ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
መምህረይ እኳዕ ዳሓን መፃኻ እሸቱ በእምነቱ በትዳሩ በስራው ጠንካራ ሰው ነው በጣም ክብር አለኝ ለሱ 🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
Nay bhaqi edmen tenan yhabo Amlak ❤
Weshelak hasewti seb ab Ethiopia btmytin qinatn endamote nsebat dea zeyhgzom lekbatin asmesay midre zeregna
እኔም እንደ አንቺ እህቴ(ወንድሜ)🎉🎉❤
ስልጣን ሓወይ ብትግርኛ ተርጊምካ ኣምጻልና።🙏🙏🙏😍
ኣምላክ ጸገግኡ የብዝሓልካ ስልጣን ሓዊና። እግዚኣቢሂር ኣምላክ ወትሩ ሚሳኻ ይኹን።
ብጣዕሚ ጽቡቅ ደስ ዝብል ኢዩ ንሰማዒ ናይዞም ናይ ደቅዓድና ግን ንእሸቱ ንፉዑ ኢዮም ክብልዎ ርዱእ ኢዩ ዝዛረቦ ዘሎ ቅኑዕ ስለ ዝኮነ ኣብ ሓዎም እንተኮይኑ ግን ኡኡኡ ክንገር ኣይከኣልን ኢዩ ስለዚ እቶም ብሲነዶስ ኣስመራ ንምራሕ ትብሉ የሕዋት ካብ እሸቱ ልቢ ግዝኡ ሓደራ ንዕብየት ቤት ክርስትያን ኩልና ንስራሕ እግዚኣብሔር ብዝተፋላለየ ጌሩ የስተምህር ወዲ ሰብ ግን ኣየስተውዕልን ይብለና ቃል ኣምላኽ መጽ ኢዮብ 33፥14ስለዚ ንኣምላኽ ልብና ንሃቦ።
ሰላም ብሩክ ሕጂ ውን እዛ ትምህርት ዝተራዳኣትካ ኣይትመስልን ንስካ ምስ ምሉእ ልብካ ሰለ ዘለካ ዲካ ልብ ግዛኡ ዝበለካ? ኣብዚኣ ኣብቂዓ ልቦንካ።ኣነ እንታይ ምበልኩ ንሕና ተማህሮ ኢና መምሃርን ካኣ ኣለውና ኣቦታት ካኣ ኣለውና ንሳቶም ብትሕትና ፡ከምኡውን ካብ ፖለቲካ ወጽዮም እንተ ዝልሙኑ እንተ ዝቅዱሱልና እግዚእብሄር ጸሎትና መስመዖ። ሰለዚ እንታይ ንምባል እየ። ናይ ህግደፍ ካሓናት እንዳ በልካ መንግስተ ሰማይት ምስባክ የለን ። ሰልዚ ኣብቲ ይሃሉ ኣብቲ ክሉ ጹብቅ ኣለኩ እዩ ዝብል ዘሎ። ጽብቅ ዘሎ ግን ፈጣሪ ጥራይ እዩ ዝፈልጥ። ነስተውዕለሉ እዚ ግዜ እግዚኣብሔር ብፍጹም ዝስማዕ ጸሎት ዘይብልና እዩ ኣብ ኩሉ ብታ ፍሕ ኢልና ከይ ኣክለና ብጭካኔ ንታሓራረድ ዘለና። ብሩክ ወገንነት ከይተረፈ ፍቅሪ የለ እምነት።
@@misaeltemesgen4879 ኩቡር ሓው መቸም ብክልቲኡ ዘሎ ሓቂ ክህሉ ኣይ ክእልን ኢዩ ስለዚ ንባዕልካ ጽብቅ ጌርካ ስምዓያ ዝሓወይ ምስ ልብካ እንተ ሃሊካ ግን ነቲ ሓቂ ትስሕቶ ኣይመስለንን ።
ስልጣነይ ሓቂ ሓራ ክተውፀአካ ኢያ እታ ንሓቂ መፃርርታ ሓሶት ኣብ መጀመርታ ኢያ ትዕብልል ዳሓር ግን ሕፍረታን ውርደታን ኢዩ ዝቃላዕ ክርስቶስ ስለሓደ ኣዳም ኢዩ ናብዚ ምድሪ መፅዩ ንደቂ መዛምርቱ ደማ ደጋጊሙ ኣባጊዑ ክሕልው ኢዩ ተማሕፂንዎም ንስካ ቅድሚ ምህናፅ ቤተክርስቲያን ህዝብና ንኣክብ ህዝብና ንሓሉ ህዝብና ነፋቅር ህዝብና ነፅናዕንዕ ወዘተ ዝበሉ ሓቀኛ ቃላትካ ኣብ መሬት ወዲቀን ኣይተርፋን ሓቂ ሓራ ክተውፀአካ ኢያ ኣጆካ ገና ኩሉ ናብ ሓሳብካ ክመፅእ ኢዩ ኣጆካ ሰማያዊ ንጉስ ኣብ ዙርያካ ይኩን🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን🙏⛪❤ሰማያዊ❤ንጉስ ኣብ❤ዙርያ❤ኩልና❤ይኩን❤ንዘልኣለም🌸❤ኣሜን
