ነሹ መጸ መጸ/ ኤደን ከሰተ ንባልታዛር ደርፊ ካብ ተጋሩ/ ሰብኣያ ንይቕሬታ ነጺግዋ/ እንዳ ሰመረ ሳምሪ ኮንግራ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 37

  • @selam801
    @selam801 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ዝተሰበረ ልቢ መሊሱ ኣይጽገንን እዩ።🙌💔
    ብሩክ ለይቲ ነሹ❤😊

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ነሹየ❤❤❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤️❤️

  • @amam4437
    @amam4437 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንኳዕ ድሓን መፃእካ ነሹዋይ❤❤❤❤

  • @ኣሕፎሮማዊት
    @ኣሕፎሮማዊት 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋውውው ማዓልትና ዘይፈልጥናዮ ሓሊፉ ከከከከከ.

  • @asmeretzemariam3292
    @asmeretzemariam3292 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደቅስ ደቅስ ኣዴኻ ኣብ enda ጎረቤት ኣቦኻ ዓድኻን ኑም ሓብብ ኑም ኣቡክ ፍድካን አሙክ ፍጀራን

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤️❤️

  • @phili8384
    @phili8384 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @HagosSamuel
    @HagosSamuel 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙

  • @ኣሱጋልትግራይ-ጨ7ኘ
    @ኣሱጋልትግራይ-ጨ7ኘ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣይትሓፍርን ድያ ተመሊሳ ሓዳር ክትገብር ዝተሰብረ ልቢ 💔 ናብ ዝነብሮ ኣይምለስን😢 ብናይኣ ቦታ ተትኩን ታይ ምውሰነት ኔራ😏

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @hhgghhgggc8823
    @hhgghhgggc8823 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @jeannettealemayo9307
    @jeannettealemayo9307 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    የተሰበረ ልቢ አይሞልሰን ነሹ

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @ማሕበርአክሱምጽዮንዘኦርቶ
    @ማሕበርአክሱምጽዮንዘኦርቶ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደምሩኒ ደቂ ተዋሕዶ❤❤❤❤

  • @tv-gc1yx
    @tv-gc1yx 23 นาทีที่ผ่านมา

    ህግደፍ 10ምልዮን ክበጽሕ ዝግብኦ ህዝቢ ኤርትራ ብዂናትን ብስደትን ብማእሰርትን ዝቐተለቶ ህዝቢ ትንባኾ ቀታሊ እዩ ኢላ ዜና ክትሰርሕ።

  • @ማሕበርአክሱምጽዮንዘኦርቶ
    @ማሕበርአክሱምጽዮንዘኦርቶ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንካዕ ሰላም መጻካ ነሹ ሓወይ

  • @EmbayeGrebrat
    @EmbayeGrebrat 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ለበዋ!
    ሓንቲ ሓበሻና ካብ ፍርንጃዊ ምድቃልኪ፡ ፍቅሪ ድዩ ሰረቱ ኔሩ ወይስ ረብሓ ኢዩ ዝብል ሕቶ ምስቀረበላ፡ ቆልዓ ከለኩ ኣቲ ቆርጫጭ እናተጸረፍኩ ስለዝዓበኩ፡ ጋላይ ድማ ሓደዝዓይነቱ ተመኩሮ ከጋጥማ ኣይመረጽኩን መሊሳ እናማረረት፡ ስለዚ ሓደራኩም ይሕዋት፡ ደቀባት ባንቱ ኣፍሪቃውያን፡ ፍንጫሕ ጎኒ መሰንገልና ምካኖም ኣይንተሃመል! ንተሓበን🙏🏽
    🤝❤🕊

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @saedabdulrahman8196
    @saedabdulrahman8196 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Selam nesh from Sydney

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @JossiBrhane-lq5yo
    @JossiBrhane-lq5yo 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ነሹ ግርም መደብ ❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @EdenKidane-c6n
    @EdenKidane-c6n ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Neshey hawey entay da nay cherstimas eba seddly

  • @WediAbrham-sv3gq
    @WediAbrham-sv3gq 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ነሹ ሓወይ ሎሚ ሓሊፍካኒ
    ትንባኾ ድኣ ካብ ሱዳን እንድዮም ዘምጽዎ እዞም ደቂ ሃይኮታ

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤❤❤

  • @SarahBaraki
    @SarahBaraki 41 นาทีที่ผ่านมา

    ❤❤😁😁😁

  • @teweldeajaye
    @teweldeajaye 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Aye higdef tmbako shigra tray koynu terifu news pow

  • @Hwnetchanelሕውነትቻነል
    @Hwnetchanelሕውነትቻነል 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሳብስክራይብ እስከ ግበሩልና ጋይስ❤❤❤

  • @atsbhatesfakiros7341
    @atsbhatesfakiros7341 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Adeka nab gorebet aboka nab dukan

  • @LongMore-h6j
    @LongMore-h6j ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kkkkkkk

  • @BiniemAsefaw
    @BiniemAsefaw 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Neshu bira kea kegdo eyu hgdef

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂❤

  • @rahelkidene2570
    @rahelkidene2570 14 นาทีที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