ኡፉፉፉፉፉ.......... ለምን ግን እናት አንድ ብቻ ሆነች?? የዝች ደግሞ ቃላት አጣሁኝ ልገልፃት. አቲ ንስክስ... ሕልፍቲ፣ ብልፅቲ፣ ምርፅቲ አዶ ኢኪ!!! Just ሽኮር አንበሳ ጓል ትግራይ u just make my day i love u so much❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thisn is the best documentary ever! Great choise of music. And the presenter approach is impressive. To experince first hand with her, how her daily work looks like. Love it. And her story is so touching. It teaches you njot to complain that life is hard, she is going through life with grace, she is the best teacher really!💖
ግጅና ሐፍተይ ዕድመ ጥዕና ያሀብኪ ብደቅኪ ታሐጎሲ
ደቂ አንስትዮ ትግራይ እኮ ፉሉያት ፍጥረት ኢና ኮቶ ዘንብርከክ ሓያላት 💪💔💔👊
እዚ ጋዜጣኛ ግን ከየድንቅክወ አይሓልፍን ተባርክ ጎበዝ መንእስይ ናይባሓቂ🙏🙌😍
ብጣዓሚ ደስስስ ክብለካ ጋዜጠኛ ኣየኹም ናይና
ሰሰ
Kidi kondaf agame tegaru kemzi na mbal trgum yeblun hayli Amlak mkanu emeni kab tjehari kea kthgzi fetni
@@loveeri2311 beka eisu xerfi eyu Aseltinkum blay chama 🤣🤣🤣🤣Aytkoriyu ka way korchach
ወይ ኣደዋይ መዓረይ ቅድሜኪ ድፍእ የብለኒ ኣደ ማለት እኮ አብ ዓለም እታ መወዳድርቲ ዘይብላ ፍጥረት እያ💖💖💖
ብሓቁ መርኣያ ደቂ ኣንስትዮ ኢለያ ኣለኩ እዚ ቡን ምስ ገንፈለስ ደንጊፀ ከይትሓርር ።።
ድምፂ ወያነ ብሓቂ ከየድነቅኩኩም ክሓልፍ ኣይደልን ኩሉ ጊዜ ከባቢ ገጠር ኢኩም ትገሹ 😍😍
ጅግና ፣ጠንካራ ፣ዋዕሮ ኣዶ ብደቅኺ ተሓጎሲ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
ሕልፊ ጀግና ኢኪ ጎረቤት ጋል ከባብየይ ኢኪ ክጥይቀኪ እየ ጋዜጠና ብሐቂ ቅድስ ኢካ ተባረክ እትፁቅ ስራህኻ ቀፅለሉ ክብረት ይሀብካ👍
ትክክለኛ ጻዕራም ጅግና ኣዶ ትግራወይቲ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብደቅኪ ተሓጎሲ እ/ብሄር ፍረ ፃዕርኪ ይሃብኪ
ጅግና አዶ ፃዕራም ትግረወይቲ አዶ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ አደዋ 😍😍😍😍😍😍
እዚ ጋዜጠኛ ክፈትዎ ማዓት ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ አብዝከድካዮ ማርያም ትከተልካ።
btaemi zgerm
Tsaeram ado lbi brhan
ጻዕርኺ አየጣፈአልኺ ዝሓፍተይ ወሲኹ ብደቅኺ የብረሃልኪ።
ሕልፊ እምበር ሕልፊ እጆኪ ብደቅኪ ክትሕጎሲ ኢኪ ኡፍፍፍፍፍ ኣየ ኣዶ ኩሉ ዘይስኣና ነዊሕ ዕድመን ጥእናን ይሃብኪ
ብሓቂ ጅግና ኣዶ ትግራወይቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አደዊተይ ብርሃን ደቅኺ የርኢኺ ብደቅኺ ታሓጎሲ😍😍😍😍 ጋዜጠኛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ጅግና ዎዕሮ ብርሃን ደቂኺ የርኢኺ ብደቅኺ ተሓጎሲ
ዘገርም,ዩ ናይዛ ሓፍትናስ ብደቅኺ ተሓጎሲ ፈጣሪ ዝርኢ ልቢ ሂብዋ,ዩ። ኣምበሲት!!!