መም /ስልጣን ሓወይ ከኣ ጽቡቅ ትምህርቲ ኢካ ኣምጺእካልና የቀንየልና።
ደምርኒ ማዓረይ❤
😢😢እንዴት ያሳዝናል አንድነቱ ያድለን እግዚአቢሔር አምላክ🤲😥እንዳንናወጽ የተዋህዶ ልጆች አባቶታችን እንኳን ወደ አንድነት ባይመጡ እኛ በአንድ ሁነን አምላካችን እንከተል እሸቱ እንዳለው🤲😢❤
ትክክል💯✅
ብሓቂ ስልጣነይ እስመ ኣልቦ ዘይስኣኖ ለእግዚኣብሔር በርትዐልና እሽየ ራህራህ😢😢
_ብሓቂ ቅዱሰ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ሓቀኛ ፍቅሪ ይዓድልና💞💞💞_
አሜን 🤲ደምርኒ ማዓረይ❤
እዚ ጉዳይ ናብ ናይ ኤረትራ ኣቢትክርስትይን እንተምጺካዮ ኣብ ነነሕድሕድና ታሃድስ መናፍቅ እንደበልካ ውግዘት ካብና ክነርሕቆ ኣለና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለህይወት ቃለበረከት የስምዐልና ብጣዕም የሕዝን ልብኻ ይትንክፍ ብሓቅ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ንፁህ ልብ ይፋጠረልና😢😢😢😢
በእውነቱ ያሳዝናል 😢😢😢😢በሁሉም ዘርፍ ነው እንዴ የተከፋፈለው ቤተክርስቲያን እህህ እሼ ምርጥ ሰው አዛኝ ❤መምህረይ ድማ ዝተዛረብካዮ ሓቂ እዩ ። መጀመሪያ ሰባት ንተሃነጽ ናብ ሓደ ንምጻእ
ብሓቅ ከምዝ እዩ እምነት ኦርቶደግስ ማለት ።ኢሸቱ ኣዝዩ ገላጺ ሓሳብ እዩ ኣቆርቡ ስለዝ ካብዝ ክማሃሩ ኣሎዎም ተዋሳእት ኤርትራውያን ኣማንት ኦቶዶክሲ ።ሓው ስልጣን ድማ ዕድመ ይሃብካ ነዝ ዘቅረብካልና።
በጣም ነው ኢያዘንኩ በእውነት እግዝአብሔር አንድላይ ያድርገን የፍቅር አምላክ አንድነቱ ይልአከለን ጎታ ሆይ የቅር በለኝ😢😢😢
Amen qale hiwet yhabena kbur hawey zemenka ybark n betekrstyana kea kemzi zgebru yetesana
ብእነት እሾቱየ ፈጣር በበቱ ያፅናህ
እንዃዕ ብሰላም መጻካ መምህረይ ብሓቂ ቀደስና ወድስና ጠጦዉ እልና ወዕልና ሓድርና ፍቅርን ሕብረትን ተዘብሉ ከንቱ እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ መስተወዐሊ ይዓድለና ፍቅርን ሰንትን የዉርደልና ባዕሉ 🥺🥺🤲
ንስኻ ብሓቂ ብርድኢት ስለእትናገር እቶም ንሓቂ ዝደፍርዎ እዮም ዝቕበልዎ❤ በርትዕ ጥራይ😊
The Same with us nothing differences 😢😢😢😢
Egzabher qale hiwet yesmalna
ንዓና ውን ከምዚ ሐውና ዝዓርቅ አቦ ይሀበና
