hero forever sorry Eritrean people we let down no one cares when I hear your speech you say Eritrean people they are going to realise me all the time it's teaching my heart it's to sad 😢 😔 😟
Bitewey king 🦁🦁🦁🦁💙💙🇪🇷🇪🇷
ክቡራት ኣዳለውቲ ኤሪሳት ኩሉኩም ደልይቲ ፍትሒ ።ጅግና ኣቦና ብትወደድ ናይ ኣብነት ኮይኑ ኩሉ ሰብ ይዛረብል ።ሓንቲ ጋሉ ኣላት ንሳ ከኣ ዓሚ ኣብ ይኡጋንዳ ከምትነብር ኣብ ትዋስኦ ትነጥፍ ብምካና ፊልም ትርኣ ከም ዝነብረት ኩሉና ንፈልጥ እዩ። ሕጂ ኣበይ ኣላ ኣይፍልጥን። ንምንታይ ብዛዕባ ኣቡኣ ቃል
መሕተት ዘይተቅርቡዋ ከይ ምገርምኒ ኣይተረፈን።
ህግደፍ ንደቂ ስዉኣትን ስድራቤቱን ጥሉሚ ንብል ።ንጋለ ቢቱወደድ ምርያም ከ እንታይ ተገሩላ እዞም ኩሎም ተጋድልቲ ኮነ ዋላኩሉ ደልይቲ ፍትሒ።ጋል ቢትወደድ ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ኣፍሪቃ እያ ዘላ ኣያን ይሕዋትን እንተ ኮይናያ ክብር ጅግና ብተውደድ ሕልና ዕረፍቲ ይስምዕ ።ነታ ፍቅሪ ወላዲ ከይ ኣስተማቀረት ዝዕበየት ጋሉ ገዲፉ ንስለ ፍትሕን ሓርነትን ሓቅን ንርብዒ ዘመን ዝተሓየረ ጅግና ቢትወደድ።ይቅረታ ግን ሕጂ ኣበይ ኣላ ኣይፈልጥኩን ኣብ ገላ ኣውደኣመት ኣብ ኡጋንዳ ብኤሪ ሳት ኣብ ዝመሓላለፍ ተራእያ ነይራ። ስድራ ቤት እሱራትን ስውእትን ዘይ ንሓትት እንተ ኮና ትርጉም የብሉን
ንሚርያም እንተኾንካ ንሳ ዕልልቲ ደጋፊት ህግደፍ እያ። ናይ ኣቦይ ኣይምልከተኩምን እያ ትብል። ኣብ ኡጋንዳ ኣላ።
መርያም ደኣ ብሕዛላ ዝገደፋ እንታይ ትፈልጥ ወሪድዋ፡ምናልባት እኳ ነዲኣ ኣብ ደገ እንተሃልያ ምሕታታ?
ንስኪ ከ እንታይ ገርኪ ?
Wow he is very important person for eritrean people I hope we will see him if he is alive
Ahhhh. Our hero I wish everybody’s was like you. Our people and our country will be in better place ❤️😭😭😭😭
0lo
Bitew jigna amlak msaka ykun hzbi ertra kihdnaka
በዚ ዕለት ንቢትወደድ ዝፈልጥዎ ኣምጺኩም ብዛዕብኡ ከምዝምስክሩ ግበሩ ኤሪሳት
Abzi alekum kale miskrnet bitweded
Jesus is the answer "
ቢትወደድ አብርሃ ኣደ ወሊዳ ትምከን ! ይቅረ ግበረልና ተሊምናካ ።
Kuburat erisat kulukum deleyti fithi selamkum ymine kubur btew kulu gze ab lbna
Ketsle megadltu zfeltwo
Tarku knegrulu ab eri sat ketekrbulna bthtna nahatit kem b/g abona tekeste hayle 🙏👌💗
ህዝቢ ዶ በለካ ህዝቢ ድኣ ጠሊምካ እን ዲዩ 💔🥹
💯
Well said
የቀንየልና ኤረ ኢሳት ብሓቂ ብቲወደዶ ጅግና እዩ:: ንሱ ማንዴላ ናይ ኤርትራ እዩ:: 10 ከምኡ እንተዝህሉውና እዛ ሃገር አብዝ አይመወደቀትን ነይራ::
ከምዝኦም ዝአመሰሉ ሰባት ብምስአና ሀገርና ሰላም ዘይብላ ዐድ ማእሰርትን ኩናትን ኮይና ዘላ
ይገርም እዩ ቃል ሰላምን ይቅርታን ምዝራብ ድሕሪ ግፍዒ :: ኣነ እኮ ካብ ዘድንቆ ነዊሕ ዓመታት ይግበር እምበር : እቲ ቃላታቱ እንዳ ሓደረ የደዉጽወንን የኩራዓንን :: ኸምዚ ዝኣምሰሉ ለባማትን ተባዓትን ኤርትራዉያን ክትሰምዕ ከለካ : ኤርትራስ ስጋብ እዛ እዋን እዚኣስ ቡዙሓት ለባማትን ተባትን ተትመርሕዋ ነይሮም እቲ ምዕባለ ሃገር ቡዙሕ ሰብ መገረመ ነይሩ :: ግን ኤሪትራ ኣይተዓደለትን :: ሓዲ ድኽነትን ሰላም ዘይብላ ጥራይ ዘይኮነስ :ህዝባ ናይ ስደትን አብ በርካን ባህርን ዝጠፍኡላ ሃገር ኮይና ::አምላክ መኸራኣን ስቓያን ሪኡ ይተዓረቃ ::
ናይ ለውጢ ሃዋርያ ቢተው
እዚ ጀግና ቢትወደድ እዚ ዘለናዮ ጥፍኣት ንኸይመጽእ'ዩ ሓቢሩና ነይሩ ግን ኣይሰማዕናዮን ኣብ ዓለም ከም ኤርትራውያን ንሓራዲኡ ካራ ሲሒሉ ዘረክብ ፀማም ህዝቢ ይህሉዶ ይኸውን?
Lahmet wedi sewra ertra
እንታይ እሞ ዓመት ዓመት ምዝካር እንታይ ዋጋ አለዎ
ኩሉና ንደገ ወጺና እሱራትና ኽንብል ኔኤሩና
ቅድሚ 31 ዓመት ።
Bitew jgna men alo kemaka abo haqi beal hlna
Kela ezi entay ygebrelu 31 amet ab xelmat hzbi ka abandera nehezn😭😭😭
ሐሳብ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ካብ ጥንቲ Royal family ናቱ መንግስቲ ኣብ ኤርትራ ንምውናን ብግፋ መንእሰይት ገንሸል ንስልጣቱ ውጽኢቱ ጥምየትን ዓጸቦን ኣብ ህዝብና መን ጠጠው የብሎ
كل شيء مخطط
ليش هاذ كل حتا متا