ጋዜጠኛ ማለት ናይ ህዝቢ፣ማሕበረሰብ ፀጋታትን ሕመቃትን ሰብ ክምሃረሎም ዝገብር እዩ። ፅቡቅ ስራሕ ይበል ጋዜጠኛ ተወልደ ገብሩ
ኣነስ ነዚኣ ሪአ ንነብሰይ ክምልከታ ከለኹስ ብጣዕሚ ድክምቲ ፍጥረት ዘይረብሕ ብቀሊሉ ኢድ ትህብ ሰነፍ ፍጥረት ኮይነ ረኺበያ ፡ ምስ ዓይነ ብርክና ናይ ሰብ ኢድ ክነማዕዱ ዓይኒ ዘይብሎም ከዓ እምቢ ንልመና እምቢ ንድኽነት ኢሎም ክቃለሱ ከርኢ ከለኹ ንነብሰይ ንዕቕቕቕቕ የብላ ፡ ንኣምላክስ መን ኮን እዩ ከመስግኖ ? እህ
ዋይ ቢሓቂ
ናይ ባሓቂ ልክዕ ኢኺ ናርዲ
Ufff betaemi men mukanka zehtt nbska zexle hamushte kolut kndi abo kndi ado endei tegerimka zeywdae mglexi zeybla bcha mtigray ms kedku krekba eye
Xdfi yfetr emo amlak kaa medayaybo yfetr.
ጅግና አዶ ትግራዊይቱ እግዝአብሄር ነዊሕ ዕድመ ጥዒናን ይሃብኪ !!ዓይኒ አይርእ ልቢ እዩ ዝርኢ ይብሉ ወለዲ ለካስ ብሓቂ!!
ናይ ብርሃን ልቢ ይዓቢ አምላክ ዝብሎ እዮ ዝከውን
ክሪኣስ ተፈራሪቁኒ ንብዓተይ ወዲኤ
ግን ካአስ ጂግና ሓየት ሓፈተይ ጓል እኖይ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ኦ ኣምላከይ ኩሉ ናትካ ካብኮነሲ ተመስገን እያ ዓቅመይ ተመስገን!!! ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጠንካራ ኣደ እግዚአብሄር ብርሃን ዓይንኪ ይመልሰልኪ ( ኦ ጎይታ ኩሉፍጥረት ንዓካ ዝሳኣነካ ነገር የለንሞ ምሕረትካ ኣውርደላ) ኣይዘኪ መዓረይ ንኣምለክ ዝሳኣኖ የለን !!!
ይገርም ዩ ሓፍተይ ናተይ / ሓወይ ናተይ ባሓቂ እታ ዓቅምና ተመስገን ጥራይ እያ ዓቅምና ። እንበር መስደመም ዩ ኣምላኽ እስኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ጎበዝ እግዚአብሔር ጸጋውን ያብዛልሽ
@@karihhsf9431 ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!! ፍትወይ (ተይ)
@@memumsganandnglmaryamyish4739 ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!