የኦርተደክስ ተዋህዶ ልጆች እስክ ደሙርን ጀማርት የአዋ ኣብ መንፈሳዊ ህወተይ ክብርትዕ
❤❤❤
እግዚአብሔር ይዕረቆም ብሓቂ ቤትክርትያን ሓድነት እዩ ዝድልያ 😢😢😢
ስልጣን ሓዋና እንካዕ ብሰላም መፀእኻልና ወይኔ ብሃጥያቴ የትሆን መግባየ😢😢😢😢😢😢
እግዚአብሔር መንፈስ ቅዱስ ዘለዎ መልእኽቲ
❤እግዚአብሔር ኣምላክ ንኩለና ሰላምን ሓድነትን ይፍጠረልና ስልጣነይ 🎉😊💙
Amen amen amen 🙏
Tigray lay yafesesacut deme gena Esate Gomera hono yiblacu
መሕፈሮ ክሳዕ ሐዚ ብዚኦም ዘይቆረፀ የለን ድዩ ??🙄 ታቦት መሪቖም ህዝቢ ጽዮን ይጭፍጭፉ ጽዮን ጽዮን ኢሎም ድማ ይዝምሩ ኣጃይብ ፍሬዱ ልልዑል ፈጣሪ ገዲፍናዮ ደምና ትኩስ ዩ ኣይደረቐን ደም ኣይደርቕን ድማ ይረግእ ዩ እንበር ፈጣሪ ልቦና ትሕትና እምነት ፍቕሪ ተስፋ ይሃበና ።
የማንም ሃገር ቤተክርስቲያን ሲከፊፈሉ ይከፋኛል ጎይታይ ይቅር በለና ስለ ወላዲት ኣምላክ😥😥😥
ደምርኒ ማዓረይ
እህህህ😢
እንኮዕ በሰላም መፃካ ስልጣነይ ❤
❤ ፍቅርን/ምትእምማን
Tigrinya tergumulna
ይቅር የበለልና ፈጣሪ ኹሉ ዓለም🤲🤲🤲😢😢
😥😥😥😥😥😥😥😥😥😭😭😭😭
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ❤
😢😢😢 lbey tetenkife
Ezom Amharic zeynisie trgum yedliyena alo
ቃለ❤ህይወት❤ያሰማልን❤
🙏🙏🙏
Sltuney bruk b tigrina tergumelna
Amen Amen Amen
ካብ ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ዘፍልዮ ናህና፡ ንሕና ፖሎቲካ ዝተሓወሶ ኢድ ፖሎቲከኛታት ዝኣተዎ ኮይኑ፡ ረብሓ ወይ ትምህርቲ ጥራይ ኣይኮነን ፈላሊና ዘሎ፡ እንድዒ ንሓድነት ንምምጻእ ከኣ ፖሎቲካ ክፍሌና ኣይምተገበኦን ትምህርቲ ኽኣ ይፈላልየካ ንሱ ይኸብድ ይብል ኔረ፡ ንሱ እኳ እግዚኣቢሔር ረዲእና ንነዊሕ ዓመታት ተፈላልዮም ዝነበሩ ብመንጎንነት ኣሓት ቤ/ክ ናብ ሓደ መጺኦም ፖፕ ሽኖዳን፡ ፖፕ መቃርዮስን፡ ስለዚ ልቦና ይሃበና፡ ናይ ዓለም ስልጣንን መንግስቱን ክሉ ዘልኣለማዊ ኣይኮነን፡ ዘልኣለማዊ መንግስቲ ኣብ ሰማይ ንረኽባ መንግስቲ ሰማይ ኢያ፡ መንግስትኻ ከምቲ ኣብ ሰማይ ዝኾነ ኣብምድሪ እውን ይኩን እንዳበልና ንጽልዮ ብምድራዊ መንግስቲ ከይንፈላለ ዶ ኣይኮነን እሞ ፍቕሪ ዘይብሉ ቤተክርስትያን ዋላ እካ ሚሎናት ዶላራት ተዋጺኡ ቤ/ክ እንተተሃንጸ ፍቕሪ ዘይብሉ ከንቱ ኢዩ ከምኡ ኢዩ ዝብል፡ ምኽንያቱ ክርስቶስ ኣብ ሓድነት እምበር ኣብ ምፍልላይ ሓቢሩ ኣይርከብን ኢዩ፡ እምነት ብዘይ ክርስቶስ ከኣ ዋጋ የብሉን ፡ ንኣምስሉ ንነብር ህዝቢ ኮይና ኢና ተሪፍና ዘለና😢😢😢፡ ፍቕሪ ንግዝኣያ ዋጋኣ ይቅረ ይቕራ ምብህሃል ኢዩ፡ እግዝኣቢሔር ናብ ሓድነት የምጻና፡ ኣሜን፫!
