ATV: "ስምምዕ ፕሪቶርያ ብትሕዝቶኣ ሕማቕን ፅቡቕን እያ" ም/ኣቦ መንበር ውድብ ህወሓት ተጋዳላይ ኣማኑኤል ኣሰፋ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 37

  • @muezeselasse
    @muezeselasse 18 วันที่ผ่านมา +3

    አሰና ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ኢኹም ትሰሑ ዘለኹም። ንፉዓት ቀጽሉሉ አጆኹም!

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 18 วันที่ผ่านมา +3

    ኤማ ብዓል መትከል ኣጀኹም ጀጋኑና ሓቂ ዝሓዘ የሸንፍ ።

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 18 วันที่ผ่านมา +5

    ፃድቃንን ገታቸውን ካብ አብይ ብምንታይ ይፍለዩ?😢😢😢😢😢😢
    ዘሕዝንዩ ንዝተጠርነፈ ህዝቢ ምፍንጣሕ ንመን ረብሓዩ ? ህዝቢ ትግራይ ክንዲ ምኽሓሱ ካልአይ ዝኸፍኤ ፅንተት ብናይ ውሽጢ ፀላአቱ አዚ ይገድድ !!

  • @gezenatips
    @gezenatips 18 วันที่ผ่านมา +2

    ተጋሩ ጸላእቱኹም ይጻወቱሉኩም ኣለዉ 😢 በጃኹሙ ተረዳድኡ።

  • @amanuelgebreyohanes3896
    @amanuelgebreyohanes3896 18 วันที่ผ่านมา +4

    Thank you ASENA TV

  • @sophiasolomon6730
    @sophiasolomon6730 18 วันที่ผ่านมา +6

    Wow omg you are amazing 😻

  • @frewyein
    @frewyein 18 วันที่ผ่านมา +1

    ሓቢርኩም ስርሑ ዓዲ ኣይታሓሙሱ።

  • @mohammedabdu4390
    @mohammedabdu4390 17 วันที่ผ่านมา

    Thanks!

  • @sophiasolomon6730
    @sophiasolomon6730 18 วันที่ผ่านมา +5

    Amanueal jegna ❤❤❤

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 18 วันที่ผ่านมา +1

    👍👍👍👍👍💙💙💙💙💙💙💙

  • @GerezgiherHabtemariam-k2u
    @GerezgiherHabtemariam-k2u 18 วันที่ผ่านมา +2

    ሕ.ዋሓት,ክስትኻአኸለ,ክዕወአት,ናይእግድን,ዓወአት,ናአይግድን

  • @JdjrvbdNdbbdbd
    @JdjrvbdNdbbdbd 18 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Shemshia-e3n
    @Shemshia-e3n 18 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @teweldezewde5742
    @teweldezewde5742 18 วันที่ผ่านมา +1

    ከም በዓል ጻድቃን ሕዱር ጽልኢ ዘለዎም
    ቂመኛታት ፍትሒ ምጽባይ ኣይከኣልን
    ቮድካቸው በቛራጭ ስልጣን ምሓዝ
    እምበር መስዋእቲ ህዝቢ ጉዳዩ ኣይኮነን
    ሰላምን ራህዋን ንህዝቢ ትግራይይ።

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh8775 18 วันที่ผ่านมา +2

    ዘገርም ዘስደምም መሕፈር ኩነታት ትግራይን ተጋሩን ገና ቁስልን ደምን ከይነቀጸ ዓጸቦን ሓዘንን ሕማምን ቁሪን ዝናብን ኣብ ዝባኑ እናጽሓየ ገበን ዝፈጸሙ ከይተሓተቱ ናይ ስልጣን ገልጠምጠም .