Amen
ሓፍተይ ናተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ነዚ ጋዜጠና ግን አመኣጉንለይ
ጅግና ኣዶ ኢኺ ተስፋ ዘለዎም ቆልዑ ወልድኪ ኣለኺ ብደቅኺ ኽበሪ።መዳለዊ ለ ከያድነቕኩኻ ኣይሓልፍን ምስ እትሰርሖም ስራሕቲ እናሰራሕኻ ብተግባር ሰለ ዘደልለውካዮ
እዚ ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ጎበዝ ወዲ ህዝቢ እዩ
ይገርም እቲ ስራሓ ደስ ትብል ናማን ሕልፍ እቲ እዳውን እኮ ዳምዳም ኣይተብሎም ኣብ እድ ሰብ ዘይወደቀት እግዚአብሔር ይመስገን ፃዕራም ትግረወቲ እድመን ጥዕናን ምስ መላእ ቤተሰብኪ ይምነይልኪ ንሓና ድማ ክብረት ይሃብካ
ንዓርሰይ ነቅፍ ምንም ልብሎ ስእን ብደቂኻ ታሓጎስ ኣብፅብቅ ደረጃ ይብፆሕልኻ ጋዜጠኛ ውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ
ብጣዕሚይ ይገርም እግዚእ ብር ምሳኪይ ይኩን ካብ ደቅኪይ ካሕሳ ርከቢይ ክብርቲይ ወላዲት
አድ ብርሃን ንደቅኪ ንባዕልኪ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ምህርትኪ ይሰስነልኪ ደቅኪ እውን አብ ዓብዪይ ደረጃ ይብፆሖም
DW ትሕጎዞሉ መንገዲ ዘይትፈጥሩ ኣድራሻ
ጅግና ሓፍቲና ብሞራላ ሞራል ንሰብ ተቲሕዝ
አዶጅግና ኢኪ ብጠዕሚ ደቅኪ ከዓ ከብናትኪ ጅግንነት ተማሂሮም አብፅቡቅ ደረጃ ከም ዝበፅሑ እምነት አለኒ እግዚአቢሔር ይሐግዝኩም
እግዛብሄር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አደይ ማዓረይ ብይደቅኪ ተካሓሲ ክብርቲ ወላዲትና
She is inspiration to all of us and she is uniek women. God beless you sister hero.
ተዌዋይ ዉን ምሒር እየ ዘፍቅረካ።ሓዳር ኣለዎ ምስተበሃልኩ የ ተስፋ ዝቆረፅኩ።ብሓፈሻ ስራሕተኛታት ድምፂ ወያነ ይፈትወኩም የ መደባትኩም ብቁዕ ዩ ንበርሉና
ድምጺ ወያነ የቐንልና ንካልእ ሕብረተሰብ ከባቢ ትስፋ ዝህብ እዩ።
Behaki hilfe kulu eki, so keep it up the good work and may GOD bless you and long live👏👏👏👏👏👏👏🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
በጃኹም ብእንግሊዘኛ ሰሪሕኩም ምስ ዓለም አፋልጥዋ አብ ዓለም መዛረቢት ግበርዋ ብዙሕ ሐገዝ ክትረክብ እያ
ጋዜጠኛ ግን ብጣዕሚ ንፍዕ ከምዚ እዩ ጋዜጠኛ
ብሓቂ ብራባ ትግራዋይተ አደ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዜአብሂር ሓውና ጋዜጠኛ፡ንሓፍትና ከዓ ብውላድኪ ተሓጎሲ ጠንካራ
Cheers our brother you are making a big difference working with our sister and helping her you are the man and thank you
ይገርማል እነዚህን እናቶች ሳይ እራሴን እታዘባለሁ። በርግጥ የስራ ሰው ነኝ።ሰርቼ ግን እግር እጅ አይን እያላቸው።ጡረተኛ ሆነው የተቀመጡ እጃቸው እንዳያቆሽሹ የሚፈሩ የናቴን ልጆች እቀልባለሁ። እስከመቼ ?
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብርሃን ልባ ብደቅኺ ተሓጎሲ ፃዕራም
ዘገርም ዩ ዘረባ የብልየን በቃ መግለጺ ሰነልኪ ክብርቲ ኣደና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኪ
ብደቅኺ ታሓገሲ መግለጺ ሲኢነ ብቃ
ተግበሰር ገሰዜጠኝነት ዝተረድኦ ጋዜጠኛ ካብ ህዝቢ ወፂኡ ወድህዝቢ ዝኮነ ንሳን ንሱን መርኣኛታት እዮም
Thank u DW for sharing this stunning Story.