❣️✝️❣️
🥰🥰🥰
Amharna zeynsemei alena kurub eba tergimelna sltan hawna
❤❤❤🎉🎉
😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤💒🙏🙏🙏🙏
ደምሩኒ ደቂ ዓበይቲ የቅንየለይ ❤🙏💝💝🌹
Ketetergumelna nierka
Entay u zebel zelo zey tetrgmlna gda sek elka kfo teblo
🤲🤲🤲💒💒❤️❤️❤️
ፍራሁልሽ ነብሴ😢😢😢😢
❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰
እህም እንታይ እሞ ክንብል 😢
ኣምሓረኛ ትፈልጡ ተርጉሙልና
ፍቅሪ ዝይብሉ ብውርቂ ተትስርሑ ታይ ጥቅሚ ኣለዎ እዩ ዝብሎ ድምርኒ
እሺ ዝሓወይ በታ ዝተረድአኒ ክትርጉማ ክሙክር እየ አብ ውጪ ሃገር እትርከብ ል49 ዓመታት ተቦተ ፅዮን አብ ሓደ አቦ አብ ገዝኦም የቅምጥዋ ነይሮም ሐዚ ግን እግዚአብሔር ፈቂዱ ሓውና እሸቱ ምስ አገልገልቲ ቤተ ክርስትያን ኮይኑ live እናአተው ገንዘብ እናአከቡ ልቤተ ክርስትያን ክህነፅ እቲ ታቦት ድማ ናብኡ ክአቲ ግን ሐዚ ዝዛረቦ ዘሎ እሸቱ ሓውና ገንዘብ አዋፂእና ወዲእና ግን ሙሉእ ሓጎስ አይኮነን ምክንያቱ አብታ ከተማ ተፃሊኦም ዝተከፋፈሉ አገልገልቲ ቤተ ክርስትያን አለው ስለዚ ልምንታይ ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ ብድጋሜ ንሰቅሎ አለና ገንዘብ አዋፂኦም ግዲ ዝተካሰስዎ ጉዳይ አሎ ኮይኑሲ ልምታይ እቲ ገንዘብ ቤተ ክርስትያን ዘይመሃነፅኩሙ ልምንታይ ላብ ቤተ ሰብ ዘይላአኩምዎ ልቤት ፍርዲ ዝኩሉ ገንዘብ ተውፁ እግዚአብሔር አይፈትዎን ታዓረቁ አንሕና ተፃሊእና አብ ቤተ መቅደስ ዝዕጠን ዕጣን ከመይሉ ይዓርግ ቅዱስ ቅርባን ተቀቢልና ከምዚ ተፋላሊኩም ከመይሉ ሓደ አምላክ እናአምለክና ልምንታይ ትፋለለዩ መእመናን ለንደንን ከባቢአን ዘለኩም መእመናን ልአባት ንስሃኩም ደዊልኩም ላበከኩም ለምንዎም እሳቶም ተዘይተዓረቁ ንስካቱም አታዓርቅዎም እግዚአብሔር ሓደ ሰብ ካብ ቤተ ክርስትያን ክጠፍእ አይደልን ስቁልና ፃዕዳ ክዳን ተከዲና ስለ ዝፀፃእና አይኮነን ተፋቀሩ ይብሎ አነ አብዚ ሃገር ተዝከውን አብ ዝተኻፋፈለ ቤተ መቅደስ አይመቀደስኩን የዋህ አትኩኑ ሞኛታት አትኩኑ አምላክና ናይ ጉጅለ አምላክ አይኮነን ታዓረቁ አቦና ደሞ ዘላካ ገንዘብ ይኩን ተለቂሕካ ትህብ ትክእል ኢካ ስጋና ኳ ልዝብኢ እንተሃብና ፍቅሪ ተዘይብሉ ትርጉም የብሉን ንፋቀር ኢሎም ልእሸቱ ዝሃበና እግዚአብሔር ይመስገን አብኡ ሓዲሩ ምሂሩና ይብለው ዝሓወይ ተጋግየ ይኮን እየ ካብቲ ዝሰማዕኩዎ ብዝተረድአኒ ፀሚቀ እየ ፅሒፈ❤
እዛ ቤተክርስትያን ብዝተወሰነ መልክዑ ተወዲኣ ታወታ ንምእታው ብዝተወሰነ መልክዑ ገንዘብ ተኣኪቡ ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ዓብዪ ናይ ነፍሲ ዋጋ ረኺብና ኢና ተኾነ ግን ደስታና ሙሉእ ንከይኾን ዝገብሩ ኣለዉ ኣነ ናብዚ ካብ ዝመፅእ ኣትሒዘ ዝሰምዖ ዘለኹ ግን ቤተክርስትያን ሰሪሕኻ ብወርቂ ሸሊምካ ፍቅሪ ግን የለን መእመናን ካብ ቤተክርስትያን ርሒቅና ኣለና መናእሰይ ናብ ስራሕ እምበር ናብዚ ዝመፅእ የለን ታይ ኢና ንኾን ዘለና እየሱስ ንዓና ክብል ካብ ሰማይ ወሪዱ ተገሪፉ ንሕና ግን ተኸፋፊልና ተፀላሊእና ቤንጤ ኮይንና