  • @ትግራይሰብኪመንእዩ
    @ትግራይሰብኪመንእዩ 18 วันที่ผ่านมา +2

    ትጋገ ኣለካ ኣማኑኤል ህዝቢ ትግራይ ንነፃነት ትግራይ እምበር ንሓደ ጉጅለ ህወሓት ዝኸፈሎ መስዋእቲ የለን።

    • @akliluadumer9138
      @akliluadumer9138 17 วันที่ผ่านมา

      ብሓቂ!! ከም'ዛ ህግደፍ ንኣና ጦቕ ኣቢሎምና ዘሎዉ። ህግደፍን ኤርትራን ሓደ! ንህግደፍ ትትንክፍ፡ መጀምርያ ዝጅምሩኻ "ስዉኣትና፣ ሃገርና! ልዑላውነትና...ሃጠውቀጠው"
      ሕውሓት ከኣ ከምኣ።
      ሕውሓት ውድብ ኢዩ። ከም ውድብ ኣጀንዳ ኣቚሙ ምስ ካልኦት ውድባት ንህዝባዊ ረብሓ (ሃገራዊ ረብሓ) ክብኣስ ዘይኮነ ክወዳደር ኢዩ ዘሎዎ። 50 ዓመታት ገዚኡ ዜጋታት፡ ብሕይወቶም ናብ ሬሳታት ዝቐየረ ውድብ ኣሳድ እኮ ርኢናዮ።
      ስለ'ዚ 50 ዓመታት እንታይ ገይረ እምበር 50 ዓመታት ነይረ ኢየ እሞ ሕጅ'ውን ንኣይ ዝቃወሙኒ ብኽሕደት ሃገር ክፍርጆም ኣሎኒ..ኤእ! ሓደገይና!!
      ሎሚ ዕድመ ንቴክ ኩሉ ህዝቢ ርኢቶኡ ዘፍስሰሉ ምንጭታት ሓበሬታ ኣሎ። ስለ'ዚ ትግራዎት ሕወሓት ይኹን ፕሮ-ኣቢይ ዋላ ካልኦት ውድባት ንየው ኢልኩም ሲቪላዊ ሃገራዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም ተቓለሱ። ልብና ምሳኹምን ንሰናይኩምን💙 ካብ ሰማያውያን💙

  • @ermiasabraham864
    @ermiasabraham864 18 วันที่ผ่านมา

    Don't complain. Take action before it's too late. Preemptive ..... or weather away.

  • @aksum-b9b
    @aksum-b9b 18 วันที่ผ่านมา +5

    ጻድቃን ውልቀ ሰብ ኢዩ። ምንግስቲ ክፍረሲ መን ፈቂዱሉ‌? መንግሥቲ ትግራይ እኮ ናይ ህዝቢ ትግራይ እዩ? ገመና፤ ከህዲ፤ይሁዳ ጻድቃን ጊታችው ይተሀዝልና ይተአስረልና።

  • @akliluadumer9138
    @akliluadumer9138 17 วันที่ผ่านมา

    ! ከም'ዛ ህግደፍ ንኣና ጦቕ ኣቢሎምና ዘሎዉ። ህግደፍን ኤርትራን ሓደ! ንህግደፍ ትትንክፍ፡ መጀምርያ ዝጅምሩኻ "ስዉኣትና፣ ሃገርና! ልዑላውነትና...ሃጠውቀጠው"
    ሕውሓት ከኣ ከምኣ።
    ሕውሓት ውድብ ኢዩ። ከም ውድብ ኣጀንዳ ኣቚሙ ምስ ካልኦት ውድባት ንህዝባዊ ረብሓ (ሃገራዊ ረብሓ) ክብኣስ ዘይኮነ ክወዳደር ኢዩ ዘሎዎ። 50 ዓመታት ገዚኡ ዜጋታት፡ ብሕይወቶም ናብ ሬሳታት ዝቐየረ ውድብ ኣሳድ እኮ ርኢናዮ።
    ስለ'ዚ 50 ዓመታት እንታይ ገይረ እምበር 50 ዓመታት ነይረ ኢየ እሞ ሕጅ'ውን ንኣይ ዝቃወሙኒ ብኽሕደት ሃገር ክፍርጆም ኣሎኒ..ኤእ! ሓደገይና!!
    ሎሚ ዕድመ ንቴክ ኩሉ ህዝቢ ርኢቶኡ ዘፍስሰሉ ምንጭታት ሓበሬታ ኣሎ። ስለ'ዚ ትግራዎት ሕወሓት ይኹን ፕሮ-ኣቢይ ዋላ ካልኦት ውድባት ንየው ኢልኩም ሲቪላዊ ሃገራዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም ተቓለሱ። ልብና ምሳኹምን ንሰናይኩምን💙 ካብ 💙

  • @gebreted2612
    @gebreted2612 18 วันที่ผ่านมา

    ትግራዋይ ሽግር ምፍጣር እንተዘይ ኮይኑ ሽግር ምምሕዳር ሽግር ምፍታሕ ኣይፈልጥን ፍታሕ ተዛረብብብብብ ኩሉ ዝፈልጦ ሽግር ትጽብጽብ ኣለኻ ጠዋይ