Keep fightin ጅግና ጓል ዓድና
ናይ በሓቂይ እምብር ሕልፊይ። እግዚአብሔር አምላክ ሙሉእ ብርሃንኪይ ይመልሰልኪይ ኩሉ ናት እንታይ ይሰአኖ ናይ በሓቂ ንባዕለይ ንዒቀያ ዋጋ ዘይብለ ሙሉእ ኣካል ሂቡኒይ ከማርር ዝነብር እውይ አምላክ ፀዋር ክንደይ ይክእል
እግዚአብሔር አምላክ ዕድመ ምስ ጥዕና የሃብኪይ ብርሃን ደቅኪይ የርእየኪይ አሜን
በእውነት ካብዘን ሓደሓደ ዘለዋ ብዓል ዓይኒ ብርኪ በሶረታት🤗 100% እዝኣ ትበልፅ ንበርልና ማዓረይ እግዛብሄር ኣምላክ ኩሉ እዩ ዝክኣሎ ሞ ብርሃን የርእኺ🙏ገፅ ደቅኺ የርእኺ🙏❤❤
ግን ሕክምና ገለ ተሞኪራ ስ ትርእ ዶ ትኾን በብዓቕሚና ምሓገዝናያ
እቧእ ርኤ ኣይመነኹዋን ሽኮር ክንደይከ ደስስስ ትብል ያ
እግዚአብሔር ጥዕና እድመ ይሃብኪ ብሩኹተይ
ዋእ ዝገርም ብሓቂ ሕልፊ ሓልፋታት ከማን ኣብ ቂድሚኣ ነብሰይ ኒዒቀያ
ቅድመኺ ስጥሕ የብለኒ ክብርቲ ወላዲትና ኹሉ ዘይ ሕርብታ ፅላል ደቃ ዓለመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ
ማምየይ ማዓረይ ዕድመን ጢዒናን ይሃብኪ ጅግና ዋዕሮ ውሓለ ትግራወይቲ እምብር ሕልፊ ካም ስምኪ ሕልፊ ኩለን ኢለኪ ኣለኩ ኣምላክ ብርሃን ደቅኺ የርኢኺ ።። ኣብ ሂወተይ ካማኺ ጅግና ሪአ ኣይፈልጥይ ።።።። ካብኡ ቃፂለ ጋዜጤኛ ብጣዕሚ ከይመስጎንኩካ ክሓልፍ ኣይደልይ
ጋዜጤኛ፣እድመን፣ጥዕናን፣ይሃብካ፣፣ወዛም
ብዝዓቦ፣አዴና፣ምንም፣ቃላት፣የብለየን
መምሓደርቲ፣ጣብያ፣ግን፣አረመንታት፣ክምዚኦም፣ዝብሉ፣ዘይሕግዙ፣ንመን፣እዮም፣ክሕግዙ
ማገዝ ከመንግስት ብቻ አይደለም ከራስ ይጀምራል አጠገብህ ካሉት። ስንት ከሷ የባሱ ችግረኞች አሉ። የክልሉ መንግስት አቅም የለውም ።ያ ባለሀብት እንዳደረገው የሚቻለንን ማገዝ ነው።
ውው ጅግና ሴት አርአያነታቸው
ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን
Tesfa kulu eki
ኣሰይ ሽኮርና ተባዕ ኣደ ።
ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን.
ብሓቂ ብርሃን ልቢ ፈጣር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
Senaye yerkeb! Goyta yebareko.
ኣጆኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣዶ ወላዲት ገዉኡ ለ ሃፍቲ ይልምን ጎታይ ፈጣሪ ዓይኒ ፍጠረልላ ዓይኒ ብርኪ ይፍጠረልኪ
አዴና አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኦፍፍፍ አነ ዝገርመኒ እንተልዩ አነ ከመይ አለኩ ምስ ዓይነ ብርከይ እንታይ ከ ይሰርሕ ኢለ ንባዕለይ ወቂሰያ ነብሰይ
ዎዎውው ንእዝጋኣቢሄር እንታይ ይሳኣኖ
ብሓቂ ጻዕራምን ጅግናን እኺ ሞ
እቶምደቅኺ ውዕለትኪ ዝኾፈልኺ ይግቦሮም ኣምላክ።
ሕልፊ እምብር ሕልፊ
Mamaye mearey edmen tenan yhabku bdekki tekhasi wy ezi gazetegawn btami eye zfetwekan zekbreka edmen tenan yhabka eti ms seb zelewo akrbos ztefeley😍😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤
ጅግና ትግረውይቲ ኣዶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ተጋሪ ኣንሽቲ ኣብ በረታዊ ቃልሲ ማዕረ ምስቲ ወዲ ተባዕታይ ተዋጊኤንን ኣዋጊኤንን እዩ ክብሪ ይግበአን
አምላክ በረከት ይምላዮ ቤትኪ ማዓርይ ጀግና አጆኪ ኩሉ ክወግሓልኪ እዩ አምላክ ኩሉ ይካሎ እዩ ማማዬ።
ብሓቂ ንፍዕቲ ጋል ኣንስትቲ እያ
ናይ በሓቂ ዘገርም ኢዩ። ኣብነታዊት ኣደ ።
ፅርቲ ዓለም ከመይ ድየ ዝፈትዋ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብክም ምስ ደቅኪ
I love the journalist good job mom
ብጣዕሚ ትገርም ነዊሕ ራእን ተስፉ ዘለዋመርአያ ዘለዋ ስብእያ እውነት ገሪሙኒ ዓይኑብርኪ ዘለዎ ዘይሰርሖ ስራሕ እያ ትሰርሕ ቀፅልሉ በርትዒ
ጋዜጠኛ ድማ ብጣዕሚ ክትምስገን ይግባእ ከምዚ ዝበሉ መርአያንን መምሀርን ዝኾነ ፕሮግራም እዩ ኣቅሪብካልና ብጣዕሚ የመስግነካ
ኣቱም ሃንጊ ትብሃሉ ሰብ ናሓረድኩምን ንብረት እናመንጠልኩም ዘለኩም ስባት ድማ ክትመሃርሉ ይግበኣኩም Dw የቀንየልና💙💙💙💙💜💜💛💛💚💚❤❤
ኣምላክ ጥዕና ይሃብኪ ኣደ ማለት
ኡፍ ኣነስ ቃላት ስኢነላ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ወላይ🙏🙏
ብጣዒሚይገርም ኣንታዓነብርኪ ህቡና ፈጣሪ ነማርር።። በሊ ማዐረይ እዚ ጨለማ ቀትሪበሪሁ የርእኪ ፈጣሪ
ኡፉፉፉፉፉ.......... ለምን ግን እናት አንድ ብቻ ሆነች?? የዝች ደግሞ ቃላት አጣሁኝ ልገልፃት.
አቲ ንስክስ... ሕልፍቲ፣ ብልፅቲ፣ ምርፅቲ አዶ ኢኪ!!! Just ሽኮር አንበሳ ጓል ትግራይ u just make my day i love u so much❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ተዌ ጀግና ብሓቂ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ኣብዚሑ ይሃብካ
ልበ ብርሀን በርትዑ ኣቱም ብሩካት ዘርኢ ከምዚ ንጽጉማት ምሕጋዝ ከመይ ከም ዘሕጉስ እኮ ብሩካተይ ብደቅኪ ታሓጎሲ ጅግና ኣዶ እውነትም ሕልፊ ከም ሹማ
ጋዜጠኛ ማለት ከምዝ ወድ ክከውን ኣለዎ ናይ ሕብረተሰብ ፀገማት ቀርቡ ደግፉ ናብ ህዝብን መንግስትን ዘቅርብ😘💔👌
Egziabher yebarkum.