ነንበዓልና ንበኣስ ኣለና በጃኹም ለንደን ዘለኹም ኣቦታትና ዕርቂ ኣምፅኡልና ንነብስና ንብከየላ መጨረሻ ግዜ በፂሑ እዩ ምክንያቱ ነንባዕልና ኢና ንበኣስ ዘለና ከይተዓረቕኩም ቤተ ክርስትያን ኣይኣቱን ብጣዕሚ እዩ ዘፍርሕ ገንዘብ ስለዘሎ ቤተክርስትያን ስለ ተሰርሐ ፍቅሪ ዘይብሉ ኩሉ ኮንቱ እዩ ገንዘብ ኣይትበሉ ሕጊ ቤተክርስትያን ኣኽብሩ ኣይትከፋፈሉ ሰላም ሃቡና ነንበዓልኹም ኣይትበኣሱ እየሱስ ክሰማይ ዝወረደ ካብ 100 ሓደ ሰብ ጎዲሉ ኮእዩ ንቶም99 ገዲፉ ካብ ሰማይ ወሪዱ ንስኹም ግን ርሒቅኩም ናይ ድኻታት ተባሂሉ ዝተጠራቀመ ገንዘብ ክትበልዑ ካብ ቤተክርስትያን ወፂኹም ትካሰሱ ኣለኹም ታይ ትኾኑ ኣለኹም ግደፉ ተዓረቑ ንገንዘብ ክትብሉ ኣምላኽኩም ኣይተቆጥዑ ኩሉ ኮንቱ እዩ ብድንግል ማርያም ንሰላም ንዘምር ይብሉ ኣለው ኣምላክ ንኩለና ሰላም የውርደልና እምበር እንድዒ ንጠፍእ ኢና ዘለና ❤
የቐነልና
ደቅ ኦሮቶዶክስ ተዋህዶ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤
B tigrigna tirgum aqribelna eka please
እዚ ኢልካ እንተኔርካ ደኣ ንምንታይ መረጋገጺ ኣድለየካ? ወይስ ማሕተምካ እዚኣቶም እዮም። ኩርኩር ሲ... ድዮም ዝበሉ
Gele meglexi ba habena kubur memhrna gele zeybelka
Turgame yeblun dyou
እሽቱ❤
ሰላም ነዓካ ድያቆን፡ሓውና እንተተርግመልና ተመራጺ ምኮነ
Ewe mereay meman mesmae meman eyu adi kulu nesu😂
Terigimika akiriba
Tegern geberu
❤❤❤❤❤❤
መምህረይ እኳዕ ዳሓን መፃኻ እሸቱ በእምነቱ በትዳሩ በስራው ጠንካራ ሰው ነው በጣም ክብር አለኝ ለሱ 🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
Nay bhaqi edmen tenan yhabo Amlak ❤
Weshelak hasewti seb ab Ethiopia btmytin qinatn endamote nsebat dea zeyhgzom lekbatin asmesay midre zeregna
እኔም እንደ አንቺ እህቴ(ወንድሜ)🎉🎉❤
ስልጣን ሓወይ ብትግርኛ ተርጊምካ ኣምጻልና።🙏🙏🙏😍
ኣምላክ ጸገግኡ የብዝሓልካ ስልጣን ሓዊና። እግዚኣቢሂር ኣምላክ ወትሩ ሚሳኻ ይኹን።
ብጣዕሚ ጽቡቅ ደስ ዝብል ኢዩ ንሰማዒ ናይዞም ናይ ደቅዓድና ግን ንእሸቱ ንፉዑ ኢዮም ክብልዎ ርዱእ ኢዩ ዝዛረቦ ዘሎ ቅኑዕ ስለ ዝኮነ ኣብ ሓዎም እንተኮይኑ ግን ኡኡኡ ክንገር ኣይከኣልን ኢዩ
ስለዚ እቶም ብሲነዶስ ኣስመራ ንምራሕ ትብሉ የሕዋት ካብ እሸቱ ልቢ ግዝኡ ሓደራ ንዕብየት ቤት ክርስትያን ኩልና ንስራሕ
እግዚኣብሔር ብዝተፋላለየ ጌሩ የስተምህር ወዲ ሰብ ግን ኣየስተውዕልን ይብለና ቃል ኣምላኽ መጽ ኢዮብ 33፥14ስለዚ ንኣምላኽ ልብና ንሃቦ።
ሰላም ብሩክ
ሕጂ ውን እዛ ትምህርት ዝተራዳኣትካ ኣይትመስልን ንስካ ምስ ምሉእ ልብካ ሰለ ዘለካ ዲካ ልብ ግዛኡ ዝበለካ? ኣብዚኣ ኣብቂዓ ልቦንካ።