  • @SelamZigta
    @SelamZigta 18 วันที่ผ่านมา

    ሐሚምና እዚ ኦም ንትግራ ይ ጰላእታ እዬም ይንቀለላ

  • @teweldezewde5742
    @teweldezewde5742 18 วันที่ผ่านมา

    ብምንም ዓይነት ተቐባልነት ዘይብሉ
    ልዕሊ 400 ኣዘዝቲ ሰራዊት ብልጽግና
    ንህዝቢ ንኽጸንት ዝኣዘዙ ብነጻ ምፍናው
    እቲ ዓቢገበን'ዩ ክሳብክንደይ ኣብልዕሊ
    ህዝቢ ዘለዎም ንዕቀት'ዩ ዘርእየካ፡
    ቮድካቸን ጻድቃንን ንምዃኑ ደቂስኩም'ዶ
    ትሓድሩ ትኾኑ?

  • @Asi4394
    @Asi4394 18 วันที่ผ่านมา

    Gunuf.. wudub mdhan ember. Hzbi tigray mdhan aykonen elamakum😮 neakum kblu ztesewiu menaesey eyu zeguhyeka...

  • @gebrekrstosasefawelu3505
    @gebrekrstosasefawelu3505 18 วันที่ผ่านมา

    አጀኹም ህዝቢ ምሳኹም እዩ

  • @TDLF-ek7if
    @TDLF-ek7if 18 วันที่ผ่านมา

    Getachrw he don't do nathing sad

  • @AaAa-nm2ot
    @AaAa-nm2ot 18 วันที่ผ่านมา

    ገና ክተእውዩ ኢኩም ትዛረብዎ ክሳብ ዘይትፈልጡ ኮይንኩም ኣለኩም ገና ሀና

  • @ትግራይሰብኪመንእዩ
    @ትግራይሰብኪመንእዩ 18 วันที่ผ่านมา

    ጀነራል ፃድቃን ኣቦ ሓቂ ጅግና ኣያና ንበረልና። ፀላእትካ ጨላዕላዕ ኢልዎም ኣሎ።🙏

  • @medaabrha8057
    @medaabrha8057 18 วันที่ผ่านมา +1

    50 ዓመት ካብ ስርቂ ዉጪ ጥር እትብል ን ትግራይን ህዝቢ ትግራይን ዝተሰርሐ ስራሕ የለን ግን ናይ ብሓቂ ትሓፍሩ ዶ? ብጉልበትኩም ሰርሕኩም ዘይትነብሩ ካብ ብደምን ህወትን መንእሰይ ትግራይ ትሽቅጡ

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 18 วันที่ผ่านมา +1

      መላኽዒ ትግራይን ህዝቢ ትግራይ ኣበይ ትፈልጦ ግዙእ ተረፍ ደርግን ህግደፍን

  • @tomtom-qj4fv
    @tomtom-qj4fv 18 วันที่ผ่านมา

    ንትግራይ ቀዳማይ ፀላኢ ጉጅለ ደብረጽዮን እዩ። ደብረጽዮን ሙሉእ ስርሑ ንትግራይ ፀላኢ ምፍጣር ጥራይ እዩ። ሕጂ ከአ ጀጋኑ ትግራይ ናይ ትግራይ ፀላእቲ እዬም እናበለ አብ ሽም ምጥፋእ ተፀሚዱ ይርከብ

  • @siraknegusse5868
    @siraknegusse5868 18 วันที่ผ่านมา

    አማኑኤል ሞጎጎን ሰራዊት ኢትዮጲያ 30 ዓመት ኣብ ዶባት ኤርትራ ነይሩ እዩ እኳ ሰራዊት ሻዕበያ አይኮነን ድዩ ዶብ ሰጊሩ መናእሰይ ዝቀተለ አዴታት ዝደፈረ ፅዋ አግንኻስ ሰላም ኢና ንደሊ ትብል ጀሚርካ አንታ ፈራሕ ፎሽካል

  • @MekonenKahsay-f4b
    @MekonenKahsay-f4b 18 วันที่ผ่านมา

    ዓቅምካ እንዶ ፍለጥ ጀነራል ፃዱቃን አይመሰተካን

    • @EthioAbay
      @EthioAbay 18 วันที่ผ่านมา

      ፃድቃን ከዳዕ ባንዳ ድርባይ እዩ

  • @taferelema4110
    @taferelema4110 18 วันที่ผ่านมา +1

    leave power yourself.