ጅግና ኣብነታዊት ኣደ ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኪ
Wawwww wawwww amlak tsedfi yfetr emo medyiaybo yfetr ybahal aenti aykonen zrai lbi eyu zrai zbahal nay bhaki kem zblu weledna belu raayu ade kemey kemkana amlak hasab lbki yesmrelki eme betachin msaki tkun
I Love U tgraweyti Ade kab eritrawi tigrina hawki GBU
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጅግና ትግራወይቲ
ነታዴና ልኮውን ቃላት ካበይ ከምፅእዋ♥️
ነቲ ጋዜጠኛ ግን ከየመስገንካ ምሕላፍ ኣይከኣልን ♥️
ጅግና ዝኮነት አዶ እድመን ጢዒናን ይሃብኪ ጋዘጠኛ ደሞ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ቀፅለሉ ጅግና
ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኣዶ 💟ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ👏👏👏💋💋💋
እእእፍፍፍፍ ምቅርቲ ዓድመን ጥዒናን ህሃብኪ ብዉላድኪ ተሓጎሲ ጅግና ኣዶ ብሓቂ
Thisn is the best documentary ever! Great choise of music. And the presenter approach is impressive. To experince first hand with her, how her daily work looks like. Love it. And her story is so touching. It teaches you njot to complain that life is hard, she is going through life with grace, she is the best teacher really!💖
ለባም ውሓለ ፅሪቲ ትግራወይቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብደቅኺ ተሓጎሲ አምላኽ ምሳኺ ይኹን።😍😍😍😘😘
ናይ ብሓቂ ደስ ተብል ኣደ መምህር ሂወት
ፃዕራምን ሕጉስትን ብርሃን ዓይና ኣብ ልባ ከም ሽማ ሕልፊ ዝኾነት ኣዶ ደቅኺ ዓብዮም ክኽሕሱኺ ዕድመ ተመንየልኪ።
Mgramey wedia she is my hiro God bless you haftey natey
ኣየ ኣደ ብርሃን ገዛን ብርሃን ዓለምን እግዚኣብሄ ብደቅኪ ትክሓስሉን ተዕርፍሉን ዘመን ይሃብኪ ፈጣሪ ሓቦኛንን ጻዕራምን ኮሪዑ ዘኩርዓካ ህዝቢ ኢትዮፕያን ኤርትርያን ሓደ ሃይማኖትን ሓደ ባህልን ልዑል እግዚኣብሄር ሰላምን ቅሳነትን ይዓድለና ፈጣሪ ።
ብጣዒሚ ጎበዝ ጋለንስተይቲ እያ ዓይነብርኪ ሙሉእ ዘለዎ ሰብ እኳ ከምዝይ አይሰርህን።
እድመን ጥእናን ይሐብኪ🇪🇹👍✊🏻
Omg I can't believe it beautiful and smart woman 😍🙏
Eway gobozi edama tena yhabeki ajoki hiftey egzabaher amelak meski yekun
መግለፂ አልቦ !!!!ዕድመን ጥዕናን ተመኒና
ፁቡቃት: ፍጥርት::
ብጣዕሚ ዝገርም ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ኣምላክ የሓግዝኪ ምሕረት የውርደልኪ
ዊይ አደዋይ መዓረይ ቅድሜኺ ድፍእ የብለኒ አዶ ማለት እኮ አብ ዓለም እታ መወዳድርቲ ዘይብላ ፍጥረት እያ
ግን ብጣዕሚ እዩ ዝግርም ከመይ ዝበለ ዉቀት እዩ ዓዲልዋ ፈጣሪ
ልቢ እምበር ዓይኒ መዓዝ ኮይኑ ዝርኢ እምብር ሕልፊ .....
Edmen tenan yhabki fetari mes deqki kebrti weladit
ብጣዓምይ ንፍዒቲ ኣዶ
ፍትዋት ኣሕዋተይ ራሄለይ ወልደ ኣማኒኤል ኣጀኩም በርትዑ እመ ብርሃን ትሓግዝኩም ❤️❤️❤️🕊
በጣዓሚ ዩ ዝገርም ምሰ ድቅኪ ዕድመን ጥዕናን ያሀብኪ ብድቅኪ ታሐጎሲ ማዓርይ😘😘💕💕💕
ኣነስ መግለፂ ሲኢነልኪ ብርክቲ ኣዶ ብደቅኪ ተሓጎሲ ንጋዜጠኛ ድማ ተየመስግንክዎ ክሓልፍ ኣይደልን