ኣነ እንታይ ምበልኩ ንሕና ተማህሮ ኢና መምሃርን ካኣ ኣለውና ኣቦታት ካኣ ኣለውና ንሳቶም ብትሕትና ፡ከምኡውን ካብ ፖለቲካ ወጽዮም እንተ ዝልሙኑ እንተ ዝቅዱሱልና እግዚእብሄር ጸሎትና መስመዖ። ሰለዚ እንታይ ንምባል እየ። ናይ ህግደፍ ካሓናት እንዳ በልካ መንግስተ ሰማይት ምስባክ የለን ። ሰልዚ ኣብቲ ይሃሉ ኣብቲ ክሉ ጹብቅ ኣለኩ እዩ ዝብል ዘሎ። ጽብቅ ዘሎ ግን ፈጣሪ ጥራይ እዩ ዝፈልጥ። ነስተውዕለሉ እዚ ግዜ እግዚኣብሔር ብፍጹም ዝስማዕ ጸሎት ዘይብልና እዩ ኣብ ኩሉ ብታ ፍሕ ኢልና ከይ ኣክለና ብጭካኔ ንታሓራረድ ዘለና። ብሩክ ወገንነት ከይተረፈ ፍቅሪ የለ እምነት።
@@misaeltemesgen4879
ኩቡር ሓው መቸም ብክልቲኡ ዘሎ ሓቂ ክህሉ ኣይ ክእልን ኢዩ ስለዚ ንባዕልካ ጽብቅ ጌርካ ስምዓያ ዝሓወይ
ምስ ልብካ እንተ ሃሊካ ግን ነቲ ሓቂ ትስሕቶ ኣይመስለንን ።
ስልጣነይ ሓቂ ሓራ ክተውፀአካ ኢያ እታ ንሓቂ መፃርርታ ሓሶት ኣብ መጀመርታ ኢያ ትዕብልል ዳሓር ግን ሕፍረታን ውርደታን ኢዩ ዝቃላዕ ክርስቶስ ስለሓደ ኣዳም ኢዩ ናብዚ ምድሪ መፅዩ ንደቂ መዛምርቱ ደማ ደጋጊሙ ኣባጊዑ ክሕልው ኢዩ ተማሕፂንዎም ንስካ ቅድሚ ምህናፅ ቤተክርስቲያን ህዝብና ንኣክብ ህዝብና ንሓሉ ህዝብና ነፋቅር ህዝብና ነፅናዕንዕ ወዘተ ዝበሉ ሓቀኛ ቃላትካ ኣብ መሬት ወዲቀን ኣይተርፋን ሓቂ ሓራ ክተውፀአካ ኢያ ኣጆካ ገና ኩሉ ናብ ሓሳብካ ክመፅእ ኢዩ ኣጆካ ሰማያዊ ንጉስ ኣብ ዙርያካ ይኩን🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን🙏⛪❤ሰማያዊ❤ንጉስ ኣብ❤ዙርያ❤ኩልና❤ይኩን❤ንዘልኣለም🌸❤ኣሜን
መም /ስልጣን ሓወይ ከኣ ጽቡቅ ትምህርቲ ኢካ ኣምጺእካልና የቀንየልና።
ደምርኒ ማዓረይ❤
😢😢እንዴት ያሳዝናል አንድነቱ ያድለን እግዚአቢሔር አምላክ🤲😥እንዳንናወጽ የተዋህዶ ልጆች አባቶታችን እንኳን ወደ አንድነት ባይመጡ እኛ በአንድ ሁነን አምላካችን እንከተል እሸቱ እንዳለው🤲😢❤
ትክክል💯✅
ብሓቂ ስልጣነይ እስመ ኣልቦ ዘይስኣኖ ለእግዚኣብሔር በርትዐልና እሽየ ራህራህ😢😢
_ብሓቂ ቅዱሰ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ሓቀኛ ፍቅሪ ይዓድልና💞💞💞_
አሜን 🤲ደምርኒ ማዓረይ❤
እዚ ጉዳይ ናብ ናይ ኤረትራ ኣቢትክርስትይን እንተምጺካዮ ኣብ ነነሕድሕድና ታሃድስ መናፍቅ እንደበልካ ውግዘት ካብና ክነርሕቆ ኣለና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለህይወት ቃለበረከት የስምዐልና ብጣዕም የሕዝን ልብኻ ይትንክፍ ብሓቅ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ንፁህ ልብ ይፋጠረልና😢😢😢😢
በእውነቱ ያሳዝናል 😢😢😢😢በሁሉም ዘርፍ ነው እንዴ የተከፋፈለው ቤተክርስቲያን እህህ እሼ ምርጥ ሰው አዛኝ ❤መምህረይ ድማ ዝተዛረብካዮ ሓቂ እዩ ። መጀመሪያ ሰባት ንተሃነጽ ናብ ሓደ ንምጻእ
ብሓቅ ከምዝ እዩ እምነት ኦርቶደግስ ማለት ።
ኢሸቱ ኣዝዩ ገላጺ ሓሳብ እዩ ኣቆርቡ ስለዝ ካብዝ ክማሃሩ ኣሎዎም ተዋሳእት ኤርትራውያን ኣማንት ኦቶዶክሲ ።
ሓው ስልጣን ድማ ዕድመ ይሃብካ ነዝ ዘቅረብካልና።
በጣም ነው ኢያዘንኩ በእውነት እግዝአብሔር አንድላይ ያድርገን የፍቅር አምላክ አንድነቱ ይልአከለን ጎታ ሆይ የቅር በለኝ😢😢😢
Amen qale hiwet yhabena kbur hawey zemenka ybark n betekrstyana kea kemzi zgebru yetesana
ብእነት እሾቱየ ፈጣር በበቱ ያፅናህ
እንዃዕ ብሰላም መጻካ መምህረይ ብሓቂ ቀደስና ወድስና ጠጦዉ እልና ወዕልና ሓድርና ፍቅርን ሕብረትን ተዘብሉ ከንቱ እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ መስተወዐሊ ይዓድለና ፍቅርን ሰንትን የዉርደልና ባዕሉ 🥺🥺🤲
ንስኻ ብሓቂ ብርድኢት ስለእትናገር እቶም ንሓቂ ዝደፍርዎ እዮም ዝቕበልዎ❤ በርትዕ ጥራይ😊
The Same with us nothing differences 😢😢😢😢
Egzabher qale hiwet yesmalna
ንዓና ውን ከምዚ ሐውና ዝዓርቅ አቦ ይሀበና
የኦርተደክስ ተዋህዶ ልጆች እስክ ደሙርን ጀማርት የአዋ ኣብ መንፈሳዊ ህወተይ ክብርትዕ
❤❤❤
እግዚአብሔር ይዕረቆም ብሓቂ ቤትክርትያን ሓድነት እዩ ዝድልያ 😢😢😢
ስልጣን ሓዋና እንካዕ ብሰላም መፀእኻልና ወይኔ ብሃጥያቴ የትሆን መግባየ😢😢😢😢😢😢
እግዚአብሔር መንፈስ ቅዱስ ዘለዎ መልእኽቲ
❤እግዚአብሔር ኣምላክ ንኩለና ሰላምን ሓድነትን ይፍጠረልና ስልጣነይ 🎉😊💙
Amen amen amen 🙏
Tigray lay yafesesacut deme gena Esate Gomera hono yiblacu
መሕፈሮ ክሳዕ ሐዚ ብዚኦም ዘይቆረፀ የለን ድዩ ??🙄 ታቦት መሪቖም ህዝቢ ጽዮን ይጭፍጭፉ ጽዮን ጽዮን ኢሎም ድማ ይዝምሩ ኣጃይብ ፍሬዱ ልልዑል ፈጣሪ ገዲፍናዮ ደምና ትኩስ ዩ ኣይደረቐን ደም ኣይደርቕን ድማ ይረግእ ዩ እንበር ፈጣሪ ልቦና ትሕትና እምነት ፍቕሪ ተስፋ ይሃበና ።
የማንም ሃገር ቤተክርስቲያን ሲከፊፈሉ ይከፋኛል ጎይታይ ይቅር በለና ስለ ወላዲት ኣምላክ😥😥😥
ደምርኒ ማዓረይ
እህህህ😢
እንኮዕ በሰላም መፃካ ስልጣነይ ❤
❤ ፍቅርን/ምትእምማን
Tigrinya tergumulna
ይቅር የበለልና ፈጣሪ ኹሉ ዓለም🤲🤲🤲😢😢
😥😥😥😥😥😥😥😥😥😭😭😭😭
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ❤
😢😢😢 lbey tetenkife
Ezom Amharic zeynisie trgum yedliyena alo
ቃለ❤ህይወት❤ያሰማልን❤
🙏🙏🙏
Sltuney bruk b tigrina tergumelna
Amen Amen Amen
ካብ ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ዘፍልዮ ናህና፡ ንሕና ፖሎቲካ ዝተሓወሶ ኢድ ፖሎቲከኛታት ዝኣተዎ ኮይኑ፡ ረብሓ ወይ ትምህርቲ ጥራይ ኣይኮነን ፈላሊና ዘሎ፡ እንድዒ ንሓድነት ንምምጻእ ከኣ ፖሎቲካ ክፍሌና ኣይምተገበኦን ትምህርቲ ኽኣ ይፈላልየካ ንሱ ይኸብድ ይብል ኔረ፡ ንሱ እኳ እግዚኣቢሔር ረዲእና ንነዊሕ ዓመታት ተፈላልዮም ዝነበሩ ብመንጎንነት ኣሓት ቤ/ክ ናብ ሓደ መጺኦም ፖፕ ሽኖዳን፡ ፖፕ መቃርዮስን፡ ስለዚ ልቦና ይሃበና፡ ናይ ዓለም ስልጣንን መንግስቱን ክሉ ዘልኣለማዊ ኣይኮነን፡ ዘልኣለማዊ መንግስቲ ኣብ ሰማይ ንረኽባ መንግስቲ ሰማይ ኢያ፡ መንግስትኻ ከምቲ ኣብ ሰማይ ዝኾነ ኣብምድሪ እውን ይኩን እንዳበልና ንጽልዮ ብምድራዊ መንግስቲ ከይንፈላለ ዶ ኣይኮነን እሞ ፍቕሪ ዘይብሉ ቤተክርስትያን ዋላ እካ ሚሎናት ዶላራት ተዋጺኡ ቤ/ክ እንተተሃንጸ ፍቕሪ ዘይብሉ ከንቱ ኢዩ ከምኡ ኢዩ ዝብል፡ ምኽንያቱ ክርስቶስ ኣብ ሓድነት እምበር ኣብ ምፍልላይ ሓቢሩ ኣይርከብን ኢዩ፡ እምነት ብዘይ ክርስቶስ ከኣ ዋጋ የብሉን ፡ ንኣምስሉ ንነብር ህዝቢ ኮይና ኢና ተሪፍና ዘለና😢😢😢፡ ፍቕሪ ንግዝኣያ ዋጋኣ ይቅረ ይቕራ ምብህሃል ኢዩ፡ እግዝኣቢሔር ናብ ሓድነት የምጻና፡ ኣሜን፫!
❣️✝️❣️
🥰🥰🥰
Amharna zeynsemei alena kurub eba tergimelna sltan hawna
❤❤❤🎉🎉
😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤💒🙏🙏🙏🙏
ደምሩኒ ደቂ ዓበይቲ የቅንየለይ ❤🙏💝💝🌹
Ketetergumelna nierka
Entay u zebel zelo zey tetrgmlna gda sek elka kfo teblo
🤲🤲🤲💒💒❤️❤️❤️
ፍራሁልሽ ነብሴ😢😢😢😢
❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰
እህም እንታይ እሞ ክንብል 😢
ኣምሓረኛ ትፈልጡ ተርጉሙልና
ፍቅሪ ዝይብሉ ብውርቂ ተትስርሑ ታይ ጥቅሚ ኣለዎ እዩ ዝብሎ ድምርኒ
እሺ ዝሓወይ በታ ዝተረድአኒ ክትርጉማ ክሙክር እየ አብ ውጪ ሃገር እትርከብ ል49 ዓመታት ተቦተ ፅዮን አብ ሓደ አቦ አብ ገዝኦም የቅምጥዋ ነይሮም ሐዚ ግን እግዚአብሔር ፈቂዱ ሓውና እሸቱ ምስ አገልገልቲ ቤተ ክርስትያን ኮይኑ live እናአተው ገንዘብ እናአከቡ ልቤተ ክርስትያን ክህነፅ እቲ ታቦት ድማ ናብኡ ክአቲ ግን ሐዚ ዝዛረቦ ዘሎ እሸቱ ሓውና ገንዘብ አዋፂእና ወዲእና ግን ሙሉእ ሓጎስ አይኮነን ምክንያቱ አብታ ከተማ ተፃሊኦም ዝተከፋፈሉ አገልገልቲ ቤተ ክርስትያን አለው ስለዚ ልምንታይ ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ ብድጋሜ ንሰቅሎ አለና ገንዘብ አዋፂኦም ግዲ ዝተካሰስዎ ጉዳይ አሎ ኮይኑሲ ልምታይ እቲ ገንዘብ ቤተ ክርስትያን ዘይመሃነፅኩሙ ልምንታይ ላብ ቤተ ሰብ ዘይላአኩምዎ ልቤት ፍርዲ ዝኩሉ ገንዘብ ተውፁ እግዚአብሔር አይፈትዎን ታዓረቁ አንሕና ተፃሊእና አብ ቤተ መቅደስ ዝዕጠን ዕጣን ከመይሉ ይዓርግ ቅዱስ ቅርባን ተቀቢልና ከምዚ ተፋላሊኩም ከመይሉ ሓደ አምላክ እናአምለክና ልምንታይ ትፋለለዩ መእመናን ለንደንን ከባቢአን ዘለኩም መእመናን ልአባት ንስሃኩም ደዊልኩም ላበከኩም ለምንዎም እሳቶም ተዘይተዓረቁ ንስካቱም አታዓርቅዎም እግዚአብሔር ሓደ ሰብ ካብ ቤተ ክርስትያን ክጠፍእ አይደልን ስቁልና ፃዕዳ ክዳን ተከዲና ስለ ዝፀፃእና አይኮነን ተፋቀሩ ይብሎ አነ አብዚ ሃገር ተዝከውን አብ ዝተኻፋፈለ ቤተ መቅደስ አይመቀደስኩን የዋህ አትኩኑ ሞኛታት አትኩኑ አምላክና ናይ ጉጅለ አምላክ አይኮነን ታዓረቁ አቦና ደሞ ዘላካ ገንዘብ ይኩን ተለቂሕካ ትህብ ትክእል ኢካ ስጋና ኳ ልዝብኢ እንተሃብና ፍቅሪ ተዘይብሉ ትርጉም የብሉን ንፋቀር ኢሎም ልእሸቱ ዝሃበና እግዚአብሔር ይመስገን አብኡ ሓዲሩ ምሂሩና ይብለው ዝሓወይ
ተጋግየ ይኮን እየ ካብቲ ዝሰማዕኩዎ ብዝተረድአኒ ፀሚቀ እየ ፅሒፈ❤